Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ስቅ በል ሃላይ ።ከክፍ ኡ ካባይ ኢካ ተምጻኦ።
josi hawey💔😭😭😭
ምሕታት ኣይጽላእን ኢዩ ብሓቁ ዩ ዝወጽእ ንሃገራዊ ሓድነት ዝዝርግ ተግባራት ምስ ዝፍጽም ክሕተት ጉቡኦዩ ።
rest in peace josi hawey 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
Rip 😢
josi hawey fetari ab gnetu ykebelka 😭😭😭😭😭
በቲ ኮይኑ በቲ ረብሓ ኢዩ ዘታሃንኩተኩም ዘሎ እንበር ዝኮነ ሃገራውነት የብልኩምን ብዛዕባ እቲ ኣብ ውሸጢ ሃገር ህዝብን ሰራዊትን እንታይ ዓይነት ናብራ የሕልግ ኣሎ ጉዳይኩም ኣይኮነን ። ኣብ ጅባኩም ዝኣቱ ሳንቲም እንተጎዲላትኩም ግን ክትላፋለፉ ድሕር ኣይትብሉን ኢኩም። ሽግር ሃገርና እቶም ብቀረባ ዝካታተልዎ እቶም ዓሰርተ ግዜ ትማላለሱ ክንስኩም ኣብታ ሃገር ክምዚ ዋላ ሃንቲ ሽግር ዘየለ ኣፍኩም ዓጺኩም ክትሓልፍዎ ዝህልናኩም'ከ ከመይ ገይሩ ይገብረልኩም ።ብዝኮነ እንኳዕ ኣይቀደሙካ
ሓሳዊ ዓዶኽዶኽ ኣይትበል ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
😢😢😢😢josi hawey qeltifkana amlak byemanay eidu yqebelka😢😢😢
እዝን ከምዝን ጸሊእና ኢና ንፍትሒ ደው ንበል ህዝቢ ዝውንና ሃገር ትሃልወና ንብል ዘለና ወዲ ሃለቃ ምስዚ ኩሉ ብልሕካ ኣብዚኣ በጺሑ እንታይ ዩ ደፊንካ ክርድኣኒ ኣይክኣለን ን ኪሮስስ ድሓን ንበዓል ወዲ ትካቦ ከማን ኣይትርእን ካብ ኣንጻር ሕልናኻን ስምዒትካን ትንቀሳቀስ ብዝኾነ እንቛዕ ብሰላም ወጻኻ !!! እዞም ሓሰውቲ ኣብ ጎንኻ ኣለና ገለ ኢልኩም ትጽሕፉ ካኣ ተገምጠሉ ኣብዚ ኹሉ ማስሜድያ ወዲ ሃለቃ ኣበይ ኣሎ ክትብሉ ሰሚዕናኩም ኣይንፈልጥን ተኣሲሩ (ድሃይ ኣጥፊኡ) እንተ ዝኸውን ካኣ ገበን ጌሩ ምስ ከድዓት ኢድ ነይርዎ እንዳ በልኩም ተዳኽሩ ምሃለኩም ግን ድሓን ከምቲ ዝበልካዮ ((ግዜ ለኩሉ )) ሕጂ ውን ኣብ ምንቅስቃሳትካ ሰናይ ይምነየልካ ወድሓንካ
Faniway lebamey anka abxhaka ❤❤❤❤
Eway Eway very Sad. 😢😢😢
ኪድ ሓሳዊ። ፈገር።
ኢሰያስ ሃለቃ ኤርትራስ ጽቡቅ ገይራ ተረዲኣትካ ኣላ እንታይ እሞ ይዓብስ ነገር ኣድጊ እንደኣሉ፡ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ ሓመዱ'ዩ፡ ሕጂ ተስፋ ንገብር ህዝቢ ከመይ ኣሎ ተረዲእኻ ኣብ ዓድና ክንደይ ደቂ መሳኪን ብኸምዚ ጠፊኡ ከም ዘሎ ስለ ዝተገንዘብካ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ደዉ ክትብል። ህዝቢ ኢዩ ዝስዕር ትብል ኣለኻ'ሞ መዓንጣ ጌርካ ንሓቂ ደዉ ኢልካ ከም ኣፍካ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኩን። እታ ኣመንዝራ ዝበልካያ ከኣ ተረዲኣትና ኣላ እንድያ ኣብ ድያስፖራ ህግደፍ ግን ኣብ ትሕቲ ባድልኦምን ዙርይአንን ዲኻ ኢልካ'ያ ዘይተኣደነ ጉድ'ዩ ዘሎ።
Yehzn 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
