New Eritrean orthodox film samrawit sebeyti (ሳምራዊት ሰበይቲ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 948

  • @mahberemariamisrael
    @mahberemariamisrael  6 років тому +63

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትኩም ኣሕዋት ቃለ ሂወት የስምዓልና።

    • @smonmehari9667
      @smonmehari9667 4 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትክም ቃለ ሂወት የስማዓልና

    • @yorus_gal_tewhdo8617
      @yorus_gal_tewhdo8617 3 роки тому

      Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kiflaygebremicael274
    @kiflaygebremicael274 6 років тому +125

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና፡ከምታ ሳምሪዊት ሰበይቲ ሂወታ ዘተቀየረ ንሕና ድማ ኣምላክ ሂወትና ክቅይር ሐይሉ ይሃበና ፡።

  • @yosad2233
    @yosad2233 4 роки тому +60

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን++++++

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 роки тому +30

    ኣርቶዶኩስ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @የማርያምልጅነኝየማር-ዐ5ዸ

    አሜን // 3 // ቃል ህይወት የስመዐልና 💒🙏
    ተዋሕዶ ንዘላአለም ትነብር እያ አሜን //3//💒🙏

  • @tsegmkseb793
    @tsegmkseb793 6 років тому +46

    እግዚአብሔር ይመስገን ዘመንኩም ይባርከልኩም ጒይታ ብሩካት

  • @asfaha.m.g.d8021
    @asfaha.m.g.d8021 6 років тому +40

    በሓቒ ኣምላኽ ቤተክርስቲያንናን ማሕበርናን ይባርኽ፡ ጸጊኡ የብዘሓልኩም ጎይታ።

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina9268 3 роки тому +10

    ፍቕሪ አምላኸይስ አለዎ ሓለፋ,ንዓይ እውንካብቲ ዘለኽዎ ሓጥያት ዓለም አርሒቑ😣😥😥😥 ናብ ቤቱ ክምርሐኒ ሰናይ ፍቓድ እግዚአብሔር ይኹነለይ ,ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ,በረከት ናይ አዴና ቅድስት ሳምራ ይሕደረና

  • @bahlibisbhatu4649
    @bahlibisbhatu4649 6 років тому +40

    Amen Amen Amen ኣምላኽ ጸጋ ኣብልዕዕሊ ጸጋ ይዕድልኽም .ብርግዝ እዝይ ትሰርሕዎ ዘለኪም ኣምላኽ ዓስብኽም ኽሕበኹም እዩ።ንፍዓት ደቂ ክርስቶስ ንዓና ኣብጸለትኩም ዘኽርና

  • @yonasgebremichael745
    @yonasgebremichael745 6 років тому +154

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ክብርን ምስጋናን ንኢየሱስ ክርስቶስ ንወዲ ማርያም ይኩን ተከታሊ እዛ እምነት እዚኣ ጌሩ ዝፈጠረኒ ከም ቅዱሳን ሰማእታት ክሳብ መወዳእታ ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ሓይሉ ይሃበና ኣሜንንንንንንን

    • @enbebagebrhiwetamenamanama3572
      @enbebagebrhiwetamenamanama3572 6 років тому

      Yonas Gebremichael Amen Amen Amen Amen

    • @ማእከለመለስ
      @ማእከለመለስ 6 років тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ናይ ዘመን ዕድመኹም ይባርኽ:ንዝመጽእ መንፈሳዊ ንጥፈታትኩም ድማ ብሃንቀውታ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ንጽበ::

    • @mekdesshito8368
      @mekdesshito8368 6 років тому +1

      Yonas Gebremichael ውዝዥ

    • @fjru1722
      @fjru1722 5 років тому

      ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ቃለ ሂወትየስመዐና ዕልልልልልልልልልልልልልልል

    • @segenmelake5542
      @segenmelake5542 5 років тому

      Amen Amen Amen buruk hawey 🙏🙏🙏

  • @anbesajerbrhane4671
    @anbesajerbrhane4671 6 років тому +18

    ኣሜን ኦጎይታ ከምታ ንሰምራዊት ኣደ ዝበጽሓካያ ብጽሓና ናይ ንስሃ ዕድል ሃበና ደቂ እመ ብርሃን ክኣ ፀጋ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ኣይፈለኩም የቀንየልና!!!!!!!

