ሓያል ሰብ ግን ሱር ዘይብሉ ነገር ዕምሪ የብሉን-Eritrea Naz Yemane -Tesfay Temnewo P 1

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 53

  • @shishaymehreteab3042
    @shishaymehreteab3042 2 роки тому +5

    Btaemi des zbl haqena tarik
    Nat abona Tesfay Temnewo

  • @ghirmaihaile4419
    @ghirmaihaile4419 3 роки тому +4

    ዕድል፣ጌርና እዚ ኩሉ ታሪኽ ብሂወት ከለኻ ስለ ዝነገርካና፣እንቑዕ ሒዝካዬ አይከድካ።ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ፣

  • @mickmickael8693
    @mickmickael8693 3 роки тому +1

    Tesfsy Temnowo Gegna Hagerawe Edmen Tenan Hehabkuom

  • @ri-goblazt5894
    @ri-goblazt5894 3 роки тому

    Iseas Afwarki, love him or hate him is one genius political operative of his generation. Had he taken himself out of power soon after the Liberation he would have walked into history as the most successful revolutionary of his generation and NONE of his past deeds would have mattered. Alas, his legacy is still in revision...as we recount the High cost that had been paid, and still being paid by the heroic Eritreans. I do believe Iseas Afwarki knows and understands Eritreans better than they know or understand themselves. The fact that he never lived in Eritrea before he joined the fight placed him in a better position to see and understand the differences among the Eritreans and it served his ideological ambitions well. And if we just dismiss him as this "sly cowardly Machiavelli character" that has somehow "eliminated all the good Eritreans" then we have to look deeper into our own role in creating the "monster" that's actually still leading the Country! Alive and Well and with much support, while his former comrades are scattered in Europe and North America collecting old age pensions! Long Live Eritrea.✌

    • @ella.q366
      @ella.q366 3 роки тому

      Nobody gives a fk.

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 2 роки тому +1

      wow wow yes you nailed it brother ...we are still behind when it comes to understanding the dictatorship in Eritrea 🇪🇷..... our people are just very gullible and easy trusting people and very emotional and easy to anger....once we belive very hard to disengage from that thought and the dictatorship knows that very well....may God help us...

  • @AM-mc6bs
    @AM-mc6bs 3 роки тому +6

    ሐውና ተስፋይ ተምነዎ ናፊቅናካ ኔርና:: እንቋዕ ብደሐን መጻእካ:: 🌸 🌹 🌺

  • @mebrahtuteklit1834
    @mebrahtuteklit1834 3 роки тому +2

    ሰሜናዊ ባሕሪ ናይ ካርነሽምን ድበዛንን ኣይ ኮነን ናይ ሚናበዘርኣይ እኮላይ እዩ

  • @abrahamnerayo4842
    @abrahamnerayo4842 3 роки тому +1

    Please let share different ideas and opinions who helps us a lot for our nation and next generations, stop hate each other

  • @yemanegebremedhin1841
    @yemanegebremedhin1841 3 роки тому +4

    ሰላም እዛ ናይ ተምኖ መጽሓፍ ኣበይ ይረክባ

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 3 роки тому

    Baba Men’yemenwo! Dehrzi zereba yelen details agelalexa.segab heji behiwet mexnahka azuuuuu eu zegerm!!

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 23 дні тому

    ኣብዚ ዘረባ ክዕዘቦ ከም ዝኸኣልኩ፣ ንኢሳያስ ካብ መጀምርታ ኢዮም ኣምሊኾሞ። ምሁራቶም ይኹኑ ዘይምሁራቶም። ማለት እቶም ዝበዝሑ።

  • @AM-mc6bs
    @AM-mc6bs 3 роки тому +7

    በጃኻ ናዝ ተቋርጾ አሎኻ:: "ርእሶምም ካርፐንቶር ድዩ? ሐጺር ድዩ ነዊሕ ድዩ ኔሩ ሀጠው ቀጠው" ስቅ ኢልካ ስማዕ:: ንስኻ ግን ትሰምዕ ሰብ አይኮንካን:: 🔥

  • @hailetecleselasie5983
    @hailetecleselasie5983 3 роки тому

    Affat reporter

  • @161-iq3
    @161-iq3 3 роки тому +1

    Entay emo absdedt misna kertett ybel alo ygermeka eyu

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 3 роки тому +1

    መቐጸልታ ናይ'ዚ ዕላል ታሪኽ ተስፋይ ተምነዎ መዓስ ወይ ኣበይ ክንረኽቦ ንኽእል?

