Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዓኽ ዓለም ጨናዉት ብዓል ንሕና ምስ ሙልእ ዓይኒ ብርክና ነማርረላ ብዓል እዝኦም ክአ ከምዚ ንርኦ ዘለና ሂወት ይቅጽሉ እስከ በሉ ኩልና በብዓቅሙና ንሓግዞም
ትግራይ ንቅድሚት nay bahaki kibretey temesgen lbel eske
ትክክል!!! ኩላትና ተሓጋጊዝና ሰብ ነድሕን።
ትክክል
ኣካለ ጉዱእ ሓውና ፈጥሪ ሓይልን ሞራልን ይሃብካ ኣጆኻ ቀጽለሉ ሙሌ ትንፋስ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓውይ!!!
እ/ር ዕድመን ጥዕና ይሀብካ እዚ ሓወይ ንህፃኑ ድማ ምሕረት ይሀቦ
ኣሕሕሕሕሕ ኦኦኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ረኣዮ ነዚ ህጻን
Amen
godim gidim አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣጆካ ዘሃወይ ተስፋ ኣይትቅረጽ ኣምላክ ምስ ወድካ ምህረት የውርድ ኣመን
አይዘኻ እዝ ሓወይ አነ ይፈልጣካ እየ ጀግና ኢኻ ብሓውና ሙሉ ስለ ዝረእኻካ ብጣዕሚ እየ ታሓጎስ ናይ ቆልዕ ክርኣ ከለኹ ብጣዕሚ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓለም እሾኽ እዝጋኣቢሀር ምሕረት የውርደልኩም ኣቱም ናይ ሓገዝ ኣመል ደለኩም ከም ቀደምኩም መምህር ድማ እሜቤት ባዕላ ትሓልካ
ኣሕ እግዝኣብሄር ምሕረት ይሃብኩም ንኹልኹም! ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ!
ኣሜን ሓውና!!!
@@WushatenaMedia Anta mulye hawey kemzi kemaka dea xegem wegenatna zeqalh zeyfetrelna ezi amlak nezom eritrawyan ke amlak mhret yewrdelkum kulum tena zey rekebkum yhwatnan welednan memhr mulue kea dngl maryam tmrahka nab tkedo bota
ኣጅካ ደስቱሽይ ግዜ አለው መ/ር ሙሉ ሓወይ ከዓ ብኣምላክ ርከቦ ብእውነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ር የይ
እይይይይይይ ዓለም እግዚአብሔር ምሕረት የውረዳልካ ዘሓወይ ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ
አወይ ሙሉ ሐወይ እንድዒ በአምላክ ርከቦ እሹክ አይውግአካ
0008
ኣጆካ
ስላም እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን መምህረ ሙሉ ሓወይ ነዚ ኩሉ አትገብረ ስናይ ነገር ደኪሙኒ ስልችይኒ አንከይበልካ ንፅጉማት አሕዋትና አትረድአ ዘለከካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሓውና ደስታ ድማ አጀካ ዘሓወይ አብ ጎንካ አለና አንታይ ይሳኣኖ ከይኑ ፍጣሪ ኩሉ አለም ምሕረት የውረደልካ እግዚአብሔር
እፍፍፍፍፍ ዝዓለም መፈተኒት ኦ አምላከ ኩሉ ዝከኣለካ ምሕረት ላኣከሎም መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝከድካዮ ለምለም ርገፅ ኣቦ ፁጉማትለ
ዋይ ሓወይ አዘኻ እግዚአብሄር ክሕግዘካ እዩ ዘድንቕ ፃእሪ አለካሞ ጠንክር ደስታየ ኣድናቅኻ እየ ንግግርኻ ፍሽኽታኻ ባዕሉ ደስ ክብል ውላድካ ውን ኣይዘኻ ኣካሉ ከምዝስታኻኸለሉ መንገድ ክፍጠረሉ እዩ ሙሉ ይኹን ካልኦት ኣሕዋትካ ውን ኣብ ጎንኻ እዮም እግዚአብሔር አብ ጎንካ ይኹን
አታ እዚ ድርጊ ክንደይ ፈንጂ እዩ ቀብሩ ነይሩ ኡፍፍፍፍፍ ክንደይ አለው ከምዚይ ዝተቆረጹ ብዝተቀበረ ፈንጂ ክቡር ሓውና አጆካ እቲ ማማይ ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ ሙሉ ሓውና ፈጣሪ ጻማካ ይክፈልካ ።አታ እዞም ስራሕ ዝምድቡ ክንደይ ይክፍኡ እዮም እንድያም ካብ እቲ ሙሉእ አካል ካብ ዝሕዝ እቶም አካሎም ዝጎደሉ እዮም ካብና አብልፆም ዝስርሑ። ደስ ክብል ፍቅሮም አምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ።ኦ አምላከይ ነቲ ህፃን ብምሕረትካ አውርደሉ። ክነቅሕ እቲ ቆልዓ
ሙሉ ወንድሜ ፈጣሪ ዋጋህን ይክፈልህ ስበዛ በጣም ጥሩ ሰዉ ነህ እንደዝህ ተደብቀዉ ማንም ጠያቅ የለላቸዉ ቤተስቦቻችን እያወጣህ ለህዝብ እያሳወክ ስንት ሰዉ እየረዳህ ነዉ ያለህዉደከመኝ ሰለቸኝ ሳትል ኡፍፍፍፍፍፍእዉነት በጣም ጥሩ ሰዉ ነህ በህወቴ እንዳተ መልካም ሰዉ አይቸ አላዉቅም 1000አመት ኑሪልን
አመሰግናለሁ!!!
