Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዝሓለፈ ብፃየይ ዕጥቀይ ወሲድይ ኢላ ቃላ ሂባ ነይራሐዚ ዕጥቀይ አብ ባዕቲ ገዲፈብዙሕ ሕውስውስ ዝበለ አለዎ
እዛ ጋል ብውሸጢ ክተራክቡኒ መደለኩ ከምዚአን ኣዋልድ ክህልወና እየ ዝደሊ ኣራክቡኒ ምትብባዕ ዘድልያ ጅግና ዋዕሮ እያ❤❤❤❤❤
0962582265 Israel tbahal
እህህህ 💔💔💔ህጻውንቲ እናሞቱ ደቂ 80 70 ካሕዳማት መራሕቲ ዝዕንድሩላ ትግራይ? ገዲፉዎም ዝሃደመ መራሒ ክሕተት ይግባእ☝️
"ነዚኣ ክትግዕታ'ዶ ርህጽ ትሓድራ" ዝብሉዎስ ከምዚኣ'ያ !!😅😅😅
😂
ግደፍ ኣታ ወዲ ቀቲልካና😂😂😂
ኣየ ወያነ 4 ወለዶ ወጣት ትግራይ ኣብ ሓዊ ጠብሶም ።እንታይ ጠቅሞምና ንትግራይ ብቅልፅምና እናበሉ ወጣት ቅልፅሞም ሰይሮሞም ።ብቅልፅሞም ምንም ዘምፃእዋ ካዓ የለን
ታይ ገረሙካ ዘአቅሞም ገይሮም 7ሐገራት ከቢቦሞም እንዲያዉም ጀጋኑ እዮም አልምዲሊለህ አትቡሉን
እቲ ዝሓለፈ ባሕላዊ ጨዎታ ትግራይ ሕጸ እዪ ነይሩ ሰላም ጌርክን እንተዝይትነብራ መርዓ ብሕጂዩ ዘሎ ቆንዳፋት
ንመራሕቲ ወያነ ኢልኩም ተጋሩ ጠፊእኹን ። ቀደም መራሕቲ ወያነ ነጊሮሙኹም እንዲዮም ብስርቅን ሓሶትን ሙሱና በስቢስና ኢሎም ። ሰራቅን ሓሳውን ሙሰኛን ኣብ ሕጊ እዩ ዝከይድ እንበር መራሒ ኣይኮውንን እዩ ። ሕጂ ውን እዞም ደናቁር መራሕቲ ህወሓት ሰረቅቲ ኣብ ደገ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዘብልዕ ገንዘብ ኣለዎም ምስ ስድራቤቶም ኣብ ደገ ።
አንታ ሌባ መሽረፈት ንመራህቲ ወያነ ክትብል ከለካ ቁሩብ አይትሓፍርን ንምኳን ወያናይ ዝብል ቃል እንታይ ከምዝኮነ ትፈልጦ ዶ አንቱም ተካላት ወያነ ማለት ህዝቢ ማለት እዩ አንቱም ሻእብያ ታሪክ ዘይትፈልጡ ታሪኩም ይጥፋእ እንቱ በላእቲ ነብሲ ህዝቢ ትግራይ በሊእኩም ወዲእክምዎ እንደገና በዚአ በዚአ እናተውኩም ትዘራርጉ አለኩም ድሃን ግዜ ክህልወና እዩ ግዜኩም ሃልው ህዝቢ ትግራይ በስናኑ ነኪሱ ሂዝኩም አሎ ድሃን እዩ ግዜኩም ሃልዩ አንቱም በላእቲ ነብሲ ሌያቡ ፡፡
Merede nay haweka negeruni belom ne shabeya
ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ❤💛❤️❤💛❤️👍👍👍
ኲናት ልመዶ ኣይትልመዶ ከቢድዩ ቀሊል ኣይኮነን ካብኡ ከኣ 2ሰሙን ብዘይ ምግብን ማይን ስልኪ ኮ ኣይነበረን ምንም ኣየእምንን
ትግራይ ፍቱሓት ስረ ፡ በሉ ጉድኩም ስምዑ
አነ ኤርትራዊ እየ እወ ትግራይ ሽግር አለዎም ምዝካር አየድለካን ንሳቶም አብ መሬቶም ኮይኖም ንመንግስቶም ጠልጠል ከብልዎም ብአይንና ሪእና አብ ልቦም ዘሎ ይዛረቡ ንህናስ ሀደ አብ ዳይፐር ዝገበረ ተንቤናይ ክጻወተልና ከሎ ጽቡቅ ገበርካ ኢልኩም fake ሀገራውያን
Hasawit
ኣብ በዓቲ ክልተ ሰሙን ተሓቢእና እናበልኪሲ ተሌፎን ክኣ ናብ ሓብታ ደዊላ ክክክክክክ ኣየ ትግራዎት እዚ ጀጋኑ ክትብሃሉ ሓሶትን ዜሮ ዝኾነ ታሪኽ ኣይትተርኹ ትሩፋት
አሰይ ጀግኒ ጎል ጀጋኑ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪
ዋዕሮና እንኮዕ ቢሂወት ተረፍኪ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰንዓት ተጋድልትና መወዳእታ የብሉን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከመይ ራጁ እንዳገበርኪ ቡምባ ዘይትርኧ ሕውስውስ አቢልኪዬ ቲዘረባ
ኣቱም ሰባት " ቃላት ናይዛ ዋዕሮ እሞ ስምዑ ! ነዚ ቃላት እዙይ እዮም ዝጠልሙ ዘለዉ ፡ እዞም ኣብ ዝተፈላለዩ ፖላሶታት ኮይኖም ፡ ኣብ ርእሲ ስዉኣትን ከምኒ እዚኣ ስንኩላት ፡ ክቕልዱ ዝውዕሉ ዘለዉ ! ግደፉ በሉዎም ፡ ቢ ኣዕጽምቲ ስዉኣት ዝቕልዱ ዘለዉ 🙏
እዋይ ትግራዋይ ሓሶት ክብልኻስ ከምዚ ኢዩ 15 መዓልቲ ማይ መግቢ ዝጸኒሕ እሞ ኸኣ ማህረምቲ ዘለካ እዋይ
ድህልቲ ጉሐፍ ፣
WAY WAY SHIMALE KALE METEYIK IYU ZIHATA ZELO WAW
ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተኣቢኪ ንዝብኢ ይህበኪ!
