Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እመቤታችን ድንግል ማርያም ልቦናክ ትመልሰልክ ዳሃይማኖትክ ትመልሰክ ያርእየን 😭 ብድረአኩክ ኩሉ ግዜ ይናደድ ምክንያቱ ቼሩ መድህናኣለም ክሕድክ መሓመድ ምእማንክ ዓለም ሓላፍት እያ ዳሓር መጨረሻ ግዜመድህናኣለም ሃምድመፅእከ ትፈልጥዶ ትሰምዕ ፍጣር ያሓግዘን ዕድመይ ጥዕና ያሃብኩም
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብታ ናይ ወለድኪ እምነት ይምለስኺ ክብርቲ ሓፍተይ
ጓል ዓደ ወለላ ናብ ሃይማኖትኪ ተመሊስኪ ክሪአኪ ተስፋ ይገብር ብዝተረፈ እንኳዕ ኣብፀሐኩም
ተስፋ ክትገብሪ ኣጀልኪ ከይመፅእ ጥራይ ተስፋኪ ከረእክዮ ኣዕዝብላህ ጥውልቅ ኣመል ገርክሞ
@@ጀሚላጀሚላ-ቘ7ቈ ታይ ትክክለኛ ሃይማኖታ ገዲፋ ኮእያ ላብ ፀልማት ከይዳ ዘላ
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ እስቲ ማሓሊ ብምንታ እዩ ፀልማት ዝኮነ ብዛኪ ንስኪ ባዕልኪ ክትፍጠሪ ከለኪ ኣስላምቲ ትባህሊ ካብኡ ተጠምኪ ፀልም ክሪ ወይ መስቀል ገይርኪ ክርስትያ ኮይና እስልምና እዩ ዝተፈጠረትሉ እሺ ዶ ንስኪ ባዕልኪ ትፈጢ ስቅልክን ናይ ባዕልክን ግበራ እስልምና ፀልማት ኣኮነይ ሓደ ፈጣሪ ሰማይና ምድር ዝፈጠረ ኩሉ ፍጡራት ዝፈጠረ ኢና ንኣምን ካማካትኩም ፍጡር ኣንኣምኒ ሓደ ክልተ ሰለስተ ኣምላክ እንኦ ኣንብሊይ
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ ይልቁ ፀልማት ንስኪ ኢኪ ዘለኪ ነብሳ ከፋፊታ ፀጉራ ልተከፋፈተ ተከድንክን ወዲ ተሳሓሕታ ገነትክን ኣብ ሂወት ትነብርኣ እያ ክምትሞታ ቅፅኣት ከምፅበየክንም እናፈለጥክም ሐዚስ ተገልብጥኪ ንእስልምና ፀልማት ትብሊ ኣልሓምዱልላህ ንሕና ተከፋፍትና ኣንከዲ ኩሉ ሃይማኖቱ እንት እዩ ዝብል ተከንክን እመናሉ ኣትጠውለቃ ብናሰብ ንሳ ንእሽተ ኣካነቲ ናብ ዝተፈጠረትሉ ተመልሳ ኣትሕረራ ናይ ባዕልክን ግበራ ውይይ
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ሓፍትና ላብታ ቅዱስቲይ ዝኮነት ሃይማኖትኪይ ይመልስኪይ
ደስ ትብሉ ስድራ ብሓቂ ጠፊእኩም ብፍላይ ድራማኹም ናፊቕናዩ ❤
ውዴ በቅንነት ደምሪኝ❤
ማማዋይ ፁሩይልቢ ሓፍትናለ ፅሪቲልቢ አነስ ክፈትዎኩም ሓዳሩኩም ይባረክ ፆሙኩም ይቀበልኩም ንትግራይናላ አብዚ ሮሞዳን ባአናለ ፆም አርባዓ አምላክ ስላሙ አውሪዱ ነዓድና ይምለሰና❤❤❤❤
ላብ ልብኺ ይምለስኪ ማዓረይ ጌጋ መፋጥርትና እዩ ኣብ ጌጋ ምንባር ግን ጌጋ እዩ መዋፅኦ ይፍጠረልኪ ላብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትኪ😢😢😢
ንዑኡ ምስ ረከበት ደያ አስሊማ ግን ዋላስ ታይ😭🤲
@@Hufthb እወ ልኡ ብልረኸበት እያ ይመስለኒ😢
@@ገብርኤልዋሕሰይ ዋይ ብስማአም ንወዲ ኢለስ አነስ ብእምነተይ ና ብዓደይስ ክሳደይ ንካራ
@@Hufthb መቅሰነይ እግዚአብሔር ይሓግዘና😁😍😍
