ela tv - Nahom Yohannes ( Meste ) - Freweini - New Eritrean Music 2020 - [ Official Music Video ]

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 3 тис.

  • @filmonzerzghi9929
    @filmonzerzghi9929 5 років тому +1692

    ኣንቱም ሰባት እዛ like ጥቅሚ ኣለዋ ድዮ ኩሉ ሰብ ዝልምን ኣፈቱንና እስኪ

  • @hamrstv7783
    @hamrstv7783 5 років тому +1246

    ናሆም መስት ፍረወይኒ በዚ ቁዱስ መዓልቲ ድማ ብስራታዊት መልኣክ ቁዱስ ገብርኤል ጥዑም ብስራት የበስረና ኣሜን በል ምርቃ ከይሓልፈሉም ፡ ላይክ ዘይምብቃቅ

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 років тому +662

    *ባህሊ ትግሪና ከምዚ ኣይኮነን ምስ በለቶ እታ ወዲ ዝመጻኹም እስከ ላይክክክክክክክ*

  • @nmehar5410
    @nmehar5410 5 років тому +235

    ፍረወይኒ /ፍረነብሲ/ ትሙት ዝባህልና ኬፍ ኣለዎ ።
    ነዚኣ ዘንብባ ዘሎ ፈጣሪ ኣብ 2020 ዘይሓሰቦ ሽሻይ ፈጢሩ ፣ ሓሳብ ልቡ ኣስሚሩ ፣ መባልዕቱ ይግበረሉ። ኣሜን!

  • @ኽሓልፍዩኩሉዳኒኤል
    @ኽሓልፍዩኩሉዳኒኤል 5 років тому +876

    19 ገብሪኤል ዩ
    ሓሳብ ልብኩም የስምርልኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny Рік тому +8

    መን ኣሎ ከማይ ካብ 2019 ስጋብ ሕጂ ብዛ ደርፊ ወናም🤔?4yrs still new for me ኣብ 2024 ትሰምዓ ዘልኻ like ከይጎርችካኒ ከይትሓልፍ/ፊ❤❤❤ሰሰንዩ ንህዘብይ🇪🇷

  • @tomasmehegoseyyy659
    @tomasmehegoseyyy659 5 років тому +351

    ነዚኣ ተንብባ ዘለካ/ኪ 2020፡
    ፍቕሪ ሂብና፡
    ፍቕሪ ንቕበለሉ፡
    ምስ ስድራና ፍቕሪ ነውሕዘሉ፡
    ምስ መተዓብትና ንራከበሉ፡
    ፍትሒ ዝነግሰሉ፡
    እሱራትና ዝፍትሕሉ፡
    ዓመጽና ዝጸንቱሉ፡
    ዓድና ንምለሰሉ፡
    ሰናይ ርጉእን ዝኮነ ሂወት ንመርሓሉ ዓመት 2020 ይግበረልና፡Soምቁራት የሕዋት ኣምላኽ ካብ ኩፋእ ነገር ይሓልኩም፡ኣሜን(((3)))

  • @hawimekseb6332
    @hawimekseb6332 5 років тому +162

    Happy New yers deki Eri
    2
    0
    2
    0

    Amete
    Selam
    Rehawa
    Yegbrlelna

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan4946 5 років тому +489

    ኣደይ ለቱ ኣደይ ዛሃራ
    ዕጣን ከርበ ቡን ደክራ ::
    እቲ ን በዓል ባርያ : ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነዚ ከይሰምዑ ናብ ገነት ዝወሰዶም ልዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኩኖ::

    • @samimax4136
      @samimax4136 5 років тому +11

      ዕድሌኛታት ኢዮም ወይ ጉድ

    • @simreth3954
      @simreth3954 5 років тому +10

      100% ሓቂ እንታይ እሞ ክንብል ኢና ስነ ጥበብ ዓድና ባህልና ሃይማኖትና ኣከዳድናና በቃ መጻወቲ ኮይኑ ።

    • @sigmazion9882
      @sigmazion9882 5 років тому +7

      እዝጊ ኣዛሪበካ ወደደይ

    • @awettesfazghi6119
      @awettesfazghi6119 5 років тому +1

      Kkkkk😂😂😂😂

    • @tesfayaraya5825
      @tesfayaraya5825 5 років тому

      Zezu Zan Zan Egzabiher azaribka well done

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 5 років тому +353

    ተላዓል ኩልኻ 😂
    ንዘራኣብሩኽ ዓይነይን ንናሆም ተድንቅ Like
    ፍጋኣኒ 😜❤👍

  • @anditbraun7550
    @anditbraun7550 5 років тому +208

    Ata entay ekum like tray tblu ezi bahryat ab 2019 ngdefo deki erey 🇪🇷❤
    Ruhus amet ygberelna deki erey mstom nfetwom sdrana bselam yerakbena fetari ❤🙏

    • @Robi-94
      @Robi-94 5 років тому +4

      Esus ayxelaen eyu goney marey ane zexele zeleku nenehdhedna kenbas kenxararef kelena eyu so happy new year with your beautiful family and my people 🇪🇷🤩🇪🇷🤩🇪🇷🇪🇷

    • @anditbraun7550
      @anditbraun7550 5 років тому

      @@Robi-94 you to ❤ma bro or sisi Amen Amen Amen ya kbretey loms kngedfo ena nsu eu ndhrit dmelsena delo one love deki erey ❤🇪🇷🙏