በል ከም ማንም ሰብካ እንዲኻ እንቋዕ ማዕሙቕ ኣየእተዉኻ እዞም ድሁላት ሰይጣውንቲ። ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ እዚ።እዞም ከም በዓል ሓረጉ ቀለታ ዝኣመሰሉ ሃገርና ህዝባ ንከይመላለሳ ብምፍርራሕ ህዝቢ ዓዱ ገዲፉ ካልኦት ጎረባብቲ ክመርጽ ኣገዲዶሞ ኣለዉ። ንሶም ዝረብሕዎ የለን ሃገርና ግን ብዙሕ ይጎድላ ኣሎ። እዚኦም ልክዕ ከም ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጸሊም ሊስታ ክሰፍሩ ኣለዎም። ዝጠቅም መሲልዎም እምበር ይጎድእዋ ኢዮም ዘለዉ።ዓዲ በዞም ሓሽላዃት ዓንያ ኢያ ዝተረፋ የብላን። ኢሰያስ ተምቤናይ ኮፍ ኢሉ ነጊርኩም ኢዩ ደስ ከይብለኩም ኢሉ፡ ኣብ ገጹ ነዚ ህዝቢ ብድዐ ዘለዎ ዘረባ ተዛሪቡ። ህዝቢ ኣብ ናይ ትማሊ ውግእ ንድሕነት ኢትዮጵያ ዝጠፍኡ ዕሸላት መንእሰያት ከየቕብጾም ኮነ ኢሉ "ሕርርር ይበሉ" ኢሉ ይነብር ኣሎ። ካብ 1964 ጀሚሩ ሃገርና ኣቑሲልዋ ኣሎ። ሃገረይ ሃገረይ ኣድላዪ ኣይኮነን ኣብ ውሽጢ ክብዲ ሃገር ኮይኑ ከም ቁርዲድ ደማ መጽዩ ትሕቲ ቆርበታ ኣትዩ።ኣብ ጽልማ ዘለዉ ክንደይ ተጋሩ ኣለዉ ገለ ምስ ሻዕብያ ዝደናገጹ፡ ኣብ ወጻኢ ከይተረፉ ኣስማት ክንዝርዝር ኢና።ኢሰያስ ወያነ፡ ኣሜሪካ እንዳ በለ ኣጉል ሓሶታት ኣብ ዕንክሊል ኣሕሊፍዎ። ኩሉ ባዕሉ ብሸንዳሕዳሑ ዝገበሮ ሃገርና ትሕመሎ ጉዳይ ኢዩ ክኸይድ ጸኒሑን ኣሎን። ኩናት ናይ ዶብ ናይ ስለያን፡ መራሕቲ ሰራዊትን ጉዳይ ኢዩ ኔሩ። እዚ ግን ምኽንያት ኣእሚኑ ኣብ ሃገር ዝኣቱ የለ ዝወጽእ የለ ጌሩ ዓፊንዋ። ሓርነት ናይ ንግዲ ናይ ሰራዊት ጉዳይ ኣይነበረን።ንበል ካብ ባሕሪ ብጭልፋ፡ ገዛ ከይትጽግን፡ ከይትሰርሕ፡ ኣውቶቡስ ንቀብሪ ኮንትራት ዝኽልክል እንታይ ስለዝኾነ ኢዩ፡ እዚ ንእሽቶ ኣብነት እንተተረደኣኩም ኢለ ኢየ ኣምጺአዮ። እምበር ማእሰርቲ፡ ምስዋር ደቂ ሃገር፡ ሞት፡ ጥሜት፡ ሓዘን፡ ሕማም፡...ወዘተ እንተ ኢልና ግደፍዎ።
Fani God bless eyu hilnawi seb❤❤,hji berihley why yixelukan yixerfukan nerom!!!go ahead bixay amlak misaka yilun🙏🙏
እንታይ ኢያ እዛ ሃገር ግን ዑሉላት ደግፍቲ ዘይትፎቱ ንሞኒኳ ቀጺዖም ሰዲዶማ ን ከማል ዓሊ ዳኒኤል One ዊጥ ግን ብኽብሪ ተቀቢሎሞም እታ ፍረሰላም ዝበላ ድኣ ሓቂ እንድዩ ኰይና ኣወል ስዒድ ንሃለቃ ኣይፈትዎን ኢዩ ኣንት ፋራ ኪድ ናብ መንደፈራኻ እንዳ በለ ኢዩ ዝጸርፎ ኔሩ ሕጂ ሓለንጊ ኣወል ኢያ ረኺባቶ።
@@EdenZeray-ei8po አይትታሃወኽ ሞኒካ ጉዳያ ከቢድ ኔሩ ግደፎ። እንተ በዓል ዳንኤል ካማል ንኤርትራ ንጽቡቃ እምበር ንምፍራሳ አይሰርሑንዬም ሙሁር ሙሁርዮ።ገለደ መልዲ ሃገር ከፍርሱ ርእሲ ሰብ ዝፈግኡ ደናቁር ሃገር ነዚኦምያ ሸቀቅ ተብሎም።
❤❤❤❤❤❤
ጻዕዳ ውረቀት ገለ ዝይተጻሕፎ ርእሴ ክለኹም ገበን ትፈጥሩ ሕምይት ሕምየት
ጆሲ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😭😭😭ሓፍቱ ኣይኮነትን ኣብ ታሕቲ እቲ ኮንደሚኒየም ትነብር ኤርትራዊት እያ
ጆሲ ሓላል ሰብ ነይርካ መክበሪ ሰብ እንታይ እሞ ንለዋህ ዘይትከውን ግዜ 😢😢😢😢
እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ዝበጽሖ መከራዩ በጺሒካ። ቅድሚ ሕጂ ሓሶት ትብሎ ዝነበርካ ኣብ ነንስካ ምስ ወረደ ንነብስካ ኣረጋጊጽካላ። ደይ ንሕና ዝበልናዮ ሰብ ብዘይፍርዲ ይእሰር ኣሎ ሃለዋቶም ዝጠፉኡ ሰባት ኣለው ዘልና። ሎሚ ኣብ ነብስካ ምስ በጽሔ ክንድዚ ክትዛረብ ዓገብ ህዝቢ ንልዕሊ 33ዓመታት ዋጋ ይክፍል ኣሎ።
❤❤❤
ኣስኩት