"ሽንተይ ከይሰቲ ፐሬድ ኮይነ"ኢላ ሽንትን ፐሬድን እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ መውፅኢኡ በበይኑ እዩ ካሊእ እቲ ትዛረቦ ዘላ ነገር ምንም መእመኒ የብሉን ንኣብነት ስልኪ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ዘይነበረሉ ጊዘ ስልኪ ደዊለ ሓፍተይ ፀዊዐያ ገለታት ገለታት
ክከውን ይኽእል እንድዩ ግን ዘይ እመን ዘረባ አለዎ ቀዳማይ ቁስሊ ዉጉእ ይጨኑ እዩ ሊእሊ ከማን 15 መአልቲ ብዘይ ህክምና ተፈትሻስ ሐሊፋ ?
አለቺሕ እኮ ትል ሆነ ስለዚሕ ይሸታል ማለት ነው ደደብ
😂😂😂
Yes she clearly explained in Nikisge Sothern tigray I know the history ......she the most talent brilliant i know my village she scarify for my peoples. please send her phone
Hasewti malelite sheramute
ኣታ እዞም ዓጋመ እንታዮም ኩሎም ፡ ሽንተይ ሰትየ ፡ዝብሉ ጸሚኦም ድዮም ፈሪሖም ምርዳእ ስኢና ፡መንደላይ መልሲ ክህበና ንጽበ
ዋዕሮዋይ ጅግና❤
ኣብዚ ግን እንታይ ዓይነት መልእኽቲ ኢኺ ተሕልፊ ዘለኺ ቦጅባጅ
Kkkkkkk Abet Afena 😂😂Emanki dyu?😂😂
😂😂😂😂😂😂ግደፍ ታ ማ እዋይ እንታይ ኢላ ክክክክ
😂😂😂😂😂😂
ኣነ ኤርትራዊ ከማኻ የ ግን በዞም ቀያሕትን ጸለምትን መንእሰያት ኣይስሕቕን የ። ብሰንኪ ስልጣናቶም ከናውሑ ዝደልዩ መራሕቲ ኢዮም ኮ ዋጋ ከፊሎም። ብክልቲኡኡ ወገን ኣነ ትግራዋይ ክመዉት ኣይደሊ ኤርትራዊ ክመውት ኣይደሊ። ፍቕርን ሰላምን ዩ ጥዑም።
ክልተ ሰሙን ኣብ በዓቲ ኔሬ ክትብል ጸኒሓ: ንሓፍተይ ንመቀለ ደዊለ ሓቢሬያ። ኣብ በዓቲ ባትሪ? ኔትዎርክ? ክልተ ሰሙን ብዘይ መግብን መስተን ጸኒሐ ክትብል ጸኒሓ: እንጀራ ምስ መጸ በሊዕና።ብጣዕሚ ሕማቅ ተዋስኦ።
Tegaru- the the result of incompetent leadership, Fekera doesn’t get you anywhere. This should never happen. Tegaru Rotate your brain 360 degrees.
Fekera to get to Asmera was the cause of so many young Tegaru dying!
ጀግና ጓልቶም ጀጋኑ
ታኣምር❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
Brave Tigray girl
ዋሕዲ ሰብ ሰለዝነበሮም እንታይ ይግበሩ ብ7 ሐገራት ብድሮን ተከቢቦም በዚሆሞም ሽግር እዩ ጦርነት ከቢድ እዩ ተጋርዋ ረቢ ያሐግዝኩም ንሻአላህ
አይተሓዙለይ ኢንተርቪወር ግን ወዲ ድዩ ወይ ጏል ?ንምፉላጥ
Eski gemeti
@@mebrahtutsegahe7358 ወዲ :: አብታ ዓይናዶ ግምት ?