ኣነ ዝገርመኒ እዞም dislike ዝገብሩ ንምኻኑ ሰባት ድዮም ምሕረት የውርደሎም
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ናይ ቦጎነታካ ይኽፈልካ መምህረይ
እውይይይይይ አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ኩሉ ግዜ ተስፋ ዘይምቁራፅእግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉመምህረይ ሙለይ ቆራፅ ትግራዋይይይይ
ይገርም፡ናይዛ ዓለም ኣድልዎ ሰብ፡ፅቡቅ ሰብ፡ድማ ክፉእ እቲ ኩሉ ዘይሳኣኖም ኣምላከ ቅድሳን፡ምሳኩም ይኩን ሓዉና ሙሉ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ክቡር ሓዉና፡ኣቦ ነዳያን
ብሐቂ መምህር መሉ ሓወይ እድሜ ጤና ይሃብካ ክፍ አይንካህ እመቤታችን ትከተልህ እዚ ሓውናክ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውረድለካ
አሜን!!!
እግዚአብሔር ይመስገን ኢልና ዘይነመስግን ሙሉእ ጥዕና ሂብና እግዚአብሔር ።መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሐወይ ካአ አጆካ ሰብ ዘይብሉ እግዚአብሔር አለዎ።
አምላኽ ዘይውዳእ ዕድመ ይሃብካ መምህር ሙሉ።🙏❤️
እግዚአብሔር ኣቦይ በዓይኒ ምሕረትካ ረአዮ እቲ ቆልዓ
መምህር ሙሉ እግዛብሄር ያሓግዘካ ክእመዘይ ኣካልም ዘጉድል እንዳኻሕካሕካ ፅገም እተፍትሕ ንስካ እካመ ብጣዕመይ እና ነመስግን ግን ኣብ ሳዕዲ ዓርብ ዘለና ኣሕዋተይ ልዚ መድያ እትክታትሉ ዘልኩም 50 ረያል 100 ረያል ሓገዝ መግባር እግዛብሄር ዘፍቶው ስራሕ እዩሞ ኣብ ረያድ .ኣብ ጅዳ .ኣብ ጣይፍ ኣብ ድማም ዘልኩም ዘልክን እስክይ ንትሓባብር
ኣብ ዱባይ እውን 3 ቆልዑ እንሀና ካልኦት ትፈልጥየን ተሃለያ ኣብ ሓደ ንጠርነፍ
ዋትሰፕ ተሃልዩኪ 00971551484395
ኣምላኽ ይባርካ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤
ሓዉና ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይሃብካ ሓዉና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሙሉ ሓወይ ገነት ይኩን ነብራካ እዝኩሉ ፀዕሪ ብአምላክ ርከቦ
ሙሉእ አካል ዝሓዘ እካ ክንድዙይ አይፅዕርን አጆኻ ዝሓወይ ንአብስራ ለ አምላኽ ምሕረት የውርደሉ ሙለርለ እግዚአብሔር ካብ ክፍእ ኩሉ ይሓልውካ
ኣሜን ፀጋ ሓፍትና!!!
😍😍😍😍😍😍እፍፍፍፍ በጣም ከበደ ነው ድንግል ማርያም ለህፃነወ ምህረተ ተልኮለት በእውነት ልቤ ይነካል
ኢ/ር ምሕረቱ ይላኣኸልኩም ኣሕዋተይ
እግዚአብሔር ብዘለኩምዋ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ ማዓረይ ሙሉዋይ እውን እግዚአብሔር ይሓሊካ
እዊ ዝቆልዓ ክፅብቅ በስመኣም ምሕረት ይልኣከልካ ፈጣሪ
መምህረይ ኣምላኽ ይሓግዝኻ ታዓዲልኻ ኣብከምዚይስራሕ ዝተዋፈርካ
እግዚአብሔር አምላክ የምሳነው ነገር የለም ወላዲት አምላክ ትርዳቹ
ጌታ እየሱስ ምሕረት ይላአከሉ
እግዝኣብሃር ክሕግዘኩም እዩ ኣጆኩም
ኦ አምለኬ ብዓልካ ምሕረት ላአከሎም ጎይታይ ማዓረይ እፍፍፍፍፍፍ አጀኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘም አሕዋተይ ፀሎት ብቻ😭😭❤❤❤
Wow ብሓቂ በሳል ስብ እዮ ሓገዝ ተረኪቡ ኣብ ቀረባ ግዜ ተለውጡ ክም ንርኦ ብዓል ሙሉእ ተስፍ እየ :: እንተ መምህር ሙሉ I like to say thank you as usually and God bless you and your family !!