ዋው እሰያስ ሓለቃ ኻብ ትባሃል ኣይ ቀለለን ! ኣዳካሪ ካብ ሙኻን ካኣ እሞ ዘመናት ኣቁጺሩ ጽቡቅ ረከብካ ዝበል ሰብ ከደየናይ ካይ ትረክብ ሕሰም ክእለ ኣለዎ እንዳ ተባሃለ ሕሰብ ዝመርጸልካ ብፊጹም 'ዩ ዘየለ ግና ኸ እቲ ኣብ ህዝቢ ዘሎ ኣደራዕ ካብ ኡሙን ብጻዮም ምርካብና ሓዱሽ ዘይ ምካኑ እዩ እቲ ጠቂ ናይዚ እንታይ ምኻኑ ባዕልኻ ኣዳዕዲዕካ ትፈልጥ ኢካ።እቶም ዋሓጦ ዶ ሕደጎ ዶ ዝብሉካ ከ ራብሓ መን ስለ ዘቀደሙ እዮም ብፉሉይ ካኣ ኣብዚ ዘለዉ እዮም ታሓባበርቲ ከም ዝብል ዘሎ ጹሑፍኻ ዩ ዘብርህ ዘሎ ።ኣብ ዓድና ቀሊል ናይ ኣሰርካ ምስዋሕ ሕጂ ሓዱሽ ኣይ ኮነን ኣብ ንብስካ ሰለ ዝመጸኻ ግን ንህቢ ዝነከሶ ኣድጊ ኮንካ ኣለካ ሕጂ እንቃዕ ንስካ ካብታ ፍርዲ ዘይ ብላ መፈጠርያ ወጻኻ ቃልኻ ድማ ኻብ ሎሚ ምስ ቡዱላ ይሕዋትካ ኮንካ በደል ህዝብን ሃገርን ተቆደስ ወጊድ ንጸላኢ ኻኣ በል ወዳሓንካ።
Hulkus men kelieka
😭😭😭😭josi hawey metfo wsani wesenk
😢bhaki
እብ ነብሱ ሞስ በጽሖ እንበአር ክትዛረብ ጀሚርካ ኢሰያስ
😢😢😢
ሕጂ እዛ ኣብ ነብስኻ ምስ መጸት ሃተፍተፍ ተብለካ'ዘላ ዘይትጠቅም ነገር ከም ዓባይ በደል ጌርካ ትሪኣ ዘለኻ" እቶም ን23 ዓመታት ኣብ ኣንደር ናጽነት ኣምጺ ናጽነት ዘይረኸቡ ::
Khaqq nerwo bxbx barya hji terediuwo msh eseyas haleka 😢
ሓው Eseyas Debesay:ነዚ ወዲ ከምዚ ገጢምዎ ካብ ሃገሩ ሃጽ ኢሉ ንዝተሰደ መንእሰይ #ፈታዊ_ነብሱ ኢልካ ጸሪፍካዮ ክንደይ ቁጥዐ ፈጢሩ: ሕጂ ይዕበ ይንኣስ ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሓካ ግን ነዚ ክትብል በቒዕካ: ገለ ካብ ትሕዝቶ ጽሑፍካ 1- #ብእሰሩለይ_ኣሕቁቁለይ ኢሎም: ብናይ #ሓሶት_ክሲ ብዙሕ ሰብ ከም #ዝስወር መስኪርካ!2-ኣብታ ንሶም #ደልሃመት ዝብልዋ ኤርትራ ትብል: ሓያል ሓሳብ እያ:: ኪኖ ደልሃመት ውን ካልእ #ቃል_ዝገልጻ ንርከብ ማለት ካብ ደልሃመት ትብእስ እያ3- #ኣመንዝራታት ናይ ፖለቲካ: ብርግጽ ትሕዝቶ ዘለዎ ደጋፊ የለን: ብጀካ #ብሓሶት ክሲ ጸርፍን ጸለመን: ሰብ ምሕቃቕን 4- #ፓፓጋሎታት ትሕዝቶ ዘይብሎም: ዝሰምዕዎ ድምጺ ጥራይ ዝደግሙ ውዘተ ዝብላ እየን::ዎዮ ድኣ #ብህልኽ_ሃገር ኣፍሪስኩም: #ብህልኽ_ህዝቢ ትብትኑ ዘለኹም ኮንኩም እምበር: ካብዚ ወጻኢ ዝኸነ #ደላዪ_ፍርሒ ዝብሎን ዝሓቶን የለን: :ስለዚ ኣብ #ነብስኻ ምስ በጽሓካ #ምዝራብካ: ብዛዕባ ነብሰይ እኴ ድሓን ብዛዕባ #ብዙሕ_ሰብ_ይስወር : በደል ይበጽሖ ኣሎ ኢልካ #ድምጺ_ዕቡሳት ንኹን ምባልካ እዋ ደንቂ እዩ::ማለት ካብ'ታ #ደልሃመት ዝብልዋ ወጺኡ ሓቂ ዝምስክር #ሓላል እዩ: ካብኣ ወጺኡ ብሓሶት ዝምስክር ግን #ሓራም: ምድርን ብሰማይን ሓራም:ሰላም'ዎሰናይ!
Xbuk eu wedi haleka❤🎉🎉
Josi hawey 😢😢fetari ab gnetu ykebelka 😭😭😭😭😭
ኣነ ሃገራዊ'የ ካብ ሃገረይ ኣይወጽእን'የ ኢልካ እቲ ፓስፖርት ምቕባል ዘይትኣብዮም😛ኣብዚ'ስ ሓሚቕካ።እታ "ለካ እዛ ሃገር መዕንደሪ ውልቀ ሰባት'ያ ኮይና ዘላ"ዝበልካዮም ግና ድፍና'ያ😄
እቲ ዘሕዝን ግን ኢሰያስ ዝተዓወታ እቲ ህዝቢ ነንባዕሉ እናተኻሰሰ ነቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ነጻ ዝገብር ምዃኑ'ዩ ።
ኤሱ ብዙሕ ኣሎ ዘይወጸ ጉድ በሎ ጥራሕ ደሕዳሓዮ።ግን ምስ ክብርኻ ዘይከይድ ኣይትጽሓፍ ብፍላይ ኣመዘራ ዝብሃል ጽሒፍካዮ ዘለኻ ደስ ኣይብለካን እዩ
Fani hawey kunu seb xbuk medeb❤❤❤❤
finan shokry
እሰይ ንዝስ ጅንታ ኢሉ ህዝቢ ከናሽው😂😂
ካብ ኢሳያስ ሃለቃ ተምሃሩ ከይትብልዑ ከምቶም ተበልዑ።
ኣመሪካ ሎ
ዝሓለፈ 7-8 ወርሒኸ ኣበይ ነሩ።ሕጂኸ ከመይ ገሩ መጺኡ ኢልካ ሕተት።
Why do not you do your own country's problem?
