WAKAtv - Isaias Salh (Rasha) -Kmhl'ye/ክምሕል'የ - New Eritrean Music 2017

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 755

  • @aslitv5032
    @aslitv5032 7 років тому +36

    I can't stop watching this video 🎶 thanks Rasha wedi keep it up 🤞

  • @ኣኩስዲወዲቃዛ
    @ኣኩስዲወዲቃዛ 7 років тому +9

    ራሺተይ ዋኒነይ ሂወት ዘለዋ ደርፊ እያ ካብ ትዝርጋሕ ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኹ ምምናው ስኢነያ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ ራሺተይ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ወገነይ Nice job & Nice music

  • @yberi3467
    @yberi3467 7 років тому +30

    ራሻ ሽኮር keep going we love u
    ኣታ ነዚ 'ስ ከምዚ ከማይ ጌሩ ዝፈትዎ ዶ ይህሉ ትጽላእ ደርፊ እካ'ዩ ዘይብሉ ብፍላይ ኩሉ ደርፍታቱ ኣብ ስብራ ገለ ዓይነት ህርመት'ዩ ዘለዎ like ሓንቲ ን ራሻ ሓንቲ ድማ ንዓይ ሰሰናዩ ንዓኩም !!!!!!

  • @zementopG
    @zementopG 7 років тому +8

    Wawwww ኣታ እዛ ራሻ ዝብሉዋ ወዲ ፓውው ኣይተኻእለን ናይ ብሓቂ ምሉእ ተስፋ ዘለዎ ሰብ እዩ ብፍላይ ድምጹ ሰሚዒካ ኣይጽገብን'ዩ። and with new chanel bravoo√√√√√ i like more.

  • @lilcoman29
    @lilcoman29 7 років тому +5

    ክምሕለ'ልኪ ዶ ቲ ክምሕል ቅጭነይ
    ብዘይካኪ ካልእ ከይጥምታ ዓይነይ
    ንዓኪ እምበር ካልእ ከም ዘይደሊ
    ክምሕል እየ ክምሕል ብፍቅሪ
    ኣቲ ናተይ መክሰብ
    ኣይደልን ካልእ ሰብ
    ካባኪ ክፍለ ኣይደልዮን ኣይደልን-----
    ኩሉ እንዲኪ ንዓይ ፈቃርን ሓላልን
    ንረብሓ ክብል ሲ ፍቅረይ ኣይቀትልን
    2 እናኒናና ^ ^ ^ ^
    ሓብተይ ምለኣት ልቢ መላኪት መንፈስ
    ክሳብ ዘላ ዕምሪ ናትክያ እዛ ነብሰይ
    ኣቲ ዓለም በይነይ ምጭውቲ ዕምበባ
    ማንም ሄዋን የላን የላን የላን ፍረ ኣብራከይ ዝህባ

    ክምሕል የ ክምሕል
    ኣብ ቅድሚ ዛ ጸሓይ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ
    ክምሕል የ ክምሕል
    ኣጆኪ ዘለላይ ኣይትጠራጠሪ
    ***Regea***#
    ጊላ ፍቅሪ ኮይነ ብም*ህራም መንፈስን
    ኣብ ወ*ንበር ዘይኮነስ ኣብ ልብኪ ነጊሰ ዘይቀስንንንንንን
    ፤፤፤፤፤፤፤፤፤፤፤፤።።።።፣፤፤
    ሀ ሀሀሀእእእእእእእ
    ንዓክ ሞ እውይ ንዓክ ሞ ኣቲ ንዓክ ሞ(እውይ ንዓክ ሞ pl)
    ሓሓፊሰ ፍቅሪ ሓሓፊሰ(እውይ ንዓክ ሞ pl)
    ክበኪ የ ፍቅሪ ሓዋዊሰ
    ዋላ ይውጋሕ ይምሰ (እውይ ንዓክ ሞ pl)
    እውይ ንዓክ ሞ^^^^^^^ (እወ ንዓክ ሞ pl)
    ኣቲ ቲ ቲ ቲ ንዓክ ሞ (ሓፍተይ ንዓክ ሞ pl)
    እወ ንዓክ ሞ፡
    (2)መመሊሰ በቃ መመሊሰ
    ከጽግበክ የ ፍቅሪ ቆቆሪሰ እ ና ኮሊሰ
    እውይ ንዓክ ሞ እህህህ
    ሓብተይ ምልኣት ልቢ ዝሰርዓ ከም ልበይ
    ካልእ ሰብ ኣይደልዮን ክምሕል ይምሕል ናትኪ ያ እዛ ነብሰይይይይይ
    ንዓክ ሞ 'እውይ ንዓክ ሞ
    ሓብተይ ንዓክ ሞ እወ ንዓክ ሞ
    ሓሓፊሰ ፍቅሪ ሓሓፊሰ 'እውይ ንዓክ ሞ
    ክህበኪ የ ፍቅሪ ሕዋዊሰ
    ዋላ ይውጋሕ ይምሰ (እወ ንዓክ ሞ pl)
    እውይ ንዓክ ሞ (እወ ንዓክ ሞ pl )
    ኣት ቲ ቲ ንዓክ ሞ (ሓፍተይ ንዓክ ሞ pl )
    እወ ንዓክ ሞ
    (2) መመሊሰ በቃ መመሊሰ
    ከጽግበኪ የ ፍቅሪ ቆቆሪሰ
    እና ኮሊሰ
    አውይ ንዓክ ሞ
    ሓፍተይ ምልኣት ልቢ ዝሰርዓ ከም ልበይ
    ካልእ ሰብ ኣይደልዮን ክምሕል ይምሕል ናትኪ ያ እዛ ነብሰይ
    እውይ ንዓክ ሞ፡ እውይ ንዓክ ሞ ( እወ ንዓክ ሞ pl)
    ኣት ቲ ቲ ንዓክ ሞ ( ሓፍተይ ንዓክሞ pl )
    እወ ንዓክ ሞ (እውይ ንዓክ ሞ pl )
    እውይ ንዓክ ሞ ( እወ ንዓክ ሞ pl )
    ኣት ቲ ንዓክ ሞ (ሓፍተይ ንዓክ ሞ pl )
    pl means =Plural
    (2)means =2 times
    u can give me some advices to keep writting Lyrics .
    thanks .