we also thank you all!!!
ብሓቂ ሙሌ ሓወይ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ
እግዚአብሔር ይመስገን ባዑሉ ያሓጉዝኹም
ዓይነ ብሪኪ ሕዝና ቡዙሕ ነማሪር እፍ ኣጀኹም ኣሕዋተይ
Agzeabihe amlak kulu ykealo eyoma beolu mhret yewurdelu .
የሕወትና ኣምላኽ ምሕረት የወረደሎም ሙልእ ሓወና ኣምላኽ ቅስነት ጥዕና ይህባካ ኣምላኽ ኩፍእ ኣይረክብካ ብል እስከ ኣጅካ ቆጽሎ ዝሃወይ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዛቤት ምሕርትካ ስደደላ
መም.ሙሉ ኣብ ዝኽድኻዮ ይቅናዕኻ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ስድራ ደስታ
ናይ ምሕረት ኣምላክ ምሕረት የዉርድ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
Ajoka hawey natey merhit kab Amlk EU merhit yewrdlkum mes wedka 🙏🙏🙏🙏
God be with you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
👏👏👏🙏🙏🙏Amlak yhagzka❤🇪🇷
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኩም ብጣዕሚ ዘሕዝን ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
ኣጀኹም እስከ.... ኣይ ዓለም ጎዶሎ እያ እሞ ኣጆና ፍቁራተይ... ሓውና ደስታ ክዓ ኣጆኻ ዝሓወይ
ውሻጠና መድያ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን እግዛቢሀር ዝፈትዎ እዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።ግን ነዞም ትም ኢሎም ርእዮም ሳብስክራይብ ላይክ ከይበሉ ዝወጹ ብጣዕሚ ሕልና የብሎምን ።እዛ ስራሕ ካብ ዝጅምራ ነዊሕ ገራ ግን ውሑዳት ሰባት ጥራይ ሰብ ሕልና ኮይኖም ደርፊ ተዝኸውን ግን ኣብ ሰሙን ሚልዮን ዝገርም ዩ በጃኹም ሕልና ግበሩ ብጣዕሚ ዩ ዝሕግዞም like sabscraib ??????
ኣሜን ሓፍተይ!!! የቐንየልና።ኩላትና ተሓጋጊዝና ሰብ ነድሕን።
ሰናይት ሰኑ ሰናይ ይሃብኪ ሓሳብኪ ፕቕበሎ እየ ብዝኾነ ሓደ ማዓልቲ ዓቕመይ ከውፊ ክኸውን እየ ሙሉ ሓወይ እውን ዕድመይሃብካ ናዓኻ ዝመስል ትወልድ ትኸውን ክምኡ ድማ ኣምሂርካ ትገድፍ እኻ ኣነ ኸማን ይማሃር ኣለኹ እየ ገና ድማ እጃመይ ከወፊ እየ ከም ዝዘንጋዕኹ እውን ይፈልጥ እየ እቲ ምንታይ ስለ ምቹው ቦታ ዘየለኹ እየ ኣጆኻ በርትዕ ኣለና ናበይስ ምስ ከድና ክንህሉ ኢና ክማን ንዚ ውላድና ውላድ ኩላትና እዩ ኣምላክ ባዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣየካ ዝሓወይ ንኩሉ ግዘ ኣለዎ እህህህህ ዋይ ሰበይ
Fetari baelu yhagzkum edmen tanan yhabkum
egzabhar nakan nwadekan mhrtu yelakilkim ahwatay
ኣምላክ ይሓግዝካ ዞም ኣሕዋተይ ሙሉ እውን ድካምካ ካብ እ/ር ርከቦ
እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓካን ንውላድካን ምሕረት የውርደልካ ደስታ ሓወይ ኣይዞካ ንእግዚኣብሔር ዝሰኣኖ የለን
memher muley betaemi kemey zebelka Egziabher amelak zebareka lowahe buruk sebe be Egziabher terkebo megeltsi yebeleyen muley hawey Egziabher amelak yebareka eti tegebero zeleka Egziabeher mulue mulue geru yehabeka nezom betesebe kea Egziabeher amlake lowahe eyu mo yehahezom neaka hi zom dema muley menem aykonen mes mesarhteka Egziabher yebarkum
Amlak mhret yewrdelka hawey natey.amlak msaka ykun.