You are so annoying. Just talk about your original. That fits for you.
Btami uyu zhzin nay eritrea nger ay tkudu neritrea yhwat😢
Aythasu ati zxehafo tauy gerka anbbo chewomni aybelen hasawi
Nimintay biakal deyzareb dea halewlew tibil siq elka
ሃታፍ ምዓስ እዮ ከ ተኣሲሩ ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ኣብ ኣስመራ ናይ ንሞኒካ መበጻጽሒ እዮ ነሩ ኣነ ብዓይነይ ሪኤዮ ማኪንኡ ጌሩ በጠጥ ክ ብል ዶስ እቲ መረረ ከይተርፍ እዮ እስካ ክኣ ኣታ ሓምሊ ዶርሆ 😂😂😂
Hasawi eseias gidefiwo kindeu ayigeberikumin
Feshkual 😂😂😂
Wayy hawey Mengste semay yewarso 😢
ጆሲ ሓወይ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ😢😢
ሰበይታይ ንስኻ ደኣ ኣምሓረይቲ ንመን ጠዲፍካያ ክትከይድ እንታይ ክትገብር ዓድኻ ክትከይድ ንዓድኻ።
Yehkika
josi hawey qeltifkana amlak byemanay eidu yqebelka
እቲ ዘሕዝን ግን ምእሳርካ ዘይኮነስ ምፍታሕኻ ዩ😥
Neska bezeba eta gax galeta sebytka bezeba tegriy ada tezrbls resah sebytay
ኢሱ ተባዕታይ ኣብ መትከልካ ጥራይ ጽናዕ ሓቂ ውዒሉ ሓዲሩ ሓቂ ምኳኑ ኣይተርፎን እዩ ውዳቤታት ናይ መንእሰያት ደኣ ደይ ዝጥርንፎም ምስ ሰኣኑ ክብርታትና ክንሕሉ ኢሎም ዝተላዕሉ ሕጂ,ውን ሸጥ ማዓንጣና ደቂ ኤረይ
Wirayeka Naye merak zayetgebir ewe entay eka konka siki beil helkues 🤣🤣
Nefahi derho nateka geber
Eseyas si abzihkayo nerka😢
ጆሲ ሓወይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ
ኣነ ዝገረምኒ ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሓካ እምበኣር ክትዛረብ ጀሚርካ
ሱቅ በል ኣታሃላይ ዓንጃል ።
Haqu eyu yegatm eyu. Ezmo neydege gele hmam alewom
Wade sebytay resah haswe gbnna eu resah kemlas kman aynbron
Kid kondafe agame neska dea entay adi aleka lokmaxe kehadi lehasi fenufun
ምስ ረኸብኻ እንበኣር ተረዲኡካ
በሎም ኣቃለኣዮም ኣብ ኢንባሲ ተሓቢኦምስ ሰብ ክኣ ከእስሩ
ዋው ኦርጆናልካ ዳኣ ፈቲሓትካ ድያ ኣርእስቲ ቀይርካ ዘለኻ
Bettam dese yemill tarik new egzeabher kalehbet beselam yemaleseh ewneteh new yeshaebeya betenishu new yetenagerkew becha zemtta yeshalal
ትግርኛ ትጸግቡ ኣለኹም ሞትስ ንበይንኽም ዳኣ ኣይትለክሙናምውታት ብሄር
መዐንደሪ ሻዕብያ ብምንታይ ክትከብር ክትከብር እንተ ኮንካ ኣብ ቦታኻ ምስትህሉ ኢዩ ሓሶት:ምስሉዩነት:ጥልመት ተተርኢስካ ምኻድ እዚኣ ኢያ ትርፋ::
Nska kea hasawi akiluka ktetselm n eritrea kid zeb zeb bel nab endasebeytka
ሐሳዊ ረሳሕ ሰራቂ
ኣብ ርእስኻ ምስ በጸሐትካ ዶ ፈሊጥካያ ሕጂ።
Nifas zekona wedi 😂
Yake neseka entay sidra aleka eritrean tekeyid sebeytika bolom elatika tbl zelaka nafahi dor ho
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶
Hesawi korbet mshtiy
