ካብ መራሕቲ ሃይማኖት ተመሲሎም ደቆስቲ ሃይማኖት ተጠንቀቁ.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 176

  • @FilmonTK
    @FilmonTK 19 днів тому +21

    ዳህላክ ንስኺ ለዋህ ተባዕ በላሕ , ሓቋፊት ኣሕዋታ ኢኺ,ካበ ልቢ ይቅሬታ በዚ ዘጋጠመ ዘይምርድዳእ, ወይ ጌጋ ርድኢት, ከም ቀደምኪ ዝጠቅም ኣቅርቢ respect be strong as always

  • @HnxaHnxa
    @HnxaHnxa 16 днів тому +3

    ዳህላከይ ትምህርቲ ኢንግልሽ ተትጅምብርልና ብርሃን ገጽኪ ዳራና ምተማሃርና 🎉🎉🎉

  • @ኣየልበይ
    @ኣየልበይ 17 днів тому +2

    ለባም ዘረባ ናይ በሓቂ መግለጺ ሲኢነልኪ።እንቃዕ ጥራይ ተረድኣኪ እቲ ገለ ጌጋታት ዝበልክዮ።

  • @Sebah291
    @Sebah291 19 днів тому +20

    ንዳህላክ፡ነታባብዓያ በጃኹም ዳህላክ ኣዚያ ምቕልልቲ ለዋህ ስለ፡ዝኾነት ኢያ ናይ ልባ ትዛረብ ዘላ። ካልእ ኣናእሽቱ የሕዋታ ኣብ ሕማቕ ከይወድቃ ኢላ። we love you Dahlakey❤

    • @AstbhaYemane-n4p
      @AstbhaYemane-n4p 18 днів тому

      ህግደፋዊ አይነተባብዕን።

    • @adha-1991
      @adha-1991 16 днів тому

      ሕለፍ ቆማል ዓጋመ ወድቶም ርሹናት ​@@AstbhaYemane-n4p

  • @Fiqrimskulu
    @Fiqrimskulu 18 днів тому +5

    ዳህላክ መራሒ ሃይማኖት ኣይኮነን ተወጊዙ አዩ ብ ቤተክርስትያን ውን።

  • @isaacteclemariam4986
    @isaacteclemariam4986 15 днів тому +1

    ሶሪ ዳህላክ ናትኪ ትሕዘቶን ብቅዕትክን ምስ ንዕኪ ዘይብስቀዕን ትገብርዮ ዘለኪ ዝርርብ ንሱ ኢዩ ኣቲ ጸገም ናይ ፍልጠትን ብቅዕትን ፍልልይ ኢዩ አሞ ሃደራ ሓደር ምሰ ከምዚኦም ግዘኪ ኣይተባክኒ ዕቅሚ ኣልኪ ካቡኣኡ ላአሊ ንጽበየኪ ኣለና በርትዕ ጥራሕ

  • @HnxaHnxa
    @HnxaHnxa 16 днів тому +2

    ዳህላከይ ሓቢብቲ ምስ ኣዚ ገልዳም እትይዛርቢ ንስኪ ምህርቲ ኢኪ ክገርምኪ ብስንክኪ ተቢዕና ዝመጸ ተመጸ ዘይንፈርህ ክንከውን ኮና ንፍትወኪ ኢና ምቅርቲ ሓፍትና love you❤❤❤❤

  • @FerawyenBerayes
    @FerawyenBerayes 13 днів тому

    ዳህላክና ርስዒዬም ነዚኦም ሉዘርስ በጃኪ🙏🏽🇪🇷❤️

  • @mebratbelay6966
    @mebratbelay6966 18 днів тому +8

    Don’t worry Dahlak haftey .
    You are educated brilliant woman .
    Also He’s not a deacon .
    24/7 He’s talking nonsense in Facebook
    Never talk about love one another. In Israel he is divided Eritreans .
    Don’t take seriously. Forget him
    We love you ❤❤take care yourself
    We all are sinners no one is perfect.
    Except God our savior.

    • @Lunatedros
      @Lunatedros 15 днів тому +1

      U right
      Dahlak, why should you justify yourself for your actions or words? To whom do you owe this justification? To what audience? We don’t need to know. You live your life the way you believe, and that’s your right. You don’t need to justify what you do or say, unless you’re in conflict with your own beliefs or health. But if you have common sense, you know you don’t have to respond to accusations from people who wrongfully tarnish your name. You don’t know your rights.
      I was raised in Europe, so I may see things differently than you. You come from Eritrea, a country with a different background and history, and that might influence your thinking. But if someone falsely accuses you, it’s not necessary to defend yourself publicly. That’s the wrong choice. Go to the police, file a complaint, and protect your rights.
      Be proud of yourself and take action when needed. That’s how you ensure you get justice, and that’s how you uphold fairness and integrity.