Kilitueu eyu eya
Mobile dewle zeblto yetrater charge ke ab bati kabey rekibato
😂😂😂 smart!!ya very confusion
😢Agoki habtey
መምልኢ ቴሌፎን ድኣ በየን ረኺብኪ እእእእእእእ
ስለምንታይ ኢኹም ሓሲያ ትብሉ፡ እንታይ ንምኽሳብ ኢያ እሞ ክትሕሱ፡ ቁስሊ ይሕስኽ ብጭቡጥ ይሕስኽ፡ ብዝኾነ ከምዚ ዝበለ ስቓይ ዝሓለፈ ሰብ፡ ብከምዚ ዝበለ ሂወት ዘይሰገረ ክፈልጦ ክርድኦ ኣይክእልን ኢዩ ግደፍዎ በቃ። ሓቂ ንምርግጋጽ ግን ሓውታ ምውካስ፡ ኣሃዱኣ ምውካስ ቀሊልን ፈረቓን እኮ ኢዩ።
ትሕሱ ደኣ attention ንምርካብ
ሓሳዊት ኣይትበሉ ምሽጥር ስለ ዘዉፀት ድዩ ኹሎም ኣሕዋትና ተደብርዮ እዮም ተሪፎም ደጋፊ ዘይብሎም😢😭😭😭
ደብሪጽ እዩ ተሓታቲ 😂😂
Zeyredeaka zanta
ምግዳል እኮ ነዞም ከቢድ መወቃዕቲ እንተነይሩዎም ነዚኦም ከድህኑ ከምቱ ወይ ካብ ውግእ ሓይሊ ከይጎድል ከኸዱ ግድን እዩ ።ካልኣይ ሓኪም ሀዝቢ ወረዳ ሰራህተኛ ወይ ናይቲ ህብረተሰብ እጃም እዩ እዚ ኣብ ኺናት ዘጋጥም እዩ ከትኣምነሉ ይግባእ ኣብቲ ኹነታት ብዙህ ፀገም ከምዘጋጠመ ሩዱእ እዩ።
Xbuq kinat yelen haftey enqae bselam terefki
ሓቂ ተኮይኑ ዕንኩዋእ ብሂወትኪ ወጻእኪ። እዚ ትብልዮ ታሪኽ ግን ተአማንነት የብሉን። ንሃብትኪ ብስልኪ ካብ መቀለ ደዊልኪ ጸዊዕኪያ? ቴለፎን ሃገረሰብ አይኮነን መቀሌ አይነበረን። ሓሳዊት ኢኪ። ፊልም ክትዋሳኢ ትክእሊ አብ መጻኢ።
,ባዕላ ድያ ትፈጥሮ ዘላ ጽውጽዋይ ኮይኑ ይስምዓካ ይተሓዋወሳ ኣሎ ካበይ ናበይ እያ ተላኽዖ ዘላ 😂😂😂 ቅድሚ ሕጂ ዕጥቂ ኣይነበረናን ኢላ ኑይራ ሕጂ ኽኣ ምስ ሙሊእ ዕጥቃ ከምዝነበረት እውይ ከብደይ ተነፊሐ ክትኮስ ደልየ ከምዚከ ኣሎ ድዩ 😂😂😂
ንምእማን ዝኸብድ ሕውስውስ ዝበለ ዘረባ ኣሎ ግን ነቲ ናይ ዋዕሮ ታረኽ ንወለዶ ዝሓልፍ እዩሞ ይፃረ
Kkkkk charchi dia abeyi rekibki telefon dewilki zegerim eyu
ፈጠረሽን እያ ራምቦ ጁኔር 😂😂😂😂
ከምዚ ዓይነት ብልሓቲን ሜላን ኣብቲ ናይ መኸተ ቃልሲ ዘነበረ ብልሓት ንመሸቐጢ ዩቱብ ንጸላእቲ አሕልፍኩም ትህቡ አለኹም ኣብ ውሽጢ መኸተ እናሃለና ከምዚ ዓይነት ምሽጥር መባኸኒ ዝኾነ ዓገብ ክበሃል አለዎ ::
ኣቱም ሰባት ድምጽን ናይ ኣፋ ምንቅስቃስን በበይኑ ኣሎ ደሓር እቲ ታሪኽ ሕውስውስ ኢሉኒ ናታ ዲዩ ቲዘረባ ብሓቂ ?
yes
ጭርጭር ዓበደ ዩ ናትኩምሲ፡ ህወሓት ክፍክር ሻዕብያ ይድክር። ፈኪሩ ፈኪሩ ሃዲሙ ናብ በዓቱ።
Ni mekele nab haftey dewile xewiaya network neru malet dyu
Ewe niru pipi katewu kelewu yekeftewo nerom
ጅብ ከሄደ ውሻጮኸ ነው ነገሩ። በመቀሌ ኣልጋጠስር ተደብቃቹ ነበር። የኘሪቶርያ ስምምነት ነው ከአልጋ ስር ያወጣቹ 😅😅😅
የጠንቛይ ዘር
Hasote nay abotatkum nay sebhate nega kedemti
Ahhhh deqny😢😢😢😢😢😢😢
ስንኩላትና መሕፈርቲ ተቐይርኩም ብዕሱባት ዘድልን ዘየድልን የዛርቡኹም ኣለዉ
እዛ ጋል ሓኪም ክትርአ ኣለዋ ቁሩብ ናይ ሓንጎል ምዝንባል ጌራ ኣላ , ኣብቲ ዘረብኣ ትፍለጥ ደሓር ኣብቲ ዝሓለፈ ኣብ ሰረት መድያ ዝበለቶን ሕጂ ትብሎ ዘላን ገለ ገለ ፍልልይ ኣለዎ , ናይ የእምሮ ሓኪም ክትርአ ኣለዋ
😢😢ንምንታይ መኽንያት እዮም ክዋግኡ ከይዶም? ሕዋሓት ብዘይ ምርቻ ን 29 ዓመታት አብ ስልጣን ፀኒሖምስ፡ደሕሪ 29 ዓመታት አብ ኢትዮጰያ ምርቻ ተገሩ አብይ አሕመድ ተመሪፁ፡ሕዋሓት ንዘላአለም አብ ስልጣን ክነብሩ ስለ ዝተደለየ ድየ? ከም ተጋሩ ዝድንቁር ህዝብስ አብ ዓለም የሎን።
AJOKI TEBAI TEGADALIT TIGRAY JEGNA IKI KULU TSERKIYO AMLAK KEA REDIUKUM ..KIBRY YIHABKI
እዝ ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ ትረኻ እዩ !
