Wow brother Wushatena I want to congratulate for your tirelessly commitment to uplifting our people in shape you are a true hero my brotha and a true son of Tigrai. So on this very day I would likr to start my donation to your Institution now can you direct us to a correct platform or ant other account that accepts money. Thank you may you continue to be strong lead by example your work truly appreciate.
ሙስሊም ሓውኩም አየ ካብ ማእኸል ዓጋመ
እንኻዕ ኣብፀሓኩም 🙏🙏 ደቅታ ሓላል ህዝቢ ❤️❤️❤️ ትግራይ
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓውና
Amen amen amen
ንኣካ ዘለደት ማህጸንስ ትባረክ መምህር ሙሉ ሓውና ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይትረፍ ተጋሩ ንሕናውን ኢና ንሕበነልካ ኣጆካ ርሑስ ባዓል ትንሳአ ምስ ስድራካ
ኣሰይ ክንደይ ደስ ዘብል ኢዩ ኣብ ዝሓለፈ መደብ ተኸታቲለዮም ነይረ ።
ብርሃን ርኢና። ለከ ሰኣን ሰብ ኢዩ ሰብ ዝሽገር ዘሎ ። እንቋዕ ራሕዋ ፈጠረልክን ኣደይ ኣበራሸይ
ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈውሱ ኢሎም ክምስሉ ወለድና ሓቆም ኢዮም
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ርሑስ በዓለ ፋሲካን ትንሳኤን ይግበረልና።
ዝሓለፈ ሰሙን ዛላንበሳ ዝርከቡ 19 ኤርትራውያን ኣሕዋትና ንእሽቶን ነገር ገይርና ኣለና። ቀፃሊ ሓሙስ ድማ ናብ መዓስከር ዘይኣተዉ ኣብ ሸራሮ ዝርከቡ ልዕሊ 400 ኣሕዋትና ንእሽቶን ነገር ሒዝና ክንኸድ ኢና።
@@WushatenaMedia የቐንየልና ክብረት ይሃበልና ተጋሩ የሕዋትና ። ከምኡ ኢልና እናተደጋገፍና ንጽናሕ ሓሳድና ክሳብ ዝእለ
ንዓኹም ምሉእ ሰላም ክሳብ ዝህበኩም ንዓና ድማ ዓድና ኣብ ኢድና ክሳብ ታኣቱ። ሽግር ሓላፋይ ኢዩ
ሕማቅ ዘበን መተዓዛዘቢ ይብሉ ወለድና ክምስሉ መንዩ ፈታዊና መንዩ ጸላኢና ኣለሊና ኣሎና።
@@WushatenaMedia መምህር ኩሉ ግዜ ብኣኻ ሕጉስ የ ብወገነይ። ክሳብ ሕጂ ኩሉ እኳ እንተዘይበልኩ መብዛሕቲኡ ቪድዮታትካ ይከታተሎ የ ኣዝዩ ንሕልና ዕረፍቲ ዝህብ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ምስቶም ሰብ ሕልና ኮይንካ ብክልቲኡ ወገን ዘለዉ። ድራማቲካዊ ለውጢ ኢና ንርኢ ዘለና ሞ ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ኣብ ዙርያኻ ይኹን።
@@erieritrea6645 mareeee tikikil aleka goytawa