@@ገብርኤልዋሕሰይ ማርያምን ሓቀይ አየ አነካዓሲ አብ ቲግቶግ ይካታተላ ነይረስ ብጣዓሚ አያ ደስ ትብለኒ ብውሽጠይ ዋይ እዝያስ ክርስትያንያ ተትከውን ይብል ነይረ አብ ኮሞንት ይርኢ አለኩስ ምፀተ አለም ኮይና ፀኒሓትኒ ፍትወተይ አጉዲለላ
ዓርቢ ሰቅለት ጥልካ ናዋዓልኪ ነይረከሲ ሃን ሽኮር
😢😢
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣሕዋተይ ማዓሪይይ እረረረረረረረ ናፈቀኩም ነይሩ ሙቁራተይ ❤❤❤❤
ማሻኣላህ ክፈትወኩም እኮ ሓወይ ናተይ ❤❤ሓደራኩም ኣይትጥፍኡ ዋ😢
ካብ ክርስትና ናብ እስልምና ብጣዕም ከብድ እዩ ፈጣር ይመልስኽ ዝያዳይ ናብ ሃይማነትኽ
በሰላም አላህ እምንጨርሰው ያርገን የኢስላም ልጆች
ኣፅለአት ፆም ኣርብዓ ምድርስ ክብረት ዘይብልኪ ሴዲ ኢኪ እሺ ጋሕሻር🙄😢😢😢
Mashalh habibti rabana yactik alcafiya we rabana yakalikum lebacade nehna ben hibik ❤❤❤❤❤❤
I love you so much Guys ❤️.Ayititifu ekum .
እንኻዓ ብሰላም መፃእኩም አሕዋት 💙💙🙏
እግዚአብሔር ናብ እምነትኽ ይመልሰኽ ጓለይ ንገንዘብ እልኻ ዶ እምነትኻ ትክሕድ😢
የሕዝን ብጣዕሚ😥
ብጣዕሚ የሕዝን ተዋህዶ ከላኮ አይትጾም አይትሰግድን ኔራ ትኾን
🤷🏽♀️ Yasazenale Bewnite Abezeto Yeker Yebelate Degemo Eko Atafrem Egezeyo Maharin Keristose tu 🙃
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅራተይ ❤❤❤❤ ሮሞዳን ከርም
Waww wel come back after long time shikorinatattt
ማሻኣላህ❤❤❤❤
እንካዕ ዳሓን መፃአክም ፅብቃት ተጋሪዋይ❤❤❤❤❤
Wawww
ማሻአላህ ሕጃብ ካጥዕመልኺ ሀኒየ ናይ ማሜ ንግስቲ
welcome back ፅቡቃት❤❤❤❤
ማሽኣላህ ❤❤❤❤
ሰላም ሓፍተይ ካብ ክርስትና ወፅኺ ማለት ህወትኺ ሞይታእያ ስጋኺ ግን ንዝኡ ኣላ ትመለሲ እስልምና ጣወት እዩ ናይ ማሓመድ ፈጠራ እዪ ነብያት ካብ እስራኢል እዮም ኩሎም ትመለሲ
goytay marey abagieka keyntefesi kabana aytfele amen amen amen❤
ፅቡቃት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤
Welahi seamrebachu masha allah tebarek allah
ኩሉ ግዜ ንምንታይ ጠፊእና እናበልኩም ኢኹም ቪድዮ ትሰርሑ ኣይትጥፍኡ ግን ይፈትወኩም እየ❤❤❤❤❤❤
መልመድ የምፈልገው ቋንቋ ቢኖር ትግረኛ ነው ደስ ይለኛል ሲናገሩት
እኔም100%
ሌላ ቋንቋ ኦረሞኛ ጉራጌኛ ሥልጠኛ ምናምን ስሰማ ራስ ምታት ይይዘኛል😂 ትግርኛ ግን ዝም ብዬ አዳምጣለዉ ሳይገባኝ ደስ ይለኛል
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ፍትዋተይ❤
ቢል.ዓፊየያ
ልተባረኸ ይኹን ፅሩያተይ ❤ ኣይትጥፍኡናለ ዋ❤
የኔ እህት እባክሸ በእመቤቴ ወደ ቀጥተኛዋ ሃይማኖትሸ ወደ ተዋህዶ ተመለሺ እሷ ናት ትክክለኛ ና እውነት እምነት
kkkkkkkkkkkkkk