  • @solifreeze5048
    @solifreeze5048 7 років тому +6

    ዋውውው ጽብቅቲ ሕሩማ ምስ ጽቡቕ ወዲ ኬፍ ኣለካ ራሻ ዓርከይ ኣነ ውን ክምሕል ኢየ ደጊም ዝፈትወኒ like ይግበረልይ ሃየ ኣተባብዑና

  • @yonasemeha4658
    @yonasemeha4658 7 років тому +33

    ኡፍ ምምሓል ሲ ንምሕል ኢና ምጥላም ግን ኣይገደፍናን ፡ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ቅጽለ ናህርካ እሲከ በሉ ላይክ በለና ኣሕዋት

  • @amanielfessahaye2571
    @amanielfessahaye2571 7 років тому +9

    እዊ ናዓኪ እሞ እወ ናዓኪ እሞ ሓሓፊሰ ፍቅሪ ሓሓፊሰ
    ክበኪ ኢየ ወላ ይውጋሕ ይምሰ እዊ ናዓኪ እሞ ኣቲቲ ናዓኪ እሞ
    ይበል ኣሰራርሓ ክሊብ ምስ ሳዕሲዒት ኬፍ ዘለዎ ምስ ኩሉ ዝከይድ ኢዩ እቲ ዝተቀረበ ራሻ ትስፉም መንእሰይ ቀጽሎ ነሹ ካኣ እዚ ናይ ምትብባዕ ኣይተቆርጾ ናትካኣ ንሪኤልካ ኢና ኣጆካ

  • @user-bibi97
    @user-bibi97 7 років тому +16

    Nay bhaki znead sirah u,,, nd Bravo 👏 Mussie (chinez) great job Bro nd Amazing voice Rasha nebsi.....🇪🇷❤️

  • @ናፍቖትሕሱም
    @ናፍቖትሕሱም 7 років тому +34

    ዋውውው ኣሰይ ኣሰይ እንቋዕ ብድሓን መጻእካ ራሻ ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ራሻ ሽኮር እንታይ ክወጻኣ ኣዝያ ደስ ኢላትኒ ግጥሚ ምስ ህርመት & ክሊፕ ኣዝያ ኢያ ትድነቅ ማራ ካብ ልበይ ፈትየያ ሕፍስ ዝበለ like እስከ ሃቡለይ ኒ ራሻ መቅሰን like ደስ ኢልኒ ኣሎ ያ ጃምዓ like ሃብዎ 10000000000

  • @samizeydesta7465
    @samizeydesta7465 7 років тому +35

    ኣታ ሁቡብ ደራፋይ የሕግስካኒ ብጣኡሚ
    ናይፍቅሪ አዩ ደርፍታትካ ቀጽሎ
    ቀጽሎ
    ቀጽሎ
    ቀጽሎ

  • @eri-isrealchannel4215
    @eri-isrealchannel4215 7 років тому +1

    ዋውውውውውውውውው .....ራሻ ነብሲ ኣዝያ እትድነቕ ጥበብ ዝዓሰላ ስራሕ gr8 t keep ...it!! ንዝበለጸ ስራሕ ዓወትን ኣሳልጦን ንዓኻን ንመሳርሕትኻን ይመነየልኩም!!