    • @gizemedia
      @gizemedia  3 роки тому

      ua-cam.com/video/Ay5EnrGmGYk/v-deo.html

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 3 роки тому +1

    አንታ ሰብ ግብሪ ዘይተምጽእ ሰብ አፍ በዚሖም። ናይ ፈዳይን (ELF) አምጸአልኝእ። እዚ ደአ ታሪክ ዘይፍላጦ ታሪክ ንነብሱ መሰረት ዘይቡሉ ክሰርሕ ዝጽዕር ዘሎ ይመስል።

  • @hlnafkri5658
    @hlnafkri5658 3 роки тому

    እዚ ኣቦና ተስፋይ ዝትርኮ ዘሎ ታሪክ ።ናብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብና እንተዝስምዓ ጹቡቅ ነይሩ ።ምኽንያቱ ኩሉ ታርኽ ህዝብና ተቐቢሩ እዩ።ህዝብና እቲ ሓቀኛ ታሪክ ምፈለጠ።ኣብ ሸርሕን ተንኮልን ኢሰይያስ ድማ ምነቀሐ ።ህዝብና እንትርፎ ጎይላን ዳንኬራን እዩ ጸሚሙ ዘሎ።ብዝተካእለኩም ንህዝብና ክበጽሓ ጻዕሪ ክድሊ እዩ።

  • @habtombeyene6395
    @habtombeyene6395 3 роки тому

    Ab siltan selife naxinet ab shim mixwa sheabiya

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 3 роки тому +3

    ሰላም ተስፋይ ተምነዎ እዚ ታሪኽ እካ ጽቡቕ መዘኻኸሪ ኢዩ እዚ ሕጂ ዘለናዮ መድረኽ ኣገዳሲን እዋናውን ኮይኑ ኤርትራውያን ብኣተሓሳስባ ኣብ ዘሎናዮ ጊዜ ተፈላሊና ገለ ናይ ሓባር ጸላኢ ህግደፍ ክወድቅ ምስ ወያነ ኮንካ ምቅላስ ወይ ምድጋፍ ካልእ ድማ ወያነ ከም ጸላኢ ቆጺርካ ምቅላስ ዘርአ ዘሎ ኣተኩርካ ምዝታይ ዝሓሸ ይመስለኒ።

  • @hibetbiedu1311
    @hibetbiedu1311 3 роки тому +1

    ኩቡር ተሰፋይ ተምነዎ ሰላም።ቀጺለ ድማ ብዛዕባ እዚ ትገልጾ ዘሎኻ ታሬኽ ድሕሪ 40ዓመት ኢዩ። እቲ ገዳይ1973 ኢዩ ተፈጺሙ።ንስኻውን ክሳብ1978 ኣብ ውድብ ህግሓኤ ጸኒሕካ አብ ውሽጢ ህግሓኤ ኮንካ ክትቃለስ አይካኣልን እወሓቂዩ።ግን ኣብቲ ግዜቲ ተጋድሎ ሓርነት ነይራያ ።ብውዑዩ ናብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዘይትኸዱን ጸገማትኩም ዘይትገልጹን። ዘይትእውዩን እዞም ብመሪሕነት ሕግሓኤ ተቐንጺሎም ትብሎም ዘሎኻ ቀዳምት ተሓተቲ ንስኻትኩም ኢኹም።መኽንያቱ ንድሕነት ሂወትኩም ተሐኤ ነይራያ ኣብመደ ኤርትራ። ሰለዚ ሙሉአ ዋሕስነት ነይርኩምዩ። ግን ንብጾትኩም ባዕልኹም ኣጥፊክዎም።እዚ ሕጂ ተቕርቦ ዘሎኻ ግን ግዝኡ ዘሓለፈ መፍትሒ ዘይርከቦ ነዚ ሓድሽ ወለዶ ክስቕዩ ናይ40 ዓመት ንስኹም ዝገበርኩም ጌጋታት ምቕራብኩም ጉጉዩ። እዚትብሎ ዘሎኻ ቀዳማይ ተሓተቲ ንስኻን ብጾትካን ኢኹም።ህዝቢ ኤርትራ ውን ክሓተኩምዩ።ዘፍራሓኩም ኩነታት ኣይነበረን መኽንያት ጅብሃ ነይራያ። ሓቢእክሞ ዝመጻእኩም ሕማቕ ታሪኽ ሒጂ ጻጥቃናት ኮይንኩም ክትቀርቡ ህዝቢ እቕረ ኣይክብለልኩምንዩ ዓቢበደል ፈጺምኩም።ምስሙሉእ ትሕትና።

  • @abrahahamtesfagaber3774
    @abrahahamtesfagaber3774 3 роки тому

    እንታይ እዩ እዚ ሃጠው ቀጠው???

