🔥 ሓጎስ ሱዚኒኖ ናብ ኣፍሪቓ ተመሊሱ ዳዊት ተቓዉሞ

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 63

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 місяці тому +2

    ጽዩፍ ቃላት ዘለዎ ኣይተምጽኡ ይሕዋት መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ዩ 🇪🇷🇪🇷

  • @betisami336
    @betisami336 2 місяці тому +4

    ደስ ዝብል መደብ።

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 Місяць тому +1

    Aday lowha tigranes tigray tegre Eritrea Ethiopia, Sudan, and,,love Serawtay and,,

  • @umamier3318
    @umamier3318 2 місяці тому +1

    ስዝንኖ መጽና ስሓቕና ክምለስ እዩ ሰላም ሕዝልና ይምጻእ ሃላ ስዝንኖ ጠጡዑሚ ኣስማዓና

  • @Mossana-Tv
    @Mossana-Tv 2 місяці тому +4

    Dani Beri we love you Ahwatna❤❤❤ካብ Massawa Eritrea❤

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 2 місяці тому +2

    I love the program Dani and Beri i can't stop laughing keep going for good job 👍🏻❤️🙏

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 2 місяці тому +1

    ኣቀራርባኩም ብጣእሚ እዩ ደስ ዝብል ሽኮራት ስብኣይን ሰበይትን ተባረኩ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 2 місяці тому +1

    ኬፍ ኣለኩም ኣሕዋት 🇪🇷

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 2 місяці тому

    ዳኒ ሓወይ ቦታ እባ ቀይራ ንቤሪ ሰላምታ ኣይራሳዓኹን ሰላም ከመይ ኣለኹም ከ

  • @genetbeyene2764
    @genetbeyene2764 2 місяці тому

    Selamat kabti tekrbuwo natkum sehak ibezh ab himak Kea aitshaku kulu hawawiskumo

  • @salmanabdalla217
    @salmanabdalla217 2 місяці тому

    Theking bag❤❤❤❤❤ 😂😂😂😂😂ኡሳማ አዛ ባሪስታ

  • @Sunwhite-entertainment
    @Sunwhite-entertainment 2 місяці тому +1

    ኬፍ ኣለኩ ❤

  • @selamhewit6727
    @selamhewit6727 2 місяці тому +1

    Beautiful couple ❤

  • @zafukidane1286
    @zafukidane1286 2 місяці тому +1

    ❤❤ ❤

  • @naevsuperstar6013
    @naevsuperstar6013 2 місяці тому

    nayti sebay jock abzi amtsikum kitbliulus, smun chanelun keyelalekum kthalfu ageb...

  • @MareyamEnate-u7p
    @MareyamEnate-u7p 2 місяці тому +2

    ❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😂😂😂😂

  • @MuleMakk
    @MuleMakk 2 місяці тому

    ኣቱም ፍቅርታትት❤

  • @Munchunited
    @Munchunited 2 місяці тому

    ezi sebay men eyu sm channelu🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤❤

  • @tirhasyebio3625
    @tirhasyebio3625 2 місяці тому

    Anti tzarebyo tfelti dikum teniseo
    hadire tbli zeleki wana Genet ka gerkyo
    መልአኽኪ ይትሐጎስ ትሐብኢ

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv23 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidaneGebremedhin
    @kidaneGebremedhin 2 місяці тому +1

    Dawit wedi shmejana iu
    Ab adikyh abiu teba bhaymanotu
    Bzkone ezom halawat n dawit ayfeltwon eyom?

  • @NatanSolomun
    @NatanSolomun 2 місяці тому

    Thanks

  • @hanaabraham5938
    @hanaabraham5938 2 місяці тому +4

    ኣንቱም የሕዋትና ዳዊት ድኣ እንታይ ጌጋ ኣለዎ ተረዲኡኩም ዘይትዛረቡ ባዕላቶም እቶምኣስላም ዝተዛረብዎ እዩ ኣቕሪብዎ ግና እዚ ጉሓፍ ወዲሓጂ ዝበሎ ድኣ እንታይ ኮይንካ ጌጋ ዘይበልካዮ ናይ ወዲሓጂ ቅኑዕ ናይዳዊት ጌጋ ዝኾነሉ ሰለምንታይ።