Haleka abey kemeu elu zergihwoo alo
እስኻ ተትድፋእ ምሕሸ ነይሩ ወድዛ ከልቪ
genzeb wedaeka dka eten nay hade amet endalflfka zakbkyen UA-cam genzeb ms orgnalka fkodu endakedkum wedekumen aye fnan serhka gda zeytblae genzeb nay uToub lmdi kikoneka😂😂😂😂
ውልቃዊ #ሓርነት ዘለዎ ሰብ ከማኻ ይብ💪ዝሑ
ኣቲ ወጃርያ ጽባሕ ንጉሆ ክሕትተኪ እዩ
ሳብስክርይብ ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለይኒ ይሕዋተይ❤🎉
Abey eyu haleka kemeu elu
ወዲ ኢሰፓ ድቃላ ኢካ
Suk bel lahsi komu zabl bseli gerka amxayo lahsi
❤❤❤❤❤❤❤
ስቅ በል ሃላይ ።ከክፍ ኡ ካባይ ኢካ ተምጻኦ።
josi hawey💔😭😭😭
ምሕታት ኣይጽላእን ኢዩ ብሓቁ ዩ ዝወጽእ ንሃገራዊ ሓድነት ዝዝርግ ተግባራት ምስ ዝፍጽም ክሕተት ጉቡኦዩ ።
rest in peace josi hawey 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
Rip 😢
josi hawey fetari ab gnetu ykebelka 😭😭😭😭😭
በቲ ኮይኑ በቲ ረብሓ ኢዩ ዘታሃንኩተኩም ዘሎ እንበር ዝኮነ ሃገራውነት የብልኩምን ብዛዕባ እቲ ኣብ ውሸጢ ሃገር ህዝብን ሰራዊትን እንታይ ዓይነት ናብራ የሕልግ ኣሎ ጉዳይኩም ኣይኮነን ። ኣብ ጅባኩም ዝኣቱ ሳንቲም እንተጎዲላትኩም ግን ክትላፋለፉ ድሕር ኣይትብሉን ኢኩም። ሽግር ሃገርና እቶም ብቀረባ ዝካታተልዎ እቶም ዓሰርተ ግዜ ትማላለሱ ክንስኩም ኣብታ ሃገር ክምዚ ዋላ ሃንቲ ሽግር ዘየለ ኣፍኩም ዓጺኩም ክትሓልፍዎ ዝህልናኩም'ከ ከመይ ገይሩ ይገብረልኩም ።ብዝኮነ እንኳዕ ኣይቀደሙካ
ሓሳዊ ዓዶኽዶኽ ኣይትበል ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
😢😢😢😢josi hawey qeltifkana amlak byemanay eidu yqebelka😢😢😢
እዝን ከምዝን ጸሊእና ኢና ንፍትሒ ደው ንበል ህዝቢ ዝውንና ሃገር ትሃልወና ንብል ዘለና ወዲ ሃለቃ ምስዚ ኩሉ ብልሕካ ኣብዚኣ በጺሑ እንታይ ዩ ደፊንካ ክርድኣኒ ኣይክኣለን ን ኪሮስስ ድሓን ንበዓል ወዲ ትካቦ ከማን ኣይትርእን ካብ ኣንጻር ሕልናኻን ስምዒትካን ትንቀሳቀስ ብዝኾነ እንቛዕ ብሰላም ወጻኻ !!! እዞም ሓሰውቲ ኣብ ጎንኻ ኣለና ገለ ኢልኩም ትጽሕፉ ካኣ ተገምጠሉ ኣብዚ ኹሉ ማስሜድያ ወዲ ሃለቃ ኣበይ ኣሎ ክትብሉ ሰሚዕናኩም ኣይንፈልጥን ተኣሲሩ (ድሃይ ኣጥፊኡ) እንተ ዝኸውን ካኣ ገበን ጌሩ ምስ ከድዓት ኢድ ነይርዎ እንዳ በልኩም ተዳኽሩ ምሃለኩም ግን ድሓን ከምቲ ዝበልካዮ ((ግዜ ለኩሉ )) ሕጂ ውን ኣብ ምንቅስቃሳትካ ሰናይ ይምነየልካ ወድሓንካ
Faniway lebamey anka abxhaka ❤❤❤❤
Eway Eway very Sad. 😢😢😢
ኪድ ሓሳዊ። ፈገር።
ኢሰያስ ሃለቃ ኤርትራስ ጽቡቅ ገይራ ተረዲኣትካ ኣላ እንታይ እሞ ይዓብስ ነገር ኣድጊ እንደኣሉ፡ ኣድጊ ሓጺብካዮ ናብ ሓመዱ'ዩ፡ ሕጂ ተስፋ ንገብር ህዝቢ ከመይ ኣሎ ተረዲእኻ ኣብ ዓድና ክንደይ ደቂ መሳኪን ብኸምዚ ጠፊኡ ከም ዘሎ ስለ ዝተገንዘብካ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ደዉ ክትብል። ህዝቢ ኢዩ ዝስዕር ትብል ኣለኻ'ሞ መዓንጣ ጌርካ ንሓቂ ደዉ ኢልካ ከም ኣፍካ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኩን። እታ ኣመንዝራ ዝበልካያ ከኣ ተረዲኣትና ኣላ እንድያ ኣብ ድያስፖራ ህግደፍ ግን ኣብ ትሕቲ ባድልኦምን ዙርይአንን ዲኻ ኢልካ'ያ ዘይተኣደነ ጉድ'ዩ ዘሎ።