  • @Robielokbagergs
    @Robielokbagergs Місяць тому +1

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ንንስሓ ዝከውን ዕድመን ጥዕናን የሃበና ኣሜን ❤❤❤

  • @ወዲዓዲሃኪንወዲዓዲሃኪን

    በሰምአብ ወወልድ ወመንፍስ ቁዱስ ኣሃድ አምላኸና አሜን(3)ብመጀመርያ ቁዱስ አግዚአብሄር አምላኸና አጀሚሩ ዘወዳአኩም ክብርን ምስጋናን ይኹኖ አሜን(3) ናይ አዴና ቅድስቲ ሳምራዊ በረከታን ጸጋአን አፍለየና ከምዚ ጌርኩም ማሃር ፍልም ከትምጽኡልና ድማ አግዚኣብሄር አምላከ ይሕግዘኩም ይሕዋተይ አግዚኣብሄር አምላኸና ድማ አብ ትመጽእ መንግስቱ ይዘክርና አሜን(3)

  • @frelisanabew
    @frelisanabew 6 років тому +27

    ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣምላኽ ጸጋ ይብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ዓስቢ ይሃብኩም"ጸሎቶም በረኸቶም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና"

  • @መኻዚንጸጋብርሃን
    @መኻዚንጸጋብርሃን 6 років тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እንጀራኹም ሰፊሕ ትሕዝቶኹም ብዙሕ ዕድሜኹም ብዙሕ ይግበሮ ነዓይ ነሓጢኣተኛን ድኹምን ኣበሰኛን ሓውኹም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኩሉኹም ነዛ ፊልሚ ትከታተሉዋ ዘለኹም ዘክሩኒ ካብ ሓጢኣት ንኽወጽእ ደግፉኒ ሓደራኹም

    • @rahawatuemay2699
      @rahawatuemay2699 5 років тому

      አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውና ጸሎት እመብርሃን ጸሎት ቅዱሳን አይፈለየና ንኩላና ዝሓወይ

  • @omegabookstore-6914
    @omegabookstore-6914 6 років тому +22

    ቃለ-ሕይወት የስምዓልና፣ እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክን ፡ ይቀድስን ።
    ፀግኡ የብዝኃልኩም !!!!
    ፊልጲ 4 (Philippians)
    13፤ በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ ክኽእሎ እየ።

    • @gipgip1636
      @gipgip1636 3 роки тому +2

      በስመ ሥላሴ
      በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ ንኩሉ ክክእሎ እየ (ፊልጲ4:13)

  • @atakltigebregergs2687
    @atakltigebregergs2687 4 роки тому +5

    ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር እልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና፡ከምታ ሳምሪዊት ሰበይቲ ሂወታ ዘተቀየረ ንሕና ድማ ኣምላክ ሂወትና ክቅይር ሐይሉ ይሃበና ፡።
    እግዚአብሔር ይመስገን ዘመንኩም ይባርከልኩም ጒይታ ብሩካት

  • @ጓልድንግልማሪያም
    @ጓልድንግልማሪያም 6 років тому +122

    ኣሰይይይይይይ ኣይ ራኣክውን ብምዝርጋሓኩም ግን ማራ ታሓጉሰ +++

    • @mjet3374
      @mjet3374 5 років тому +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @ለኔስእናቴማርያምናት-ቘ2ኀ
      @ለኔስእናቴማርያምናት-ቘ2ኀ 5 років тому +3

      ምቅርተይ ተተዓዘብኩስ
      ኣብ ዝተዘርገሐ መንፈሳዊ ተባራትዒ ስብ
      ደም ፀጉኡ የብዘሐልኪ 😗😗😗😗

    • @Henosmana9843
      @Henosmana9843 4 роки тому

      ኣሰይይይይይይይ

    • @yonasdawit7592
      @yonasdawit7592 4 роки тому +1

      Waww btaemi tsbuk eyu bejakum ketslwo egziabhier abzihu tsega yebzhalkum .Amennnnnn elllllll.