  • @GebrhiwotFkadu
    @GebrhiwotFkadu 19 днів тому +11

    ከም ወትሩ ብሉጽ ሓሳብ ኣጆኽ ዝሓፍተይ ኣብነታዊት ኢኽ ዕድመይ ይሃብክ❤❤

  • @senaitghebrezghi9773
    @senaitghebrezghi9773 17 днів тому +5

    Dahlak you’re very beautiful and smart 🧠 l love you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 17 днів тому +4

    Dahilaey you are very beautiful. ❤❤🎉

  • @MeleniMeleni
    @MeleniMeleni 15 днів тому +2

    ,ዳህላከ ሐፈትና ((((ዓሻ ወዲ ቀሸስ አባጅጎ ሐወቡኡ ይመሰሎ እዮ ዝባሀሌ

  • @TsiTsi1111-h8u
    @TsiTsi1111-h8u 18 днів тому +5

    አዚ ሰብኣይ መራሂ ሃይማኖት ኣይኮነን ህማም ናይ ሃንጎል ኣለዎ😢😢😢

  • @Asmara.Eritrea.1892.
    @Asmara.Eritrea.1892. 18 днів тому +4

    We proud of you keep it up good job love you ❤

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 18 днів тому +5

    Well done shikorna 💕🙏👏💕🙏👏 God bless you sister 💕🙏👏

  • @sabasabina5346
    @sabasabina5346 19 днів тому +4

    ዳህላክ ሓንቲ ከም ሓሙስ ምህርትን ስልጥንትን ስለ ዝኾንኪ እዞም ደናቁር ግድን ኢዮም ክቃወሙኺ.ደቂ ተባዕትዮ ምህርቲ ጓል ኣንስተይቲ ተባህርሮም😂😂ኢያ.ቀጽልዮ ጅግና ኢኺ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ብልቢ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 19 днів тому

      ወየ ተማሂርክን ግን ዕድል ኣይገበርናን ኣዋልድ ኤርትራ ግን ብሰሪ ድንቁርናክን ኢሱ ትብላ ትውዕላ ኣለክን ።ትምህርቲ ሓር ዘይገብረክን እንተኮይኑ ተማሂረ ክትብል የብልክን።

    • @sabasabina5346
      @sabasabina5346 19 днів тому +2

      @AlexkidaneNegasi ንስኹም ከ ዝበጻሕኩሞ ትምህርቲ እንታይ ኣለኩም ብድንቁርና ግን ድግሪ ሰቂልኩም 😂😂😂

  • @SamiHadgu-hk2rd
    @SamiHadgu-hk2rd 18 днів тому +2

    ዳህላክ ሓፍተይ ኣነ መጀመርቲ በታ ኣብ መሃጸን ትኣቱ ምስ ተዛረብኪ ጸሊኤኪ ነይረ ሕጂ ግን መራ ኣደንግጽክኒ ንስኺ ንዓይ ሓፍተይ ኢኺ ዳህላክ ሓፍተይ ንስኺ ኮ ብጣዓሚ ኢኺ ጽቡቅቲ ግን በጃኺ እዚ ሕዚክዮ ዘለኺ ፕሮግራም ንው በልዮ ምሳኺ ዝኸይድ ብዛዕባ መክኣብ ወይ ብዛዕባ ካብ መግቢ ንረኽቦ ቢታሚን ወይ ጽቡቕ ምኽሪ በጃኺ ካብዞም ጂጅ ማጂጅ ርሓቂ እዝኒ ኣይ ትሃብዮም ጥራይ ዳህላከይ መልስኪ በርትዕን ሓይልን ካብኡ ቀጺለ ኣነ ብልቢ እየ ዝፈትወኪ ILOVE you dahlak love ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @userw3738
    @userw3738 19 днів тому +4

    Iron woman❤!! I love your mindset. You are way far better than the religious people; bejaki aythreqlom dear.

  • @kirosbeyen6690
    @kirosbeyen6690 18 днів тому +2

    Dahlak haftey, wedeb Eritrea 🇪🇷. Ajoki kemkedemki kuni anbesit, neti zimeslki giber manim aymlketon eu. Niski tizarebyo tifelti lebam eki.