ምን አገባሸ ሃይማኖት የገልነው እሺ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤ ❤
ደስ ክብሉ ርግእ ምባለሙ ቶዋህዶ ድያ ነይራባ ንሳ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኽም ሮሞዳን ከሪም
ማሻ አላህ ለቤትች አድስ ነኝ ታምራላችሁ❤❤
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ኩሉ ሰነ ኢንቱ ጠይቢን ኣሕዋት ❤❤❤
Wenti teyba
ተናፈቅቲ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ማሜ ጠኒስካ መፂካ
አረ ብሰላም መፃኩም ፅርያትት❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤እንካዕ ዳሓን መፃኩም ፁቡቃት ስድራ❤❤
ማርያምን ሎሚዓንቲ ይዝክረኩም ነይረ ዓሚ ከምዚ ሮሞዳን ቪድዮ ሰሪሕኩም ነይርኩም ካብኡ ልዳሓር ግን ህልምምም ኢልኩም ኣይትጥፍኡ በጃኩም ስርሐይ ኢልኩሞ ሓዝዎ ርሑስ ባዓል ሮሞዳን ድማ ይግበረልኩም ደቂ መሬተይ😍🙏
ብጃኪ ናብ ሃይማኖትኺ ትመልሲ🙏♥️
😂😂😂😂
🤣🤣ኣርበዓተ ኣንስቲ ምስ ኣምጻላ ክትምለስ ኢያ 🤣🤣
@@tesfitgebreslasie992 😅😅😅😅😅
Esa Cristian deya nera qedem
@@tesfitgebreslasie992 ካብ ዚና ምስራሕ ውሽማ እናበልኩም ኣርባዕተ ምምርዓይ ዝበለፀ እዩ እንዳው ብሓላሉ ሞ ያለ ስብኣያ ያለ ሰበይቱ ዚና ከማካትኩ ካብ ሓቲ ናብ ሓቲ እናበልኩም ዚና ትገብሩ ዓብዩ ሓጣት ይልቁ ስለ ንንባዕልኩም ግበሩ ጠውላቃት ጥውልቅ ኣትበሉ ኣዕዝብላህ ደሞ ካብ ሓደ ፈጣሪ ሓልፍኩም ፍጡር ትኣምኑ ካፊሩ
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤❤
Mashaa Allaahh😍😍💐💐
Welcom mearey❤️❤️❤️❤️
ደስ ባሃሎ ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሮምዳን መባረክ ደቂ ሓላል መሬት ❤🥰
Kemey alekum tefiekum nay dahan dikum enkae selam mexakum kae
Enkae dhan metsakum diki hagir tigray ❤💛❤ ane nay Muslim tsom eyu zeshkene tsom yebhale gin kulu hamed yegibrewu 😀😀
ረሞዳን ክረም ደቂ ትግራይ ጽሩያት❤❤❤
yanam teyaka nabar❤😊
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራተይ💓💓
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ❤❤🎉🎉
የኔ እህት ወደ ሃይማኖትሽ ተመልሽ ወደ ኦርቶዶክስ ሃይማኖትሽ ትክክለኛዋ እሷ ናት
ሀሀሀሀ
ምርጮዋን መረጠችኮ
@@tophus2740 ጠባቧን መንገድ እማ የታደለ ነው እሚመርጣት
ኣንቺ ነሽ ትክክልኛ ያረግሸዉ
ታይ ገደሸኩም ኣትም ሓተይ መን ይፀድቅ መን ይሓጢ ሓደ ፈጣሪ ብቻ እዩ ዝፈልጥዋ ኝኝ ኣይንበል በይዛኩም