    • @yehhegdgvdh3409
      @yehhegdgvdh3409 4 роки тому

      @@yonasdawit7592nnj

  • @ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ
    @ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ 5 років тому +17

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኦርቶዶክስ ንዘለዓለም ትንበር

  • @aill8641
    @aill8641 5 років тому +14

    ፅሎታን በረከታን ናይ ኣደና ይማላልእና ኣሜን

  • @knowledgespower1051
    @knowledgespower1051 6 років тому +51

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalen fkuratey selemawi Amlakna azizu ybarkum.
    Neana dma kemza samrawit sebeyti bnsaha ab betu temelisna semeyawi habti knwers Egziabher amlak bxegu ydegfena deki Orthodox tewahdo.

    • @marhaoma2078
      @marhaoma2078 6 років тому +1

      Samri ፍቅሪ ይኩን ምርጫና god is love Amen amen amen

    • @ክብርለድንግልእናቴ
      @ክብርለድንግልእናቴ 6 років тому +1

      Samri ፍቅሪ ይኩን ምርጫና god is love *** አሜን አሜን አሜን ብርኽቲ ሓብተይ

    • @robelteshager3025
      @robelteshager3025 6 років тому +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብርክቲ ኃፍተይ

    • @ሰብኣውነት-ይበልጽ
      @ሰብኣውነት-ይበልጽ 6 років тому +1

      Samri ፍቅሪ ይኩን ምርጫና god is love amen amen amen zhaftey

    • @negahaile1372
      @negahaile1372 6 років тому +1

      Amen Amen Amen qale hiwet yesmalena

  • @Orthodox381
    @Orthodox381 6 років тому +12

    Amen Amen Amen qele hiwet yesmalina. Neye ageligloti zebenkumi yebarkelikumi. Orthodox for ever. Praise To The Lord. Our god our strength.

  • @ድንግለይኣደፍቅሪድንግለይ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ክብር ንኣምላኽና መድሃኒና ኢዮስሱ ኩርስቶስ ሎሞን ኩሉሳዕን ንዘልኣለምን ምስጋና ካብ ምብራቅ ጸሓይ ክሳብ ምዕራብ ጸሓይ ክንርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኮትን ንዑኡ ይኩኖ ከምኡ ከኣ ንሱ ኪምስገን ካብ ጎኑ ዘይትፍል ኣዴና ቅድት ድንግል ማርያም መሕደርት መልኮት ዝኾነት ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ንዓኣ ይኩና ኣሜንንን

    • @haludani5835
      @haludani5835 4 роки тому

      kulu gzie msgana nhade amlak tray eyu zikerb

    • @haludani5835
      @haludani5835 4 роки тому

      ab mebel 1 seatn 14 zela simiaya misgana nmen ygbae

  • @ድክመተይበዚሑድክመተይበዚ

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @ፍቅርያሸንፋልየድንግልልጅ

    በአማርኛ የለም ጠፋብኝ ትግሪኛ እልችልም በትርበ በርቱ እድህ እያርጋችሁ የምትለቆልን ምስጋናችን ላቅ ያለ ነው

    • @ሂዋንየገብርኤልልጅየድግል
      @ሂዋንየገብርኤልልጅየድግል 4 роки тому +11

      እዞሽ ቀስበቀስ ትችያለሽ

    • @merrymerkeb3153
      @merrymerkeb3153 3 роки тому +5

      እስከመቸ በአማርኛ እንገዛለን ይልቅኑስ ትግርኛ ተማሩ በአማርኛ የተሰበክነው ይበቃል

    • @mhretmhret270
      @mhretmhret270 3 роки тому +3

      ይኖራል ግን እውነት ለመናገር ትግርኛ ነው ውስጥ ዘልቆ ሚሰማኝ ኣማረኛ ኣያለው ግን ዝም ብሎ ነው ከላይ ከላይ ነው ወስጣዊ ስሜቴን ኣይነካውም ትግርኛ ግን ትንሽ ሆነ እንጂ አንባየን እያፈሰስኩ ነው ማየው እግር ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም

  • @muhurzgi4251
    @muhurzgi4251 6 років тому +37

    Amen በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ይኩን ነኣኩም ከኣ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርክ
    ብካልእ ትሕዝቶ ክትመጹና ከኣ ንጽበ

    • @helufitwi6904
      @helufitwi6904 6 років тому +1

      amein amein amein kal hiwet yesmalna

    • @hagerteklesenbet2918
      @hagerteklesenbet2918 6 років тому +1

      Amen amen kale hiwt yesmalen amldnetan drdentom nayi kdsan abttena adtatna mesklatna yekun amen amen

    • @edenmeharitesfaslase2030
      @edenmeharitesfaslase2030 5 років тому

      Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Abna nay Zemnku geze yebarkelkum.