  • @dahlakmedia3716
    @dahlakmedia3716 7 років тому +1

    ራሻ ወዲ ተባዕታይ ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ ኣምጺኢካልና ኣዝያ ፍሉይ ቅዲ ምስ ካናሪ ዝጥዕም፡ድምጽካ።
    ይጅምራ መዓስ ትውዳእ እንዲዒ ደስ ትብል

  • @habtom7900
    @habtom7900 7 років тому +5

    "Ati alem beyney mchiwti embaba
    Manm hewan yelan fre abrakey zhba"
    I like this poem. Nice song rahsa bro

  • @ኣማንወዲቀሺስነጥበብዓለም

    እታ ደርፊ ዝወጻ የብላን ማዓስ ቀዳማይ ክጽሕፍ ግን የሕስበኒ ኣሎ በጃኩ

    • @gualerishikor4222
      @gualerishikor4222 7 років тому +3

      ኣማን ወዲ ቀሺ ስነ ጥበብ ዓልም ቀስ ኢልካ 1 week zekewen key dekeska kethlu mo weal ketkedemom ika😂

    • @ኣማንወዲቀሺስነጥበብዓለም
      @ኣማንወዲቀሺስነጥበብዓለም 7 років тому +5

      gal eri shikor ማሓዛይ እዋኣ ንስኩም ዓመት ከይደቀስካ ከማን ኣይትቅዶሙን ዋኣ ትማሃሩ ወይ ትሰሩሑ ዶ ዳሓን ሓንቲ ማዓልቲ ኣለ ዝቅድመልኩም

    • @gualerishikor4222
      @gualerishikor4222 7 років тому +5

      ኣማን ወዲ ቀሺ ስነ ጥበብ ዓልም ቀስ ኢልካ ane wen kemak eye kedimeyom ay feltn eye😅😂😂

    • @akaltwtsuye9001
      @akaltwtsuye9001 7 років тому

      ኣማን ወዲ ቀሺ ስነ ጥበብ ዓልም ቀስ ኢልካ wegeney tay tsegem mo alewo wela ab UA-cam geze zey nkareyelka

    • @adiammisgna6329
      @adiammisgna6329 6 років тому

      ኣማን ወዲ ቀሺ ስነ ጥበብ ዓልም ቀስ ኢልካ f

  • @CRCR-uc9kp
    @CRCR-uc9kp 7 років тому +6

    ይበል ደርፊ ራሻ ጽቡቅ ንደርፊ ዝበቅዕ ጎሮሮ ኣለካ : ግን ግጥሚ ቁሩብ ፍኩስ ዝበለት ትመስል ግጥሚ ማለት ብንእሽተ ነገር ዓቢ ሓሳብ ምፍታር'ዩ መስለኒ ከም ሪእቶይ ብዝኮነ kabzi ንላእሊ ሒስካልና ክትመጽእ ተስፋ ንገብር እቲ ምትብባዕ ላይክ ከኣ ናባና ግደፎ ላይክ ኣይተውሕዱሉ ንስኩም ከኣ ዋእ :

  • @nberwedieri1297
    @nberwedieri1297 6 років тому +26

    አስከ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኣብ 14 ጥሪ 2019 ዝሰምዓ ነዛ ደርፊ ናይ ራሻ

  • @dontworrybehappy3881
    @dontworrybehappy3881 7 років тому +13

    waww nice songs
    getami 100
    demix 100
    kulu negar hawo hawo
    goed job keep it up brow

  • @SiemGr
    @SiemGr Місяць тому +1

    Rashitey higawi ybel dmxi brurey

  • @michealguesh691
    @michealguesh691 7 років тому +1

    ንዓኪ .ሞ ወናዓኪ .ሞ ገለ ዓይነት ኣጆካ ራሻ ኣንበሳ ድግም ከኣ ኣብለና አቲ ናትካስ ማራ ዝብረሃና አቲ like ገለ ኣብ ቦቱኡ ኣሎ

  • @amanwordi8657
    @amanwordi8657 7 років тому +4

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ ።ኣብ ድርብ ዘላ ብርጅ ቁሩብ ሕጺራ ብጣዕሚ እንተትድገም ዝያዳ ምመቀረት ይብል