ዕድመ ይሃብካ ሙልየ
ኣነስ ካባኹም ብምፍጣረይ ኣዝየ ደጊመ ደጋጊመ ንፈጣርየይ የመስግኖ ፡ እንተ ነዓኻትኩም ዶ እንድዒ ቃላት ኣይብለይን ነዓኹም ዝገልፀሉ ሙሉየ ብሓቂ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ እንድዩ ዝበሃል ምሉእ ኢኻ ንስኻ ፈጣሪ ኣብ ዝከድካዮ እመብርሃን ከለላ ትኹንካ፡ ዓስብካ ብውላድካ ርከቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡
ኣሜን ሓፍተይ!!! ክብረት ይሃበለይ።
Egezabiher yihagezekum
መምህር ሙሉ ሓወና ኣምላክ ባዕሉ ፃምካ ይመልሳልካ። ኣጆካ ዝሓዋይ። ንኩሉ ዝካኣሎ ፍጣሪ ኣሎም
Bewenate yemetageze sewache nachawe egezabehare yeredachwe
ሙሉየ ሙሉእ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
Ahhhhh amlak abey baelika bayni mhretka temitom
ፍጣሪ ፀጋውን የብዘሕልካ
Fetari kulu zemenka ybark Nezom yehwatna kea ajokum ajokum egziabher amlak aigedfekumn eiu tesfa aitqurexu fetari neakum zbelo hizuwo alo
Egzabiher mulue tena yehabkuom
አሕሕ ጌታየ አይሳአነካይዋ አብሮሆሎም ዳአም😭😭
እመብራሀን ትጎብንኹም
ኣመለ ጎቦዝ ዝሓፍተይ
Egzabher amlak mehret yewerdelkum
እግዝያብሔር ምሕረት የውረደልኩም
ኡፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን
Well said fight fight the opponent of success
እውይ ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኦ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረትካ ርኣዮም ኣሕዋተይ ክትሕግዛ እትደልያ እንተሊኽን ab reply hi belani
ኣብየት ፈጣሪ ምሕረት ሃቦም
ናይ ሕቖ ጸገም ኢዩ ዘለዎ።
egzabher mahret yewrdelkum
Ajoka eze hawye😭😭😭😭
ሀርሚ
Weya lemowy
😭😭😭😭😭Egzabhire hoye
Fetari mhret yewrdelom nkulom makinat 😭😭😭😭😭😭😭
ኡፍፍ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ነቲ ህፃን ከኣ ምሉእ ጥዕና ይሃቦ
በስማም አይዞህ ወንድሜ ፈጣረ ከናቴ ጋር ነወ ❤❤❤❤❤❤
Amlak kabiti zeyewudae berektu yebarkekum my lovely people
wdeye marey😘😘😘🙏🙏🙏🙏
ፈጣሪ ምሳኹም ይኹንንንን ደስትሽ ኣይዞኻ
አዮካ ደስታ ሓወይ አብ ጎንካ አና እሕዋትይ ብዝለናዮ ከይንና ንህዝቢና ንሓገዝ
ይሄንን ፕሮግራም ባየሁ ቁጥር ባለቅሠዉ ባለቅሠዉ ኡፍፍፍፍ ዉሥጤ ደመ ኧረ ወገኖች እሥኪ ፀልዩ
ኣጆኻ ደሰትሸይ
ፍጣሪ ምሳኩም ይኩን ውላድኩም አምላክ ምሕረት የውርደሉ
Nebatey wede😭😭😭
ሙሉ ሓወይ ኣትትዓንቀፊ መንግድኻ ቁኑዕ ይኹን ሓወይ ናተይ
Egzabeher mehretyelakelu
egezabher bezkedkyo yhaöeka melu betamy fily seb eka nezy dema amelak yhagezo
Ayyyyyyyyy ata goyta mearey kulu abedka eyu mo mhratka leakelom ajokum zem ahwatey
ኣካውንት ተሃልዩዎም እስቲ ፃሓፈሉና ቁፅሪ ስልኪ እውን ኣይዞኹም ኣብ ጎነኹም ኣለኹ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
It has written above. 1000269414387Desta- t/f: 0919530922
ቴሌፎን፡ 251919530922 (ደስታ)Acct: ኣመለ ባዩ 1000269414387 ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ
ajoka zhawey fetari mhret yewrdelu ajoka tesfa keytkorts
Mhret yewrdelka hawey
ዓኽ ዓለም ጨናዉት ብዓል ንሕና ምስ ሙልእ ዓይኒ ብርክና ነማርረላ ብዓል እዝኦም ክአ ከምዚ ንርኦ ዘለና ሂወት ይቅጽሉ እስከ በሉ ኩልና በብዓቅሙና ንሓግዞም
ትግራይ ንቅድሚት nay bahaki kibretey temesgen lbel eske
ትክክል!!! ኩላትና ተሓጋጊዝና ሰብ ነድሕን።
ትክክል
ኣካለ ጉዱእ ሓውና ፈጥሪ ሓይልን
ሞራልን ይሃብካ ኣጆኻ ቀጽለሉ
ሙሌ ትንፋስ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓውይ!!!