    • @merhawitkidane2067
      @merhawitkidane2067 5 років тому +1

      Amen Amen Amen

    • @Ibrahimwedisaho
      @Ibrahimwedisaho 5 років тому +1

      andet❤️❤️❤️❤️🌹 amin asli

    • @anditbraun7550
      @anditbraun7550 5 років тому

      @@Ibrahimwedisaho ❤🇪🇷 one love bro

  • @miklidmikilidsuak8242
    @miklidmikilidsuak8242 5 років тому +162

    ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
    MAHDER PRODUCTION

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 років тому +83

    ኣሰይ ንኖሆመይ ድሕብዮ😚 ላይክ ኣጥዑሙኒ ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ሽኮሪናታት👍

  • @angesommekseb67
    @angesommekseb67 5 років тому +100

    ጽቡቅ ስራሕ ናሆማ ኣጆኻ 👉♥️ፍረይ
    ኣያ ዝራብሩኽ ጦንቓይ 😂

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 5 років тому

      ጦንቃሊ ማለትካ ድዩ ጦንቓይ ትግርኛን ኣንሓርኛን ፈላሊኻ ፍለጦ።

    • @angesommekseb67
      @angesommekseb67 5 років тому

      @@imissmama3978 ጽቡቅ ሓሳብ ተኣሪመላ ኣለኹ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበርልካ 2020

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 5 років тому

      @@angesommekseb67 ያ ነዓኻ ውን ክብረተይ!!

    • @mezengieweldemichael1143
      @mezengieweldemichael1143 5 років тому +1

      @@imissmama3978 ንስኻ ኸኣ ተኣረመላ ኣምሓሪኛ ክትብል ዲኻ

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 5 років тому +2

      @@mezengieweldemichael1143 ክክክክ ያ ሓቅኻ ንሱ ካብ እግሪ ኢድ ይዕንቀፍ ናተይ ምስላ ክክክክ

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ

    መን ላሎ እስካብ ሕጂ 2020 ዝስምዓ
    like ኣጋራጩ👇

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 5 років тому +27

    ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ደላይ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ምዕባሌን። ከምኡውን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ።
    Happy New Year !!🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ove6164
    @ove6164 5 років тому +13

    ጥዕምቲ ሙዚቃ ምስ ቆንጆ ክሊብ 💓💓💓ሰናይ ቅንያት ልደትን ሰንበትን 🙏🙏🙏

  • @mamila295
    @mamila295 2 роки тому +2

    ከምወደው 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritreawi ድምፃዊያን መካከል ነው አቦ ይመችህ ባለህበት

  • @geniyeteklyelij9680
    @geniyeteklyelij9680 5 років тому +8

    ዋውውውው ብዓል ኣያ ዘብረኣብሩክ ዝተሳተፉላ ቆንጆ ሙዚቃ ናሆምየ ጎብዝ ኩሉ ዓድካ እዩ ብናፅነት ኣንዳዕድዐሉ ብዘይስክፍታ ንሕናም ተጋሩ ክም እርትራውያን የሕዋትካ ኣብ ጎንካ ኣለና ሃቢቢ

  • @johnmannes6011
    @johnmannes6011 5 років тому +126

    ን ዘረኣቡሩኽ😂 ዝፈቱ like yegber
    ዘመነ ሓጎሰ ከኣ ይግበረልና ደቒ ዓበይቲ 💝❤🙏❤

  • @isaiasghirmay7496
    @isaiasghirmay7496 5 років тому +224

    ዋይ ናሆም ካብ ስነ ጥበበኛ
    ናብ ጠቢብ ጎንደር ተቀይሩ

    • @simreth3954
      @simreth3954 5 років тому +7

      ይገርም ኣኣዩ ይመልሰልና እዩ እንበር ስነ ጥበብ ዓድናስ ኣርሒቁ እዩ ተሰዲዱ ።

    • @dgtube1773
      @dgtube1773 5 років тому

      Ata denez Dubai keydu turhu tetzwetsie wow tebl neyrka neakums esey gebere esayas

    • @try6696
      @try6696 5 років тому

      የናንተ ድብቁርና የተለየ ነው

    • @bibuyenatey3023
      @bibuyenatey3023 5 років тому

      Kkkkkkkkkl

    • @nahommhretab4261
      @nahommhretab4261 5 років тому

      Ygermeka iu

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 років тому +6

    ኣታ ኣፍቀርቲ ዚ ዋልታ ስነ-ጥበብ /ፍቕሪ/ ዝኾነ ወዲ ናሆም (መስተ) like ሃብዎ ብስም ዛቅድስቲ ሰምበት ??

  • @michaelyemane2063
    @michaelyemane2063 5 років тому +336

    ከይረኣኩም ናብ comment ምፅሃፍ/ምንባብ ዝወረድኩም
    👇🏾

  • @lolamigos2381
    @lolamigos2381 4 роки тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ kemiza zfetekiwa derfi keman yelan 2019....mnin aytbelu

  • @abdalhali9052
    @abdalhali9052 5 років тому +128

    19ገብርኤልዩ ሓሳብ ልብኩም የስምርልኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግብርልና

  • @ከአድማሱባሻገር
    @ከአድማሱባሻገር 5 років тому +97

    እኔ ኢትዮጺያዊይት ነኝ ትግርኛና ኤርትራ ቆንቋ አልችልም ግን የናሆምን ሙዚቃወች በጣም ነው የምወዳው ትርጉሙ ሳይገባኝ በፍቅር አዳምጠዋለሁ

    • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
      @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 5 років тому +1

      .እኔ ልንገርሽ.ማለቴ ላስተረጉምልሽ ቆንጆ

    • @ከአድማሱባሻገር
      @ከአድማሱባሻገር 5 років тому

      @@ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ ደስ ይለኛል ንገሪኝ😘🙏

    • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ
      @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ 5 років тому +7