Enkae beselam metaekum kuberat ahawat tefiekumen nafikenakum ❤️💛❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አንካዕ ብሰላም መፃአኹም ፅርያተይ🥰♥️
ናፍቀኩም ፀኒሐ❤❤❤❤❤
በእዉነት ብጣዕምይ ኣስሕቅካንይ ተሰንንና ትብለካስ ማሜ እና ኣይትጥፉኡ ይመቸኩም
ዝፍትወኩም ዞም አሕዋተይ አይትጥፍኡ ረሞዳን ከሪም❤❤❤❤
ምቁራተይ💞💊👏👏👏👏
ሓፍተይ ናብ እምነትኪ ተመለሲ ንግዝያዊ ፍቕሪ ኢልኪ እምነትኪ ኣይትቐይሪ ካብ ፍቕሪ እምነት ይቕድም sorry::
ናብ 1ይ2ይ3ይ ኣምላክ ድያ ክትመለስ ኣምላክ የፈትዋ ኢዩ ብሕቂ ናብ ምስሊምና ምምጸኣ
@@Abdallaosman1980 ትገርም😢😢😢😮
ድሕር ከዚ ከይትጠፍኡ ተናፍቅቲ❤❤
❤❤❤🥰🥰🥰
Zfetwekum ❤
ጽሩያት ተጋሩ♥♥♥
ዞም ናተይ❤️❤️❤️
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ሪመይ ሓላላት🙏😍
Aseyyy Eritrean ke tefetwueomen do habayibi
ረመዳን ሙባረክ 🥰🥰
ተጋሩዋይ❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኩም lmiss u🥺♥️
ደቂ ዓበይቲ ኣሰላም ዓልኩም ወረሕመቱላሂ ወበረካቱ እልኹም ዶ ጀምሩይ ኣጅሪም ከይሓልፈኩም መልካም ሮሞዳን ጠፍእኹም ነይሩኹም
አሏህ እርሜና ጤናይስጣችሁ ውዶቸ
AscWelcome2:37 2:38
እንካዕ ብሰላም መፃኹም 🥰🥰
እንካዕ በሰላም መፅኩም
እዳ ማሜ ናቀደም ሰባት ታማ ጠፊእኹም ብጣዕሚ ናይ ዳሓን ዲኹም 😘😘
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
abeto amlka hoy kitatrota sayhona kitamratota argaja, ema amlka bemengada holo ancha kidamlja ehite mestwalena yestasha lala minma alelshama gan you tube laya gabtsha, mamhara tesfay abera gatmja yemla tamira yana huloma negar yegbshal egabzashalho kiberta hafetan egzabihar amlka zastwal libona yehbka
ሽኮሪናታት እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም
Bitaemi tefiekum mara enqae niremedan biselam abtsahakum
ምቁራተይ❤❤❤
ብጣዕሚእኩም ጠፍእኩም አይትጥፍኡ ደቂ ዓደይ 😍😍😍😍ወድሰፋረይ👍👍👍
ሰላም እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ምቁራት ሮማዳን ከሪም 🙏🙏🙏❤❤❤😍😍😍💊💊💊💊
ኪዱዋ
@@hiwilove19 ወይ ሂውየ ዓሳድዋ ❤😍😍😍😍ናተይ ዘዋሪት😂😂😂😂😂
@@kidan5256 ኩዱዋ ክንደይ ክትዘራ ባች
እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ይመልስኪ እንበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖቶኪ ትክክለኛ ቅንዕቲ ሃይማኖት እያ ንሳቶም ንእየሱስ ክርስቶስ ናይ እግዚአብሔር ልኡክ እበር ኣምላክ ኣይኳነይ እዮም ዝብሉ እስኪ ኣምላክ እንተዘይከውን ሰለምንታይ ናኣዳምን ሂዋንን ሓጥያት ክሰርሑ ከለው ተጣዒሶም ንፈጣሪኦም ምስ ላመኑ እግዚኣብሄር ናኣዳም ድሕሪ ሓሙሽቲ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢተን ካብ ጋል ጋልካ ተወሊደ ክድሕነካ እየ ኢሉ ቃል ኣትይሉ እቲ ሓሙሽተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢተን ምስ ተወደኣ ድማ ተወሊዱ ጎይታናን መዳሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ሰለዚ ሰላምንታይ ሃይማኖትኪ ቀይርኪ ፍቅሪ ድዩ ፍቅሪ እግዚአብሔር እዩ ሃይማኖትና ከምዚ ዞኳነ ይኩን ከተፍቅር ትክእል እካ ግን ሃይማኖትካ ተረደኦ ብቅንዕና መገዲ ድሕነት ትክክለኛ ሃይማኖት መኳኑ እንተተረዲኦው ድማ ምሳካ ብሓዳር ክጣመር ይክእል እንተዘይ ኳይኑ ብናይ ጊዛዊ ሃኒኔታ ወይ ራብሓ ፍቅሪ ኢልካ ግን ጌጋ እዩ ❤❤😢 ንክልቱኩም እግዚአብሔር ብቁኑዕ መገዱ ይምራሕኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ
ሰላም ሰላም ኩቡራት ደቂ ዓደይ ንሕና ድማ ሰለስተ ርእስኩም ኮይንኩም ክትመፅና ተፀቢና ኔርና ❤❤
ማሜ ብጣዕሚ እዩ ዝምቸወኒ አናጋግራኻ ዞም ዓበይቲ መሲሉ እዩ ዝስመዐኒ ብዝኾነ ይመቸይኹም
Kaftawkm❤❤❤❤
Idont understand people change Religion ihave question is it money or love
مش الله 🌹🌹🌹🌹
እንኻዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡራት አሕዋትና
❤️❤️🙏🙏🙏
ክፈተወኩም🥰🥰🥰
ደመይ ❤️
ወዓለይኩም ሳላም ወራሕመቱላሂ ወበረካቱህ Ramadan Mubarak 🥰
አትዮ አጥዕምልኽ ዲኡ ካብ ክርሰትና ናብ እሲልምና ኸይዲኽ ዲሰዉአይ ትብል ዲኡ ካብ ብርሃን ናብ ፀልማት ኸይድኽ አመ ብርሃን ናብ ልብኽ ትመልሰኽ😭😭😭😭😭 ኣረቶዶክሰ ተዋህዶ ለዛላላም ትኑር 🙏🙏
ጾም አረብዓ ምድር ሰጋ ትብልዒ ሓመድ ያብልዕኽ እኽኽኽ 😢😢😢😢
رمضان كريم اخوانه 💯🌙
እመቤታችን ድንግል ማርያም ልቦናክ ትመልሰልክ ዳሃይማኖትክ ትመልሰክ ያርእየን 😭 ብድረአኩክ ኩሉ ግዜ ይናደድ ምክንያቱ ቼሩ መድህናኣለም ክሕድክ መሓመድ ምእማንክ ዓለም ሓላፍት እያ ዳሓር መጨረሻ ግዜመድህናኣለም ሃምድመፅእከ ትፈልጥዶ ትሰምዕ ፍጣር ያሓግዘን ዕድመይ ጥዕና ያሃብኩም
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብታ ናይ ወለድኪ እምነት ይምለስኺ ክብርቲ ሓፍተይ
ጓል ዓደ ወለላ ናብ ሃይማኖትኪ ተመሊስኪ ክሪአኪ ተስፋ ይገብር ብዝተረፈ እንኳዕ ኣብፀሐኩም
ተስፋ ክትገብሪ ኣጀልኪ ከይመፅእ ጥራይ ተስፋኪ ከረእክዮ ኣዕዝብላህ ጥውልቅ ኣመል ገርክሞ
@@ጀሚላጀሚላ-ቘ7ቈ ታይ ትክክለኛ ሃይማኖታ ገዲፋ ኮእያ ላብ ፀልማት ከይዳ ዘላ