እ/ር ዕድመን ጥዕና ይሀብካ እዚ ሓወይ ንህፃኑ ድማ ምሕረት ይሀቦ
ኣሕሕሕሕሕ ኦኦኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ረኣዮ ነዚ ህጻን
Amen
godim gidim አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣጆካ ዘሃወይ ተስፋ ኣይትቅረጽ ኣምላክ ምስ ወድካ ምህረት የውርድ ኣመን
አይዘኻ እዝ ሓወይ አነ ይፈልጣካ እየ ጀግና ኢኻ ብሓውና ሙሉ ስለ ዝረእኻካ ብጣዕሚ እየ ታሓጎስ ናይ ቆልዕ ክርኣ ከለኹ ብጣዕሚ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓለም እሾኽ እዝጋኣቢሀር ምሕረት የውርደልኩም ኣቱም ናይ ሓገዝ ኣመል ደለኩም ከም ቀደምኩም መምህር ድማ እሜቤት ባዕላ ትሓልካ
ኣሕ እግዝኣብሄር ምሕረት ይሃብኩም ንኹልኹም! ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ!
ኣሜን ሓውና!!!
@@WushatenaMedia Anta mulye hawey kemzi kemaka dea xegem wegenatna zeqalh zeyfetrelna ezi amlak nezom eritrawyan ke amlak mhret yewrdelkum kulum tena zey rekebkum yhwatnan welednan memhr mulue kea dngl maryam tmrahka nab tkedo bota
ኣጅካ ደስቱሽይ ግዜ አለው መ/ር ሙሉ ሓወይ ከዓ ብኣምላክ ርከቦ ብእውነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ር የይ
እይይይይይይ ዓለም እግዚአብሔር ምሕረት የውረዳልካ ዘሓወይ ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ
አወይ ሙሉ ሐወይ እንድዒ በአምላክ ርከቦ እሹክ አይውግአካ
0008
ኣጆካ
ስላም እግዚአብሔር አምላክ ምሳካ ይኩን መምህረ ሙሉ ሓወይ ነዚ ኩሉ አትገብረ ስናይ ነገር ደኪሙኒ ስልችይኒ አንከይበልካ ንፅጉማት አሕዋትና አትረድአ ዘለከካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሓውና ደስታ ድማ አጀካ ዘሓወይ አብ ጎንካ አለና አንታይ ይሳኣኖ ከይኑ ፍጣሪ ኩሉ አለም ምሕረት የውረደልካ እግዚአብሔር
እፍፍፍፍፍ ዝዓለም መፈተኒት ኦ አምላከ ኩሉ ዝከኣለካ ምሕረት ላኣከሎም መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝከድካዮ ለምለም ርገፅ ኣቦ ፁጉማትለ
ዋይ ሓወይ አዘኻ እግዚአብሄር ክሕግዘካ እዩ ዘድንቕ ፃእሪ አለካሞ ጠንክር ደስታየ ኣድናቅኻ እየ ንግግርኻ ፍሽኽታኻ ባዕሉ ደስ ክብል ውላድካ ውን ኣይዘኻ ኣካሉ ከምዝስታኻኸለሉ መንገድ ክፍጠረሉ እዩ ሙሉ ይኹን ካልኦት ኣሕዋትካ ውን ኣብ ጎንኻ እዮም እግዚአብሔር አብ ጎንካ ይኹን
አታ እዚ ድርጊ ክንደይ ፈንጂ እዩ ቀብሩ ነይሩ ኡፍፍፍፍፍ ክንደይ አለው ከምዚይ ዝተቆረጹ ብዝተቀበረ ፈንጂ ክቡር ሓውና አጆካ እቲ ማማይ ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ ሙሉ ሓውና ፈጣሪ ጻማካ ይክፈልካ ።አታ እዞም ስራሕ ዝምድቡ ክንደይ ይክፍኡ እዮም እንድያም ካብ እቲ ሙሉእ አካል ካብ ዝሕዝ እቶም አካሎም ዝጎደሉ እዮም ካብና አብልፆም ዝስርሑ። ደስ ክብል ፍቅሮም አምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ።ኦ አምላከይ ነቲ ህፃን ብምሕረትካ አውርደሉ። ክነቅሕ እቲ ቆልዓ
ሙሉ ወንድሜ ፈጣሪ ዋጋህን ይክፈልህ
ስበዛ በጣም ጥሩ ሰዉ ነህ እንደዝህ ተደብቀዉ ማንም ጠያቅ የለላቸዉ
ቤተስቦቻችን እያወጣህ ለህዝብ
እያሳወክ ስንት ሰዉ እየረዳህ ነዉ ያለህዉ
ደከመኝ ሰለቸኝ ሳትል ኡፍፍፍፍፍፍ
እዉነት በጣም ጥሩ ሰዉ ነህ
በህወቴ እንዳተ መልካም ሰዉ አይቸ አላዉቅም 1000አመት ኑሪልን
አመሰግናለሁ!!!