      @@ከአድማሱባሻገር
      እህቴ የሚለው
      የልጅት ስም ፍረ ወይኒ ትባላለች
      እና ለስዋ ነው ሚዘፍንላት ቁጅናዋ ቁመናዋ እየገለፀ በኩታ ወይም በዛእጎል አርጌ በምን ላሰራልሽ ምን ላርግልሽ
      እኔ ማበዴ ነው ፍረየ በሉልኝ ጥሩል እባካቹ
      እያለ እዛ ያሉ ወዶች በስዋ እየተጣሉ ነው
      ፍሬዋየ ሆይ አብሽር በለው ፍረየ ነይልኝ
      ፈርየ ተይጂ በቃ
      በፍሬ ጀምሮ በፍሬ አለቀ እልሻለው እህቴ
      የፍቅር እና ለስዋ እያደነቁ ነው

    • @ከአድማሱባሻገር
      @ከአድማሱባሻገር 5 років тому +7

      @@ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ በጣም ነው የማመሰግነው እህቴ እንዳች ያሉ ቅንና ትሁት ይብዙልን አንችም በዚህ መልካምነትሽ ቀጥይ😘❤ያወቁትን ማሳወቅ ፍፁም በጎነት ነው🙏🙏

    • @tedrosmahari9555
      @tedrosmahari9555 5 років тому

      @@ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ ala selu shikor deyele.deynber😂😉

  • @danem6215
    @danem6215 4 роки тому +1

    dmsus fre fre aytebzh fre belieka dika tewelidka tita , like eske agrchiw abluni nay zxerefku

  • @ጋልኤሪደጋፊትኪሮስኣስፍሃ

    ስም ናይ ዝፈትዋን ዝናፍቃን ስደት ዝፈለየና ፍረወይኒ ማሚ :: ፈረየ በሉለይ ኣታ ጸውዑለይ ሓደ ምዓልቲ ንራከብ ንከውን ማሚ ናተይ ናሆመይ ከኣ thank you 🙏

  • @emamera3213
    @emamera3213 5 років тому +85

    ደቂ ኤረይ ፍቅርን ሰኒትን ትኸውን ዓመት ይግበረልና ኖሆም ከኣ ጽብቅ ስራሕ ናዓይ ከኣ ላኣይክ ጌርኮም የሕግስና

  • @gulledhdfilms8588
    @gulledhdfilms8588 4 роки тому +11

    From somalia 🇸🇴. I love ❤️ my Brothers and sisters eritrean music.

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ

    መፅኻለይ ዶ ኖሆምየ እስት ላይክ በሉ ትግርኛ ክምዕብል ትምኖዩ

  • @mizeryoutube2585
    @mizeryoutube2585 5 років тому +46

    ል ባዓል ዓመት ቁዱስ ገብሪኤል እንኳዓ ኣብጸሓኩም ብብዘለናዮ ሰላም ቅሳነት ራሃዋ መትረፍረፍን ንኽገብረልና ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇹

    • @nahomyosief1190
      @nahomyosief1190 5 років тому +2

      Mes tekal zkonet banderaki eske rehaklena tekal

  • @tizegebriel
    @tizegebriel 3 роки тому +1

    እረ ከሕብደኒ እሉ እስቲ ናትና ብምዃኑ ከማዬ ዝኮርሕ ናሆሜ ንህሽተይ መአልቲ ተፀበይ አቢደ አመገዲ ከምትረክበኒ አነ ኢትዮጵያዊት እዬ ግን ኤርትሪያ አሕዋተይ ብጣሕሚ እዬ ዝፈትወኩም ንአና ዝመስል የለን ቅሰኑ እንኩአውን አሕዋለይ ኮንኩም ንትግርኛይ ይክርታ ተተሳሕተ አርሙን ትግርኛ ይጠፈኤኒ ስለ ለሎ እዩ ብቻግን ናሆሜ ሳያሳብደን አማርኛም ይዝዘንል 😍💞✌

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 років тому +68

    ውውውውው ኖሆም ዝፈቱ ላይክ ድግፍቲ ህጋድፍ እኮ ክትፃረፉ ትኮኑ አብ እዚ ቭድዮ ተጋሩ ሪአኩም ኩልና ተዛረብቲ ትግርኛ ኢና ሓብርና ትግርኛ ነማዕብል

  • @ጎልዞምጀጋኑፈረ
    @ጎልዞምጀጋኑፈረ 5 років тому +30

    የቀንየለይ ማዓረይ በተለይ ብሽመይ ስለልኳነት ደስ ኢሉኒ ናሆመይ ዕድመይ ጥዕናይ ይምነየልኻ ❤😍😍😍😍

  • @ሚኒሊካዊነኝየአድዋጀግና

    ናሆም ኤርትራዊ አርቲሰት በጣም ወድካለሁ እኔአማራነኝ ኤርትራዊሙዚቃ ደሰይላለኛል🇨🇬🇪🇷one love እእኪ like ግጩኝ ኤርትራዊ

  • @eritube3898
    @eritube3898 5 років тому +7

    Anta nehom etom Eritreaynu aritis naybey mesu kedu eyom da bu tegru clip zesrhka🤔
    Kemu kedmka da kunu wedi abyti👍

