Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አሰይይ ጠዑም ትምህርቲ ክዉር መምህረይ እመብርሃን ብስደታ ትዘከረና🤲🤲
መርሓባ መምህር መርጌታ ምሓሪ ሊቀ ሊቃውንቲ መፍቀሪ እመ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እወ ሓቅኻ ሓይላ ትህበና
ኣሜን በረከት ስደታ ዪክፍለና! ተሰሚዑ ዘይጽገብ ንልቢ ዘረስርስ ቅዱስ ቃል.ናይ አመብርሃነይ ኣደ መድሕነይ! ጸጋ ዲበ ጸጋ ዪዓድልኩም መርገታ!
ቃለ ሂወት የስምዓና አሜን አብ ጸሎት እትገብሮ ዘክረኒ ሐውና መምህርና መርጌታ አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ ጸሎታን በረከታን ናይ አደና ቅድስቲ አደ አምላክ ድንግል ማርያም አይፈለየና ንኩላትና አሜን🤲🕯️🤲🕯️🤲🕯️🤲🕯️✝️⛪✝️⛪🕯️🤲🕯️🤲🥀❤️🌷🌺🌸💐❤️❤️
egziabher amlak nay zemen agelglot ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መድሃኔኣለም ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልካ መ/ር መሓሪ ሓወይ ናይ እመብርሃን በረከት ጸጋ ረዲኤታ ብስደታ ንኹልና ትባርኸናን ትሓልወናን ኣሜን።
Amen amen amen qal hiwet yesmalna memhr hawna nay agelgletkum zemen ybarkelkum egziabher amlak amen
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከት እመ ብርሃን ኣደይ ይሕደረና
Qale hiwet yesmalna mrgeta mehari zeben agelglotkum ybark fetari
ኣሜን ኣሜን ኣሜቃል ህይወት የስምዓልናበረከት ረዲኤት ኣማላድነት ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየናናይ ኩሎም ቅዱሳን ህሩያን እግዛብሄር ኣምላኽና ረድኤት ጸሎት ኣይፈለየናንሓውና ከኣ ናይ ኣገልጉሎት ዘመኑ ይባርከሉ ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ኣባኩም ሓዲሩ ዝምሃረና መንፈስ ቅዱስ ኣብ ኩላትና ሓዲሩ የንቅሓና ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና ጫምኣ ክንጸውር ኣይንበቅዕን ንሕና😢😢😢😢 ንወዳ ዝስኣኖ የለን እሞ ብልማንኣ ተብቅዓና😊
Kale hiwet yesmealna hawuna mergieta mehari nay bhaki des zebl
ሊቁ ማርጌታ መሓሪ ቃል የሰመዓልና ከመዚ ዓይነት ስብከት ኣብ ዩቱብ ይዝሕለና ኣሎ
Kale hiwet yesmealna kbur memhrna🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ወለላይቱ ድንግል ማርያም መን ምሃበና ስኣንኪ ክንጸውር ኣቤት ትዕድልቲ እወ :እመ ብርሃን ትቁመልኩም ክቡር መምህርና ብጣዓሚ ኣዐጽምቲ ዘረስርስ ትምህርቲ ምስጢር ጽጉኡ የብዝሕ !! ኣይትጥፉኡና ብዚ ክንሰምዕ ቃል እግዚአብሔር ብጣዓሚ ኢና ንደሊ ኣብ ርሑቅ ዘለና የቀንየልና
እንቓዕ ብደሓን መጻኹም መምህርና መምህር መርጌታ መሓሪ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኽ እመ ኣምላኽ ምሳኹም ትኹን ።
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ ፍስሃጸን ደስ ዝብል ቃል ኣምላኽ እመ ብርሃን ትባርኩም ❤🌹⛪️⛪️⛪️❤🌹🙏🙏🙏🇪🇷::
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር መርገታ መሓሪ ፡ ጥዑም ትምህርቲ ድንግል ማርያም ፡ ናዓና ክሕሸና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና መርጌታ ማሓረ ጸጋ የብዘሐልኩም ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፫!🔰
Amien Amien Amien kalehiwet yesmalna memhra mergieta Mhari agzabihier xeguau yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናይ ምድሪ መዓር ናይ ሰማይ መና ኣድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዴና በረኻታትን ጣዕማን ኣይፈለየና።
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና መምህር መረጌታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ በረከታን ጣዕመ ፍቅራን እመ ብርሃን ይሕደረና ብሓቂ።
Amennn bhaqi Qale senay yesmalna memhrna Eme Amlak kab bereketa yekaflena Xegeu yebzahalkum Bedmen Tienan yenbrelna nana kihshena🌿🌿🌿
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen qale hywet yesmalna abona xegiu yebzhalkum🙏🙏🙏
Kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum egziabher mergta mahari hawna betami des zebl tmrti egziabher ab emnetna yexnana
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብየት ቃል እግዚኣብሄር ምስጢር ዘለዎ የጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘደስት
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት ይስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላከ ቅዱሳን ናይ ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባርኽ። ንዓና ከኣ ኣብ እምነትና ይጽንዓና።
Kale hiwet yesimialina mergieta mehari newih edme yhabkum fetari
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ ጾምናን ጸሎትናን ይቀበለልና ።
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki senay tmhirti weladte Amlak msaka tkun💟
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ሂወት ቃል የሥምዕኩም ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ይመስገን በረከት እመ ብርሃን ይሕደረና ብስደታ ንሃገርና ሰላም ትግበረልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
ቃለ ህይወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ ትጠፍኣና ኣሎካ ኣይትደንጉዩና
መምህር ብሓቂ ዓብይ ምስጢር መዝገብ ሂወት ሕትምቲ መጽሓፍ ዝኮነት ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና ክንደይ ደስ ይብል በቃ ኣጀኩም ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም ሕጂ ንመናፍቃን ምቹእ ቦታ ትረክብሉ እዩ ከምቲ ናይ ቀደም ኣይኮነን ክንደይ መስመርን ክንደይ ሽግርን ዘለዎ ሕጂና መድረክ ናይ ውብሳይት ይቱብ ክፉት እዩ ንመንፍቃብ ንሕፍረሉ ይግበረባ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይብዝሓልኩም።
ቃለ ህይወት የስመዓልና መሪጌታ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ ጸጋኹም የብዝሓዮ ቀጽልዎ
Amen amen amen abona kal hiwet yesmalna berket Eme amelak yehdrena amen
Amen qale hiwet yesmealna memhr.
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna kubur mergieyta hawuna xegeu yebzhalka Nay Agelgulot zemenka yibarkelka 🙏✝️🏩🙏✝️🙏✝️🏩❤️❤️❤️
አሜን ቃለሂወት የስማዓልና መሪጌታ መምህሪና እግዝአብሔር ዕድመ የሀብኩም ከምዚ ገርኩም ክትምሁሩኖ
ኣሜን ቃለ ሂወት ይስምዓና መምህርና
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና መርጌታ ምሓሪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ መጊብካና
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም መምህርና ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣቢሄር ኣምላክ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ ሓወይ ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብስደታ ትቤዘወና እመቤትና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
ክብረት ይሃበልና የነታ
Merhaba mergeta mharie inqai bselam mexaika
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ።ናይ ብሓቂ ፍቅሪ እግእዝትነ ማርያም ከምዚ እዩ። ጣዕማን ፍቅራን ናይ ማርያምጽዮን ምስ ኩሉ ህዝበ እግዚኣብሄር ይኩን
ሰላም ከመይ ትኮኑ መምህርና መርጌታ ፡ ብዛዕባ ክታበት ኮሮና ተባሂሉ ዘሎ ፡ መልሲ ሲኢንናሉ እሞ ገለ ባ ኣብርሁልና
Amen amen amen kal hiwet yesmealna mergeta hawna
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስማዓልና:: ዓቢ ምስጢር ተማሂርና 3 ዓመትን ሽድሽተ ወርሕን ይርእያ እሞ ብተደጋጋሚ እንታይ እዩ ምስጢሩ ግን ኣይርደኦን ኔረ:: እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዘሓልኩም:: ጸሎታን ልማኖኣን ናይ እግዝትነ ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን:: ሰላም ንምድረ ኣግኣዚት ካብ ወሪድና ዘሎ መዓት ኩናት: ስደት እወደኣልና ኣሜን::
መምህርና መርጌታ ማሓሪ፡ ቃለ-ሂወት የስማዓልና፡ እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም
ቃለ ሂወት የስምዓልና መርጌታ ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ 1/ወሊዶም ቃል ኪዳን ክኣስሩ ንዝደልዩ ቅድስቲ ቤተክርስያን ብከመይ ኣገባብ ከም ትፍጽመሎም ክትምህሩና እግዚኣብሔር ምስጢሩ ይግለጸልኩም ፡እዚ ሕቶ ርኢኩም ተገዲስኩም ክትምልሱልና ንጽበየኩም ፡ክንደይ ይሕዋትና ኣለው ቃል ኪዳን ክኣስሩ ደልዮ ቃል ኪዳንኩም ውልድኩም ስለ ዝተብሃሉ እ ምስጢሩ ካባኩም ክንመሃሮ
Qale hiwet yesmealna Aron Petros.