    • @aill8641
      @aill8641 5 років тому

      ኣሜን

  • @alazaryemane5138
    @alazaryemane5138 6 років тому +32

    ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ተዋህዶ እግዚኣብሄር ጸጋኩም ይብዘሓዮ ምሕረት ኣምላክና በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይኩን ምስኩልትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

    • @hggh1682
      @hggh1682 4 роки тому

      Amennn?3?

    • @AllBaad-p4m
      @AllBaad-p4m 5 днів тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selambeluwanedeymami870
    @selambeluwanedeymami870 6 років тому +15

    amen amen amen qal hiwet yesmealna zemehwatey btami tehagisna kmzia dma nay agona Eyob ktsedluna btthna nlmnekum zemehwatey tebareku brukatey

  • @medhanietesfamariam4109
    @medhanietesfamariam4109 6 років тому +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋኩም የብዛሓልኩም እግዛቢሔር ኣምላኽና ንዓን ከኣ ኣሰር ቁድሳን ኣቦታት ሃዋርያት ክንከይድ ይደግፈና ምድራዊ ዘይኮነ ስማያዊ ኽከውን ኣምላክና ይሓግዘና ቀጽልዋ ኣጀኩም ኣደ ኣምላክ ኢዮሱስ ትደግፍኩም

  • @filmonnetsrab4072
    @filmonnetsrab4072 6 років тому +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም እግዛብሄር ኣምላክ ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን

  • @salmahsameera6303
    @salmahsameera6303 6 років тому +14

    ቃል ህይወት ያስማልን እህት ውንድሞችይ በእውነት ፀጋውን ያብዛላቹ ቀጥሉብት

  • @weldayzereu7342
    @weldayzereu7342 6 років тому +11

    amen amen amen kale hiwet yesmalna egziabhier amlake nay agelglotkum edme yberkelkumn ykedselkumn

  • @muluasefa4296
    @muluasefa4296 6 років тому +3

    ኣሜን፫ ኩቡራት ኣሕዋትና ቃልህይወት የስመዕልና ንኩላትኩም ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርከልኩም በእውነት ሰለዘይንገር ውህብትኡ ሉኡል እግዚአብሔር ይመስገን የክበር ከብር ልድንግል ማርያም ይኩን ኣሜን፫ ቃልህይወት የስመዕልና ኣሜን፫

  • @ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ
    @ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ 4 роки тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከምታ ሳምራዊት ሰበይቲ ህይወታ ዝቀየረ ኣምላክ ህይወትና ክቅየር ፍቃዱ ይኩን

  • @okubayaregay7988
    @okubayaregay7988 6 років тому +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል የስመኣልና እግዝኣብሄር ናይ ዘበን ኣግልግሎትኩም ይባርክ ።

  • @ghh5039
    @ghh5039 5 років тому +2

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣምለከ ቅዱሳን ንአዓናም ሰሚዕና ከይንቀሪ ኣምላከ ይርደአነ ዝጣዓስ ልቢ ይሃበና

  • @ስምኪጸዊዐመዓስሓፊረማርያ

    Amen amen amen Kele hiwet yesmaelna egzabihar amlak tsegeu ybzhalkum

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 10 місяців тому +1

    Aemennnnnnn qal hiwet yesmaelna hiwetna yibarkelna medhniaelem 👏🙌👏🙌👏🙌🙏🙏🙏💐🛐💐🛐💐🛐💐🌹🌹🌹🌹🌹

  • @hiritilakew586
    @hiritilakew586 6 років тому +18

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋትይ😍

    • @روزالدغما
      @روزالدغما 5 років тому

      አሜንአሜንአሜንናይባሓቂ፡ቃል፡ህውት፡የስማና፡

    • @asmaitkefle7643
      @asmaitkefle7643 4 роки тому

      Amen amen Amen nay aglglot zmnkum ybzhyo

  • @gotaomanbesa9165
    @gotaomanbesa9165 6 років тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ዕድመኹም እግዛቢሄር ኣምላክ ይቀድስልኩም