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 20 днів тому +4

    ዳህላኪኖ ሓንጎልኪ ስማርትዩ👌❤💪🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @nighstitesfamicael4728
    @nighstitesfamicael4728 18 днів тому +1

    Merry Christmas dahlakino ❤

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 18 днів тому +1

    ዳሕላክ ብዝኮነ አይትሕረቂ ውላድ አምላክ ይሕብ አምላክ ይከልእ እፍሬም ተዛሪቡ ኢልኪ ከይስመዓኪ እዝ ገባሪ ጉድ ባስታ ሕሩጭ እናቀረበ ወሲኩ ሐዲሩ ማዓር አጠብጢቡ እናበለ ቢዝነስ ድሰርሕ ንመን ክዛረብ ቃል አምላክ መቀለዲ ኮይኑ ጂፍጁፍ በልዩ

  • @ህይወትዘይፍትሓዊት
    @ህይወትዘይፍትሓዊት 19 днів тому +4

    Ajoki Dahlakey!
    Nski bmeneseyat ahwatki sle tgdesi eki trah nebsey kwexe eye elki.🫶😇
    Nabnet Bana tbehal gual ab Holland nebsa ms atfet😭
    Ane mskr eye❤❤❤
    Kemziatom gn
    aytgedeslom social media malet, idaga eyu.
    ab idaga kea zedleka eka twesd🙏

  • @girmaykifle4947
    @girmaykifle4947 18 днів тому +1

    እግዚአብሄር ኣይዘልፍካ ወይ ኣይጽረፍካ እምበር ናይ ሰብ ጸርፊስ እግዚአብሄር እዩ ዝቕበሎ አምላኽ ዝተዋረድኪዮን ዝተጸረፍኪዮን ይቀበለልኪ ነቶም ዝጻረፉ ከኣ እግዚአብሄር ልቦም ይምዓድ ናብ ሰናይን ቅኑዕን መንገዲ የማን የብሎም ጓለይ እምበር ከምዚ ዓይነት ዘረባስ ንኽትሰምዖ እኳ ጭንቂ እዩ ግን ኣጆኺ አምላክ ዝበሎ እምበር ሰብ ዝበሎ ክኸውን ኣይተራየን ኣይተሰምዐን ውን።

  • @Amlakey-m
    @Amlakey-m 18 днів тому +1

    Dahlakino dimxi dekenstiyo we proud you sis❤ we love u Eritrean peoples . You can ..... be continue teach us❤❤❤❤💕💕💕💕

  • @kudusanmeleseritrean1984
    @kudusanmeleseritrean1984 День тому

    ካብ ብሉይ ኪዳን (ሕጊ)ናብ እመተ ምሕረት (ሓዱሽኪዳን )ተሳጋጊርና አና ።ኩሉ ካህ ን ዩ ቕኑእን ማጽ ሃፍ ኩዱስ ዘንብብን ተኮይኑ ።

  • @kesetemhret3862
    @kesetemhret3862 19 днів тому +3

    ዳህላከይ ጂግና ነዚ ሰናን ጽርፍፍፍ ኣቢለዮ የ ሕጂ ኣብ ክንዳኺ ወኪለ ቅሰኒ

  • @mibrakteclemichael750
    @mibrakteclemichael750 15 днів тому

    ዲያቆን ውን ኣይኮነን ሳክት ይምህር የ በሃላይ ዩ በጃኪ ንእምነትና ከራክሱ ዝከድዎ መንገዲ ዩ ዘጉህየካ እምበር 😢😢😢

  • @senaitg3377
    @senaitg3377 18 днів тому +1

    Dahlak, please do not respond to the nonsense people. Your thinking level is higher than the some Eritreans, so please do the things that are appropriate to our Eritrean religions and cultures that practice in Eritrea 🇪🇷. Some Eritreans in diaspora are not living with the current time. Also, you have absolutely a right when to have a baby or not, it is between you and your God, but no one should should not speak about it. Many blessings 🙏. 🙏. 🙏 , stay strong like always 💪 🙏 ❤

  • @freedom8989
    @freedom8989 15 днів тому

    ኣይኮነንዶ ናይ ሃይማኖት መራሒ ባሃሊ ተራ ተኸታሊ ዉን ኣብ ብሕትኻ ገይሩ ይገንሓካ ጌጋ እንተለካ : እዚ ሰብኣይ ግን ቀይዲ በተኽ እዩ : ዳህላኪኖ እቲ ዝበዘሐ ትሰርሒዩ ማሃርን ኣተባባዕን እዮ ሰኽፈ ኣይበልኪ❤