ጅግንነትኩም ዓለም አዛሪቡ
ትዕሊም 😂😂😂😂😂 ኣየ ዓጋመ ሓሶት ከኣ ቦሎ እዩ
Wawጂግና።ወረቂጋልትግራደ
ድምፅይ ምስልይ አይተዋደደይ
❤❤❤❤waerooo
Ajoki sister dehezin shigir kerni africa m'as eyu kiwidae endei
❤❤❤❤❤❤❤😢
💯💯💯💖💖💖💖💖💖
መን እዮ ገድፋኪ ዝከደ? ??
anta kndethsu ezaagal
ዝገርም እዩ ሓዶታ
Bizuh hasot eniewo. Gin ziwereda gifee reuy eyu.
😭😭😭😭😭
እቲ ታሪኽ ክስነድ አለዎ ዝብል እምነት አለኒ ይኹን እምበር ንዩቱብ መሸቐጢ ክኸውን ግን አይግባእን ኣሓት ወኣሕት በይዛኹም ንቲ ኹነታት አይሓለፍናዮን ኣብ ማእኸል እቲ ኹነታት ኢና ዘለና እስቲ ጽንዓት ሕዝና ንታሪኽ ንሰንዶ ግን ኣብ አየር አይነውዕሎ ንዝተወሰነ ግዘ ::
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
መበቆሉን ዕላማኡን ዝተወሰኑ መራሕቲ ጥራሕ ኣብ ዝፈልጥዎ ኲናት ፡ ብናይ ካድራት ሓሶትን ፕሮፖጋንዳን ዕሸላት ጠፊኦም ። ተቓላሳይ ምስ ምሉእ ጥዕናኡ ኣገዳሲ ፍጡር'ዩ ፡ ምስ ቆሰለን ምስ ሰንከለን ግን ከም ሸኽሚ ይፍንፈን ። እቲ ልዕሊ ዅሉ ዘሕዝን ድማ እቲ ድሕሪ ኲናት ዝቕጽል ህይወት ዘይዕረን ኣዝዩ መሪርን ምዃኑ ኢዩ ። 😢
ለክባጥ ኤርትራ ጉዳይ ሃገርካ ግበር ድሁል
ዋይ 💔😡😢
ሕሾት
ማለት
ሕሾት😂😂😂
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
AB ETHIOPIA DEA..... WEDI DIYU... WEY GUAL... IYU KAL METEYIK ZIHATA ZELO
አቤት ቦኾክ ቦኾክ ክክክክክ ወያኔ ሃሶት ጽቡቕ ጌራ እያ ሚሂራትኹም ክክክክክክክ
😂 nace drama
ረዚን ዩ።
tdf ezi do neakum yahizn sean resehat merahti
💪💪💪💪💝💪💪💪💪💪💪
Kkkkk mortar harimks Bombay ef1 Ka hzki wexiki aye wetehaderat junta kkkkk
ሓሳዊት
ሻምበል ባሻ ምግበይ ተለኣኣኺ ድዮ?እወ አጥሊኡ! ዝኸብዳም ታፍቶም ሌባ ሠራቂ ተባሂሉናይ ሐጺን መጻንን 3 መኪና ምስ ዲሞርክአን ሕሩጭ እኽሊ ተገምጊሙ ክሲ ዝቀረበሉ ሓላዊ አድጊ ዝነበረ እዩ። ንተጋደልቲ ድሃሎም ተባሂሉ ብኒ ቆሻሻ ስብሓት ተላኢኹ ንአርሱ ዘዋረደ መሃይም ናይ ጣልያን ሻምበል ባሻ ከሐዲ እዩ። ጉድኣት ተጠወርቲ TDF ሠላማዊ ሰልፊ ኽገብሩ አይፍቀድን ዝብል ዝወጸሉ ሔሽከርን መሃይምን እንተኾይኑ ጥራይ እዩ። ዝወዲዛማዕምን አቡኡ ዘይፈልጥ ወዲ ሃንታ ናይ ሱዳን ማእምን ምዃንካ ውን ተፍልጥ። ገና ኸነቃልኤካ ኢና! ተጸበዬና!!!
Kilte semun bzey may? Tegerun hasotn eyu negeru.
እዚ ኲሉ ትብሊዬ ዘለኪ ተጋንፎ ነዛ ጠላም ንጃንዳ ማለሊት ሕወሐት ሌባ ሰራቂት ረዲኤት ህዝቢ ትግራይ ከምእውን ስልጣንኖም ከናውሑ ኢኪ ወፊርኪ ዓጀብ እንበር ወያነ በላዒት ደቃ ሪእናያ ብሙርኲስ ኽትሀድም ሰላም የውርፀልኲም ደቂ ድካ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ግበሩ
ሓሶት በዝሑልክ😅😅😅😅😅
ኣብዚሕክዮ
😂😂 I know
እዋይ ፣ ሓሶት
For what? What did you achieve? You lost your youth, your future!