  • @ሕልናናይውሽጢሕጊዩ
    @ሕልናናይውሽጢሕጊዩ 5 років тому +63

    ላይክ ምልማን ክቃረጽ ኣለዎ ብሰንኩኩም እኮ ደርፊ ዓድና ምስትምቃር ሲኢናሉ ።

  • @belul3295
    @belul3295 4 роки тому +1

    Nahom eza derfi btaemi tiemti seni hibeka aleku ane😍❤️❤️

  • @ሞኖሬባንተነውሞኖሬባንተነ

    ናሃሞይ ቆንጆ ስራሕ እዩ ❤🇪🇹🇪🇷👍

  • @ዙዙወሎደሴፍቅርነውመስመሬ

    ማነው እደኔ ናሆምን የሚወድ💔💔🌷ትግርኛ አልችልም ግን የናሆም ሙዚቃ ሁሉም ይመቸኛል ምናለ በአማረኛም ብዘፍን የምር ይህን የሚምር ድምፆህን በማቀው ቋንቆ ብሰማው ደሥይለኛል 💞💞💞🌷🌷🌷💕💕 በርታልኝ ብሮ

  • @እግዚኣቢሄርጋሳየይዩኣሜን

    Kabzi adhnena eritrean music kemzia thamk rien semian ayfeltn aybahlnan kulumulu 😥😥😥😥😥😥😥😥😪😪😪😪😪😪😪😪😪😪😪😪😪

  • @Fre_weldsh
    @Fre_weldsh 5 років тому +15

    ኖሃመይ ንዓኪ እየ ደሪፈያ ባ በለኒ ኖሃመይ ናይ ሕማመይ ላይክ እስከ ሃቡኒ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኩነልና ፍረ ጋልልል ትግራይ❤❤😍

    • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
      @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 5 років тому +1

      ሎሚ ዓንቲ ብታሓጋስ ምስ ጫማይ ሓዲረ ሓቢብቲ ናሆማ thank so much nic muzic ካብ ትግራይ እየ ፍረ ኮይነ ስመይ ይናደድ ነይረ ሕጂ ማ ??????????????

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 5 років тому +2

      @@ፍረኃልትግራይፃዕዳ ልምንታይ ትናደዲ ቆንጆ ሽም እዩ

    • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
      @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 5 років тому +2

      ይቅልድ አለኩ እምበር ዋ ፍረ ድአ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስም እዩ እንካዕ ፍረ ኮንኩ ንስኪ ለ እንካዕ ፍረ ኮንኪ ሽምኪ ጋል ዓደይ ሽኮር ብዓል ገሬን ፍረን ለምዘበን ተደሪፉና እዩ ዋውውውው ።

    • @Fre_weldsh
      @Fre_weldsh 5 років тому +1

      @@ፍረኃልትግራይፃዕዳ ewe emo nfalet endo ane ayfeletkukn zyaday💖

    • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
      @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 5 років тому +2

      አነ ዋላ አይፈለጥኩኩን ማዓረይ ትግራወይቲ ብምካንኪ ብቻ እና አነ ጋል ውቅሮ እየ ሓቢብቲ ጋል ዓደይ ቀጭን ።

  • @danielabraham1060
    @danielabraham1060 5 років тому +7

    Nohom adoboka ekae ateka ata luhus tgraway

  • @changeman6774
    @changeman6774 5 років тому +67

    Entay semiekum wey entay tetediekum 15 shih like gerkum

    • @Shifta17
      @Shifta17 5 років тому +2

      Change Man
      Firey firey semiana 😂😂😂

    • @luwamgerhilba4822
      @luwamgerhilba4822 5 років тому +2

      Change Man I don’t know ezias hakka aleka wedey sik elom eyom eziom bejeka

    • @fyorihabtemariam3348
      @fyorihabtemariam3348 5 років тому +5

      Kkkkkk tegaru eyom like geremulu enber nhnas harikina ena zelena

    • @hermiellaisaac2285
      @hermiellaisaac2285 5 років тому +1

      Change Man meaningless song disrespectful to our culture

    • @changeman6774
      @changeman6774 5 років тому

      Hermiella Isaac tirah elki seb hamimina entay mo kingebir elikina 😀

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 років тому +6

    *ኣታ ሩኹስ ስቅ ኢሉ ገይ ኮይኑ ይስመዓኒ*
    *ሰኽራም ከልቢ ትግራይ ችድ ነጅስ ከልቢ*
    *ዓድዋ*

    • @biniamsolomon3590
      @biniamsolomon3590 5 років тому +1

      rekibkayo aleka zearkey GUY eyu

    • @MossKMH
      @MossKMH 5 років тому

      ኤረትራዊ ድዩ ወላስ እቶም ጎረቤትና እኮ ምርዳእ ኣቢና

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 5 років тому

      nay bihaki xibuk alka deki eri abey mes kedu eyu mes kala cilp zesarh senaf

    • @isreal3223
      @isreal3223 5 років тому

      Deki gaheba ekum netom zexrefkumo deki dekla ekum

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 5 років тому

      @@isreal3223 entay kunka abey mes kedu deki eri da mes kala cilp zesarh

  • @ወሎየዋ.ነኝየወልዴያዋ.ቀበ

    አማራ ነኝ ትግሬወች ውስጤ ናችሁ አብሶም የናሁ ሙዚቃ❤💋❤❤❤❤ውድድድድድድድድድድድድድድ

    • @annaii575
      @annaii575 5 років тому +4

      He is eritrean

    • @nunu7353
      @nunu7353 5 років тому +2

      ሰላሜ ነሽ ድግል አሜን Eritrean nachew. Time to deport them again

    • @sonofgodmosazgi2982
      @sonofgodmosazgi2982 5 років тому

      Tgray etiopan new yehe zefen gn ye eritreawan new so you beter know you country

    • @nunu7353
      @nunu7353 5 років тому

      son of GOD Mosazgi are you an Ethiopian?