@@WushatenaMedia መምህር ሙሉእ ናይ ዘመና ሃወርያ።
ርሑስ ብዓል ፋሲካ ይግበረልና ንኩልኹም ኣመንቲ ክርስትና የሕዋት ብዘለና ዓጊብና ምስ ዘይብሉ ተማቒልና ነሕልፎ ብዓል ይግበረልና።ተመስገንካ ጎይታይ ክሳብ እዛ ሕጂ ስዓት ዘጽናሕካኒ ንዓይ ንባርያ ወድካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💞💞💞
ኣሜን ኣሜን ኣሜን⛪️😍🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amennnnn amennn amennn
አሜን አሜን አሜን
ኣቱም ዲስ ላይክ ትገብሩ ሰባት ኢድኩም ይሰበር ፅቡቅ ምግባር ዘየፍትየኩም
Ati tsbuk tsewik thetihelf Amell dyu thetharbeklo
gdefyom dehan nsom mehazut seytan geberti kfue eyom
@@kommatube2907 ኣሕዋተይ ብጌጋ እዮም ዝኾኑ እምበር እንታይ ክረኽቡ እዮም እሞ ብ ፍላጥ dislike ክገብሩ የግዳስ ካብ ዘይምፍላጥ እዩ ዝኸውን ኣሕዋተይ ኣብ ስምዒት ኣቲና ኣይንጻረፍ ብርድኢት ይሐሽ ኣሕዋተይ
ብጣዕሚ እዮም ዝገርሙ ግን ትርጉሙ ይፈልጥዎ ዶ ይኮኑ ላይክ እንታይ እዩ ዲስ ላይክ እንታይ እይ
@@ኤፍታህወለተሩፋኤል yqrieta yhwatey tegagyom keyegagyuna mentan shelell nbelom
ናይዚሓውና ልቢ ክንደየናይ ዓብይ ምዃኑ ዝገርም እዮ! እናሓገዘስ የቐንየለይ ይብል። ኣምላኽ ትምኒትካ የስምረልካ ሙለር!🙏🏾
እዋይ መምህር ሓወይ ቃላት የብለይን ወላሂ ዝረገፅካዮ ለምለም ይኹን ብደቅካ ትሓጎስ
መምህር ርሑስ ብዓል ፋሲካ ይግበረልካ ምስ ኩሎም ስድራኻ። ናይ ብሓቂ ኣዚኻ ክትምስገን ዝግብኣካ ሰብ ኢኻ። ኣምላኽ ንከምዚ ከማኻ ዩ ዝፈቱ ።
😭😭😭 ያአላህ ምስጋና ላንተ ይገባ ትልቅ ለዉጥ አላህ ኸይርጀዛችሁን ይክፈላቹ ሁሌም ወደ ጥሩ ነገር ኸይር ስራ እድንቃረብ ምክንያት ለሆናቹን አመሰግናለዉ❤አልሀምዱሊላህ🤲
መምህር ምሉ ባሓቂ ባዓል ዓቢ ሕልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትኻ ኤርትራዊት
ጋል ኤረ ሓፍትና የቅንይና 🙏🙏👆👆
ተመስገን እዚ ዘርአካነ አቱም ለገሲቲ ፈጣሪ ዕዲመን ጥዕነን ይሃብኹም በዘውፃእኹምዋ ይተከአልኩም መምህር ሙሉ ቃላት የብለይን ዕዲመን ጥዕነን ይሃብኻ ባባየ
ሩሑስ ባዓል ፋሲጋ ይኩነልና አሜን💖
መግለፂ ቃላት የብለይን እሞ ንኩሉኩም እመብራሃን ዕድመን ጥዕናን ታሃብኩም 💖 ምትሕብባር ደስ ክብል💖💖💖💖
ብሩኽ ማህጸን ዘፍረዮ ለባም ሰብ 21 ክፍለ ዘበን
መምህር ሙሉ ከምቲ ዝጨኖቆ ትብርህ ዘለኻ እስኻውን ብርሀን ይኹን ዕድለትካ ሕማቅ አይትርከብ
መምህረይ ቃል ይሓፅረኒ እዩ እሞ ፈጣሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
ደስ ዝብል ስራሕ ብእውነት ንዋህብቲ እግዚአብሔር አብዚሑ ይሃብኩም