ጀጊናዋእሮ❤❤❤❤❤❤😂
Poor ladies, why do you give your life for nothing? Advice others not to give your life for this ethnocentric ideology
ራጂ እላግአበረት ሲ እታ ቡምባ ኣይረእይዋን ትብልሲ ዘይከውን ።
መሊእኪ ምሽጥር ኣይተውፅኢ
❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤
ዝሓለፈ ብፃየይ ዕጥቀይ ወሲድይ ኢላ ቃላ ሂባ ነይራ
ሐዚ ዕጥቀይ አብ ባዕቲ ገዲፈ
ብዙሕ ሕውስውስ ዝበለ አለዎ
እዛ ጋል ብውሸጢ ክተራክቡኒ መደለኩ ከምዚአን ኣዋልድ ክህልወና እየ ዝደሊ ኣራክቡኒ ምትብባዕ ዘድልያ ጅግና ዋዕሮ እያ❤❤❤❤❤
0962582265 Israel tbahal
እህህህ 💔💔💔ህጻውንቲ እናሞቱ ደቂ 80 70 ካሕዳማት መራሕቲ ዝዕንድሩላ ትግራይ?
ገዲፉዎም ዝሃደመ መራሒ ክሕተት ይግባእ☝️
"ነዚኣ ክትግዕታ'ዶ ርህጽ ትሓድራ" ዝብሉዎስ ከምዚኣ'ያ !!😅😅😅
😂
ግደፍ ኣታ ወዲ ቀቲልካና😂😂😂
ኣየ ወያነ 4 ወለዶ ወጣት ትግራይ ኣብ ሓዊ ጠብሶም ።እንታይ ጠቅሞምና ንትግራይ ብቅልፅምና እናበሉ ወጣት ቅልፅሞም ሰይሮሞም ።ብቅልፅሞም ምንም ዘምፃእዋ ካዓ የለን
ታይ ገረሙካ ዘአቅሞም ገይሮም 7ሐገራት ከቢቦሞም እንዲያዉም ጀጋኑ እዮም አልምዲሊለህ አትቡሉን
እቲ ዝሓለፈ ባሕላዊ ጨዎታ ትግራይ ሕጸ እዪ ነይሩ ሰላም ጌርክን እንተዝይትነብራ መርዓ ብሕጂዩ ዘሎ ቆንዳፋት
ንመራሕቲ ወያነ ኢልኩም ተጋሩ ጠፊእኹን ። ቀደም መራሕቲ ወያነ ነጊሮሙኹም እንዲዮም ብስርቅን ሓሶትን ሙሱና በስቢስና ኢሎም ። ሰራቅን ሓሳውን ሙሰኛን ኣብ ሕጊ እዩ ዝከይድ እንበር መራሒ ኣይኮውንን እዩ ። ሕጂ ውን እዞም ደናቁር መራሕቲ ህወሓት ሰረቅቲ ኣብ ደገ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዘብልዕ ገንዘብ ኣለዎም ምስ ስድራቤቶም ኣብ ደገ ።
አንታ ሌባ መሽረፈት ንመራህቲ ወያነ ክትብል ከለካ ቁሩብ አይትሓፍርን ንምኳን ወያናይ ዝብል ቃል እንታይ ከምዝኮነ ትፈልጦ ዶ አንቱም ተካላት ወያነ ማለት ህዝቢ ማለት እዩ አንቱም ሻእብያ ታሪክ ዘይትፈልጡ ታሪኩም ይጥፋእ እንቱ በላእቲ ነብሲ ህዝቢ ትግራይ በሊእኩም ወዲእክምዎ እንደገና በዚአ በዚአ እናተውኩም ትዘራርጉ አለኩም ድሃን ግዜ ክህልወና እዩ ግዜኩም ሃልው ህዝቢ ትግራይ በስናኑ ነኪሱ ሂዝኩም አሎ ድሃን እዩ ግዜኩም ሃልዩ አንቱም በላእቲ ነብሲ ሌያቡ ፡፡
Merede nay haweka negeruni belom ne shabeya
ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ❤💛❤️❤💛❤️👍👍👍
ኲናት ልመዶ ኣይትልመዶ ከቢድዩ ቀሊል ኣይኮነን ካብኡ ከኣ 2ሰሙን ብዘይ ምግብን ማይን ስልኪ ኮ ኣይነበረን ምንም ኣየእምንን
ትግራይ ፍቱሓት ስረ ፡ በሉ ጉድኩም ስምዑ
አነ ኤርትራዊ እየ እወ ትግራይ ሽግር አለዎም ምዝካር አየድለካን ንሳቶም አብ መሬቶም ኮይኖም ንመንግስቶም ጠልጠል ከብልዎም ብአይንና ሪእና አብ ልቦም ዘሎ ይዛረቡ
ንህናስ ሀደ አብ ዳይፐር ዝገበረ ተንቤናይ ክጻወተልና ከሎ ጽቡቅ ገበርካ ኢልኩም fake ሀገራውያን
Hasawit
ኣብ በዓቲ ክልተ ሰሙን ተሓቢእና እናበልኪሲ ተሌፎን ክኣ ናብ ሓብታ ደዊላ ክክክክክክ ኣየ ትግራዎት እዚ ጀጋኑ ክትብሃሉ ሓሶትን ዜሮ ዝኾነ ታሪኽ ኣይትተርኹ ትሩፋት
አሰይ ጀግኒ ጎል ጀጋኑ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰✊💪✊💪✊💪✊💪✊💪
ዋዕሮና እንኮዕ ቢሂወት ተረፍኪ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰንዓት ተጋድልትና መወዳእታ የብሉን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከመይ ራጁ እንዳገበርኪ ቡምባ ዘይትርኧ ሕውስውስ አቢልኪዬ ቲዘረባ
ኣቱም ሰባት " ቃላት ናይዛ ዋዕሮ እሞ ስምዑ !