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ እስቲ ማሓሊ ብምንታ እዩ ፀልማት ዝኮነ ብዛኪ ንስኪ ባዕልኪ ክትፍጠሪ ከለኪ ኣስላምቲ ትባህሊ ካብኡ ተጠምኪ ፀልም ክሪ ወይ መስቀል ገይርኪ ክርስትያ ኮይና እስልምና እዩ ዝተፈጠረትሉ እሺ ዶ ንስኪ ባዕልኪ ትፈጢ ስቅልክን ናይ ባዕልክን ግበራ እስልምና ፀልማት ኣኮነይ ሓደ ፈጣሪ ሰማይና ምድር ዝፈጠረ ኩሉ ፍጡራት ዝፈጠረ ኢና ንኣምን ካማካትኩም ፍጡር ኣንኣምኒ ሓደ ክልተ ሰለስተ ኣምላክ እንኦ ኣንብሊይ
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ ይልቁ ፀልማት ንስኪ ኢኪ ዘለኪ ነብሳ ከፋፊታ ፀጉራ ልተከፋፈተ ተከድንክን ወዲ ተሳሓሕታ ገነትክን ኣብ ሂወት ትነብርኣ እያ ክምትሞታ ቅፅኣት ከምፅበየክንም እናፈለጥክም ሐዚስ ተገልብጥኪ ንእስልምና ፀልማት ትብሊ ኣልሓምዱልላህ ንሕና ተከፋፍትና ኣንከዲ ኩሉ ሃይማኖቱ እንት እዩ ዝብል ተከንክን እመናሉ ኣትጠውለቃ ብናሰብ ንሳ ንእሽተ ኣካነቲ ናብ ዝተፈጠረትሉ ተመልሳ ኣትሕረራ ናይ ባዕልክን ግበራ ውይይ
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ሓፍትና ላብታ ቅዱስቲይ ዝኮነት ሃይማኖትኪይ ይመልስኪይ
ደስ ትብሉ ስድራ ብሓቂ ጠፊእኩም ብፍላይ ድራማኹም ናፊቕናዩ ❤
ውዴ በቅንነት ደምሪኝ❤
ማማዋይ ፁሩይልቢ ሓፍትናለ ፅሪቲልቢ አነስ ክፈትዎኩም ሓዳሩኩም ይባረክ ፆሙኩም ይቀበልኩም ንትግራይናላ አብዚ ሮሞዳን ባአናለ ፆም አርባዓ አምላክ ስላሙ አውሪዱ ነዓድና ይምለሰና❤❤❤❤
ላብ ልብኺ ይምለስኪ ማዓረይ ጌጋ መፋጥርትና እዩ ኣብ ጌጋ ምንባር ግን ጌጋ እዩ መዋፅኦ ይፍጠረልኪ ላብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትኪ😢😢😢
ንዑኡ ምስ ረከበት ደያ አስሊማ ግን ዋላስ ታይ😭🤲
@@Hufthb እወ ልኡ ብልረኸበት እያ ይመስለኒ😢
@@ገብርኤልዋሕሰይ ዋይ ብስማአም ንወዲ ኢለስ አነስ ብእምነተይ ና ብዓደይስ ክሳደይ ንካራ
@@Hufthb መቅሰነይ እግዚአብሔር ይሓግዘና😁😍😍
@@ገብርኤልዋሕሰይ ማርያምን ሓቀይ አየ አነካዓሲ አብ ቲግቶግ ይካታተላ ነይረስ ብጣዓሚ አያ ደስ ትብለኒ ብውሽጠይ ዋይ እዝያስ ክርስትያንያ ተትከውን ይብል ነይረ አብ ኮሞንት ይርኢ አለኩስ ምፀተ አለም ኮይና ፀኒሓትኒ ፍትወተይ አጉዲለላ
ዓርቢ ሰቅለት ጥልካ ናዋዓልኪ ነይረከሲ ሃን ሽኮር
😢😢
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣሕዋተይ ማዓሪይይ እረረረረረረረ ናፈቀኩም ነይሩ ሙቁራተይ ❤❤❤❤
ማሻኣላህ ክፈትወኩም እኮ ሓወይ ናተይ ❤❤ሓደራኩም ኣይትጥፍኡ ዋ😢
ካብ ክርስትና ናብ እስልምና ብጣዕም ከብድ እዩ ፈጣር ይመልስኽ ዝያዳይ ናብ ሃይማነትኽ
😢😢
በሰላም አላህ እምንጨርሰው ያርገን የኢስላም ልጆች
ኣፅለአት ፆም ኣርብዓ ምድርስ ክብረት ዘይብልኪ ሴዲ ኢኪ እሺ ጋሕሻር🙄😢😢😢
Mashalh habibti rabana yactik alcafiya we rabana yakalikum lebacade nehna ben hibik ❤❤❤❤❤❤
I love you so much Guys ❤️.
Ayititifu ekum .