  • @eventm4739
    @eventm4739 7 років тому +3

    ራሻ መሐጎሰይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኣጀኻ ከኣ ቀጽሎ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💗💗💗💗💔💔💔💔💔💓💓💓💓💓💓💖💖💖💖💖💖👏👏👏👏👏👏👏

  • @teklekidane9867
    @teklekidane9867 7 років тому +2

    መመሊሰ በቃ መመሊሰ በቃ ክህበኪ እየ ፍቅሪ እንተተቀቢላትንስ
    ትቅበለኒ ይግበራ
    ዝዓርከይ ዝወጻ የብላን ጥዕምቲ ኩሉ ደርፍካ ኣጆካ እየ ዝብለካ ክንደይናይ ሓሓፊሰ ከይህበካ ግን ዝህበካስ ላይክን ኮመንትን
    ድ ኣ

  • @rutabraham9159
    @rutabraham9159 7 років тому +6

    Wawwwww Fantastic bfuluy eta ab mongo zela klasical kef alewa Ziyaday Sey Sey 👍👌✌

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 років тому +273

    ጽብቅቲ ደርፊ ራሻ እንታይ ክወጻ ብፍላይ ክሊፕ ጽቡቅ ኣድኒቀያ ኣጆካ ቀጽሎ ግን ንምንታይ ብንእሽተይ ቻነል ሰዲድካያ ወይ ስ እዛ ቻነል ከተዐቢዋ ትሓስቡ ኣለኩም so ጸቡቅ ስራሓ ቀጽሎ እቲ Like ሳብስክሪብ ከኣ ኩሉ ግዜ ኢዩ ኣጆኩም ያ ጀምዓ ሓዳሽ ቻነል ኣውጺኦም ኣለዎ ሃየ ሳብስክሪብ ንበለሎም

    • @milliyonabraham6137
      @milliyonabraham6137 7 років тому +2

      nic rasha aslawi

    • @ጸዋርኩኒነብሰይጸዋርኩኒነ
      @ጸዋርኩኒነብሰይጸዋርኩኒነ 7 років тому +7

      Tesfie Habteab ዋእ ኣታ ናይ ሕማመይ ኣብ ዩቱብ ዲኻ ትድቅስ።

    • @hiwaneyesmey2740
      @hiwaneyesmey2740 7 років тому +2

      Tesfie Habteab entay nesnesh tarina nabaka dyo gdifwo

    • @abitii
      @abitii 7 років тому +2

      Tesfie Habteab
      ዋእ ኣብ youtube ብርኩ ኣለኩም መስለኒ ኣብ post ዝኮነ በቃ ኣብ ኩሉ ዘይትቅደሙ ክክክክክክ

    • @ቤትፍቅረ
      @ቤትፍቅረ 7 років тому

      Hiwan eye Smey NH j

  • @ሰሚርሓምድ
    @ሰሚርሓምድ 10 місяців тому

    ራሻ ሓብብ... ካብ ኣብ 6ይ ብርጌድ እስርቤት ክራር ትሃርመልና ዝነብርካ እዋን እየ ዝሕብየካ ቃውቃው ኣብላ ❤❤

  • @ሕውነትይዓቢ
    @ሕውነትይዓቢ 7 років тому

    ራሽቲ ይበል ድምጺ ፎርማ ኩሉ ደስ ዘብል ቀጽሎ ጥራይ ካባካ ገና ብዙሕ ክንጽበ ኢና ።ተሜ ቤላ ዳይረክት ጌርካያ ብፍላይ እታ ባስ & ንእሽተይ መኪና match ምስታ ናይ ራሽቲ ክዳን ፡ብሓፈሻ ኩላ ዝወጻ የብላን ፡ግን ጌጋ ይክለኣለይ ደኣ እምበር ስለ ምንታይ ኩሉ ጽሒፍኩም ገጣምን ዘያምን ዘይጸሓፍኩምልና ? ሓደሽቲ ክንጽበ ኢና WAKA kea.

  • @johnwedieritube4242
    @johnwedieritube4242 7 років тому +8

    Rasha asli great voice with great clip be continiue proud of u

  • @montybrown2368
    @montybrown2368 7 років тому +6

    am Sudanese ... but I love this man 😍💔

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 7 років тому +1

    ዋካ መጀመርታ ሰላምታ ብምቅዳም ንስራሕኩም ዓወት እናተመነኹ ናብ ጉዳይ ርእይቶይ ክኣቱ ግጥምን ዜማን ዋንነት በዘይ ምሃብኩም ኣዝየ ሓዚነ ጽብቕቲ ስራሕ ብሰንኪ ዋንነት ከይትፈኩስ ሰጊኤ።ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ። ዝያዳ ግን ሃራሚ ክራር ጽቡቕ ህርመት የቐንየልና ቀጽለ ሉ።