ነዚ ቃላት እዙይ እዮም ዝጠልሙ ዘለዉ ፡ እዞም ኣብ ዝተፈላለዩ ፖላሶታት ኮይኖም ፡ ኣብ ርእሲ ስዉኣትን ከምኒ እዚኣ ስንኩላት ፡ ክቕልዱ ዝውዕሉ ዘለዉ ! ግደፉ በሉዎም ፡ ቢ ኣዕጽምቲ ስዉኣት ዝቕልዱ ዘለዉ 🙏
እዋይ ትግራዋይ ሓሶት ክብልኻስ ከምዚ ኢዩ 15 መዓልቲ ማይ መግቢ ዝጸኒሕ እሞ ኸኣ ማህረምቲ ዘለካ እዋይ
ድህልቲ ጉሐፍ ፣
WAY WAY SHIMALE KALE METEYIK IYU ZIHATA ZELO WAW
ዓር ይብለኪ ክር ይብለኪ እንተኣቢኪ ንዝብኢ ይህበኪ!
"ሽንተይ ከይሰቲ ፐሬድ ኮይነ"ኢላ ሽንትን ፐሬድን እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ መውፅኢኡ በበይኑ እዩ ካሊእ እቲ ትዛረቦ ዘላ ነገር ምንም መእመኒ የብሉን ንኣብነት ስልኪ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ዘይነበረሉ ጊዘ ስልኪ ደዊለ ሓፍተይ ፀዊዐያ ገለታት ገለታት
ክከውን ይኽእል እንድዩ ግን ዘይ እመን ዘረባ አለዎ ቀዳማይ ቁስሊ ዉጉእ ይጨኑ እዩ ሊእሊ ከማን 15 መአልቲ ብዘይ ህክምና ተፈትሻስ ሐሊፋ ?
አለቺሕ እኮ ትል ሆነ ስለዚሕ ይሸታል ማለት ነው ደደብ
😂😂😂
Yes she clearly explained in Nikisge Sothern tigray I know the history ......she the most talent brilliant i know my village she scarify for my peoples. please send her phone
Hasewti malelite sheramute
ኣታ እዞም ዓጋመ እንታዮም ኩሎም ፡ ሽንተይ ሰትየ ፡ዝብሉ ጸሚኦም ድዮም ፈሪሖም ምርዳእ ስኢና ፡መንደላይ መልሲ ክህበና ንጽበ
ዋዕሮዋይ ጅግና❤
ኣብዚ ግን እንታይ ዓይነት መልእኽቲ ኢኺ ተሕልፊ ዘለኺ ቦጅባጅ
Kkkkkkk Abet Afena 😂😂Emanki dyu?😂😂
😂😂😂😂😂😂ግደፍ ታ ማ እዋይ እንታይ ኢላ ክክክክ
😂😂😂😂😂😂
ኣነ ኤርትራዊ ከማኻ የ ግን በዞም ቀያሕትን ጸለምትን መንእሰያት ኣይስሕቕን የ። ብሰንኪ ስልጣናቶም ከናውሑ ዝደልዩ መራሕቲ ኢዮም ኮ ዋጋ ከፊሎም። ብክልቲኡኡ ወገን ኣነ ትግራዋይ ክመዉት ኣይደሊ ኤርትራዊ ክመውት ኣይደሊ። ፍቕርን ሰላምን ዩ ጥዑም።
ክልተ ሰሙን ኣብ በዓቲ ኔሬ ክትብል ጸኒሓ: ንሓፍተይ ንመቀለ ደዊለ ሓቢሬያ። ኣብ በዓቲ ባትሪ? ኔትዎርክ? ክልተ ሰሙን ብዘይ መግብን መስተን ጸኒሐ ክትብል ጸኒሓ: እንጀራ ምስ መጸ በሊዕና።
ብጣዕሚ ሕማቅ ተዋስኦ።
Tegaru- the the result of incompetent leadership,
Fekera doesn’t get you anywhere. This should never happen. Tegaru Rotate your brain 360 degrees.
Fekera to get to Asmera was the cause of so many young Tegaru dying!
ጀግና ጓልቶም ጀጋኑ
ታኣምር❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
Brave Tigray girl
ዋሕዲ ሰብ ሰለዝነበሮም እንታይ ይግበሩ ብ7 ሐገራት ብድሮን ተከቢቦም በዚሆሞም ሽግር እዩ ጦርነት ከቢድ እዩ ተጋርዋ ረቢ ያሐግዝኩም ንሻአላህ
አይተሓዙለይ ኢንተርቪወር ግን ወዲ ድዩ ወይ ጏል ?ንምፉላጥ
Eski gemeti
@@mebrahtutsegahe7358
ወዲ :: አብታ ዓይናዶ ግምት ?