  • @FthiKabhlnau
    @FthiKabhlnau 18 днів тому +2

    ✍️ ብመጀመርያ ሳላምታ ኣይ ረሰዓኩን
    ብምቅጻል ከኣ ክብርቲ ሓብተይ ንስኪ ነዓይ ሓንቲ ካብቶም ብሓሳባት ✅✅ብሱላት ኢለ ዝኣምነሎም ኢኪ በኣይ። ስለዚ ንስኪ ከኣ ከም ቀደምኪ ነሕዋተይ ይጠቅም'ዩ ዝበልክዮ ሓሳባት ይኩን ኣስተምህሮታት ክትቅጽልዮ ከለኪ'ዩ ግርማኪ፡ ነዞም ኣይትፍረድ ከይፍረደካ እናተባህሉ ዝፈርዱ ፈራዲኦም ስለ ዘለዎም ንዘይ ስሩዕ ቃላቶ ልክዕ ስምዕታ ይፈጥረልካ'ዩ መሊሱ ከም ዘብልሓኪ'ዩ እምንቶይ፡ ከም እምንቶይ ከኣ ኮይንለይ ካብ ናይ ትማል💪ሎም ብዙሕ ፍልልያት ርኤልኪ፡ ንዕኦም ክትታሃላልኪ ግዜኪ ከም ዘይ ተባክኒ'ኮ❤ ይተኣማመን'የ ንብዓትኪ😢 ስለ ዘንበዓኒ 😢 ስምዒተይ ንክቃለለለይ ንክጽሕፍ ተደሪኸ ዚከኣ ንብዓት ናይ ትብዓትዩ'ሞ ጅግና ሓብቲ ኢኪ 💪ቀጽሊ
    👉ፈታዊ ስድርኡን የሕዋቱን ኩሉ ግዜ ቀጻዒ ነብሱ ምካነ ይፈልጥ'የ ዓስቡ ግን ካብ ፈጣሪ'ዩ
    ኣብዛ ብክፍኣት ዝየከበት ግዝያዊት ምድሪ ምስ ዞም ኮነ ኢሎም ሰብ ንምግጋይ ዝተዓጥቁ ምትህልላክ ማይ ተሓጺብካ ናብ ጭቃ ከይ ኮነኪ ሓደራኪ ወድሓንኪ።
    ✍️ካብ ሓውኪ T/B(RMB)LY

  • @tektes365
    @tektes365 18 днів тому

    እወ ብጣዕሚ የሕዜን ብዙሕ ህዝብና ህይወት የሕልፍ ኣሎ፤ ምኽንይቱ መንግስቲ ንስኺ ትድግፍዮ ስድራ ፋሕ-ፋሕ ኣቢልዎ፣ ብሓገዝኪ። in solidarity, ጥራሕ ነብስኺ online እንተመጻእኪ ተድሕንዮ ሰብ የለን፤ ኣምሰሉነት ኢዩ። ዉጽኢት ናይ መንግስቲ ኣካይዳ ኣብቲ ምስዳድ ህዝብን ዘስዕቦ ዘሎ ጸቕጥታትን ብፍጹም ንዓኺ ኣይርድኣክን ኢዩ፣ ምኽንያቱ ብርዲኢት ኣይትዛረብን ኢኺ። ተስፋ ዝህብ ንመንእሰያት ተዛረቢ። ወድሓንኪ።

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 18 днів тому +1

    ናይ ርድኢት ሕጽረት ዘለዎ ሰብ እዩ,ካልአይ ከአ አብ ጽቡቅ ኩነት አ እምሮ ዘሎ አይመስለንን.ንስኺ ግን ዳህለክ ተባዕን በላሕን ኢሞ ከይሰልከየኪ ድምጽ ደቂ አንስትዮ ካብ ምኳን አይትቆጠቢ ትኸፍልዮ ዘለኺ መስዋእቲ ዓቢ ዋጋ አለዎ እሞ አጆኺ.

  • @febhab930
    @febhab930 15 днів тому

    Egzeabher mihret yewrdelna kefiena libi yhabom netom himak dizarebu

  • @-se9hk
    @-se9hk 18 днів тому +1

    ኣዚ ኣይትፈልትዮኡን diki ማርያም ተገልሳትልና ኣንዳበለ ንሓንቲ ነስመራ ሕለፍዶ ኣገልግሎዶ ኤሉ ካብ ነርዎይ ነስመረ ከዳ ተክልላ ናይዚ ሕስቶርይ tedeliki ኣብ ናይ ሱልጣን ስማዮኡ ኣዝጉዳመና ንዮኡ በልዮኡ

  • @Selamyrgalem
    @Selamyrgalem 17 днів тому

    ድያቆን እውን ኣይኮነን መዘምር እውን ኣይኮነን እዚ ሰብ እዚ ካብ ስርዓት ቤተክርስትያን ዝወጸ ታራ ሰብ እዩ

  • @aranshitesfaldet2126
    @aranshitesfaldet2126 15 днів тому

    Zblkyo endo enty zgohe alke .mary .dhlk agokek mxwar .eyou .masmada mxwear . .eyou wey aytetwe .🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @yonastesfom3564
    @yonastesfom3564 19 днів тому