  • @sweetlove867
    @sweetlove867 7 років тому +95

    wow fantastic music emenni eza derfi 5.000.000 viw ktbexih eya 👌👍👍👍👍

    • @senaysemere7717
      @senaysemere7717 7 років тому

      Sweet Love ኣነ ኸማን ኮምኡ ገሚተ ኣለኹ ንሱ ኸማን ክውሕዳ ነዚኣ ደኣ ።

    • @ONELOVE-he7tx
      @ONELOVE-he7tx 6 років тому

      Sweet Love 1 700.000.ka halfa

  • @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ
    @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ 7 років тому +1

    ኽምሕል እየ ኣብቅድሚ እዛ ጻሓይ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ኣነ ኸማን ክምሕል እየ ንሩታየይይይይ እውይ ናዓኺ እሞ ክህበኪ እየ ፍቅሪ ሓሓፊሰ ኣታ ባቡዑና በሉ እስኪ ክሳብ ምዝፈትዋ ሰብ ክሳብ ዝራኸብ

  • @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ
    @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ 7 років тому +14

    Rasha nay halaley kgebreka yhasb aleku anta fekar wedi ❤😍

  • @meleskibrom9059
    @meleskibrom9059 7 років тому +1

    I don't know why? But I can't stop thinking and listening almost 3 or 4 times a day
    Good jobb bro almighty god bless you

  • @kdistbahta1445
    @kdistbahta1445 7 років тому +1

    ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ግጥማ ቑምነገር ሓዘል ድምጽካ ከምኡ ክሊፕ አሞ ገለ ዓይነት በቓ ቀጽሎ ኣይትሕመቕ

  • @likenoother149
    @likenoother149 7 років тому +2

    R.I,P ነዞም diskike ዝገበርኩም 259 ድርቡሻት ፡፡ ውድእቲ ደርፊ ራሺተይ መጸለል ህርመት፡፡keep it up bro

  • @kokobmebrhatom4203
    @kokobmebrhatom4203 7 років тому +3

    I am from Ethiopia and I like Eritrea song

  • @mtteri9411
    @mtteri9411 7 років тому +1

    nay bahaki entay kiwexo rasha shikor ajoka kexulo kabtom tesfatat zgberom zelewu menesyat hagerna eka mo ajoka kidmit temt ndhrit kulih aytibel❤❤❤❤❤❤❤

  • @عبداللهمحمد-د4و2ذ
    @عبداللهمحمد-د4و2ذ 7 років тому

    ራሻ ሐወይ ብ ጣዒሚ ጽብቅቲ ስራሕ አጃካ አይ ትሕመቅ ደስ ትብል ኩሉ ሙላ 100/100

  • @medawediasmera2524
    @medawediasmera2524 7 років тому +15

    Rasha Wedi Asmerino great voice with great clip proud of u

  • @filmomhenosey2151
    @filmomhenosey2151 7 років тому +5

    eza wedi mara eye zifetiwo derifa I like him nice one thanks

  • @amandatekie9975
    @amandatekie9975 7 років тому +6

    Eweyy neaka emo ,Ata ata neaka emoo Rasha neaka emo ....😍😍 kulu derfeka eu teum great job my dear....

  • @habeshaqueenrihannamyidol4911
    @habeshaqueenrihannamyidol4911 7 років тому +4

    From ETHIOPIA GUYS I HOPE ONE DAY WE WILL BE UNITE LOVE U ALL

  • @bisrattsegzeab4200
    @bisrattsegzeab4200 7 років тому

    ራሻ ናይብሓቂ ጽብቅቲ ደርፊ ክሉ ደርፍታትካ ጥዑም እዩ ኣጁካ በርትዕ

  • @erichannel1857
    @erichannel1857 7 років тому +1

    Great artist very nice job Esyas keep it and continuo you have power for futurity you are one of from the star artist of our country eritrea keep it up your great power antil you rich your futurity I hope you been there again with your precious job.

  • @estifanosbokretsion3343
    @estifanosbokretsion3343 7 років тому +2

    Rasha asli keep it going broo. it is nice music wonderful. beka entay kwexa emo wedi salih asli😗😘😍😙😂😁😀🎸🎻🎶🎵🎧🎺🎻🎤🎷🎸😅💔💓💓💓😍😍

  • @robel3523
    @robel3523 7 років тому +76

    sey sey sey sey sey sey enka beselam mexakaley nay mudey, Etay eyom Like tray ziblu Eske hjie nay Atimuni etay u Zustimm???