Yehzn 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
በል ከም ማንም ሰብካ እንዲኻ እንቋዕ ማዕሙቕ ኣየእተዉኻ እዞም ድሁላት ሰይጣውንቲ። ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ እዚ።
እዞም ከም በዓል ሓረጉ ቀለታ ዝኣመሰሉ ሃገርና ህዝባ ንከይመላለሳ ብምፍርራሕ ህዝቢ ዓዱ ገዲፉ ካልኦት ጎረባብቲ ክመርጽ ኣገዲዶሞ ኣለዉ። ንሶም ዝረብሕዎ የለን ሃገርና ግን ብዙሕ ይጎድላ ኣሎ። እዚኦም ልክዕ ከም ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጸሊም ሊስታ ክሰፍሩ ኣለዎም።
ዝጠቅም መሲልዎም እምበር ይጎድእዋ ኢዮም ዘለዉ።
ዓዲ በዞም ሓሽላዃት ዓንያ ኢያ ዝተረፋ የብላን። ኢሰያስ ተምቤናይ ኮፍ ኢሉ ነጊርኩም ኢዩ ደስ ከይብለኩም ኢሉ፡ ኣብ ገጹ ነዚ ህዝቢ ብድዐ ዘለዎ ዘረባ ተዛሪቡ።
ህዝቢ ኣብ ናይ ትማሊ ውግእ ንድሕነት ኢትዮጵያ ዝጠፍኡ ዕሸላት መንእሰያት ከየቕብጾም ኮነ ኢሉ "ሕርርር ይበሉ" ኢሉ ይነብር ኣሎ። ካብ 1964 ጀሚሩ ሃገርና ኣቑሲልዋ ኣሎ።
ሃገረይ ሃገረይ ኣድላዪ ኣይኮነን ኣብ ውሽጢ ክብዲ ሃገር ኮይኑ ከም ቁርዲድ ደማ መጽዩ ትሕቲ ቆርበታ ኣትዩ።
ኣብ ጽልማ ዘለዉ ክንደይ ተጋሩ ኣለዉ ገለ ምስ ሻዕብያ ዝደናገጹ፡ ኣብ ወጻኢ ከይተረፉ ኣስማት ክንዝርዝር ኢና።
ኢሰያስ ወያነ፡ ኣሜሪካ እንዳ በለ ኣጉል ሓሶታት ኣብ ዕንክሊል ኣሕሊፍዎ።
ኩሉ ባዕሉ ብሸንዳሕዳሑ ዝገበሮ ሃገርና ትሕመሎ ጉዳይ ኢዩ ክኸይድ ጸኒሑን ኣሎን። ኩናት ናይ ዶብ ናይ ስለያን፡ መራሕቲ ሰራዊትን ጉዳይ ኢዩ ኔሩ። እዚ ግን ምኽንያት ኣእሚኑ ኣብ ሃገር ዝኣቱ የለ ዝወጽእ የለ ጌሩ ዓፊንዋ። ሓርነት ናይ ንግዲ ናይ ሰራዊት ጉዳይ ኣይነበረን።
ንበል ካብ ባሕሪ ብጭልፋ፡ ገዛ ከይትጽግን፡ ከይትሰርሕ፡ ኣውቶቡስ ንቀብሪ ኮንትራት ዝኽልክል እንታይ ስለዝኾነ ኢዩ፡ እዚ ንእሽቶ ኣብነት እንተተረደኣኩም ኢለ ኢየ ኣምጺአዮ።
እምበር ማእሰርቲ፡ ምስዋር ደቂ ሃገር፡ ሞት፡ ጥሜት፡ ሓዘን፡ ሕማም፡...ወዘተ እንተ ኢልና ግደፍዎ።
Fani God bless eyu hilnawi seb❤❤,hji berihley why yixelukan yixerfukan nerom!!!go ahead bixay amlak misaka yilun🙏🙏
እንታይ ኢያ እዛ ሃገር ግን ዑሉላት ደግፍቲ ዘይትፎቱ ንሞኒኳ ቀጺዖም ሰዲዶማ ን ከማል ዓሊ ዳኒኤል One ዊጥ ግን ብኽብሪ ተቀቢሎሞም እታ ፍረሰላም ዝበላ ድኣ ሓቂ እንድዩ ኰይና ኣወል ስዒድ ንሃለቃ ኣይፈትዎን ኢዩ ኣንት ፋራ ኪድ ናብ መንደፈራኻ እንዳ በለ ኢዩ ዝጸርፎ ኔሩ ሕጂ ሓለንጊ ኣወል ኢያ ረኺባቶ።
@@EdenZeray-ei8po አይትታሃወኽ ሞኒካ ጉዳያ ከቢድ ኔሩ ግደፎ። እንተ በዓል ዳንኤል ካማል ንኤርትራ ንጽቡቃ እምበር ንምፍራሳ አይሰርሑንዬም ሙሁር ሙሁርዮ።ገለደ መልዲ ሃገር ከፍርሱ ርእሲ ሰብ ዝፈግኡ ደናቁር ሃገር ነዚኦምያ ሸቀቅ ተብሎም።
❤❤❤❤❤❤
ጻዕዳ ውረቀት ገለ ዝይተጻሕፎ ርእሴ ክለኹም ገበን ትፈጥሩ ሕምይት ሕምየት
ጆሲ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😭😭😭
ሓፍቱ ኣይኮነትን ኣብ ታሕቲ እቲ ኮንደሚኒየም ትነብር ኤርትራዊት እያ
ጆሲ ሓላል ሰብ ነይርካ መክበሪ ሰብ እንታይ እሞ ንለዋህ ዘይትከውን ግዜ 😢😢😢😢
እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ዝበጽሖ መከራዩ በጺሒካ። ቅድሚ ሕጂ ሓሶት ትብሎ ዝነበርካ ኣብ ነንስካ ምስ ወረደ ንነብስካ ኣረጋጊጽካላ። ደይ ንሕና ዝበልናዮ ሰብ ብዘይፍርዲ ይእሰር ኣሎ ሃለዋቶም ዝጠፉኡ ሰባት ኣለው ዘልና። ሎሚ ኣብ ነብስካ ምስ በጽሔ ክንድዚ ክትዛረብ ዓገብ ህዝቢ ንልዕሊ 33ዓመታት ዋጋ ይክፍል ኣሎ።
❤❤❤
ኣስኩት
ዋው እሰያስ ሓለቃ ኻብ ትባሃል ኣይ ቀለለን !