    ኣጂኪ ጋል ኤረይ 🥰🥰🇪🇷🇪🇷

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 18 днів тому

    God bless you dahlak haftey leave this crazy world give your to Jesus God have a plan for you this yang generation must come to Jesus he is a Good shepherd happy Christmas 🎄 and happy new year blessings 🙌

  • @AlganeshTekie
    @AlganeshTekie 17 днів тому

    Ajoki haftey kulu nay amlak eye❤❤❤❤❤❤

  • @sinnitarezene5794
    @sinnitarezene5794 19 днів тому +1

    Dahlakino nayzi Rukus ftret gedifki tezarebi keymote dmote seb eyu ajoki ❤❤

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 4 дні тому

    Dahlak thanks

  • @maharenatsegezab3551
    @maharenatsegezab3551 19 днів тому +1

    ዲያቆን ኣይኮነን ታራ ምእመን እዩ ጠንቃሊ ሓልመ ዝብል ናይ 21 ዘበን እዩ፡

  • @kudusanmeleseritrean1984
    @kudusanmeleseritrean1984 День тому

    ❤😊

  • @ሕቡንብሃገሩ
    @ሕቡንብሃገሩ 20 днів тому +2

    ሰላም ዳህላክ በጃኺ ብዛዕባ ዘሎ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ክተረድኢ ፈትኒ ። ብዙሕ ክትሰርሕዮ ዝግበኣኪ ኣበርክቶ ኣለኪ ።

    • @MisganaGslasie
      @MisganaGslasie 19 днів тому

      pls ab poletica Ayedlyan u poletica mewedaeta yeblun❤❤❤

    • @ሕቡንብሃገሩ
      @ሕቡንብሃገሩ 19 днів тому

      @MisganaGslasie ምሽዶ ? ሃገር ዘይብልኪ ኣበይ ክትነብሪ ? ፖለቲካ ማለትኮ ብዛዕባ ሃገርን ህዝብን እዩ ትርጉሙ ስለዘይተረደኣኪ እዩ ።

  • @abrahatsenaregehey
    @abrahatsenaregehey 19 днів тому +1

    እጆኺ እዚ ድእ ሕሞም እዩ መስለኒ ግን ሐያል ኢኺ እይትብዒ ክእ

  • @kudusan.Meles1984
    @kudusan.Meles1984 13 днів тому

    ዳህላክ መወዳአታ ዘመን ኮ ዩ ንሳቶም ወን ሃይሊ ይሰኑ ።ከምዚ ዝበልክዮ በተክርስታን ኣብ ልብናን ኣታሓሻስባናን ኣዛራርባናን ርዴንት ዩ ምበር ሕንጻ በተክርስታን ነንህድህድካ ክትራከብ ምበር መምህር ተማሃረ

  • @godisthekey7326
    @godisthekey7326 19 днів тому

    Wawww wonderful powerful may God bless you abundantly 🤲🏻💕🌹💕🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kudusan.Meles1984
    @kudusan.Meles1984 13 днів тому

    አወ ባአሉ ነብሱ ዝቀትል ብመክንያት ንጋሃንም ኢዩ።

  • @BeeGirl93
    @BeeGirl93 19 днів тому +1

    Ajoki dahlakey kgermeki mara tesemieni ktnebie keleki
    Ms reakuki ke entay diye giere mesleki ataka nabzi senan comment xihifelu ye kdmsso u zkewn eko gn hgus eile aleku
    " Anta senan meyax rkus ዲያቆን ኢየ በሃሊ ገጽ ከውሒ ተዛሪብካ ኣይጽቡቅ ስቅ ኢልካ ኣይጽቡቅ ናይ መላእክቲ ስእልታት ጌርካ ኣብ ድሕሬካ ነጸላ ጌርካ ክትሓሚ ክትላገጽ ደርፍታት ናይ ዓለም ከመይ ጌርካ ደኣ ኣጽኒዕካዮ መን ኢዩ ነዓኻ ኮፍ ኢሉ ክከታተለካ ክሰምዓካ ዝውዕል እንድዒ ስብከት ክሰምዕ ዲዩ ናይ ሃይማኖት ክፈልጥ ዝደሊ ሰብ ዲዩ ናብ በዓል ዲያቆን ኣስመላሽ ዘይከይድ ወደይ ናባኻ ስኒ ከልቢ ክሰምዕ ዝውዕል መከረኛ እዚ ነጸላን ናይ መላእክቲ ስእሊን ብ ኮፍካ ድኣ ንቅጽ በል እምበር ገጽ ከውሒ ዘይ ሰቢኣይ ምሽቲ "