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና መርጌታ ምሓሪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ
አሰይይ ጠዑም ትምህርቲ ክዉር መምህረይ እመብርሃን ብስደታ ትዘከረና🤲🤲
መርሓባ መምህር መርጌታ ምሓሪ ሊቀ ሊቃውንቲ መፍቀሪ እመ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እወ ሓቅኻ ሓይላ ትህበና
ኣሜን በረከት ስደታ ዪክፍለና! ተሰሚዑ ዘይጽገብ ንልቢ ዘረስርስ ቅዱስ ቃል.ናይ አመብርሃነይ ኣደ መድሕነይ! ጸጋ ዲበ ጸጋ ዪዓድልኩም መርገታ!
ቃለ ሂወት የስምዓና አሜን አብ ጸሎት እትገብሮ ዘክረኒ ሐውና መምህርና መርጌታ አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልካ ጸሎታን በረከታን ናይ አደና ቅድስቲ አደ አምላክ ድንግል ማርያም አይፈለየና ንኩላትና አሜን🤲🕯️🤲🕯️🤲🕯️🤲🕯️✝️⛪✝️⛪🕯️🤲🕯️🤲🥀❤️🌷🌺🌸💐❤️❤️
egziabher amlak nay zemen agelglot ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መድሃኔኣለም ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልካ መ/ር መሓሪ ሓወይ ናይ እመብርሃን በረከት ጸጋ ረዲኤታ ብስደታ ንኹልና ትባርኸናን ትሓልወናን ኣሜን።
Amen amen amen qal hiwet yesmalna memhr hawna nay agelgletkum zemen ybarkelkum egziabher amlak amen
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከት እመ ብርሃን ኣደይ ይሕደረና
Qale hiwet yesmalna mrgeta mehari zeben agelglotkum ybark fetari
ኣሜን ኣሜን ኣሜ
ቃል ህይወት የስምዓልና
በረከት ረዲኤት ኣማላድነት ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
ናይ ኩሎም ቅዱሳን ህሩያን እግዛብሄር ኣምላኽና ረድኤት ጸሎት ኣይፈለየና
ንሓውና ከኣ ናይ ኣገልጉሎት ዘመኑ ይባርከሉ ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ኣባኩም ሓዲሩ ዝምሃረና መንፈስ ቅዱስ ኣብ ኩላትና ሓዲሩ የንቅሓና ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና ጫምኣ ክንጸውር ኣይንበቅዕን ንሕና😢😢😢😢 ንወዳ ዝስኣኖ የለን እሞ ብልማንኣ ተብቅዓና😊
Kale hiwet yesmealna hawuna mergieta mehari nay bhaki des zebl
ሊቁ ማርጌታ መሓሪ ቃል የሰመዓልና ከመዚ ዓይነት ስብከት ኣብ ዩቱብ ይዝሕለና ኣሎ
Kale hiwet yesmealna kbur memhrna🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ወለላይቱ ድንግል ማርያም መን ምሃበና ስኣንኪ ክንጸውር ኣቤት ትዕድልቲ እወ :
እመ ብርሃን ትቁመልኩም ክቡር መምህርና ብጣዓሚ ኣዐጽምቲ ዘረስርስ ትምህርቲ ምስጢር ጽጉኡ የብዝሕ !! ኣይትጥፉኡና ብዚ ክንሰምዕ ቃል እግዚአብሔር ብጣዓሚ ኢና ንደሊ ኣብ ርሑቅ ዘለና የቀንየልና
እንቓዕ ብደሓን መጻኹም መምህርና መምህር መርጌታ መሓሪ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኽ እመ ኣምላኽ ምሳኹም ትኹን ።
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ ፍስሃጸን ደስ ዝብል ቃል ኣምላኽ እመ ብርሃን ትባርኩም ❤🌹⛪️⛪️⛪️❤🌹🙏🙏🙏🇪🇷::
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር መርገታ መሓሪ ፡ ጥዑም ትምህርቲ ድንግል ማርያም ፡ ናዓና ክሕሸና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና መርጌታ ማሓረ ጸጋ የብዘሐልኩም ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን፫!🔰
Amien Amien Amien kalehiwet yesmalna memhra mergieta Mhari agzabihier xeguau yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ናይ ምድሪ መዓር ናይ ሰማይ መና ኣድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዴና በረኻታትን ጣዕማን ኣይፈለየና።
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና መምህር መረጌታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ በረከታን ጣዕመ ፍቅራን እመ ብርሃን ይሕደረና ብሓቂ።