አሚርርርርርር ነፍስካ አብ ገነት የንብርካ መምህረይ በከመይ ክገልፀካ ንክንደይ እካ ተብርህ ዘለካ ንዓካ ዝወለደት ማህፀን ተዓድላ ብቻ ማርያ ፅዮን ትሓልካ ትከተልካ
በጣዕሚ ዘሔግሰ ስራሕ እዬ መሉ ሓወና አምላክ እደሙን ጥዕንና ይሃብካ
መምህር ሙሉ ግን ወላሂ ዝገርም ስብእና ዘለዎ ሰብ እዩ:: እትገርሎ ለለኻ ስራሕ ብሓቂ ዝምስገን እዩ:: ዝወደቐ ሰብ እናልእልኻ ምሕጋዝ, ብሓቂ ናረቢ ሰብ ኢኻ:: እድመይ ጥዕናይ ረቢ ይሃብኻ
ዋይ ኣታ ኸመይ ኪገልፆ ናይዚ መምህር ሙሉ ዊይ ከምቲ ተፀገመ ከመዚ ገርካ ትፈትሐሎም ዘለኻ መገለፂ የቢሉን ካብ ረቢ ሪኸቦ ጎይታ ይሓሊኻ
እዘን ሓውና ኣድም ዝበለን ኩለን ቃላት ዓበይቲ መልእኽቲ የን። ምስ ናይ ወዲ ዳውድ ደርፊ ኣቀናቢርካ ዝቐረበ መደብ ደስ ዝብል ነይሩ።
እግዚአብሔር ታይ ይሰኣኖ ተመሰገንኻ ፈጣሪ🙏🙏🙏 ሙሉእ ብርሃን ይግበሮ ❤❤ መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ ብውሉድኻ ተሓጎስ ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ
እሰይ ኣልሓምደሊላህ ወላሂ ብጣዕሚ አሐጊስኩምና ብርሃን ትዓደሉ ሕማቅ ኣይንካእካኩም ረቢ ይሓልውኩም የቀንየልና
እንቃዕ ንጌታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ንብርሃነ ትንሳኤ ኣብጸሐኩም ንኹሉኹም ተክተልቲ ክርስትያን ካብ ሕማም ኮሮና ይሰውረና መምህረይ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ዝገበረ ዓስቡ ዓብዩ እዩ ይብል ቃል እግዚ ኣብሄር
ብሂወተይ ከምዚኦም ዘብከየና የብለይን ሙሉ ሐወይ ሩሑስ ፋሲካ
መምህር ሙሉ ዕድመኻ ይንዋሕ
ንብሙሉእኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ኣብ ውሽጢ ዓድን ደገን ዘለኹም እንኳዕ ኣብጻሓኩም ሰላምን ፍቕርን ዝሰፍነሉ ትንሳኤ ይግበረልኩም።
ኡፍፍፍፍፍ. መምህረይ ንዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለይን #እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ 🙏
ብጣዕሚ ደስ ይብል ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እንኳዕ ደስ በለክን ማማ ኣበራሽ።
በሓቂ ezi ሰራሕ ሂወት አዩ ተመስገን መምህረይ አዉን አድመ ጥና ይሃብካ nwehabi ደሞ bzwesi ytekealkum
መጀመሪያ ናይ ክርስቶስ ስላም ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ከመይ ፀንሕኩም እንካዕ ንባዓለ ትንሳኤ አብፀሐኩም አብፀሐና ዓድና ታቦተ ፂዮን ካብ ኩፍ ሕማም መፅኡ ዘሎ ትሓልወና ብምቅፃል ሓዊና መምህር ሙሉ ካብ ኩፍእ ሓልዩ ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና ንቤተሰቡ እውን ፀጋ ጥዕና ይዓድለልና ካብዚ ንዓመታ ብሰላም የብፀሐና