  • @YordanosEshak
    @YordanosEshak 17 днів тому

    ብተደጋጋሚ ንዳህላክ ሐፍትና ስለምንታይ መጥቃዕቲ? አነ ዝአምን ሰብ ሐሳቡ ምግላጽ መሰሉ እዮ ነቲ ደህላክ ተቅርቦ ከምትሳማማዕ ወይ ከይትቅበል መሰልካ እዮ ተኮነ እዚ አብ ዳህላክ ዝሪኤ ቡዙሐት ፈራሐት ዘርዐደኩም ይመስለኒ ብፍላይ አብቲ ደቀንስትዮ ትሰርሖ ስራሕን ምትብባዕን ,ምናልባት አብ ገለ ገለ አስተምህሮ ትህቦ ምስ ልምድን ባህልን ክጋጮ ይክእል ይከዉን ነዚ አይተቀበልካዮን መሰልካ እዮ ተኮነ አብ ደቀንስትዮ ነብሰን ክክእላ ቡዙሕ ምትብባዕ ትሰርሖ ስለምንታይ ንቡዙሐት የፍርሐኩም አሎ ነቶም ዐመጽ ትደልዮ ብፍላይ , እዚ ካህን ባሀላይ ሰብአይ ንህዝቢ ኤርትራ ንሱ እዮ ከዋርዶ ዝዉዕል ሕጂ ከም ሐላይን ሀማኖታዊን መሲልካ ንመን ንምትላል እዮ,መን እዮ ንዑዑ ንበይኑ ልዕሊ ዳህላክ ናይ ክርስትያን ቦታ ሂብዎ, ዳህላክ ናይ ሌዝብያን ትምህርቲ አይሀበትን ሐሶት ኩሉ ንዐዐአ ከጸልም ዝተጠቀመሉ አገላልጻ መን እዮ ይነግረካ ,ካልእ መካን ዝበሀል ዘረባ አሎ "መካን አእምሮ እምበር መካን ሰብ የለን" ዉላድ ፍቃድ ፈጣሪን ምርጫን እዮ, ዳህላክ ብጣዕሚ ሐያል አእምሮ ዘለዋን አብ ነብሳ ትተአማመንን ጋለነስተይቲ እያ ዉላድ ይሀልዋ አይሀልዋ ብቅዐታን ፍልጠታን ,ብስለታን አይቅይሮን እዮ ,እሱ ድማ ምርጭአ እዮ እንታይ ይምልከተኩም, ስለ ዝወለደ ሰብ ሙሉእ ወይ ፋሉይ ዝገብሮ ማለት አይኮነን ዋላ እንስሳ ዉን ይወልዳ ወይ ይወልዱ እዮም ሰብ ክወልድ ከይወልድ ምርጭኡ ን ፍቃድ ፈጣሪን እዮ ወሊድካ ዉን ክወስደልካ ይክእል እዮ ፈጣሪ ስለዚ በቲ ጋዕጋዕ መልሐስኩም ትምክሕትን ሐደጋ ከይተምጽኡ ንስድራቤትኩም ,ዝመከነ አእምሮ ተሸኪምካ ንመን መካን ክትብል ,ብፍርሒ ዝተወሐጥካ ሰነፍ ሰብ ነዛ ዋዕሮ ኤርትራዊት ዳህላክ ቡሊን ክትገብር አይነፍቅድን ,ዳህላክ ማለት ምህርቲ ብስልቲ ቡዙሕ ራኢ ዘለዋ ኤርትራዊት ጋለንስተይቲ እያ ነዚአ ከተዉድቅ ምሕሳብካ መርአያ ራዕድካን ስንፍናካን እዮ መልእክተይ ንዳህላክ ሐፍተይ ድማ በዚን ክንድዝን ከይተሰናከለት አብ 2025 ዝያዳ በርቲዐ ንነብሳን ንሀገራን ከም ትሰርሕ ርግጸኛ እየ ኩሉ ጸጽቡቊ ይምነየልኪ በዚን ክንድዝን ከይትደሀሊ አጆኪ ዝያዳ በርቲዒ ሐደራ ❤️❤️💥💥❤️❤️

  • @Adina809
    @Adina809 19 днів тому

    ዳህላኪኖ ነዚ ርኩስ ድያቆን አይትገደስሉ ብሰብ ተወጊዙሎ በእግዚአብሔር ዉን ውጉዝዩ ጸላኢኪ ይንባዕ ፎእ ዝኮነ ሰብ

  • @mercynew6741
    @mercynew6741 18 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ keep going dahlakey shikor