    • @yoditfkrieuhiwetey3333
      @yoditfkrieuhiwetey3333 2 місяці тому

      Aygermn

    • @موسعلى-ر7ذ
      @موسعلى-ر7ذ 2 місяці тому

      Men iyu wedi haji Muslim iyu zbeleka nsu Muslim aykonen
      Dehar kea dawit ambibu aynegeren sok ilu zeseme imber hanti fedel nay areb zeyfelit kemey geru al il abilu bizaeba Quarn yizareb
      Iti xegem ktizareb kolaka bi afloto mizrab iyu mexhaf qudus kab diyaqon nilaeli zfeltu kemzelowo tfelit do Muslim knisom
      Wedi hajin beynu aykonen neru misu hade ni Islam zixaref neru gn kiltiom Seb shelel ilom om iyom dawit Ms Beal wedi haji kimezgeb deliyu Ms atheist

  • @Musie-y6h
    @Musie-y6h 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GhenetHaileab
    @GhenetHaileab 2 місяці тому

    🙏🙏🙏👍🏼💙💙💙

  • @Kngodab
    @Kngodab 2 місяці тому +1

    እዚ አሻ ኮልታፍ ንካላይ ግዜ ተምፅእክሞ ላይክ ሼር ወዘተ ቀጥታ ይገድፎ

  • @Asmu-tc5rm
    @Asmu-tc5rm 2 місяці тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GhenetHaileab
    @GhenetHaileab 2 місяці тому

    🙏🙏🙏❤❤❤🎉

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 місяці тому

    ኣንቱም ሰባት ይርብሸና ስለ ሸሎ ትኸስተኩም ግሬ ይገይሽ ኣሎ ብልዎ ሞ ዕርፍቲ ክበና.

  • @Erigirl2509
    @Erigirl2509 2 місяці тому

    Weeeeeeed❤❤❤❤

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 місяці тому

    ኣንታ እዚ ዳንስ ሹገር ይፈቱ መስለኒ ኣንታ ዳኒ ይኾኖ ይኾኖ ዘይትብላ.

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 2 місяці тому

    ዳኒ እዛ ናይ ወዲ ባሪስታ ዘምጻኹማ መወዳትኣ ብሰሓቕ ማዓንጣይ ኣቑስላትኒ፣ 🤣🤣🤣🤣

  • @sabelasolomon5300
    @sabelasolomon5300 2 місяці тому +1

    ሓበሬታ ከተመሓላልፉ ከለኹም ብልክዕ ኣመሓላልፉ። እዛ ጊፍት ትህብ ዝነበረት ሰበይቲ ኣይ ሰበኣያ ተሌፎን ኣይኮነን ትጥቀም ኔራ ናይ ሓባር ባንክ ኣካውንት ስለዝነበሮም ካብኡ እያ ጊፍት ትህብ ኔራ። ዝሃበቶ መልሲ ከኣ ወላ እኳ ቁኑዕ ኣይኹን ስራሕ ስለዘይብለይ ኣብ ቲክቲክ ክርኢ ከለኹ ዝሃብክዎ ጊፍት እዩ ኢላ መሊሳትሉ። ደሓር ከኣ ኣፍሪቃ ሓበሻ እንዳበልኩም ንሕብረተሰብ ንምንእእስ ትገብርዎ ዘለኹም ጌጋ እዩ። ንስኹም ዝመስለኩም ኩሉ ጻዕዳ ቅኑዕ ሱልጡን ሃፍታም እዩ ግና ኣብ ባይታ ኮምኡ ኣይኮነን። ንንሕድሕዶም ዝቀናንኡን ዝተናኾሉን ብዙሕት እዮም ካብኡ ሕሉፎም ዝቀታተሉ እውን ኣለዉ። ግዳም ሓደር ድኻታት እውን በብዓዱ መሊኦም እዮም ። እዚ ሓበሻ ኣፍሪቃ ምባል ተገደፍክሞ ይሕይሽ ኩሉ ሓበሻ ሕማቕ ኣይኮነን ኣብ ኩሉ ሕብረተሰብ ዓለም ቅኑዕን ተንኮለኛን ሰብ ኣሎ ብሕብሪ ቆርበት ኣይትፈላልይዎ። እዚ ኣተሓሳስባ እዩ ከም ሕብረተሰብ ክንምዕብል ዘየኽኣለና ዘሎ።

  • @YohannesWoldesilassie
    @YohannesWoldesilassie 2 місяці тому +1

    ተጋሩ ዩቲበራትሲ ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውያንን እንታይ ይምልከተኩም ብዛዕባ ትግራይኩም ጥራሕ ዘይትገብሩ ግን? ንሕናን ንስኹምን’ኮ ምንም ከራኽበና ዝኽእል ነጥቢ የብልናን። ሃለው’ባ