Kilitueu eyu eya
Mobile dewle zeblto yetrater charge ke ab bati kabey rekibato
😂😂😂 smart!!ya very confusion
😢Agoki habtey
መምልኢ ቴሌፎን ድኣ በየን ረኺብኪ እእእእእእእ
ስለምንታይ ኢኹም ሓሲያ ትብሉ፡ እንታይ ንምኽሳብ ኢያ እሞ ክትሕሱ፡ ቁስሊ ይሕስኽ ብጭቡጥ ይሕስኽ፡ ብዝኾነ ከምዚ ዝበለ ስቓይ ዝሓለፈ ሰብ፡ ብከምዚ ዝበለ ሂወት ዘይሰገረ ክፈልጦ ክርድኦ ኣይክእልን ኢዩ ግደፍዎ በቃ። ሓቂ ንምርግጋጽ ግን ሓውታ ምውካስ፡ ኣሃዱኣ ምውካስ ቀሊልን ፈረቓን እኮ ኢዩ።
ትሕሱ ደኣ attention ንምርካብ
ሓሳዊት ኣይትበሉ ምሽጥር ስለ ዘዉፀት ድዩ ኹሎም ኣሕዋትና ተደብርዮ እዮም ተሪፎም ደጋፊ ዘይብሎም😢😭😭😭
ደብሪጽ እዩ ተሓታቲ 😂😂
Zeyredeaka zanta
ምግዳል እኮ ነዞም ከቢድ መወቃዕቲ እንተነይሩዎም ነዚኦም ከድህኑ ከምቱ ወይ ካብ ውግእ ሓይሊ ከይጎድል ከኸዱ ግድን እዩ ።ካልኣይ ሓኪም ሀዝቢ ወረዳ ሰራህተኛ ወይ ናይቲ ህብረተሰብ እጃም እዩ እዚ ኣብ ኺናት ዘጋጥም እዩ ከትኣምነሉ ይግባእ ኣብቲ ኹነታት ብዙህ ፀገም ከምዘጋጠመ ሩዱእ እዩ።
Xbuq kinat yelen haftey enqae bselam terefki
ሓቂ ተኮይኑ ዕንኩዋእ ብሂወትኪ ወጻእኪ። እዚ ትብልዮ ታሪኽ ግን ተአማንነት የብሉን። ንሃብትኪ ብስልኪ ካብ መቀለ ደዊልኪ ጸዊዕኪያ? ቴለፎን ሃገረሰብ አይኮነን መቀሌ አይነበረን። ሓሳዊት ኢኪ። ፊልም ክትዋሳኢ ትክእሊ አብ መጻኢ።
,ባዕላ ድያ ትፈጥሮ ዘላ ጽውጽዋይ ኮይኑ ይስምዓካ ይተሓዋወሳ ኣሎ ካበይ ናበይ እያ ተላኽዖ ዘላ 😂😂😂 ቅድሚ ሕጂ ዕጥቂ ኣይነበረናን ኢላ ኑይራ ሕጂ ኽኣ ምስ ሙሊእ ዕጥቃ ከምዝነበረት እውይ ከብደይ ተነፊሐ ክትኮስ ደልየ ከምዚከ ኣሎ ድዩ 😂😂😂
ንምእማን ዝኸብድ ሕውስውስ ዝበለ ዘረባ ኣሎ ግን ነቲ ናይ ዋዕሮ ታረኽ ንወለዶ ዝሓልፍ እዩሞ ይፃረ
Kkkkk charchi dia abeyi rekibki telefon dewilki zegerim eyu
ፈጠረሽን እያ ራምቦ ጁኔር 😂😂😂😂
ከምዚ ዓይነት ብልሓቲን ሜላን ኣብቲ ናይ መኸተ ቃልሲ ዘነበረ ብልሓት ንመሸቐጢ ዩቱብ ንጸላእቲ አሕልፍኩም ትህቡ አለኹም ኣብ ውሽጢ መኸተ እናሃለና ከምዚ ዓይነት ምሽጥር መባኸኒ ዝኾነ ዓገብ ክበሃል አለዎ ::
ኣቱም ሰባት ድምጽን ናይ ኣፋ ምንቅስቃስን በበይኑ ኣሎ ደሓር እቲ ታሪኽ ሕውስውስ ኢሉኒ ናታ ዲዩ ቲዘረባ ብሓቂ ?