  • @XegaAfe
    @XegaAfe 19 днів тому +1

    🇪🇷♥️ዳህላክ♥️🇪🇷
    😂😂😂 እዚ ረሳሕ ሰብኣይ ቀሺ ዘይኮነ፡ ቀሺ ተመሲሉ ግን ሰብ ዘዳናግር ዕዋላ ኢዩ

  • @wedebbaxae359
    @wedebbaxae359 20 днів тому +2

    Dahlakino I PROUD OF YOU❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @samieltekle9341
    @samieltekle9341 18 днів тому

    መልሲ ምሃብ ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ማዕረ ክንዱ ዋጋ ዘይምሃብ ካኣ ሰናይ ዩ

  • @yowhansmihretab2093
    @yowhansmihretab2093 18 днів тому

    Tegagyu mekan yserf

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 17 днів тому

    Dahlakey EZI seb EZI SEytanawi ATAHASASBA EYU Zelowo Nukulom KAB GOtanan EYESU kirstos Gemirki KULOM melaekitina AELEGUZAY EYOM MEBEKOLOM ZIBL Seytanawi ATEHASASBA EYU ZELEWO DAHLAKEY KITSISINIlna ENA NIdeli AMlaek Misaki Ykun Wladki Yereyena AMennnnnnn💌❤❤❤❤❤❤❤

  • @AtobrhanAsmelash
    @AtobrhanAsmelash 15 днів тому

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @gehbreabtesfaldet8935
    @gehbreabtesfaldet8935 15 днів тому

    ሎምስ ሓመድ ጌርክዮ :: ጦንቑሊ እዩ

  • @SurprisedBirdBath-ok9lg
    @SurprisedBirdBath-ok9lg 20 днів тому

    Konjo betam newu mwedshi hesabki btaemi zfetwo ❤

  • @wediakoni
    @wediakoni 19 днів тому +1

    ዘረባኪ ርጡብ እዩ እዚ ኮመድያን ኤፍሬም ግን እተን ነጸላ ገይረን ዝስዕብኦ እዩ ዝገርመካ,ናይ ካልኦት ካህናት ግን ንሕና ውን ከማና ሰባት ምኳኖም ፈሊጥና ክንዲ ንሕግዞም እዞም ኣቅሽሽቲ እዚኦም እንዳበልና ክንጸረፎም እዩ ዝሰልጠና ልዕሊ ዓቅሞም ኮይንና ሰይጣን ኣንጊስናዮ, ንስኪ ከኣ ኣብዚሕክዮ ብፍላይ እምንስ ክበሃል ዘይነበሮ እዩ ንዝሙት ዝዕድምን ስራሕ ሰይጣንን እዩ

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan 20 днів тому

    Even though I am a man 👨, I respect what you have said and for what you have said .

  • @edennegassi5478
    @edennegassi5478 18 днів тому

    Good Job DAHLAK ❤❤❤❤

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 14 днів тому

    አዚኺ ስዲ ኢኺ አብ ፖለቲካ ክንደይ ዞባሪቅኪ ህጂከአ አብ ሃይማኖት አዚኺ ስዲ ቀይዲ በተኽ ኢኺ ስዲ::

  • @KalebAtaklti
    @KalebAtaklti 19 днів тому

    ዳህላክ እንታይ ደአ ከንፈርኺ ናአድጊ መስሉ ተበላሺኪ አምላክ ይመሀረኪ

    • @HnxaHnxa
      @HnxaHnxa 16 днів тому

      😢 kalab selme tetzarbka selmka eu zabi🎉

  • @natsnetdaniel216
    @natsnetdaniel216 20 днів тому

    God blessed you more and more our hero ❤

  • @fretamehari470
    @fretamehari470 19 днів тому

    Ajoka haftey natey ❤❤❤

  • @هبتم-ش3ق
    @هبتم-ش3ق 19 днів тому

    Shkorina azi dea humum andu ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @weldeeyesus5916
    @weldeeyesus5916 17 днів тому

    ሰላም ዳህላክ ብምንታይ ክረኽበኪ ይኽእል ?