  • @hiwetgezananafiqe660
    @hiwetgezananafiqe660 7 років тому +5

    Ata ane eiza derfi bitaemi fantastic music eiya behaqi zeytmuno klasikal abetueu eiu so rasha nic one

  • @semudelu1703
    @semudelu1703 7 років тому +6

    wwwww i love it.all your music is amazing .love u Rasha❤❤❤💖💖💖

  • @danidan330
    @danidan330 7 років тому +39

    Entay eski kab 1:54 - 2:02 reggae hrmet atyu wexyu nmtay zeykexelo mara tegerime,,, wetru zihasbo zneberku reggae ms guayla kem mebrek bilech abilu atfie'wo but still gele aynet derfi. nay wetru adnakika Dani kab Atl 😘

    • @samtuem9232
      @samtuem9232 7 років тому +3

      Daniel Tewelde d

    • @helenkonjo2833
      @helenkonjo2833 7 років тому +2

      Daniel Tewelde agree wiz u mara sahbit nera

    • @beilulmesfn9062
      @beilulmesfn9062 7 років тому +1

      Daniel Tewelde nay behaki kekxela nerwo

    • @nahomgebrenigus7852
      @nahomgebrenigus7852 7 років тому +2

      Daniel Tewelde ንስኻ ናይ ብሓቂ ደርፊ ተስተማቅር ሰብ ኢካ።its Amazing you noticed it. እዞም ዝመጹ ዘለዉ ደፈርቲ ዳኣ የሕርሩኻ ይህሉዉ እምበር kkkk

    • @hannaghilay7785
      @hannaghilay7785 7 років тому +1

      Daniel Tewelde keyednekikuka khalef aydelyn eye habibi etimtaysi derfi b gubue testemakirn b tekekl kea gelixkay Thanks kemezi giru mahari rieto zehb seb kulu aykonen.

  • @Asmeamedia
    @Asmeamedia 7 років тому +1

    behaki tnead music Rasha shkor kulu gzie asli like eske habuley nezi mehegosey 🙏👍😍😘

  • @eilhanaandbitanyabereket6925
    @eilhanaandbitanyabereket6925 7 років тому +3

    መመሊስካ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ
    ብጣዕሚ ዝድነቅ ሰራሕ

  • @jemalmohdseidmussa9131
    @jemalmohdseidmussa9131 7 років тому

    nay himamey kulu derfika mara eu kef zelewo so that be stronger bro i want u in the top .........!!!👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @wedisbiedemsas4994
    @wedisbiedemsas4994 7 років тому +3

    ራሻ ኣስሊ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳመቐርካ ትኸይድ ሰብ ቖጽሎ ወገነይ

  • @yayelovely5448
    @yayelovely5448 7 років тому

    Wow wow Rasha aslii enkae bdehan mexaka...gele aynet tblae song kexlo kbreteyyy...

  • @sirakzerufael5721
    @sirakzerufael5721 7 років тому

    Rasha!! You are the best. The composition is so wonderful. Thanks chineze for ur good work.

  • @brukburk5675
    @brukburk5675 7 років тому

    awww rasha shkor aka bselam mexeka mtbba zedleka aykone nulusha btemxo derfi agubat ena so like aske anewhid 👈✌✌😍

  • @ኣቤልጸጋይ
    @ኣቤልጸጋይ 7 років тому +18

    1:53 to 2:02 is best scene if you agreed with me give him big like

  • @millionaklilu914
    @millionaklilu914 7 років тому

    Rasha habibi confedseka ko meglexi eye senelu habibi ana eski bele keep it up nice musik.

  • @mafiaafi4704
    @mafiaafi4704 7 років тому

    wawwww Rasha nayhmamamey gelaynet kemey dika meksen temti derfi bflay klib mara mesitatni so qexlo

  • @abifetawinebsu4353
    @abifetawinebsu4353 7 років тому +3

    Esu ambesa kab Gtmi ziema kab ziema Clip enda belexe zkeyd srhatka kexlo natka derfi tray ye zdegagmo sembre keep it up bro

  • @filmoneri8951
    @filmoneri8951 7 років тому +2

    Zeytmno derfi blux srah rasha nebsi ajoka kala wn knxbe aina xexbuqu noaka...