ኣዳካሪ ካብ ሙኻን ካኣ እሞ ዘመናት ኣቁጺሩ
ጽቡቅ ረከብካ ዝበል ሰብ ከደየናይ ካይ ትረክብ ሕሰም ክእለ ኣለዎ እንዳ ተባሃለ ሕሰብ ዝመርጸልካ ብፊጹም 'ዩ ዘየለ
ግና ኸ እቲ ኣብ ህዝቢ ዘሎ ኣደራዕ ካብ ኡሙን ብጻዮም ምርካብና ሓዱሽ ዘይ ምካኑ እዩ እቲ ጠቂ ናይዚ እንታይ ምኻኑ ባዕልኻ ኣዳዕዲዕካ ትፈልጥ ኢካ።
እቶም ዋሓጦ ዶ ሕደጎ ዶ ዝብሉካ ከ ራብሓ መን ስለ ዘቀደሙ እዮም ብፉሉይ ካኣ ኣብዚ ዘለዉ እዮም ታሓባበርቲ ከም ዝብል ዘሎ ጹሑፍኻ ዩ ዘብርህ ዘሎ ።
ኣብ ዓድና ቀሊል ናይ ኣሰርካ ምስዋሕ ሕጂ ሓዱሽ ኣይ ኮነን ኣብ ንብስካ ሰለ ዝመጸኻ ግን ንህቢ ዝነከሶ ኣድጊ ኮንካ ኣለካ
ሕጂ እንቃዕ ንስካ ካብታ ፍርዲ ዘይ ብላ መፈጠርያ ወጻኻ ቃልኻ ድማ ኻብ ሎሚ ምስ ቡዱላ ይሕዋትካ ኮንካ በደል ህዝብን ሃገርን ተቆደስ ወጊድ ንጸላኢ ኻኣ በል ወዳሓንካ።
Hulkus men kelieka
😭😭😭😭josi hawey metfo wsani wesenk
😢bhaki
እብ ነብሱ ሞስ በጽሖ እንበአር ክትዛረብ ጀሚርካ ኢሰያስ
😢😢😢
ሕጂ እዛ ኣብ ነብስኻ ምስ መጸት ሃተፍተፍ ተብለካ'ዘላ ዘይትጠቅም ነገር ከም ዓባይ በደል ጌርካ ትሪኣ ዘለኻ" እቶም ን23 ዓመታት ኣብ ኣንደር ናጽነት ኣምጺ ናጽነት ዘይረኸቡ ::
Khaqq nerwo bxbx barya hji terediuwo msh eseyas haleka 😢
ሓው Eseyas Debesay:ነዚ ወዲ ከምዚ ገጢምዎ ካብ ሃገሩ ሃጽ ኢሉ ንዝተሰደ መንእሰይ #ፈታዊ_ነብሱ ኢልካ ጸሪፍካዮ ክንደይ ቁጥዐ ፈጢሩ:
ሕጂ ይዕበ ይንኣስ ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሓካ ግን ነዚ ክትብል በቒዕካ: ገለ ካብ ትሕዝቶ ጽሑፍካ
1- #ብእሰሩለይ_ኣሕቁቁለይ ኢሎም: ብናይ #ሓሶት_ክሲ ብዙሕ ሰብ ከም #ዝስወር መስኪርካ!
2-ኣብታ ንሶም #ደልሃመት ዝብልዋ ኤርትራ ትብል: ሓያል ሓሳብ እያ:: ኪኖ ደልሃመት ውን ካልእ #ቃል_ዝገልጻ ንርከብ ማለት ካብ ደልሃመት ትብእስ እያ
3- #ኣመንዝራታት ናይ ፖለቲካ: ብርግጽ ትሕዝቶ ዘለዎ ደጋፊ የለን: ብጀካ #ብሓሶት ክሲ ጸርፍን ጸለመን: ሰብ ምሕቃቕን
4- #ፓፓጋሎታት ትሕዝቶ ዘይብሎም: ዝሰምዕዎ ድምጺ ጥራይ ዝደግሙ ውዘተ ዝብላ እየን::
ዎዮ ድኣ #ብህልኽ_ሃገር ኣፍሪስኩም: #ብህልኽ_ህዝቢ ትብትኑ ዘለኹም ኮንኩም እምበር: ካብዚ ወጻኢ ዝኸነ #ደላዪ_ፍርሒ ዝብሎን ዝሓቶን የለን: :ስለዚ ኣብ #ነብስኻ ምስ በጽሓካ #ምዝራብካ: ብዛዕባ ነብሰይ እኴ ድሓን ብዛዕባ #ብዙሕ_ሰብ_ይስወር : በደል ይበጽሖ ኣሎ ኢልካ #ድምጺ_ዕቡሳት ንኹን ምባልካ እዋ ደንቂ እዩ::
ማለት ካብ'ታ #ደልሃመት ዝብልዋ ወጺኡ ሓቂ ዝምስክር #ሓላል እዩ: ካብኣ ወጺኡ ብሓሶት ዝምስክር ግን #ሓራም: ምድርን ብሰማይን ሓራም:
ሰላም'ዎሰናይ!
Xbuk eu wedi haleka❤🎉🎉
Josi hawey 😢😢fetari ab gnetu ykebelka 😭😭😭😭😭
ኣነ ሃገራዊ'የ ካብ ሃገረይ ኣይወጽእን'የ ኢልካ እቲ ፓስፖርት ምቕባል ዘይትኣብዮም😛ኣብዚ'ስ ሓሚቕካ።
እታ "ለካ እዛ ሃገር መዕንደሪ ውልቀ ሰባት'ያ ኮይና ዘላ"ዝበልካዮም ግና ድፍና'ያ😄
እቲ ዘሕዝን ግን ኢሰያስ ዝተዓወታ እቲ ህዝቢ ነንባዕሉ እናተኻሰሰ ነቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ነጻ ዝገብር ምዃኑ'ዩ ።
ኤሱ ብዙሕ ኣሎ ዘይወጸ ጉድ በሎ ጥራሕ ደሕዳሓዮ።
ግን ምስ ክብርኻ ዘይከይድ ኣይትጽሓፍ ብፍላይ ኣመዘራ ዝብሃል ጽሒፍካዮ ዘለኻ ደስ ኣይብለካን እዩ
Fani hawey kunu seb xbuk medeb❤❤❤❤
finan shokry
እሰይ ንዝስ ጅንታ ኢሉ ህዝቢ ከናሽው😂😂
ካብ ኢሳያስ ሃለቃ ተምሃሩ ከይትብልዑ ከምቶም ተበልዑ።
ኣመሪካ ሎ
ዝሓለፈ 7-8 ወርሒኸ ኣበይ ነሩ።ሕጂኸ ከመይ ገሩ መጺኡ ኢልካ ሕተት።
Why do not you do your own country's problem?
