ሕግታት እንዳባ ኤርትራ 7ይ ክፋል ሕጊ ኣድግና ተገለባ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 13

  • @kelam5261
    @kelam5261 4 роки тому +1

    Thank you memhir Moke

  • @michaelisaacbisrat6928
    @michaelisaacbisrat6928 4 роки тому

    Thanks Mokonen.
    Very smart man

  • @ወዲበርሀA
    @ወዲበርሀA 4 роки тому +4

    ማዕረክንደይ ሓያላት ከምዝነበሩ እባ ራኣዩ በጃኩም ብፍላይ እቲ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ጽሑፍ ደስ ክብለካ እዚ ዉዱእ ኣይኮነን ኣብ ገግዚኡ ክውሰኾ ይኽእል እዩ ዝብልሲ ይገርም ።

  • @ወዲበርሀA
    @ወዲበርሀA 4 роки тому

    መምህር መኩየ የቀንየልና ።

  • @teshemegoitom1186
    @teshemegoitom1186 4 роки тому +2

    ሰላም ኩቡር ሓወይ ሕግታት እንዳባ መጽሓፍ ኣሎ ድዩ ተልዩ ብከመይ ከ ክረክቦ ይክእል

  • @SultanSultan-fh8hl
    @SultanSultan-fh8hl 4 роки тому +1

    የቀንየልና መ/ም መኮነን ነዚ ንእሽቶይ ወለዶ ታሪክ ኣቦሓጎታትናን ኣቦታትናን መታን ክንፈልጥ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ምስጋናይ ወሰን የብሉን።
    ካብ ተዘክሮይ ወስክብል ዕድመይ ኣብ መፋርቅ ሳላሳታት ኢዩ። ክሳብ ሎሚ ኦኣብ ኣእምሮይ ዘይትሃስስ ዝክሪ ኣላትኒ፡ንሳክኣ ኣብ ቁጽሪ 303 ሰፊራዘላ ምርኩስ ብምግባር ብዛዕባ ህላላ ኣድጊ ዝምልከት ኢዩ።
    ኣብ ዓድና ንኩለን ኣድገ በቅሊ ብጥርኑፍ በብታራ(ብሪጋ፡ብኢብረ) ኢየን ዝሕለዋ ዝነበራ። ኣብ ማዓልታት ሓደግዜ ሂላላ ኣድጊ ነይሩናስ ኣብ መንጎ ምስመከትናዮ፡ ኣእዱግ ዓዲ እንዳነከሱ ምስ ኣሸገርዎ ፡ኣድግና ካብተን ናይ ዓዲ ፈሊና ንበይኑ ባዕልና ክንጓስዮ ጀመርና።ኸምዚ እንዳ ገበርና ከለና ክኣ ናይ ምሕላው ኣድገ በቅሊ ሪጋና(ታራና) ይበጽሕ እሞ።ንሕና ክኣ ኣድግና ባዕልና ኢና ንሕሉ ዘለና ኣይንሕሉን ኢና ምስ በልናዮም እቶም ጎረባብቲ፡ሱቅ ኢሎም ኣሕሊፎምና።ኣብ ምንጎ ግን ብመሰረት ሕጊ እንዳባ(ሕጊ ኣድግነተገለዳ) እንዳ እከለ ከይ ሓለዉ ኣይንሕሉን ዝብሉ ስለ ዝተረክቡ ፡እት መቅጻዕቲኳ ኣይዝክሮን ፡እንተ እት መጓሰ ግን ኣድግና ባዕልና እንዳጓሰና ከለናስ፡ኣእዱግ ዓዲክኣ ከም ሰብና ክንጓሲ ይዝከረኒ።
    ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ እዝሕጊ እዚ ብዘይ ምህላዉ ክሳብ ክንደይ ከምዝተጎድአ ይራኣየካ።
    ንሕጊ እንዳባ ነዊሕ ኣይዘላ ፡ሓጺር ኣይሰልኳ።ድልድል ከም ስንኣድጊያ ዝነበረት።እሞ ኣይተስተዋሕድዋ ሰሰናዩ ንኩልና፡መ/ም ክኣ ኣዚና ኢና ነመስግን።

  • @tv3726
    @tv3726 4 роки тому

    እዞም ኣስላም ብደቀባት ሕጊ ተግዚኦም ክከዱ ኣለዎም ኣከለ ሕጂ ፈንጠርጠር ንዝብል ከኣ ዋሳኔና ዘይማትእ መራር እያ።

  • @ጽዮናዊ-ቘ4ነ
    @ጽዮናዊ-ቘ4ነ 4 роки тому

    ሕጊ ኣድግና ተገለባ ዓንቀጽ311ኣብ ዓዲ ክርስትያንን ሜርየት ክርስትያንን ዝነብሩ ኣስላም;በቲ ናይ ደቂ ኣባት ሕጊ ይግዝኡ; ነዚ ምስ ዝጥሕሱ በቲ ንደቂ አባት ዝተሰርዐ ሕጊ ይቅጽዑ።

  • @samikahsai6679
    @samikahsai6679 3 роки тому

    tsubuk geru dimtsika aysimaen zelo ab kulu videiotatka.

  • @amanuelmehreteab6082
    @amanuelmehreteab6082 4 роки тому

    This is not working. Can you attend to it.

  • @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ

    መምህር ኣይ ሰርሕን ዘሎ

  • @beletse3
    @beletse3 4 роки тому +1

    ክልተ ጊዜ 7 ክፋል ኢልካ ኣውርድካልና ኣለኻ