  • @kisanetestifanos9303
    @kisanetestifanos9303 19 днів тому

    Dahlak nhna kalie ena nxbe kabaki pls abnatom Dereja aytwredi pls aytgedeslom you are blessed

  • @Sellu5956
    @Sellu5956 19 днів тому

    ሸኮሪና እዚ ደአ አዳምን ሄዋንን ኤርትራውያን እዮም ዝብል እንድዩ ዲያቆን አይኮነን ዓለማዊ እዩ

  • @AtobrhanAsmelash
    @AtobrhanAsmelash 15 днів тому

    💪🖐🏼👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @TekleweldBrhane
    @TekleweldBrhane 19 днів тому

    ሓቅካ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👋💝💖💓👏👏

  • @edennegassi5478
    @edennegassi5478 18 днів тому

    We love you ❤❤❤

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan 20 днів тому +1

    The dog barks, and the camel walks .look forward and never give up.

  • @zebibaahmed8045
    @zebibaahmed8045 20 днів тому

    You are so smart lovely lady I relly love you De.

  • @luciaadhanom7908
    @luciaadhanom7908 20 днів тому +1

    ሃሎ ድህላኪና
    አዚ ሰብ አዚ ናይሽጣን መረሂ አዩ ካብ ቤቴክርስታይን እይፈልጣን አዩ አዚ ሓደ ሸይጣን ሃደ ሲኦል አዩ

  • @rigbe7054
    @rigbe7054 18 днів тому

    ❤❤💪🏽

  • @AaAa-vk7gk
    @AaAa-vk7gk 19 днів тому

    😊😊😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yordaabraha269
    @yordaabraha269 19 днів тому

    ❤❤❤Dahlakino just ignore them please 🙏

  • @Kokeb-g5q
    @Kokeb-g5q 13 днів тому

    I thought you are intelligent enough women why are you crying by this nasty man please keep shining Gual erey dahlakey we love you so much you are our lovely sister ❤❤❤❤

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 18 днів тому

    😢

  • @haileafendi1158
    @haileafendi1158 19 днів тому

    እዚ ድኣ ዑሉል መደናገሪ እንድዩ።

  • @selamgirmay9340
    @selamgirmay9340 20 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @essayasisaac1170
    @essayasisaac1170 17 днів тому

    We love you dahlak shekor

  • @Luv_rara704
    @Luv_rara704 4 дні тому

    Don't explain they knew what they doing don't worry

  • @freweyniyohans5217
    @freweyniyohans5217 19 днів тому

    Merhaba dahlak mearey ❤ abnetawi gal anseyti eki please 🙏 💖 ♥️💕 kemak ybzhalina beriete❤

  • @SamHenos
    @SamHenos 16 днів тому

    What is your eyes

  • @SelamZaude
    @SelamZaude 19 днів тому

    Nfeti proud of you ❤❤❤❤.

  • @FitihiKiflay-wj5qv
    @FitihiKiflay-wj5qv 18 днів тому

    Ajoki Dahlakino nezi sebiay aytgededlu btaemi nfieti eki eziom gin derejaki aykonun

  • @shdenftsum8181
    @shdenftsum8181 18 днів тому

    Nay bhakki diki dahlak harikki efrem eko alem mlue zfelto keydi betek nay beynu haymanot zelewa u bkalot zey hareks befrem! Ane zkawemeki b poeticawi mergexiki ember bkale perfect eiki

  • @betty5338
    @betty5338 19 днів тому

    ❤❤❤❤🇪🇷🌹

  • @haymanotberhane488
    @haymanotberhane488 19 днів тому

    Ajoki dhalkay❤❤❤❤

  • @seb-kun5368
    @seb-kun5368 20 днів тому +7

    Ezi dea kendey jiebna zesbere endiu 😂😂😂

    • @YodiG-l3d
      @YodiG-l3d 18 днів тому +1

      😂😂😂😂

    • @tl7409
      @tl7409 18 днів тому

      😂😂😂😂😂

  • @SelamZaude
    @SelamZaude 19 днів тому

    Dahlak ❤❤❤❤❤

  • @Yonasteklu-zz6ou
    @Yonasteklu-zz6ou 20 днів тому

    Aybelkn dahlakino, ajoki ajoki
    Eziom hasewti eyom,

  • @YodiG-l3d
    @YodiG-l3d 18 днів тому

    This social media is none sense sister so try to stay away from those losers so many farm in here ..

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 18 днів тому

    እንታይ ከ ትመስል ጉስርጥት ፎእ እግዛብሄር ይገስፅክ መዕበይኣ ዝበደላ ጉድክ ስለ ዝወፅኤ ድዩ ኣእማን ንማህፀን ግበራ ክትብል ቅሩብ ኣይትሓፍርን ድንድ ገፅክ ይከዎል ረሳሕ ንፈጣር ፍርሕ ስድ

    • @ruta1324
      @ruta1324 17 днів тому

      Side! From uneducated and narrow-minded like you, no one can expect a positive opinion