  • @hayelomhadish9793
    @hayelomhadish9793 5 років тому +81

    ኣታ ዝባን ሕጊ ባ ዝባን መንነት ትግርኛ
    ግጥሚ ዜሮ
    ዜማ ዜሮ
    አንታይ ሰምዕና ክንብል አና ሕጂ

    • @eritreanmothertebedila1002
      @eritreanmothertebedila1002 5 років тому +2

      ኩሉ ዜሮ ዋላሓንቲ መልእኽቲ የብላን ፍረ ጥራይ

    • @delinadelu3343
      @delinadelu3343 5 років тому +3

      ናይ ብሓቂ መንነትና ንምጽያቅ ወላ
      አንታይ አዩ።
      ለባሳት ኩሉ አንተሪክሞ ናይ ተጋሩ
      ሳዕሲዕት ናይ መን አዩ ?
      ኣነ ሙዚቃ ብዙሕ ኣይሰምዕን አየ ነዚ ኣጋጣሚ ምስ ሰማዕኩ ግን ሙዚቃ ዓድና & ባህሊ ዓድና ሞይታ & የለን በል ይመጸካ።

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 5 років тому

      @@delinadelu3343 eti tenqulena emo nay denbia iya

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 5 років тому

      @@delinadelu3343 kulu nay zom resahat alet Tegaru eyu habibi freweiniway seyti debershitan eya ni seyti debershitan eyu derifla ezi esub nay Tegaru eyu

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 5 років тому

      @@tsegu6068 eihita husur lemani tegraway freweiniway seyti debershitan deya tkowun dela kkkkkkkkkkkkkk

  • @negassiteklezghi5860
    @negassiteklezghi5860 5 років тому +13

    Welcome Brother Nahom
    And happy new year 2💗2💗
    And may God bless our people
    ❤🇪🇷💛🇪🇷💚🇪🇷💙💝🇪🇷💖👌

  • @wezefwezef6288
    @wezefwezef6288 5 років тому +64

    እስቲ ብሽም ፍረወይኒ like ሃቡኒ እባ

    • @ኣቤቱእንደቸርነትህመጠንማ
      @ኣቤቱእንደቸርነትህመጠንማ 5 років тому +2

      ሽመይ ስለዝኾነ ሂበካ ኣለኹ

    • @hiwetmakaltraydekierijigan9564
      @hiwetmakaltraydekierijigan9564 5 років тому +3

      Love you hzbtat Ertiean End Tagray hade hazbi ayom atum sebat hakey do

    • @መቐለሽኮር
      @መቐለሽኮር 5 років тому

      ሃገሬ ኢትዮ me too

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 5 років тому

      @@hiwetmakaltraydekierijigan9564 hasawit komal agame tegrawiti mukanki si fulut msakum si hzbi eritrea hade eritreawan jeganu xuruyat alet ena Tegaru resahat alet ekum eritreawan kubur mennet alena Tegaru zhefer mennet eyu delkum eritreawan teharefti ena Tegaru funufunat alet ekum

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 5 років тому

      @@hiwetmakaltraydekierijigan9564 haki aykonen hilimi Tegaru eyu hilimi natkum eyu ata komal tegraway

  • @djst99
    @djst99 3 роки тому +1

    ♥️♥️🎵nahom meste.🇪🇷♥️

    • @djst99
      @djst99 3 роки тому +1

      Favorite.

    • @djst99
      @djst99 3 роки тому

      K jag x

    • @djst99
      @djst99 3 роки тому

      Vcmm

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 5 років тому +6

    2😍2😍
    Wishing you year of love, prosperity and peace of mind!
    Nice music Nahoma!

  • @mibrakkahsay898
    @mibrakkahsay898 5 років тому +85

    ኤርትራ ሃገረይ 2020 ምስ ለዋህ ህዝቢ ዓመትኪ ይዅን

    • @nunu7353
      @nunu7353 5 років тому

      Mibrak Kahsay this is not your Hager. This is my country Ethiopia sorry

    • @eriqueen3354
      @eriqueen3354 5 років тому

      @@nunu7353 🙄🙄🙄

    • @nunu7353
      @nunu7353 5 років тому

      danu gali mami yes, that is my country Ethiopia. This singer and wife are refugees in my country like so many of them

    • @robel9973
      @robel9973 5 років тому

      Amen nay hmam

  • @kirubelmengistu567
    @kirubelmengistu567 2 роки тому +3

    Basically I am Ethiopian from oromia region! I am learning your language. You are the reason why I start to learn and know yours language. you are Ethiopian Teddy afro for me! I am eagerly waiting your next song releasing! Live long life dear Nahome! I'm a big fan of You!