እንኻዓ ብሰላም መፃእኩም አሕዋት 💙💙🙏
እግዚአብሔር ናብ እምነትኽ ይመልሰኽ ጓለይ ንገንዘብ እልኻ ዶ እምነትኻ ትክሕድ😢
የሕዝን ብጣዕሚ😥
ብጣዕሚ የሕዝን ተዋህዶ ከላኮ አይትጾም አይትሰግድን ኔራ ትኾን
🤷🏽♀️ Yasazenale Bewnite Abezeto Yeker Yebelate Degemo Eko Atafrem Egezeyo Maharin Keristose tu 🙃
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅራተይ ❤❤❤❤ ሮሞዳን ከርም
Waww wel come back after long time shikorinatattt
ማሻኣላህ❤❤❤❤
እንካዕ ዳሓን መፃአክም ፅብቃት ተጋሪዋይ❤❤❤❤❤
Wawww
ማሻአላህ ሕጃብ ካጥዕመልኺ ሀኒየ ናይ ማሜ ንግስቲ
welcome back ፅቡቃት❤❤❤❤
ማሽኣላህ ❤❤❤❤
ሰላም ሓፍተይ ካብ ክርስትና ወፅኺ ማለት ህወትኺ ሞይታእያ ስጋኺ ግን ንዝኡ ኣላ ትመለሲ እስልምና ጣወት እዩ ናይ ማሓመድ ፈጠራ እዪ ነብያት ካብ እስራኢል እዮም ኩሎም ትመለሲ
goytay marey abagieka keyntefesi kabana aytfele amen amen amen❤
ፅቡቃት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤
Welahi seamrebachu masha allah tebarek allah
ኩሉ ግዜ ንምንታይ ጠፊእና እናበልኩም ኢኹም ቪድዮ ትሰርሑ ኣይትጥፍኡ ግን ይፈትወኩም እየ❤❤❤❤❤❤
መልመድ የምፈልገው ቋንቋ ቢኖር ትግረኛ ነው ደስ ይለኛል ሲናገሩት
እኔም100%
ሌላ ቋንቋ ኦረሞኛ ጉራጌኛ ሥልጠኛ ምናምን ስሰማ ራስ ምታት ይይዘኛል😂 ትግርኛ ግን ዝም ብዬ አዳምጣለዉ ሳይገባኝ ደስ ይለኛል
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ፍትዋተይ❤
ቢል.ዓፊየያ
ልተባረኸ ይኹን ፅሩያተይ ❤ ኣይትጥፍኡናለ ዋ❤
የኔ እህት እባክሸ በእመቤቴ ወደ ቀጥተኛዋ ሃይማኖትሸ ወደ ተዋህዶ ተመለሺ እሷ ናት ትክክለኛ ና እውነት እምነት
kkkkkkkkkkkkkk
ምን አገባሸ ሃይማኖት የገልነው እሺ
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ❤ ❤
ደስ ክብሉ ርግእ ምባለሙ ቶዋህዶ ድያ ነይራባ ንሳ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኽም ሮሞዳን ከሪም
ማሻ አላህ ለቤትች አድስ ነኝ ታምራላችሁ❤❤
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ኩሉ ሰነ ኢንቱ ጠይቢን ኣሕዋት ❤❤❤
Wenti teyba
ተናፈቅቲ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤
እንኳዕ ሰላም መፃኩም ማሜ ጠኒስካ መፂካ
አረ ብሰላም መፃኩም ፅርያትት❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤እንካዕ ዳሓን መፃኩም ፁቡቃት ስድራ❤❤
ማርያምን ሎሚዓንቲ ይዝክረኩም ነይረ ዓሚ ከምዚ ሮሞዳን ቪድዮ ሰሪሕኩም ነይርኩም ካብኡ ልዳሓር ግን ህልምምም ኢልኩም ኣይትጥፍኡ በጃኩም ስርሐይ ኢልኩሞ ሓዝዎ ርሑስ ባዓል ሮሞዳን ድማ ይግበረልኩም ደቂ መሬተይ😍🙏
ብጃኪ ናብ ሃይማኖትኺ ትመልሲ🙏♥️
😂😂😂😂
🤣🤣ኣርበዓተ ኣንስቲ ምስ ኣምጻላ ክትምለስ ኢያ 🤣🤣
@@tesfitgebreslasie992 😅😅😅😅😅
Esa Cristian deya nera qedem
@@tesfitgebreslasie992 ካብ ዚና ምስራሕ ውሽማ እናበልኩም ኣርባዕተ ምምርዓይ ዝበለፀ እዩ እንዳው ብሓላሉ ሞ ያለ ስብኣያ ያለ ሰበይቱ ዚና ከማካትኩ ካብ ሓቲ ናብ ሓቲ እናበልኩም ዚና ትገብሩ ዓብዩ ሓጣት ይልቁ ስለ ንንባዕልኩም ግበሩ ጠውላቃት ጥውልቅ ኣትበሉ ኣዕዝብላህ ደሞ ካብ ሓደ ፈጣሪ ሓልፍኩም ፍጡር ትኣምኑ ካፊሩ