አስይይይ ክብርና መስገና ለእግዚአብሔር ይኩን በእውነት በጣዕም ፅብቅ ስራሕ አዩ መምህረይ ለዘላለም ያኑርካ ቹር መድህኒአለም አሜን
ብሓቂ ለባም መስተወዐል ዘርኢ፣ሀይማኖት፣ዓሌት ከይፈለኻ ለይት ቀትር ደክመ ከይበልኻ ካብልቢ እትሰርሕ ዘለኻ ሙሉእ ጥዕና ዕድመ እምነየልኻ ከማኻ ንምስራሕ የብቀዐናኣ ፈጣሪ💝💝💝💝💝💝ካብልብ ብመለእትግራይ ንፈትወኻ ነክብረኻ ንሕበነልኻ
መ/ም ሙሉ እወዳሃለው ከኔ በላይ ኣላህ ይዉደድህ
Ayte Adem subuk geyrka geliskayo ayte memhir mulu le nay edka kab Egziabher agniyo des yibil 💕💕💕
ዕልልል ፈጣሪ ይመስገን ካብዚ ዝዓቢ ደስታ እንታይ አሎ?እወ ንዋሃቢ ይሃቦ ፈጣሪ ዉዕለታኹም ይኽፈልኹም። ማማየ እንኳዕ ሳሓቅክናልና😍🙏እንኳዕ ደሞ ንባዕለ ትንሳኤ ብሰላም አብፀሐና።
መምሁር ምሉ ብጣዕሚ የቀንየልና ኣላህ ናብ ቀጥተኛ መንገዲ ኣላህ ይምራሕካ ፅቡቅ ስራሕ ናይ ህሊና ዕርፍቲ እዩ
ኢንሻአላህ ያረብ ከምቲ ዝገብሮ ዘሎ ያረብ አብቲ መንገዱ ኑር የጸንሐዮ
ኣሰይይይ እልልልል ተመሰገን ፈጣሪ እንካን ደሰ አላቹ😍😍😍
ኣሰይ ተመስገን💞💞💞💞💞💞💞💞💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖❤❤❤❤
አብ ዓለም እንታይ እዩ እቲ ዋና ዕግበት ?ዕግበት ማለት
እቲ መምህር ሙሉ ዝገብሮ ዘሎ እዩ
Yakob Gebremariyam haqika tebariki
nay bhaki goytawa egziabiher lebna nexebuk nhaseb ygberena
በጣዕም
Betame
ማራስከ
መምህር ምሉ ልኡል እግዚአብሔር ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኻ ካብ ሕማቅ ነገር ኩሉ ይሰውርኻ ኦእፊርኻ እቶ ብለአፎርኻዮ ምሳኻ የእፉር ብልኣተኻዮ ምሳኻ ይእቶ ሕማቅ አየርእይኻ
ንዓካ ድከውን መግለጺ ቃላት የብለይን ሙሉእ ሓውና ከም ስምካ ሙሉእ ኢካ ፈጣሪ ይሓልውካ ሓወይ ናተይ
እዋይ መምህር ሙሉ ሓወይ ቃላት የብለይን ዝረገፅካዮ ለምለም ይኹን ብደቅካ ትሓጎሰ ጅግና ሓወይ ናተይ 🥰🥰🥰🥰
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓኻ ዝኸን ቃላት የብለይን ብአምላኽ ተቓዶ ☝
አሰይ እንታይ ይሳኣኖ ሰማይን ምድርን ብቃሉ ዘቀመ መድሃኒአለም
ኣሰይ ደስ ክብል ፍቀደኛታት ተትኮነንስ ማጨለት ተትወስድዎም ዋላ ገጻ ለምጺ ጌታችን መድሀኒታችን እየሱስ ክርስቶስ ለመጥምቁ ዮሀንስ ቃልኪዳ ዝኣተዎሉ ምንጃር ሽንኮራ ዮሀንስ ዝበሀል ድንቅ ታኣምረኛ ማጨለት እዩ ሓደሓደ ሞስሊም ኣሕዋትና ይከዱ እዩም ዝንኡ ስለ ዝርኢ እዩ ኣሕዋት
Asey asey melu hawen ediman tenane yehbka🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድሜ ጥዕናን ያሃብኻ
ሙለይ ሓላለይ መግለፂ ቃላት የብለይን እንኳዕ ኣብፀሐካ ክዓ