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 2 місяці тому

    👍👌🥰👏👏👏

  • @EjuluAli
    @EjuluAli 2 місяці тому

    Weyley nabey deae kmles afriecawie do aeykonenn

  • @tsenat4889
    @tsenat4889 2 місяці тому

    ❤😂🎉

  • @TsgabHagos-i3b
    @TsgabHagos-i3b 2 місяці тому +1

    አረ ሐዝስ ናይትግራይ ግቦሩ ኣተቡዝሕዎ ግና ይፍትየኪም እየ

  • @gamerking9790
    @gamerking9790 2 місяці тому +1

    Aynki dekiku lomi aygden kale malti tsbuk neyru gen sorry ritoy eya

  • @Truthmediasami
    @Truthmediasami 2 місяці тому +1

    😱😱😱🤣🤣🤣

  • @መሰረትሲስ
    @መሰረትሲስ 2 місяці тому +1

    ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ❤🎉🎉🎉ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም kea subscribe ግበሩለይ

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 2 місяці тому

    ኣሪጉ ዶብልካ እዚ ውሩይ ክራርስት አቶ ቪተሪኦ ቡስይ ዝባሃል ኤርትራዊ ኢዩ.

  • @gloryandblessed9703
    @gloryandblessed9703 2 місяці тому

    Please ከምዚ ናይ ሰብኣይ ሕክያ ደጋጊምካ ዘምጻኻዮ : ናይ ሱዚንኖ ብዙሕ ኣብ ሓንቲ clip ግበር ::

  • @OsmanOsman-b4u
    @OsmanOsman-b4u 2 місяці тому

    😂😂😂😂😂

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 2 місяці тому

    ናይ መም ሃላይ ደቀኡ ኢዚኣ ኣመንዝራ ኣብ ዓልም ከላ ኣብ ገሃንነፍሳት ዛተወት ጽልልቲ ኢሰያስ ደኣ ጋነን ፍጻሜኡ ገሃንነፍሳይ እኳ ኢዩ

  • @awetkiflay
    @awetkiflay 2 місяці тому

    Eelam dani beri yekerta kesab hji subscribe augebrkun nere kab zeketatelkum 3werhi gere hjii gen medebatkum kab serah tefdise dekime xenhe si dekamey zerezer teblewo selzi kexelwo

  • @maebelmahansho4483
    @maebelmahansho4483 2 місяці тому +1

    እስከ ክሕተኩም ኣቱም ጽቡቃት ኣብ ኩሉ ሂወትኩም ከምዚ ዶ ትሕጎሱ መሉሱለይ ክትጽበይርኩም ኢየ ? ግን ከይረሳኩ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎኩም ቅጽልዎ

  • @AdhanomGoytom-tp1et
    @AdhanomGoytom-tp1et 2 місяці тому +1

    Dani habebe anse nsebytka afqrya alku gedflye ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ezgiamintewelde4775
    @ezgiamintewelde4775 2 місяці тому

    ካብ ሕማቕ ሐሳብን ክፍአት ግብርን ዝብገስዶ ይኸውን ። ኩሉ ግዜ ናይ ኤርትራ ጥራይ ተምጽኡ አብ ትግራይ ዝፍጸም ነገራት አሪኻ አይውደእን ግን አይተምጽኡን ስለምንታይ ?

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 2 місяці тому

    መሸሽ ዓንጃል፡ መዋረዲ ትግርኛ

  • @HabenTsegu
    @HabenTsegu 2 місяці тому +1

    እንታይ ጌሩ ዳዊት ከመኦም ኣስላም ዝተዛረብዎ እዩ ዘምጸአ ንሶም ግና እምነትና እዮም ጸሪፎምልና ስለዝስ ንዳዊት ጌጋ ክብልዎ ከለዉ ንስኩም ኣብ ቪድዮኩም ምምጻእኩም ንዳዊት ተጋጊካ ዝብል ስምዕታ እዩ ድዊት ከኣ እምነቶም ኣይተጻረፈን ወልሓንቲ ሕማቅ ኣይተዛረበን😢

  • @tesfalemasfaha935
    @tesfalemasfaha935 2 місяці тому

    አንተ ሕሺካ ሲ ን ሰበይትካ ጤል ኢለያ ኣሎኩ

  • @wedzixc
    @wedzixc 2 місяці тому

    Tsebuk iyu medebkum izi derafey Vitoriyo iyu zibaha kabtom kidmi baal yemane barya zineberu tarikawyan Eritrawiyan derefti yu mizkarkum adnikekum thank you
    ua-cam.com/video/MIh_Ozh2U9I/v-deo.html

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ShamMenges
    @ShamMenges 2 місяці тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HuruyTukle
    @HuruyTukle 2 місяці тому

    ❤❤❤❤

  • @AdemTurunc-mc7pm
    @AdemTurunc-mc7pm 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ShamMenges
    @ShamMenges 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ShamMenges
    @ShamMenges 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