yes
ጭርጭር ዓበደ ዩ ናትኩምሲ፡ ህወሓት ክፍክር ሻዕብያ ይድክር። ፈኪሩ ፈኪሩ ሃዲሙ ናብ በዓቱ።
Ni mekele nab haftey dewile xewiaya network neru malet dyu
Ewe niru pipi katewu kelewu yekeftewo nerom
ጅብ ከሄደ ውሻጮኸ ነው ነገሩ። በመቀሌ ኣልጋጠስር ተደብቃቹ ነበር። የኘሪቶርያ ስምምነት ነው ከአልጋ ስር ያወጣቹ 😅😅😅
የጠንቛይ ዘር
Hasote nay abotatkum nay sebhate nega kedemti
Ahhhh deqny😢😢😢😢😢😢😢
ስንኩላትና መሕፈርቲ ተቐይርኩም ብዕሱባት ዘድልን ዘየድልን የዛርቡኹም ኣለዉ
እዛ ጋል ሓኪም ክትርአ ኣለዋ ቁሩብ ናይ ሓንጎል ምዝንባል ጌራ ኣላ , ኣብቲ ዘረብኣ ትፍለጥ ደሓር ኣብቲ ዝሓለፈ ኣብ ሰረት መድያ ዝበለቶን ሕጂ ትብሎ ዘላን ገለ ገለ ፍልልይ ኣለዎ , ናይ የእምሮ ሓኪም ክትርአ ኣለዋ
😢😢ንምንታይ መኽንያት እዮም ክዋግኡ ከይዶም? ሕዋሓት ብዘይ ምርቻ ን 29 ዓመታት አብ ስልጣን ፀኒሖምስ፡ደሕሪ 29 ዓመታት አብ ኢትዮጰያ ምርቻ ተገሩ አብይ አሕመድ ተመሪፁ፡ሕዋሓት ንዘላአለም አብ ስልጣን ክነብሩ ስለ ዝተደለየ ድየ? ከም ተጋሩ ዝድንቁር ህዝብስ አብ ዓለም የሎን።
AJOKI TEBAI TEGADALIT TIGRAY JEGNA IKI KULU TSERKIYO AMLAK KEA REDIUKUM ..KIBRY YIHABKI
እዝ ኣብ ሓቂ ዝተሞርከሰ ትረኻ እዩ !
ጅግንነትኩም ዓለም አዛሪቡ
ትዕሊም 😂😂😂😂😂 ኣየ ዓጋመ ሓሶት ከኣ ቦሎ እዩ
Wawጂግና።ወረቂጋልትግራደ
ድምፅይ ምስልይ አይተዋደደይ
❤❤❤❤waerooo
Ajoki sister dehezin shigir kerni africa m'as eyu kiwidae endei
❤❤❤❤❤❤❤😢
💯💯💯💖💖💖💖💖💖
መን እዮ ገድፋኪ ዝከደ? ??
anta kndethsu ezaagal
ዝገርም እዩ ሓዶታ
Bizuh hasot eniewo. Gin ziwereda gifee reuy eyu.
😭😭😭😭😭
እቲ ታሪኽ ክስነድ አለዎ ዝብል እምነት አለኒ ይኹን እምበር ንዩቱብ መሸቐጢ ክኸውን ግን አይግባእን ኣሓት ወኣሕት በይዛኹም ንቲ ኹነታት አይሓለፍናዮን ኣብ ማእኸል እቲ ኹነታት ኢና ዘለና እስቲ ጽንዓት ሕዝና ንታሪኽ ንሰንዶ ግን ኣብ አየር አይነውዕሎ ንዝተወሰነ ግዘ ::
🎉🎉🎉🎉❤❤❤
መበቆሉን ዕላማኡን ዝተወሰኑ መራሕቲ ጥራሕ ኣብ ዝፈልጥዎ ኲናት ፡ ብናይ ካድራት ሓሶትን ፕሮፖጋንዳን ዕሸላት ጠፊኦም ። ተቓላሳይ ምስ ምሉእ ጥዕናኡ ኣገዳሲ ፍጡር'ዩ ፡ ምስ ቆሰለን ምስ ሰንከለን ግን ከም ሸኽሚ ይፍንፈን ። እቲ ልዕሊ ዅሉ ዘሕዝን ድማ እቲ ድሕሪ ኲናት ዝቕጽል ህይወት ዘይዕረን ኣዝዩ መሪርን ምዃኑ ኢዩ ። 😢
ለክባጥ ኤርትራ ጉዳይ ሃገርካ ግበር ድሁል
ዋይ 💔😡😢
ሕሾት
ማለት
ሕሾት😂😂😂
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
AB ETHIOPIA DEA..... WEDI DIYU... WEY GUAL... IYU KAL METEYIK ZIHATA ZELO
አቤት ቦኾክ ቦኾክ ክክክክክ ወያኔ ሃሶት ጽቡቕ ጌራ እያ ሚሂራትኹም ክክክክክክክ
😂 nace drama
ረዚን ዩ።
tdf ezi do neakum yahizn sean resehat merahti
💪💪💪💪💝💪💪💪💪💪💪
Kkkkk mortar harimks Bombay ef1 Ka hzki wexiki aye wetehaderat junta kkkkk
ሓሳዊት
ሻምበል ባሻ ምግበይ ተለኣኣኺ ድዮ?
እወ አጥሊኡ! ዝኸብዳም ታፍቶም ሌባ ሠራቂ ተባሂሉ
ናይ ሐጺን መጻንን 3 መኪና ምስ ዲሞርክአን ሕሩጭ እኽሊ ተገምጊሙ ክሲ ዝቀረበሉ ሓላዊ አድጊ ዝነበረ እዩ። ንተጋደልቲ ድሃሎም ተባሂሉ ብኒ ቆሻሻ ስብሓት ተላኢኹ ንአርሱ ዘዋረደ መሃይም ናይ ጣልያን ሻምበል ባሻ ከሐዲ እዩ። ጉድኣት ተጠወርቲ TDF ሠላማዊ ሰልፊ ኽገብሩ አይፍቀድን ዝብል ዝወጸሉ ሔሽከርን መሃይምን እንተኾይኑ ጥራይ እዩ። ዝወዲዛማዕምን አቡኡ ዘይፈልጥ ወዲ ሃንታ ናይ ሱዳን ማእምን ምዃንካ ውን ተፍልጥ። ገና ኸነቃልኤካ ኢና! ተጸበዬና!!!