ኣነ ዝገርመኒ እዞም dislike ዝገብሩ ንምኻኑ ሰባት ድዮም ምሕረት የውርደሎም
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ናይ ቦጎነታካ ይኽፈልካ መምህረይ
እውይይይይይ አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ኩሉ ግዜ ተስፋ ዘይምቁራፅ
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ
መምህረይ ሙለይ ቆራፅ ትግራዋይይይይ
ይገርም፡ናይዛ ዓለም ኣድልዎ ሰብ፡ፅቡቅ ሰብ፡ድማ ክፉእ እቲ ኩሉ ዘይሳኣኖም ኣምላከ ቅድሳን፡ምሳኩም ይኩን ሓዉና ሙሉ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ክቡር ሓዉና፡ኣቦ ነዳያን
ብሐቂ መምህር መሉ ሓወይ እድሜ ጤና ይሃብካ ክፍ አይንካህ እመቤታችን ትከተልህ እዚ ሓውናክ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውረድለካ
አሜን!!!
እግዚአብሔር ይመስገን ኢልና ዘይነመስግን ሙሉእ ጥዕና ሂብና እግዚአብሔር ።መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሐወይ ካአ አጆካ ሰብ ዘይብሉ እግዚአብሔር አለዎ።
አምላኽ ዘይውዳእ ዕድመ ይሃብካ መምህር ሙሉ።🙏❤️
እግዚአብሔር ኣቦይ በዓይኒ ምሕረትካ ረአዮ እቲ ቆልዓ
መምህር ሙሉ እግዛብሄር ያሓግዘካ ክእመዘይ ኣካልም ዘጉድል እንዳኻሕካሕካ ፅገም እተፍትሕ ንስካ እካመ ብጣዕመይ እና ነመስግን ግን ኣብ ሳዕዲ ዓርብ ዘለና ኣሕዋተይ ልዚ መድያ እትክታትሉ ዘልኩም 50 ረያል 100 ረያል ሓገዝ መግባር እግዛብሄር ዘፍቶው ስራሕ እዩሞ ኣብ ረያድ .ኣብ ጅዳ .ኣብ ጣይፍ ኣብ ድማም ዘልኩም ዘልክን እስክይ ንትሓባብር
ኣብ ዱባይ እውን 3 ቆልዑ እንሀና ካልኦት ትፈልጥየን ተሃለያ ኣብ ሓደ ንጠርነፍ
ዋትሰፕ ተሃልዩኪ 00971551484395
ኣምላኽ ይባርካ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤
ሓዉና ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይሃብካ ሓዉና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሙሉ ሓወይ ገነት ይኩን ነብራካ እዝኩሉ ፀዕሪ ብአምላክ ርከቦ
ሙሉእ አካል ዝሓዘ እካ ክንድዙይ አይፅዕርን አጆኻ ዝሓወይ ንአብስራ ለ አምላኽ ምሕረት የውርደሉ ሙለርለ እግዚአብሔር ካብ ክፍእ ኩሉ ይሓልውካ
ኣሜን ፀጋ ሓፍትና!!!