  • @yemanefissahaye9006
    @yemanefissahaye9006 3 роки тому +1

    ድምጺ ንኹናም
    ሰላምታይ ተቐበሉ
    ንመስከረም 18 ድምጽና ከነስምዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ኣድላይ ኮይኑ ይስምዓኒኩሎም ኣክትቪስቲ ስድራ ቤት ግዳያትን ዕዮ ገዛና እዩ ነይሩ፡፡ኢሰያስ ኣብ ኩናትን ዕግርግርን ተሓቢኡ ዝነብር፡ ሰላምን ሕድገትን ዘይፈልጥን ካሕዳይ ኢዩ።ህዝቢ ክጠሚ፡ ክሳቐ ሓጎስ ይስሞዖ፡ ኣደታት ደቀን ሲኢነን ክነብዓ፡ ኣቦታቶም ኣብ ጎዳጉዲ ሰፊሮም ኣለዉ,,። ዝሓለፈ 30 ዓመት ህዝብና ኡፎይ ከበለ ካብ ሽግር ናብ ሓሊፉ ጸኒሑን ኣሎ፡፡ እንተ ኾነ ተስፋ ከቆረጽና ኣለና ንበል፡
    G15 ኣብ 2001ዓም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ ,ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ባይቶን፡ ኣደለዉቲ ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛ ወዘተ፡ ካብ ዝቀይዱ 20 ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ፡ ብፍላይ ስድራ ቤት ግዳያትን፡ ደለይቲ ፍትሒ ነዞም ን20 ዓመት ኣብ ዒራ ዒሮን ኣብ ዝተፈላለዪ ቤት ማእሰርቲ ተቐይዶም ዘለዉ ፡ ቁዋም ክትገበር፡ ፍትሒ ክንገስ፡ እምቢ ንምልኪ ዝበሉ፡ ንዓና ከም ህዝቢ ኽጥዕመና፡ ብሕጊ ክንማሓደር ነዚ ብርሰት ከይመጽእ ፡ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ዘለዉ ፡ እቲ ኣብ ርእሶም ዝወረድ ኢሰብእዊ ዓመጽ ብሓደ ድምጺ ክንኩንኖ ኢሰያስን፡ ጉጅላኡን ኣብ ኣህግራዊ ቢት ፍርዲ ክቐርቡን፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይምልከቶ ኩናት ክወጽእ፡ ድምጽና ከነስምዕ ይግባኣና እዩ። ነዞም ኣርካናትን ኣብ ቀይዲ ዘለዉ መራሕቲ ሃይማኖት ወዘተ ፣ ኡስራት ክሳብ ምዓስ ፍትሒ ሲኢኖም ኣብ ጎዳጉዲ ክነብሩ። ድምጺ ንኩኖም!!!
    ስርዓት ህግደፍ ከብቕዕ ፍትሓዉያን ንኹን !!!
    ሃብተማርያም (ወዲ ልጃም) ሚላኖ

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 роки тому

    ERITRAWIAN Are not Habeshi

  • @abrahahamtesfagaber3774
    @abrahahamtesfagaber3774 3 роки тому

    ህግሓኤ ህግደፍ ኩርዓትን ሓበንን ሃገርና
    Ok????

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 3 роки тому

    Very old Interview.
    Talk About Junta Weyanit.
    Junta WeyaLit.

    • @genygen5351
      @genygen5351 3 роки тому

      You can not live without rumors 😅😅 hamayi, hamiet aytifto

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 3 роки тому +1

    ተስፋይ ተምነዎ ዓደብኡ ሓማሴን ኣጽሪፉ ዝድረር ለኽባጥ ሕሱር መዋእልካ ክትሓስር ክትነብር ኢኻ'ታ ቁርሱስ

    • @andrewallace2251
      @andrewallace2251 3 роки тому +2

      Gumama regular,hebey

    • @samimoha2027
      @samimoha2027 3 роки тому +2

      Resae eki

    • @wedido85
      @wedido85 3 роки тому +2

      ትም በሊ ጓሓፍ

    • @samitahama1278
      @samitahama1278 3 роки тому +1

      እንታይ ኮይንኩም ትነብዕኡ ኣለኹም? ሳሕሳሓት

    • @samimoha2027
      @samimoha2027 3 роки тому +1

      @@samitahama1278 I'm from eritrea from adie hawisha.am not tigraway zerebaki eye selieyo

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 3 роки тому

    የማኖ ነዚ ናትካ ሬድዮ ካብ ወዲ 50 ንታሕቲ ዝሰምዖ የለን ጎሓፍ ክትኣሪ ስለ እትውዕል

  • @misginatsegay9710
    @misginatsegay9710 3 роки тому

    I hate the program but today i started to listen to know the basic history of ELF. But now i understood you are trying to mislead our proud history of our armed struggle to help the Weyane Juntas !!!!!!