You are so annoying. Just talk about your original. That fits for you.
Btami uyu zhzin nay eritrea nger ay tkudu neritrea yhwat😢
Aythasu ati zxehafo tauy gerka anbbo chewomni aybelen hasawi
Nimintay biakal deyzareb dea halewlew tibil siq elka
ሃታፍ ምዓስ እዮ ከ ተኣሲሩ ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ዕረፍቲ ጊዜ ኣብ ኣስመራ ናይ ንሞኒካ መበጻጽሒ እዮ ነሩ ኣነ ብዓይነይ ሪኤዮ ማኪንኡ ጌሩ በጠጥ
ክ ብል ዶስ እቲ መረረ ከይተርፍ እዮ እስካ ክኣ ኣታ ሓምሊ ዶርሆ 😂😂😂
Hasawi eseias gidefiwo kindeu ayigeberikumin
Feshkual 😂😂😂
Wayy hawey Mengste semay yewarso 😢
ጆሲ ሓወይ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ😢😢
ሰበይታይ ንስኻ ደኣ ኣምሓረይቲ ንመን ጠዲፍካያ ክትከይድ እንታይ ክትገብር ዓድኻ ክትከይድ ንዓድኻ።
Yehkika
josi hawey qeltifkana amlak byemanay eidu yqebelka
እቲ ዘሕዝን ግን ምእሳርካ ዘይኮነስ ምፍታሕኻ ዩ😥
Neska bezeba eta gax galeta sebytka bezeba tegriy ada tezrbls resah sebytay
ኢሱ ተባዕታይ ኣብ መትከልካ ጥራይ ጽናዕ ሓቂ ውዒሉ ሓዲሩ ሓቂ ምኳኑ ኣይተርፎን እዩ ውዳቤታት ናይ መንእሰያት ደኣ ደይ ዝጥርንፎም ምስ ሰኣኑ ክብርታትና ክንሕሉ ኢሎም ዝተላዕሉ ሕጂ,ውን ሸጥ ማዓንጣና ደቂ ኤረይ
Wirayeka Naye merak zayetgebir ewe entay eka konka siki beil helkues 🤣🤣
Nefahi derho nateka geber
Eseyas si abzihkayo nerka😢
ጆሲ ሓወይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ
ኣነ ዝገረምኒ ኣብ ነብስኻ ምስ በጽሓካ እምበኣር ክትዛረብ ጀሚርካ
ሱቅ በል ኣታሃላይ ዓንጃል ።
Haqu eyu yegatm eyu. Ezmo neydege gele hmam alewom
Wade sebytay resah haswe gbnna eu resah kemlas kman aynbron
Kid kondafe agame neska dea entay adi aleka lokmaxe kehadi lehasi fenufun
ምስ ረኸብኻ እንበኣር ተረዲኡካ
በሎም ኣቃለኣዮም ኣብ ኢንባሲ ተሓቢኦምስ ሰብ ክኣ ከእስሩ
ዋው ኦርጆናልካ ዳኣ ፈቲሓትካ ድያ ኣርእስቲ ቀይርካ ዘለኻ
Bettam dese yemill tarik new egzeabher kalehbet beselam yemaleseh ewneteh new yeshaebeya betenishu new yetenagerkew becha zemtta yeshalal
ትግርኛ ትጸግቡ ኣለኹም ሞትስ ንበይንኽም ዳኣ ኣይትለክሙና
ምውታት ብሄር
መዐንደሪ ሻዕብያ
ብምንታይ ክትከብር
ክትከብር እንተ ኮንካ ኣብ ቦታኻ ምስትህሉ ኢዩ
ሓሶት:ምስሉዩነት:ጥልመት ተተርኢስካ ምኻድ እዚኣ ኢያ ትርፋ::
Nska kea hasawi akiluka ktetselm n eritrea kid zeb zeb bel nab endasebeytka
ሐሳዊ ረሳሕ ሰራቂ
ኣብ ርእስኻ ምስ በጸሐትካ ዶ ፈሊጥካያ ሕጂ።
Nifas zekona wedi 😂
Yake neseka entay sidra aleka eritrean tekeyid sebeytika bolom elatika tbl zelaka nafahi dor ho
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶
Hesawi korbet mshtiy
Haleka abey kemeu elu zergihwoo alo
እስኻ ተትድፋእ ምሕሸ ነይሩ ወድዛ ከልቪ
genzeb wedaeka dka eten nay hade amet endalflfka zakbkyen UA-cam genzeb ms orgnalka fkodu endakedkum wedekumen aye fnan serhka gda zeytblae genzeb nay uToub lmdi kikoneka😂😂😂😂
ውልቃዊ #ሓርነት ዘለዎ ሰብ
ከማኻ ይብ💪ዝሑ
ኣቲ ወጃርያ ጽባሕ ንጉሆ ክሕትተኪ እዩ
ሳብስክርይብ ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለይኒ ይሕዋተይ❤🎉
Abey eyu haleka kemeu elu
ወዲ ኢሰፓ ድቃላ ኢካ
Suk bel lahsi komu zabl bseli gerka amxayo lahsi
rest in peace josi hawey 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