መ/ር ሙሉ ማለት ትሕቲ እግዚኣብሔር ልኡኽ ኣምላክ ኢኻ ብሓቂ ንኣኻ ዝወለደት ማህፀን ብርኽቲ እያ ኣቦ ዉፁዕ
ኣሰይ ኣደና እንኳዕ ደስ በለክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም መምህር ሙሉ ሓውና እውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤🤲🤲🤲
መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ኣብፀሐካ
መምህረይ ርሑት ባዓል ፍሲጋ ይኹነልካ ምስ ስድራኻ መሰራሕትኻን አብ መላእ ዓለም ዘሎኹም ርህሩሃት ኢትዮጵያውያ ካብዚ ዝበለፀ ፀጋ እንታይ አሎ ካብ ፀልማትን ጥምየትን ምውፃእ ሰብ ከምዚ ጌርኩም ከድንቀኩም ቃላት የብለይን ተባረኹ ለምለም ርገፁ መድሃኒአለም ጥላ ከለላ ይኹንኩም አሜን
ሙለር ሓወይ ኣብ ጉዑዘካ ሰናይ ኣብ ሰራሕካ በረከት ኣብ ፃዕርካ ዕግበት ኣብ ትምኒትካ ሓጎስ ይኩነልካ ጌታ ህዝቢ ትግራይ ከይንካ ተገልግል ዕድመ ይሃብካ እንታይ እሞ ይሓፅረኒ እዩ ብሓቂ
ናይ ባሓቂ ዓበይ ሰብ ዕደመን ጥዕና ያሃብካ ዝሃበ ድማ ረቢ ያሃቦ ኣሚር ውን ኣላህ ይርሓሞ ደሪፍ ልበይ እዩ ዝነክእኒ መምህር ናዓካ መግለፂ ቃላት ሲእነ ንበረለይ።
መምህርዋ ዓስብካ ኣጋእግእዝት ኣለም ብኣክናፎ ይጋርድካ ወድነዋ
Am so HAPPY 😘😘😘😘😘 xebuk riayo nezi zigberkum
እሰይ ብጣእሚ ደስ ይብል ኣሕዋተይ ክፉእ ኣይትርከቡ
ኩፉእ ኣይዝርካ ሙሌ ታሕጋሰይ ወሰን ስኢነሉ ብእዉነት ኣቱም ገበርቲ ሰናይ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም እፍፍፍ ክንደይ ደስ ይብል
ሩሑስ ባዓል ፍሳካ ይግበረና መለረይ እንኳዓ ኣብፀሐኻ
ብጣዓሚ ድስ ዝብል ናይ ሕልና ስሪሒኩም ኣለኹም ጀዘከኣላህ ኣሕዋት
ብፍላይ ብፍላይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከሙኡ ድማ ኣድምን ጣሂርን ኩሉ ኣብርክቶ ዝገበረ ሰብ ካብ ረቢ ይርከቦ ቀጻሊውን ድገፍ ክንገበር ኢና እንሻ ኣላህ ከምቲ ዝተብሃለ ድማ ኤርትራን ተጋሩን ኣሕዋትና ኣይንፈላለን እንሻ ኣላህ ኽይረኛ ዝኾነ ረመዳን ይግበረልና ኣሚን
መምህር ሙሉእ እንታይ ኢለ ኢየ እሞ ክገልጸካ ኣምላክ ጸግዑ የብዘሓልካ ኣነ ብወገነይ እዛ መምህር ትብል ነዓካ ትበቅዕ ኣይኮነትን ብጽቡቅ ተግባርካ ናብ ቁዱስ መሉእ ክትከውን ኣምላክ የባርካ ንስካ ናይ ቁዱስ ያሬድ ተምሳል እካ
እሰይ እሰይ ክብረት ያሃበል ሙሉ ኣለም ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ሙሉ ሓወይ ንስኻ ግን በግዛኣብሄር ዝተላኣኽካ ፉሉይ ሰብ አካ ኩሉ አትሰርሖ ሰናይ ትግባር ከመስግነካ ይደሊ ወዲ ዓደይ መዓርይ
መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ፅቡቕ ምግባር ንባዕልካ እዩ ።
