ዘኹርዕ ህንጸት ቤተክርስትያ ብ ኤርትራውያን ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 3

  • @kisanetabraham4962
    @kisanetabraham4962 2 роки тому +1

    Good message

  • @tewoldefessahaye6867
    @tewoldefessahaye6867 2 роки тому +1

    Btaeimi senay medeb u

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 2 роки тому +1

    ከም ሰብ ዜጋታት ሓቢሮም ክሰርሑ ክትርኢ ኮለኻ ደስ ዝብል ተግባር እዩ። እንተኮነ ካብ ህንጻ ምስራሕ ሰብ ምስራሕ እቲ ዝበለጸ ውሳነ እዩ. ምክንያቱ ሰብ እዩ ዝበለጸ፡ ሰብ እዩ ክስራሕ አለዎ፡ ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ብዘለዋ ውስሽጣዊ ጸገም ደቃ ነንሕድሕዶም እናተባለዑ፡ ትኣኪብካ ህንጻ ምስራሕ ዘለዎ ትርጉም ኣይርድኣንን እዩ። ከም ኣምኒ ድማ ብጣዕሚ ይሓዝን ጥራይ ዝይኮንኩ፡ ናብ ዘየድሊ ሓሸውየ እዩ ዝወስደካ፡ ቀንዲ ምክንይት ጥፍኣት ደቃ ድማ ጎሊሑ ይርኣየካ፡ ብዘለና ኣካይዳ እንተቀጺልና እዚ ሰርሕናዮ ዘልና ህንጻ ምሕደሪ ጨራሩ ከይከውን የስግኣኒ፡ ብዝኮነ ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና፡ ኣማላድነት ናይ ቅድስቲ ማርያም ድማ ኣይፈለይና።