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 роки тому +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡራተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ 5 років тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና"""
    ሂወትና ከም ሳምራዊት ይግበረልና""

  • @ናይድንግልንብዓትሲመንእሞ

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna nay behaqi egzabher amlak xesgu yebzhalkum deqi emabrhan adey mareyy fuqurateyy Brukateyyy 🙏💒🙏💒🙏💒❤️

    • @MmMm-uo5pq
      @MmMm-uo5pq 5 років тому

      አሜን አሜን አሜን ኣብ ልብና የሕድርልና አሜን አሜን ኣሜን

  • @እግዚአብሔርእረኛየነ-ዸ5ቘ

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ።

  • @Abi-m9s
    @Abi-m9s 6 років тому +107

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ከም ናይ ሰምራዊት ሰበይቲ ብልቢ ተጣዒስና ብውሕጅ ንብዓትን ንክንምለስ ይሓግዘና ኣምላክ

    • @ሊሊጋልትግራይ-ኈ7አ
      @ሊሊጋልትግራይ-ኈ7አ 3 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @fokirmua1035
      @fokirmua1035 3 роки тому +1

      አሜን

    • @andebrhanghilagabr5336
      @andebrhanghilagabr5336 2 роки тому

      Amen Amen Amen

    • @gdgdd8204
      @gdgdd8204 2 роки тому

      ​ 1qqqqqqq@qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq@qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq@qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq@qq@@@@qqqqqqqqq@@q@q@@`aaaa`aa``aaa`aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaAaaaaaaaaaaaaaAAaaaaa``aaaaaaaaaaaaaaa`aaaaaaaaaaaaaa``aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa``aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa`aaaaaa``aa``aaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaaa``aAaaa````A`

    • @Michaelberhe2259
      @Michaelberhe2259 2 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @samrawihiwetey6053
    @samrawihiwetey6053 6 років тому +23

    Asey Egziabiher nay agolgulot edmekum ybarkelkum yehwatey! ! !

  • @brhaneyhdego3353
    @brhaneyhdego3353 6 років тому +2

    ዋዉዉዉ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና መንገዲ ሲኦል ብምንምትኣምር ኣየናዉጻን አዩ አዚ ኩሉ ሓሊፉ አነሆ ክኣ ኣባና ሰሲናን ፈሪናን ተባዚሕናን ኣባና በጺሓ ኣላ አግዝኣብሄር አምነትናን ሃይማኖትናን ይባርከልና

  • @TewahdoTube26
    @TewahdoTube26 6 років тому +5

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Egzabiher Amlak nay agelglot zemenkum ybarkelkum n ana ka lul Egzabiher Amlak kemti neta samrawit sebeyti lba zkefetela lbna ykfetelna

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 6 років тому +8

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna Egzabher Amlak xegu yebzhalkum

  • @wedighilazghi3503
    @wedighilazghi3503 6 років тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልዑል ፈጣሪ ፍረ ጻማኹም ይሃብኩም፡ጸጋኹም የዳብሮ ፍቁራት ስድራ እግዚኣብሄር፡ነዓና ከኣ ነዚ ኩሉ ግዜኩም ኣጥፊእኩም ዘሕለፍኩምልና ተካፈልቲ በረከት ክንከውን ብጸግኡ ይደግፈና ልዑል እግዚኣብሄር፡

  • @سميره-ذ7خ
    @سميره-ذ7خ 3 роки тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ንኩሉትኩም አሕዋተይ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @ኣዘክሪድንግል-ፈ5ዘ
    @ኣዘክሪድንግል-ፈ5ዘ 6 років тому +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላከ ጸጋ ይብዝሓልኩመ ።

  • @melesgoblel7902
    @melesgoblel7902 6 років тому +28

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ፨፨፨ምክትታል

  • @bereketyakob4899
    @bereketyakob4899 6 років тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም የብዝሓልኩም

  • @efremmehari5222
    @efremmehari5222 6 років тому +30

    ሰላምኩም ይብዛሕ 💓ደቂ ተዋህዶ 💓
    እግዝኣብሄር ጸጋኩም የብዘሓዮ ምሕረት ኣምላክና
    በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና
    ይኩን ምስኩልና ኣሜን🙏☝️💒።