  • @ሰላምጋልዓጋመ
    @ሰላምጋልዓጋመ 5 років тому +89

    ኖሆመይ ሽኮር ከመይ ድካ ድምፅካ መፀላል ገለ ዓይነት ደርፊ ኣጆካ ቀፅለሉ ባህልና ጥዑም ትግራይ ኤርትራን ፍቅርና ይሰስን

  • @ጓልማጋል
    @ጓልማጋል 5 років тому +80

    ዘረአብሩኽ ዓይነይ ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ

  • @fritabb9672
    @fritabb9672 2 роки тому

    Oww ለ እኔ ነው የተዘፈነው 😊🥰🥰እስቲ ፍረወይኒ የታላቹ

  • @tiruneshethiopia4140
    @tiruneshethiopia4140 5 років тому +11

    አድናቂህ ነኝ ከኢትዮጵያ ስውዳችሁ እኮ ኤርትራዎች ውስጤ ናችሁ😘😘😘

  • @kushlij7272
    @kushlij7272 5 років тому +12

    I am from oromiya l love you ertiran music ❤❤❤

    • @sablemi5987
      @sablemi5987 5 років тому +1

      Obboleessoo na affarsiiste 🤪😉😍

  • @habtamusamuel8558
    @habtamusamuel8558 Рік тому +3

    I am Ethiopian from Amhara Region but I loved This Music
    Eritrean Brothers And Sisters God blesse we

  • @asyaaumor5124
    @asyaaumor5124 5 років тому +6

    ዎውውውውውውውደስ ባሐልእእ ♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍

  • @እማመኖርሽያኖረኛል-ጘ4ዀ

    ናሆም በጣም ነው የምወድክ ኢትዮጵያዊ የጉራጌ ልጅ ነኝ የምትለው ባይገባኝም ዝም ብዬ ደጋግሜ አዳምጥሀለው በተለይ ከሚስትክ የታረቃቹ ግዜ የዘፈንከው ዘፈን ውስጤ ገብቶአል

    • @zewdihadera2132
      @zewdihadera2132 5 років тому

      ቋንቋው ባይገባቸውም ግን የራሳቸው ነው ግእዝን ጭምር ለመቻል ሞክሩት

  • @majorteklumajorteklu9280
    @majorteklumajorteklu9280 4 роки тому +1

    Yene nahoma xbuk eyu😍😍😍

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 5 років тому +33

    ተልዓል ኩለካ ተልዓል ታይ ኮይንኩምሲ ላይክ ዘይትብሉኒ ዘብራእቡሩክ ዓይነይ በዚኣለ መፂካ ንናሆም ሽኮር ዝፎቱ ናትግራይ ኤርትራን ፍቅሪ ዝደሊ 👍👈 ኢልኩም ሕለፉ ከምዚ ኢሎም ተፋቂሮም ብሓደ ሰሪሖም ኢሉ ዝሓርቅ እኮ ኣይሰኣኒ ሓሲድ😁😁

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 років тому +31

    *ያ ናባይ ዶንግዩ ይመጸኒ ኣሎ ናብዚ ኣቢልኩም ስደድዎ*
    ይበል ስራሕ ክኣ ኢልና ኢና ናሆም ጂግና ኣጆካ ቀጽሎ የኛ hero

    • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
      @ሽመይኣይነግርንእምቢ 5 років тому +1

      *እዚ ነሆም ኩሉ ቁሩጹ ሳዕስዒቱ ገለ ገይ ኮይኑ ዶ ይስመዓካ ከምዚ ኸማይ ወይሲ በይነይ እየ*

    • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
      @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 років тому

      ክላእ ናይ ሎሚ ከም ደርፊ ከማን ኣይሓስባን

    • @ilove_you_ereyyyyy1997
      @ilove_you_ereyyyyy1997 5 років тому

      @@ሽመይኣይነግርንእምቢ ክክክክክክክክክክክ ኣታ ክንደይ ትረግም

  • @Defarenaches
    @Defarenaches 3 роки тому +8

    በስማም ጀግና ዘፋኝ...We Love You Ethiopians. Peace to you, Your Beautiful wife and household!

  • @amanataklti3012
    @amanataklti3012 5 років тому +11

    Well come nahoma nic song & 🎤🎷🎶🎸 & happy new year እንተ ዞም ብብደዐ ተሰርኒቅኩም ሕማቅ ቃላት ትጽሕፉ ዘለኩም ከኣ ናብ ልብኩም ይምለስኩም ፈጣሪ 🙏 ንፍቅሪ ዘምሩ ፍቅሪ ኢዩ ጥዑም ።

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 років тому +35

    *ን ነሆም ዝፈቱ ላይክ ይግበረለይ ሰቂ ኤረይ & ትግራይ*

  • @fireyotasgidom3169
    @fireyotasgidom3169 5 років тому +3

    ዋውውውውውው ማርያምን 1ኛ እኔ ትግረኛ አልሰማም ግን ያንተን ሙዚቃ በቀን 10000000 እሰማዋለሁ በህይወቴ አንድ የሙዝቃ ምርጫ ግዴታ ቢኖርብኝ ያንተ ነው የምመረጠው በጣም ምረጥ ድምፅ ምርጥ ዜማ ግጥም አቦ ሰላምህ ይብዛልኝ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @Heri-ve4ch
    @Heri-ve4ch 5 років тому +12

    Welcome መስተ መስተ ኣያ ዘርኣብሩክ ን ለምለም ዓይነይ ክንግረልካ እየ ጥንቆላ ጀሚርካ 😂😂😂 ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ መባልዕተና ይግበራ ኣቲ ፍረየ ፍረይ ኣጸሊልክኒ ጽላለ ፍቅሪ ።