😍😍😍😍😍😍እፍፍፍፍ በጣም ከበደ ነው ድንግል ማርያም ለህፃነወ ምህረተ ተልኮለት በእውነት ልቤ ይነካል
ኢ/ር ምሕረቱ ይላኣኸልኩም ኣሕዋተይ
እግዚአብሔር ብዘለኩምዋ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ ማዓረይ ሙሉዋይ እውን እግዚአብሔር ይሓሊካ
እዊ ዝቆልዓ ክፅብቅ በስመኣም ምሕረት ይልኣከልካ ፈጣሪ
መምህረይ ኣምላኽ ይሓግዝኻ ታዓዲልኻ ኣብከምዚይስራሕ ዝተዋፈርካ
እግዚአብሔር አምላክ የምሳነው ነገር የለም ወላዲት አምላክ ትርዳቹ
ጌታ እየሱስ ምሕረት ይላአከሉ
እግዝኣብሃር ክሕግዘኩም እዩ ኣጆኩም
ኦ አምለኬ ብዓልካ ምሕረት ላአከሎም ጎይታይ ማዓረይ እፍፍፍፍፍፍ አጀኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘም አሕዋተይ ፀሎት ብቻ😭😭❤❤❤
Wow ብሓቂ በሳል ስብ እዮ ሓገዝ ተረኪቡ ኣብ ቀረባ ግዜ ተለውጡ ክም ንርኦ ብዓል ሙሉእ ተስፍ እየ :: እንተ መምህር ሙሉ I like to say thank you as usually and God bless you and your family !!
we also thank you all!!!
ብሓቂ ሙሌ ሓወይ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ
እግዚአብሔር ይመስገን ባዑሉ ያሓጉዝኹም
ዓይነ ብሪኪ ሕዝና ቡዙሕ ነማሪር እፍ ኣጀኹም ኣሕዋተይ
Agzeabihe amlak kulu ykealo eyoma beolu mhret yewurdelu .
የሕወትና ኣምላኽ ምሕረት የወረደሎም ሙልእ ሓወና ኣምላኽ ቅስነት ጥዕና ይህባካ ኣምላኽ ኩፍእ ኣይረክብካ ብል እስከ ኣጅካ ቆጽሎ ዝሃወይ ኣምላኽ ምሳካ ይኩን
ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነዛቤት ምሕርትካ ስደደላ
መም.ሙሉ ኣብ ዝኽድኻዮ ይቅናዕኻ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ስድራ ደስታ
ናይ ምሕረት ኣምላክ ምሕረት የዉርድ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
Ajoka hawey natey merhit kab Amlk EU merhit yewrdlkum mes wedka 🙏🙏🙏🙏
God be with you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
👏👏👏🙏🙏🙏Amlak yhagzka❤🇪🇷
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኩም ብጣዕሚ ዘሕዝን ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
ኣጀኹም እስከ.... ኣይ ዓለም ጎዶሎ እያ እሞ ኣጆና ፍቁራተይ... ሓውና ደስታ ክዓ ኣጆኻ ዝሓወይ
ውሻጠና መድያ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን እግዛቢሀር ዝፈትዎ እዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
ግን ነዞም ትም ኢሎም ርእዮም ሳብስክራይብ ላይክ ከይበሉ ዝወጹ ብጣዕሚ ሕልና የብሎምን ።
እዛ ስራሕ ካብ ዝጅምራ ነዊሕ ገራ ግን ውሑዳት ሰባት ጥራይ ሰብ ሕልና ኮይኖም
ደርፊ ተዝኸውን ግን ኣብ ሰሙን ሚልዮን ዝገርም ዩ በጃኹም ሕልና ግበሩ ብጣዕሚ ዩ ዝሕግዞም like sabscraib ??????
ኣሜን ሓፍተይ!!! የቐንየልና።ኩላትና ተሓጋጊዝና ሰብ ነድሕን።
ሰናይት ሰኑ ሰናይ ይሃብኪ ሓሳብኪ ፕቕበሎ እየ ብዝኾነ ሓደ ማዓልቲ ዓቕመይ ከውፊ ክኸውን እየ ሙሉ ሓወይ እውን ዕድመይሃብካ ናዓኻ ዝመስል ትወልድ ትኸውን ክምኡ ድማ ኣምሂርካ ትገድፍ እኻ ኣነ ኸማን ይማሃር ኣለኹ እየ ገና ድማ እጃመይ ከወፊ እየ ከም ዝዘንጋዕኹ እውን ይፈልጥ እየ እቲ ምንታይ ስለ ምቹው ቦታ ዘየለኹ እየ ኣጆኻ በርትዕ ኣለና ናበይስ ምስ ከድና ክንህሉ ኢና ክማን ንዚ ውላድና ውላድ ኩላትና እዩ ኣምላክ ባዓይኒ ምሕረቱ ይርኣየልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣየካ ዝሓወይ ንኩሉ ግዘ ኣለዎ እህህህህ ዋይ ሰበይ
Fetari baelu yhagzkum edmen tanan yhabkum
egzabhar nakan nwadekan mhrtu yelakilkim ahwatay
ኣምላክ ይሓግዝካ ዞም ኣሕዋተይ ሙሉ እውን ድካምካ ካብ እ/ር ርከቦ
እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓካን ንውላድካን ምሕረት የውርደልካ ደስታ ሓወይ ኣይዞካ ንእግዚኣብሔር ዝሰኣኖ የለን
memher muley betaemi kemey zebelka Egziabher amelak zebareka lowahe buruk sebe be Egziabher terkebo megeltsi yebeleyen muley hawey Egziabher amelak yebareka eti tegebero zeleka Egziabeher mulue mulue geru yehabeka nezom betesebe kea Egziabeher amlake lowahe eyu mo yehahezom neaka hi zom dema muley menem aykonen mes mesarhteka Egziabher yebarkum
Amlak mhret yewrdelka hawey natey.amlak msaka ykun.