  • @ኣዘክሪድንግል-ለ2ኰ
    @ኣዘክሪድንግል-ለ2ኰ 6 років тому +2

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣሓተይ ኣቦታተይን መዘምራን መዘምራት ደያቆናት ምምሃራን ኣሕዋተይ ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣሜን ።

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 6 років тому +4

    ዝመሬ መላእክት ያሰማልን አሕዋተይ ፀግነአ የብዘሐልኩም

  • @ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና በረከት ናይ ሰምራዊት ሰበይቲ ይሕደረና
    ንኣናኣም ካብዝወደነቅናዮ ኣተንሲኡ ከም ሰምራዊት ሰበይቲ ናብልብና ይምለሰና

  • @robelteshager3025
    @robelteshager3025 6 років тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ናይ ኣገልጉሎትኩም ዘመን ይባርክን ይቀድስን ፍቁራት የሕዋተይን ኣሓተይን ጸሎታን ረድኤታን ኣማልድነታን ናይ እመ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ናይ ተረዳእነት መልኣክት ናይ ነብያት ሃዋርያት ጻድቃን ሰማእታት ጸሎቶሙን ኣማልድነቶሙን ኣይፈለየኩም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ጸሎቶሙን ረድኤቶሙን ጥርጥር ዘይብላ ቅንዕቲ ተዋህዶ እምነቶም ንዘልኣለም ጸኒዓ ትንበር ኣነስ እንቃዕ ወዲ ተዋህዶ እምነት ኮንኩ

  • @hagostesfay4254
    @hagostesfay4254 6 років тому +1

    እግዚኣብሔር ንቤተክርስቲያናን ማሕበርናን ይዓቅበልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ኣሕዋት ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እዋይ ዞም ብሩኻት የሕዋትና ደቂ ተዋህዶ እግዝቢሐር ኣምላክ ዓስብኹም ይክፈልኩም ባሓቂ ከምዚ ገርኩም ንዓና ድኩማት የሕዋትኩም ትምህሩና ዘለኩም በረከቶን ናይዞም ሰማእታት ይኽፈለና ኣብጸለትኩም ዘኩሩኒ ንዓይ ድኽምቲ ሓፍቱኩምም ኣሜን

  • @Hffgghyabhyab
    @Hffgghyabhyab Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ከምታ ሳምራዊት ሰበይቲ ሂወታ ዝቀየረ ንሕና ድማ ኣምላክና ሂወትና ክንቅይር ሓይሉን ምሕረቱን ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fthawighile3454
    @fthawighile3454 6 років тому +4

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም💒💒💒⛪⛪⛪⛪

  • @Gebartv7
    @Gebartv7 6 років тому +6

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egzabiher amlakna nezi abi timhrti kemzi gerkum zekirebkumlna nay agolgulot eidmekum yibarikelkum kemza birkitin kidstin zikonet samrawit sebeyti binsiha tehaxibna semeyawi habti kinweris goyta jusus kurstos bixegueu yidegifena nay samrawit sebeyti xolotan bereketan teredaeinetan ms kulu hizbe kirstiyan yikun amen amen amen

  • @godislove1755
    @godislove1755 6 років тому +6

    Amen Amen Amen Bhaki kal hiwet yesmoniaaa yehwateyyy egzabhier xeghu yebzhalkium. amlake qdusan zhalfie hmak gberinannn hsabatnannn qeyru bselam ab Bietu yhalweniaaa

  • @amanashebir3004
    @amanashebir3004 6 років тому +26

    Selam amlak mis kulatna hzbe krstyan ykun. Amen Amen Amen

  • @feruzaabraham3175
    @feruzaabraham3175 6 років тому +2

    Amen Amen Amen Kal Hiwet Yesmealna,Btiami Miharit zanta Egzabher Amlak ayne Libobana yikfetelna Amen.