Amennn bhaqi Qale senay yesmalna memhrna Eme Amlak kab bereketa yekaflena Xegeu yebzahalkum Bedmen Tienan yenbrelna nana kihshena🌿🌿🌿
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen qale hywet yesmalna abona xegiu yebzhalkum🙏🙏🙏
Kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum egziabher mergta mahari hawna betami des zebl tmrti egziabher ab emnetna yexnana
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብየት ቃል እግዚኣብሄር ምስጢር ዘለዎ የጽምቲ ዘጥልል ንልቢ ዘደስት
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት ይስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላከ ቅዱሳን ናይ ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባርኽ። ንዓና ከኣ ኣብ እምነትና ይጽንዓና።
Kale hiwet yesimialina mergieta mehari newih edme yhabkum fetari
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ ጾምናን ጸሎትናን ይቀበለልና ።
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki senay tmhirti weladte Amlak msaka tkun💟
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ሂወት ቃል የሥምዕኩም ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ይመስገን በረከት እመ ብርሃን ይሕደረና ብስደታ ንሃገርና ሰላም ትግበረልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤
ቃለ ህይወት የስምዓልና መርጌታ መሓሪ ትጠፍኣና ኣሎካ ኣይትደንጉዩና
መምህር ብሓቂ ዓብይ ምስጢር መዝገብ ሂወት ሕትምቲ መጽሓፍ ዝኮነት ድንግል ማርያም በረከታ ይሕደረና ክንደይ ደስ ይብል በቃ ኣጀኩም ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም ሕጂ ንመናፍቃን ምቹእ ቦታ ትረክብሉ እዩ ከምቲ ናይ ቀደም ኣይኮነን ክንደይ መስመርን ክንደይ ሽግርን ዘለዎ ሕጂና መድረክ ናይ ውብሳይት ይቱብ ክፉት እዩ ንመንፍቃብ ንሕፍረሉ ይግበረባ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይብዝሓልኩም።
ቃለ ህይወት የስመዓልና መሪጌታ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ ጸጋኹም የብዝሓዮ ቀጽልዎ
Amen amen amen abona kal hiwet yesmalna berket Eme amelak yehdrena amen
Amen qale hiwet yesmealna memhr.
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna kubur mergieyta hawuna xegeu yebzhalka
Nay Agelgulot zemenka yibarkelka 🙏✝️🏩🙏✝️🙏✝️🏩❤️❤️❤️
አሜን ቃለሂወት የስማዓልና መሪጌታ መምህሪና እግዝአብሔር ዕድመ የሀብኩም ከምዚ ገርኩም ክትምሁሩኖ
ኣሜን ቃለ ሂወት ይስምዓና መምህርና
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና መርጌታ ምሓሪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ መጊብካና
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም መምህርና ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣቢሄር ኣምላክ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ ሓወይ ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብስደታ ትቤዘወና እመቤትና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
ክብረት ይሃበልና የነታ
Merhaba mergeta mharie inqai bselam mexaika
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መርጌታ መሓሪ።
ናይ ብሓቂ ፍቅሪ እግእዝትነ ማርያም ከምዚ እዩ። ጣዕማን ፍቅራን ናይ ማርያምጽዮን ምስ ኩሉ ህዝበ እግዚኣብሄር ይኩን