ዕድመ ይሃብካ ሙልየ
ኣነስ ካባኹም ብምፍጣረይ ኣዝየ ደጊመ ደጋጊመ ንፈጣርየይ የመስግኖ ፡ እንተ ነዓኻትኩም ዶ እንድዒ ቃላት ኣይብለይን ነዓኹም ዝገልፀሉ ሙሉየ ብሓቂ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ እንድዩ ዝበሃል ምሉእ ኢኻ ንስኻ ፈጣሪ ኣብ ዝከድካዮ እመብርሃን ከለላ ትኹንካ፡ ዓስብካ ብውላድካ ርከቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡
ኣሜን ሓፍተይ!!! ክብረት ይሃበለይ።
Egezabiher yihagezekum
መምህር ሙሉ ሓወና ኣምላክ ባዕሉ ፃምካ ይመልሳልካ። ኣጆካ ዝሓዋይ። ንኩሉ ዝካኣሎ ፍጣሪ ኣሎም
Bewenate yemetageze sewache nachawe egezabehare yeredachwe
ሙሉየ ሙሉእ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
Ahhhhh amlak abey baelika bayni mhretka temitom
ፍጣሪ ፀጋውን የብዘሕልካ
Fetari kulu zemenka ybark
Nezom yehwatna kea ajokum ajokum egziabher amlak aigedfekumn eiu tesfa aitqurexu fetari neakum zbelo hizuwo alo
Egzabiher mulue tena yehabkuom
አሕሕ ጌታየ አይሳአነካይዋ አብሮሆሎም ዳአም😭😭
እመብራሀን ትጎብንኹም
ኣመለ ጎቦዝ ዝሓፍተይ
Egzabher amlak mehret yewerdelkum
እግዝያብሔር ምሕረት የውረደልኩም
ኡፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን
Well said fight fight the opponent of success
እውይ ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኦ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረትካ ርኣዮም ኣሕዋተይ ክትሕግዛ እትደልያ እንተሊኽን ab reply hi belani
ኣብየት ፈጣሪ ምሕረት ሃቦም
ናይ ሕቖ ጸገም ኢዩ ዘለዎ።
egzabher mahret yewrdelkum
Ajoka eze hawye😭😭😭😭
ሀርሚ
Weya lemowy
😭😭😭😭😭Egzabhire hoye
Fetari mhret yewrdelom nkulom makinat 😭😭😭😭😭😭😭
ኡፍፍ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ነቲ ህፃን ከኣ ምሉእ ጥዕና ይሃቦ
በስማም አይዞህ ወንድሜ ፈጣረ ከናቴ ጋር ነወ ❤❤❤❤❤❤
Amlak kabiti zeyewudae berektu yebarkekum my lovely people
wdeye marey😘😘😘🙏🙏🙏🙏
ፈጣሪ ምሳኹም ይኹንንንን ደስትሽ ኣይዞኻ
አዮካ ደስታ ሓወይ አብ ጎንካ አና እሕዋትይ ብዝለናዮ ከይንና ንህዝቢና ንሓገዝ
ይሄንን ፕሮግራም ባየሁ ቁጥር ባለቅሠዉ ባለቅሠዉ ኡፍፍፍፍ ዉሥጤ ደመ ኧረ ወገኖች እሥኪ ፀልዩ
ኣጆኻ ደሰትሸይ
ፍጣሪ ምሳኩም ይኩን ውላድኩም አምላክ ምሕረት የውርደሉ
Nebatey wede😭😭😭
ሙሉ ሓወይ ኣትትዓንቀፊ መንግድኻ ቁኑዕ ይኹን ሓወይ ናተይ
Egzabeher mehretyelakelu
egezabher bezkedkyo yhaöeka melu betamy fily seb eka nezy dema amelak yhagezo
Ayyyyyyyyy ata goyta mearey kulu abedka eyu mo mhratka leakelom ajokum zem ahwatey
ኣካውንት ተሃልዩዎም እስቲ ፃሓፈሉና ቁፅሪ ስልኪ እውን ኣይዞኹም ኣብ ጎነኹም ኣለኹ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
It has written above. 1000269414387
Desta- t/f: 0919530922
ቴሌፎን፡ 251919530922 (ደስታ)
Acct: ኣመለ ባዩ 1000269414387 ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