  • @Ksa-sn2kb
    @Ksa-sn2kb 6 років тому +7

    አሜን ኦርቶድክስ መሁነ መመእረጥ ነው ባማረኛ ፓስቱልን ወድ የክርስቱስ ቤተስቡቸ

  • @HuahhAlshehry
    @HuahhAlshehry Рік тому +5

    ኣግዚኣብሄር ኣምላክ ከም ሰምራዊት ሰበይቲ ብልቢ ተጣዒሰና ብውሕጅ ንብዓትን ንክንምለስ ይሓግዘና ኣምላክ

  • @eyerusalemgaltewahdo3938
    @eyerusalemgaltewahdo3938 4 роки тому +6

    ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏✝️ ናይ ኣዴና ፆሎታ ምስ ኩላትና ይኹን

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብራት እሕዋት እግዚኣብሄር ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣርትድኮስ ተዋህዶ ልዝላአለም ትንብረ አሜን

  • @ድንግልኣደየንዒብጽሕኒኢኪ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ እምነትና ጽንዓት ይሃበና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @ጓልድንግልማሪያም
    @ጓልድንግልማሪያም 6 років тому +1

    እሰይይይይይይ እዋይ እግዝኣብሔር ኣምላኽይ ንዛ ሓጥእ ነበስይ ጾሎት ብስማእታትካ ተዘካራ ኦ ጊይታን ይቅረ በለልና ቃል ሂወት ይስማዓልና ጽጉ ይብዝሓልኩም ንዛ ፊሊም ዝስራሓኩም

  • @yonastesfamaryam1347
    @yonastesfamaryam1347 6 років тому +4

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna orthodox tewahdo Enabebet tnber

  • @tesfaxbah6752
    @tesfaxbah6752 5 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዝኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ፍቅራት ኣሕዋት ዓስብኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ በረከት ናይ ሰማታት ኣይፈለየና ,,,

  • @እግዚኣብሔርይመስገንእግዚ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና በረከት ናይ ቅዱሳን ምሳና ይኹን

  • @ክብርለድንግልእናቴ
    @ክብርለድንግልእናቴ 6 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረከታን ረዲአታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ፎቲና ሳምራዊት ሰበይቲ ኣይፈለየና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምእንቱ ቅዱሳኑ ክብል ቸርነቱን ምሕረቱን ኣብዚሕሉና ኢዩ እሞ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኩኖ። ኣምላክ ቅዱሳን ኣብ እምነትና ክሳብ መወዳእታ ክንጸንዕ ብጸግኡ ይደግፈና ሰመያዊ ንጉስ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሂወትና ንዘልኣለም ይንበር። በረከታን ጣዕማን ናይ እመብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ስደትና ተሕጽረልና።
    ብድጋመ የሕዋትና ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም ኩሉ ብፍቃዱ ኢዩ እሞ ኣብታ ዘይትሓልፍ ሰመያዊት እየርሳሌም ስምኩም ይጽሓፈልኩም። ክሳብ ብካልእ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ክሳብ ትመጹና እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩላትና ሰላምና የብዝሓዮ።

  • @samrigaltgray4479
    @samrigaltgray4479 3 роки тому +11

    አዛ መዝሙር ተሓባበሩኒ ደቂ ተዋህዶ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ermilove685
    @ermilove685 6 років тому +2

    *ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስምዓልና ሂወት ዝህብ ትምህርቲ ኢኩም ምሂርኩምና እሞ ሂወት ይሃብኩም*

  • @temesgenslekulunegersenayz9287
    @temesgenslekulunegersenayz9287 6 років тому +6

    Amen amen amen kalehwet yesmealna ezigeabihar amlak tsegua yebzehalkum yehwatey

  • @mmn9403
    @mmn9403 10 місяців тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔር ኦ ጎታይ ከም ናይ ሳምራዊት ሰበይቲ ልበይ ኣንፀሀለይ ካብ ሓጥያተይ ኣፅርየኒ 😢

  • @ለኔስእናቴማርያምናት-ቘ2ኀ

    ኦ ኣምላከይ በመከድካ ምርሐና ንፁሁ ልቢ ዓድለና ክብሪ መስገና ንዘልኣለም ናዓካ ይኩን ኣሜን 3

  • @rebeccamulugeta1924
    @rebeccamulugeta1924 5 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃል ሂወት የስመዓልና
    ዘመን ኣጎልግሎትኩም ኣምላኽ የብዘሓልኩም
    ኣገልገልቲ ናይ ኣምላኽ ክንኸውን ናቱ ፍቓድ ይኹን
    ሰብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን።

  • @zeart7670trhzs
    @zeart7670trhzs 6 років тому +337

    ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር እልልልልልልልልልልልልልልልል

    • @mhrettekle1233
      @mhrettekle1233 6 років тому

      Amen(3)