    • @asmaitkefle7643
      @asmaitkefle7643 5 років тому

      Nhomey rhus hadush amet ms Tom tftwom sdraka

  • @ግዴናጅኑታእየ
    @ግዴናጅኑታእየ 5 років тому +17

    ናሆም ሸኮር ፅቡቅ ሰራሕ 👉❤😘

  • @loveyajolove6472
    @loveyajolove6472 5 років тому +39

    ናሆመይ ቆንጆ ስራሕ ጥዕምቲ ደርፊ መዓረይ ዞም ዝጻረፉ ከዓ ምሕረት የውርደሎም ቅንኢ እዩ ከምዚ ዝገብሮም ዘሎ

  • @ጸላኢኺግብይበልኤረይጻዕዳ

    ግኑፍ ዕሱብ ትግራዋይ ከይጸልኣካ ክሊፕ ምስ ውዒግን ከይትድገም

    • @MossKMH
      @MossKMH 5 років тому +2

      ኣብኡ ርገጽ

    • @mahderteklay8528
      @mahderteklay8528 5 років тому

      ረሳሓት

    • @kokikoki6488
      @kokikoki6488 5 років тому

      Denakur

    • @tedrosmahari9555
      @tedrosmahari9555 5 років тому +1

      @@MossKMH wexa.kabzi.geza hegdef kid Nsu.n.fikri.eyu.zenber.be.nay.isyase wedi medhin berad.resi.aykonen.zekid....des
      Zeblo.yegebr....nohemey.nayhemamey wedi.gezawetey.neber...ander.ski.meselka.eyu

    • @segarentertainment1212
      @segarentertainment1212 5 років тому

      ኣታ ቀናእ ቡዳ ድቃላ ታዴኻ ድዮም ተጋሩ እንታዴኻ ስለ እቲ ሙዚቃ ዘይትዛረብ ታዴኻ ኣምፀኦ ፖለቲካ ድቓላ ።

  • @bereketdawit2540
    @bereketdawit2540 5 років тому +102

    ኣነ ብወገነይ ዋላ ሓንት ኣሰማዕኩን
    ግን ዘሪኣብሩክ ዓይነይ ረኤ ኣለኩ

    • @samisami6513
      @samisami6513 5 років тому +3

      Kkk kabaka ane yhaysh
      Freweyni tray semie

    • @bereketdawit2540
      @bereketdawit2540 5 років тому

      @@samisami6513 sebay azekrikan freweyni eba dima ala eya kkkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkkk

    • @sabatsegay5489
      @sabatsegay5489 5 років тому

      ሀሀሀሀሀሀጀጀጀጀጀ

    • @awetanedo2498
      @awetanedo2498 4 роки тому

      😂😂😂😂😂😂

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 років тому +21

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ወዲ ኢረ ሓዉና ሰላም ንዓካ ይኩን🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣንጻርህግደፍህግደፍንዘል

    ኣያ ዘርኣቡሩኽ ዶ ርእየ ሓቀይ ቤቲ ሃይላ እውን ከተዳኽላ ነይሩካ ቡዙኾነ ኖሆም ጽቡቕ ስራሕ ቀጽለሉ ወዲ ገዛውተይ መኽሰብ።
    እቲ ላይክ ከኣ ኣጥሙና ክንዳይ ጊዜ ክንልምን ብስም ቅዱስ ገብሪኤል።

  • @mohamedbakhitalshokry3083
    @mohamedbakhitalshokry3083 5 років тому +11

    Whoever hears it in the new year all love 2020 My life and my love for my second country Eritrea 🇪🇷 All love and appreciation from the Sudan of love to the Eritrean people the teacher of freedom ❤️

  • @danizpsycho7633
    @danizpsycho7633 5 років тому +53

    ኣታ 'ዚ ባህልና ምጽባቑ😍 ርሑስ ሓድሽ ዓመት *ፈረንጂ*ን (ናይ ህዝቢ ትግርኛ ሓድሽ ዓመት ሕጂ ኣይኮነን)ርሑስ በዓል ልደትን ይግበረልና❤

  • @እመንእንጂኣትፍራ-ቸ6ቈ
    @እመንእንጂኣትፍራ-ቸ6ቈ 5 років тому +55

    ናሆመይ ስሑል ጎሮሮ ገለ ዓይነት ደርፊ ምስ ክሊባ ያሆ ከምዚ ዝበለ የለን

    • @kltgeospace
      @kltgeospace 5 років тому +1

      Kkkk entay gororo alowo

  • @naviandalexkidsshow600
    @naviandalexkidsshow600 5 років тому +3

    ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ምዕባይ ኩላህታና ዝግበአና ንግበር ተነኣሰ ንናሆም ላይክ ግበርሉ ነፃ እዩ ኣይንኸፍል

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 5 років тому +20

    ብከምዚ እዩ ዕብየት ዝመጽእ
    ሓቢርካ ምስራሕ ንኩሉ ይጠቅም እንበር ኣይጎድእን።
    በርትዕ ኣጆካ ኖሆመይ♥♥

    • @wegiheritrawit1533
      @wegiheritrawit1533 5 років тому

      Kdmi 27amet kumu zeytblu hji do aklkum ms xebebeku texgikumna resahat

    • @alemhailay2423
      @alemhailay2423 5 років тому

      @@wegiheritrawit1533 ህጻን!
      ዓሻስያ ሓንቲ ደርፉ ኣይትኩኑ ጥሪት ህግደፍ ዘለናዮ ክልዘመን ሕስቡ።

    • @wegiheritrawit1533
      @wegiheritrawit1533 5 років тому

      @@alemhailay2423 ati xbhi xlilti melelit dtehareme enber zharem ayzkrn eyu teref anbet

  • @Tube-jg4tj
    @Tube-jg4tj 5 років тому +21

    እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ግን ኤርትራና ትግርኛ አይገባኝም ግን ሙዚቃችሁንም እናንተንም በጣም ነው የምወዳችሁ ኤርትራና ለኢትዮጵያ ለዘላለም ይኑሩ