  • @entertainment7157
    @entertainment7157 7 років тому

    wawwwwwwwwww Rasha aslii the best mera kef zelewa derfi Nay behaki entay kwexa gtmi zema dimxi music kulu💯% ajoka anta jigna kexlo forsa tefetawi aslawi eritrawi gobes best song🍻👍👍🎤🎶🎸🎺🎷🎻🎹💯✔✔

  • @ቤኪየማዘርጥበብ
    @ቤኪየማዘርጥበብ 7 років тому

    Rasha✌✌ mara kef zelewa music 👏👏👏ayttfeana ka 👍👍👍👍👍👍👍kbretey👌👌👌

  • @mehariredi4352
    @mehariredi4352 7 років тому +1

    esu haway tenefakit megadelty habibi miss you bro bravo

  • @kidaneghebrihiwet9671
    @kidaneghebrihiwet9671 7 років тому +1

    wawww rasha hawey bravo znead srah ajoka kexlo forsa wegeney 100%

  • @mowhaibkehlifa8363
    @mowhaibkehlifa8363 7 років тому

    ohhh comment xahifa ayfeltn eya mo kamza music gera zashbetni yalen so rasha konjo kaxlo bravo 👌👌❤👏👏👏👏👏

  • @danielamanuel334
    @danielamanuel334 7 років тому

    ራሺዝሞ ፕሪሞ ኣዝማሪኖ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዓቢ ስራሕ ተርእየና ኣለኻ ግጥሚ ዜማ ምስ ክሊፕ እንታይ ክወጾ ኣጆኻ ቀጽሎ ብፍላይ Regge ምሕዋስካ ገለ ዓይነት ሓቢቢ & ቺነዘ ወዲ ብሉጽ ህርመት

  • @samuelgebre5444
    @samuelgebre5444 7 років тому +1

    nay behaki des zebl srah yabel dmxi gtmi & zima mas geteme ewyyy neakssss eilek aleku 😘😘😘

  • @bigbosswestcoast2174
    @bigbosswestcoast2174 7 років тому +2

    owwww rashitey how's a great song!keep it up.

  • @SelinaCurlyhair
    @SelinaCurlyhair 7 років тому +25

    My boyfriend sent me and I like it a lot 💝
    nice song nd clip 😊

    • @edenb9403
      @edenb9403 7 років тому +2

      Selina Eri lucky girl am waiting for mine to discover this song 😂😂

    • @SelinaCurlyhair
      @SelinaCurlyhair 7 років тому +2

      Eden berhe yeah am lucky 🍀😂I hope ur bf will send dis song

    • @tiktokeritrea292
      @tiktokeritrea292 7 років тому

      Ewayyy gexki terhak aytat u sdi foo

    • @SelinaCurlyhair
      @SelinaCurlyhair 7 років тому +1

      hanibal anseba 😂 eway entay aynet rasi u delekha entay gierekha

    • @mtteri9411
      @mtteri9411 7 років тому +4

      hanibal anseba entay kirekib boyfriend mibala du girlfriend yeblkan malet eu ajoka da bror

  • @merivevo8376
    @merivevo8376 7 років тому +1

    wawww rasha meqsen kef aleka mara adniqeka bflay ab klip habibna ajoka

  • @adelabdelkadir6540
    @adelabdelkadir6540 7 років тому +1

    wwwwww isaias habibi gele aynet music ajoka qexelo habibi ana

  • @osmanmashee3824
    @osmanmashee3824 7 років тому +5

    hallo rasha i am pogba from france so love your music keep it up bro

  • @barkatv6463
    @barkatv6463 6 років тому

    እዋይ ,,,ንዓኺ እሞ እውይ ንዓኺ ሞ ኣቲ ንዓኺ ሞ ክበኪ የ ሓሓፊሰ ፍቅሪ ክህበኪየ,,እዋይ ነታ ዝምነያ ዘለኹ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኢደይ ዘይ ኣተወት ዘይሙለይ ራሻ ታንክስ

  • @fishakidane3261
    @fishakidane3261 7 років тому +3

    nic song rasha nay bhakixbuq srah ajoka kabzi nlali knxbeyeka ena

  • @filimonabraham5395
    @filimonabraham5395 7 років тому +1

    ybel kana &clip rasha berteeee.

  • @kendelproduction5784
    @kendelproduction5784 7 років тому

    wow koinatlu enber ezi wedi entewexyu kab eri gn naybhaki asha kblo eye zsemamae like

  • @asmeromweldegebriel7577
    @asmeromweldegebriel7577 7 років тому +4

    iway ane imber neaikia neaki miminaw sienekia
    nic keep it up Rasha nebsi♡♡♡♥♥♥♡♥♡¤♡♥♡¤

  • @selamnkulu2023
    @selamnkulu2023 4 роки тому

    ድህሪ ንፋልጥ ዲና ኢንተርቪው ነዛ ክሊብ ዝራኣያ ሰብ ላይክ ይግበር

  • @Brhanai
    @Brhanai 7 років тому +3

    waww rasha habibi ana tiamti derfi ajoka hawey qexlo

  • @samsomasmerom6005
    @samsomasmerom6005 7 років тому +1

    dmxi 100%
    zema 100%
    gtmi 100%
    clib 100%
    kulu zemalet music rasha asli
    kemey dika forsa kexlo.......