    • @teklemariamhaile4716
      @teklemariamhaile4716 6 років тому

      Eritrean Habesha
      Amen Amen Amen

    • @ichliebdichmom3507
      @ichliebdichmom3507 6 років тому +1

      Eritrean Habesha elĺllllllllllllll Ellllĺlll Amen Amen qale hiwet yesmelena yhawetey egezebher amlek xageu ybzehalkum

    • @zeart7670trhzs
      @zeart7670trhzs 6 років тому

      ich Lieb dich mom ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @lavetmedia1784
      @lavetmedia1784 6 років тому +2

      Eritrean Habesha ኣሜን ናይ ግድን ክትነብር እያ መንገዲ ሓቂ ንሳ እያ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @geryetedros9376
    @geryetedros9376 6 років тому +1

    ኣሰይ ብሩካት ይሕዋተይ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @teklebokretsen2088
    @teklebokretsen2088 6 років тому +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኣምላክ ጸጋኩም የብዝሃዮ ደኪምና ከይበልኩም ነዚ ኩሉ ዝሰራህኩም ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም

  • @merhawigherezgiher297
    @merhawigherezgiher297 6 років тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና። እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።

  • @timnittesfu2269
    @timnittesfu2269 6 років тому +5

    Kal hiwet yesmalna nay edma zemenkum ybarkalkumn yqadsalkum ema berhan tbarkum

  • @ፀጋጋልኣባሰላማ
    @ፀጋጋልኣባሰላማ 4 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና። ከምታ ሳምሪዊት ሰበይቲ ሂወት ዘተቀየረ ንሕና ድማ ኣምላክ ሂወትና ክቅየረ ሓይሊ የሃበና ብመንገዱ ይምርሐና 🙏🙏🙏

  • @tekleabsahle8515
    @tekleabsahle8515 6 років тому +4

    ኣምላክ ይሓጊዝኩም ኣጅኩም እስከ ናይ ብሓቅ እየ ዘድንቀኩም።

  • @YosefYemane-rr5pz
    @YosefYemane-rr5pz 9 місяців тому

    Amen amen amen. ቃለ ሂወት የስምዓና. ዐ ጎይቲይ ኣብ ጻሎትካ. ዘክረና. Amen !!!

  • @tesfuteklezgi72
    @tesfuteklezgi72 5 років тому +9

    ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመኣልና ኦርቶዶስ ዘይትናወጽ እምነት ንዘለኣለም ትንበር

  • @robiyosi5104
    @robiyosi5104 6 років тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸት ረዲኤትን ናይ ቁዱሳኑ ይካፍለን ነቶም ክትምሁሩናን ክትግስጹናን ትደኽሙ ድማ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @natsenettewelde9951
    @natsenettewelde9951 6 років тому +3

    ኣሜም ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋተየ

  • @atakltielias
    @atakltielias 6 років тому +1

    ብልጽቲ ፊልም ቃለሂወት የስመዓልና ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይዘከረነ፡ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።

  • @ግጥምንገጠምቱን
    @ግጥምንገጠምቱን 6 років тому +4

    Egziabiher amlak nay agelglot edmekum ybarkelkum xega ab lieli xega yweskum neana nmeharelu hiwet nrakebelu nxuh lbi yhabena amlak amen.

  • @TomasZeray-x3o
    @TomasZeray-x3o 8 місяців тому

    ኣሜን((3))🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝኣቢሄር ካብ በደልናን ካብ ክፉእ ተግባራትናን ናብኡ ክንምለስ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ✝️💒✝️

  • @filmonkidane2603
    @filmonkidane2603 4 роки тому +1

    ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና በረከቱ የብዝሓልኩም ናብ ትግርኛ ዝርድኣና ቃንቃ ዝቀየርክምዋ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትነብር

  • @zahrasharw8977
    @zahrasharw8977 3 роки тому +1

    እግዚአብሔር ይመስገን በእውነት ያምያቀልብሉን ሁሉ ፀጋውን ያብዛላቹሁ 👏🌷🌷🌷

  • @kingboyawetasmorom3845
    @kingboyawetasmorom3845 5 років тому +3

    Amen Amen Amen qali hiwet yesmalena fetari ❤❤❤🙏🙏🙏