  • @wawitberhane4941
    @wawitberhane4941 4 роки тому +1

    😂😂😂Ata nay nehom music tebalashiyu 🙉🙉🙉

  • @ሊሊጋልቶምወየንቲ
    @ሊሊጋልቶምወየንቲ 5 років тому +9

    ናሆሞይ ብዓል ሱሑል ጎሮሮ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ናሆም ዝፎቱ like

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ

    ናሆምየ ሽኮር ❤ዘብርአብሩክ ዓይነይ ወዲ ትግራይና❤🇻🇳❤❤

  • @HanaAsrat24
    @HanaAsrat24 2 роки тому

    Best traditional video 🙈👌👌

  • @DEBESAY2
    @DEBESAY2 5 років тому +4

    Nay wigen tthhzwa ezi wide

    • @biniamsolomon3590
      @biniamsolomon3590 5 років тому

      Wiegin yikewn men yifelto diyu

    • @tedrosmahari9555
      @tedrosmahari9555 5 років тому

      @@biniamsolomon3590 hegdef zesemekim.yelen😂😃

    • @biniamsolomon3590
      @biniamsolomon3590 5 років тому

      Tedros mehari tgrawayn weyanen mukan eyu mergemn hatyatn tigraway tekoynka nboka rigem

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 5 років тому

      Nska ka srhe nay ntnel tthzkya alka shkorina

    • @tedrosmahari9555
      @tedrosmahari9555 5 років тому

      @@biniamsolomon3590 bervo.Wayne medhanit.nay hegdef 😂😂😂😂😂😂

  • @SamiWedikeshi
    @SamiWedikeshi 5 років тому +11

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም ብሩክ ሰምበት ይግበረልኩም ን ናሆም መስተ ዝፈቱ ከኣ like ረጊጹ ይሕለፍ happy new year ........

  • @frewinihagoshayle9834
    @frewinihagoshayle9834 4 роки тому +2

    nic. piccc💘💝💖💯💯💕💞💓💫🙏🙏🙏

  • @MM-yi4dg
    @MM-yi4dg 5 років тому +33

    በለውውው 9000 views ab 15 minutes, ንዓይ ክኣ እስከ 900 like ኣኸይፉኒ 2019 ተበጥሪመ ክፋነዋ ❤️

  • @ቃልኪዳን-ቀ2በ
    @ቃልኪዳን-ቀ2በ 5 років тому +11

    ንናሆም ኣበይ ኮይኑ ድዩ ሰሪሕዋ ተጋሩ ዶ ይርኢ ኣለኩ ዋላ ዓይነይ እዩ ጋይስ?

  • @FanomektYe
    @FanomektYe 8 місяців тому +1

    ናሆሜ የኔ ልዩ ውድድድ!❤❤❤❤

  • @ደላይትፍልጠት
    @ደላይትፍልጠት 5 років тому +4

    ሓሪፍ ክሊፕ😻😍😍😍
    ሙዚቃ ደጋጊመ ምሰማዕኩ ክኩምት የ
    ናሆሜ❤

  • @mhiretayalew220
    @mhiretayalew220 5 років тому +22

    ትርጉም ከየት ይምጣ ብቻ ግን ደስ ይላል ። ትግረኛ ሪትሙ ብቻ ደስ ይለኛል።

  • @shishayhabtemaryam8731
    @shishayhabtemaryam8731 5 років тому +1

    Aya zebreAbruk kef alewo 💗😘🇪🇷🇻🇳

  • @farsmasawa2287
    @farsmasawa2287 5 років тому +4

    ዋውው ናሆመይ አስሊ ጎብዝኪ አንድኪ ድኣ ዓጋመ ዓጋመ ጸወታ ክኣ ጀሚርኪ ድንቂ ዛርከይ 😜

  • @ሰላማዊትካሕሳይኢትዮጲያዊ

    ጥዕምቲ ደርፊ እያ ናሆሞየ
    ሓፍትኩም ካብ መቀለ ደቂ ኢሬ
    I Love you

  • @maikthomas1881
    @maikthomas1881 5 років тому +2

    Good job bro from Tigrai Republic
    Ruhus beal lidet deki Tigrai maerey

  • @mezengieweldemichael1143
    @mezengieweldemichael1143 5 років тому +201

    ክክክክክ ናሆም ዓርከይ እዚኣስ ደርፊ ዲና ክንብላ 🙄ፍረየ ፍረየ
    ፍረ ዘይብላ ኮይና ኡፍፍፍፍፍፍ ኣታ በጃኹም ጽብቅ ግጥሚ ኣስምዑና
    እምበር ፍረይካስ ኣይግድን
    በዚ ናተይ ሓሳብ ትሰማምዑ like ጌርኩም ስከ ኣርኡዩኒ ኣሕዋተይ

  • @biniambereketab3792
    @biniambereketab3792 5 років тому +145

    ትግርኛ ፡ ትግርኛ ፡ ኣዩ ናዓይ ካብ ራያ ፡ ክሳብ እስመራ ኤርትራ ።
    ኤርትራዊ ፡ ኤርትራዊ ኣዩ ናዓይ ካብ ራኣስ ቄሳር ክሳብ ራኣስ ዲሜራ ።
    ሰብ ሰብ ኣዩ ናዓይ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ዓለም።
    ፍቕሪ ዓሌት ፡ ሃይማኖት ኣይፈልን ኣዩ አሞ ፍቕሪ ምስ ኩሉ ንግብር ።
    ብዝተረፈ ዓመት ሰላም ዓመት ቅሳነት ይግበረልና
    ምስ ስድራና ፡ ምስ ፈትውትና የራክበና ።
    ክብሪ ነቲ ሉኡል ኣምላክና ይኩን እሚን 3።