  • @akremidris2341
    @akremidris2341 7 років тому

    btami kef zelewo music kulu negera zwexa yeblan rasha arkey teheguseni aleka

  • @kysgksjwtvnzgjsgjz6858
    @kysgksjwtvnzgjsgjz6858 7 років тому

    እውይ ኣብ ዩቱብ ከያቱ ተኣጊደ ቀንየ ሕጂ ኣቴ ኣለኹ ፈተውተይን ፈተውቲ ራሻ ይሕፊስኩም like ሃቡና ንዓይ መቀበሊ

  • @TobelikeHim777
    @TobelikeHim777 7 років тому +1

    What a way to make a girl feel so special😍 the video was so cute and well put together minus the guy with dreads😜 great music👌

  • @soulemanesidibe3056
    @soulemanesidibe3056 7 років тому +1

    waw naybehaki rasha nice music new your Style Keep it up rasha man

  • @abelfekarfekar2593
    @abelfekarfekar2593 7 років тому +1

    wwwww rasha habibi nay behaki tiamti qexllo ajeka

  • @anedoytlemwintuuunegaazmar3085
    @anedoytlemwintuuunegaazmar3085 7 років тому

    ዋዋውውውውውውውውውው
    ራሻ ኣስሊ ከመይ ዲካ መሐጎሰይ ተኣምር ደርፊ ሙቁረይ so ajoka kexlo geleaynet 100 hibeka aleku

  • @biniamtesfay261
    @biniamtesfay261 7 років тому

    i am from kurdistan but i like eritrean music so nice song rasha habib albi

  • @ahmedinosman7940
    @ahmedinosman7940 7 років тому

    Neaka mo wey neaka mo kinxgbeka ina liken commentn hawawisna .memelisna memelisna beka kinexgbeka ina like gerna rasha wedi good job keep gng

  • @ኣስመራይሂወተይ
    @ኣስመራይሂወተይ 7 років тому

    ewyyy ezi wedi ezi kehmeni u kndey knefe eyu entay kwexo derftatu kip it going bravooooooooo

  • @helnaeumenbar6629
    @helnaeumenbar6629 7 років тому +1

    ሰሚዕካያ ዘይ ትምኖ ደርፊ
    ደጋጊምኩም ስምዕዋ እሞ
    ኣስተማቅርዋ ሽዑ ክትደጋግምዋ
    ምኻንኩም ርግጸኛ እየ ።
    ♥✔✔✔✔✔✔✔

  • @ወዲምዕራፍሓላል
    @ወዲምዕራፍሓላል 7 років тому

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽሎ ራሻ ሓወይ

  • @sologere1221
    @sologere1221 7 років тому +2

    wow Eti zfetwo derafi like eske abzuhulu eski nezi meqsen btami xbqti video netom abzi snetbeb zelewu anstom kteamemena eza derafay awtistan ay emen tbl msla metfit tekonet so xbqti srah eseyas salh ab zqxl kabzia zbelexet. 🎹🎹🎹🎹🎤🎤🎤🎤🎸🎸🎺🎺🎺🎷🎷🎷🎬

  • @anhanglich9250
    @anhanglich9250 7 років тому

    wawwwwwwww esu shikorrr and chinz kief alekum yeake bzey mrsae kea diretctor hip hop temie ayni hager des eleni srahkum hanti mealti msakum eye zbhg ajokum kisab nrakeb srehatkum kednq kixenih eye nice job guys

  • @ፈታዊ-ሰብ
    @ፈታዊ-ሰብ 7 років тому +2

    wawww entay kwetsa rasha asli keep it up 👍👍👍

  • @mesfunheran2736
    @mesfunheran2736 3 роки тому

    Ksab hji semie zeyxgba zeymenwa derfi 🥰 September 2021 neza derfi still zeymenwa alo do ykewin kemzi kemay

  • @teklemehari6435
    @teklemehari6435 7 років тому

    waww Rasha yahoo nice job habib 100 Comments

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 7 років тому

    ዝወጾ ዘይብሉ ፍሉይ ድንቂ ብዓይነቱ ፍልይ ዝበለ ዝነኣድ ስራሕ

  • @billyr.3824
    @billyr.3824 7 років тому +6

    Excellent music. I loved the innovative and risk taking change ups. And the video narration was brilliantly done as well.