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤❤
Mashaa Allaahh😍😍💐💐
Welcom mearey❤️❤️❤️❤️
ደስ ባሃሎ ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሮምዳን መባረክ ደቂ ሓላል መሬት ❤🥰
Kemey alekum tefiekum nay dahan dikum enkae selam mexakum kae
Enkae dhan metsakum diki hagir tigray ❤💛❤ ane nay Muslim tsom eyu zeshkene tsom yebhale gin kulu hamed yegibrewu 😀😀
ረሞዳን ክረም ደቂ ትግራይ ጽሩያት❤❤❤
yanam teyaka nabar❤😊
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራተይ💓💓
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ❤❤🎉🎉
የኔ እህት ወደ ሃይማኖትሽ ተመልሽ ወደ ኦርቶዶክስ ሃይማኖትሽ ትክክለኛዋ እሷ ናት
ሀሀሀሀ
ምርጮዋን መረጠችኮ
@@tophus2740 ጠባቧን መንገድ እማ የታደለ ነው እሚመርጣት
ኣንቺ ነሽ ትክክልኛ ያረግሸዉ
ታይ ገደሸኩም ኣትም ሓተይ መን ይፀድቅ መን ይሓጢ ሓደ ፈጣሪ ብቻ እዩ ዝፈልጥዋ ኝኝ ኣይንበል በይዛኩም
Enkae beselam metaekum kuberat ahawat tefiekumen nafikenakum ❤️💛❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አንካዕ ብሰላም መፃአኹም ፅርያተይ🥰♥️
ናፍቀኩም ፀኒሐ❤❤❤❤❤
በእዉነት ብጣዕምይ ኣስሕቅካንይ ተሰንንና ትብለካስ ማሜ እና ኣይትጥፉኡ ይመቸኩም
ዝፍትወኩም ዞም አሕዋተይ አይትጥፍኡ ረሞዳን ከሪም❤❤❤❤
ምቁራተይ💞💊👏👏👏👏
ሓፍተይ ናብ እምነትኪ ተመለሲ ንግዝያዊ ፍቕሪ ኢልኪ እምነትኪ ኣይትቐይሪ ካብ ፍቕሪ እምነት ይቕድም sorry::
ናብ 1ይ2ይ3ይ ኣምላክ ድያ ክትመለስ ኣምላክ የፈትዋ ኢዩ ብሕቂ ናብ ምስሊምና ምምጸኣ
@@Abdallaosman1980 ትገርም😢😢😢😮
ድሕር ከዚ ከይትጠፍኡ ተናፍቅቲ❤❤
❤❤❤🥰🥰🥰
Zfetwekum ❤
ጽሩያት ተጋሩ♥♥♥
ዞም ናተይ❤️❤️❤️
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ሪመይ ሓላላት🙏😍
Aseyyy Eritrean ke tefetwueomen do habayibi
ረመዳን ሙባረክ 🥰🥰
ተጋሩዋይ❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኩም lmiss u🥺♥️
ደቂ ዓበይቲ ኣሰላም ዓልኩም ወረሕመቱላሂ ወበረካቱ እልኹም ዶ ጀምሩይ ኣጅሪም ከይሓልፈኩም መልካም ሮሞዳን ጠፍእኹም ነይሩኹም
አሏህ እርሜና ጤናይስጣችሁ ውዶቸ
Asc
Welcome
2:37 2:38
እንካዕ ብሰላም መፃኹም 🥰🥰
እንካዕ በሰላም መፅኩም
እዳ ማሜ ናቀደም ሰባት ታማ ጠፊእኹም ብጣዕሚ ናይ ዳሓን ዲኹም 😘😘
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
abeto amlka hoy kitatrota sayhona kitamratota argaja, ema amlka bemengada holo ancha kidamlja
ehite mestwalena yestasha lala minma alelshama
gan you tube laya gabtsha, mamhara tesfay abera gatmja yemla tamira yana huloma negar yegbshal egabzashalho
kiberta hafetan egzabihar amlka zastwal libona yehbka