Egzabiher Yemesgen Eslam Adina Mis Ab Genbaren MESKEL EGZABIHER misakum Yekun Adey Mearey🙏🙏💝💝💝🙏🙏
ተባረክ ዝሓወይ ከማኻ ዝበሉ የብዘሐዮ
ተመስገን ኣምላክ እግዛብሄር ዝሰኣኖ ነገር የለን ጥዒና እውን ይሃቦም ሙለየ እድመ ጥዒና ይሃብካ
እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ቀፂለ ኣብ መዓስከር ማይ ዓኒ ዝርከቡ ስደተኛታት የሕዋትና ኤርትራውያን ኣብ ምንታይ ኩነት ይርከቡ መምህረይ ብዛዕበኦም ገለ ሓበሬታ ተትህበና ምኽንያቱ ኣብ ፀገም ኣለው ስለ ዝበሃሉ ኣብ ርእሲኡ ኸዓ መሽረፈት ክዓ ፅዎ ወሲነ ናብ ኦሮሞን ኣምሓራን ወሲዱ ከጥፈኦም ምስ ኢሰያስ ወሲኑ ስለዚ ናይ ብሓቂ ትግራይ ገዝኦም ገዲፎም ንዓዲ ጓና ክኸዱ ፍቃደኛታት ድዮም ነዚታት ኸይድኩም ተትሕብሩልና ምእንቲ ንድሕነት ክልልና ከም ትግራወይቲ ብጣዕሚ ሓዚነ ሓደ ህዝቢ ንሓንሳእን ንሓዋሩን ክፈላልዩ ተላዒሎም ስለዚ ዋላ ንሶም ይፅረፍና ናብ ንቡር ንክምለስ ንፅዓር ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣቢይ ካብ ደርጊ ዝበኣሰ ፀላኢ ትግራይ እዩ ስለዚ እቲ ምስ ኢሰያስ ኣብ ልዕሌና ዝሃቀንዎ ብፖለቲካ ንክፈሽል ንስራሕ እንበር ንሶም ኣብ ውሽቲ ሓሙሽተ ወርሒ ንህወሓት ከጥፍኡ ዓሊሞም እዮም ግን ኣንሕና ኮረና እንዳተኸላኸልና ብገ
መልእኽቲ ኣብዚ ኣላትካ ሓወይ ua-cam.com/video/dQ-4-YDfaA0/v-deo.html ህፅፅቲ መልእኽቲ ስለዝኾነት ናብ ኩሉ ሼር ንግበራ።
ሙሉየይ እታ ቃደመይቲ ዝለቀቃ ረኣዮ ዝሓወይ ሓበራታ ሂቡ ነይሩ እታ ስዲድልካ እኒኦ ሙሉ ረኣያ
@@WushatenaMedia እሺ መምህረይ ክሪኣ እየ ኣዝየ ካብ ልቢ የመስግነካ ሓላለይ ካብ ዕድመይ ዝቅነስ ተዝኸውን ንዓኻን ንደፅን ምወሰንኩ ነይረ ንበረልና ወዲ ህዝቢ❤❤❤🙏🙏🙏
@@fi7521 እሺ ምቅርተይ / ምቁረይ በዓል ፋሲካ ናይ ሰላምን ጥዕናን ይግበረልና ስደትና ወዲእና ንዓድና የብቀዐና ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@@amenhnasser8504 ati Nski tgraweyti aykonkun ::
ሙሉዋይ ማዕረይ መግለፂ ስኢነልካ ብደስታ እኮ አብኪካና ከዝስ
መምህር ሩሑስ ብዓል ትንሳኤ ይግበረልካ ብእትገብሮ ኩላ ግዜ ብ ሓጎስ ms ነባዕኩ እየ!
አሜን አሜን አሜን ንዝሃበ አምላክ ይሃቦሙ
።እስስስስ ውይ ጉድ መጀመርያ ዝነበርወ ከመይ ነይሩ ከዝ እም ብሓቂ ፀረየቱም ተማሓይሽም ብጣዓሚ ደስ ይብልኩም ገብራቲ ሰናይ ለካ ብሕስም ፀገም ካምዚ ኣለም ተኣሮም ነይረም ብጥዕያተም ክሓሸም እዩ እይይይ ኣምላክ እግዛብሂር የበርካተልኩም ንወሃብቲን ረኣይትን ።
አዋይ ተመስገን ፈጣሪ እዚ ዘርኣካና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም...
ዕድመን ጥዕናን ንሙቁራት ወለድናን ኣሕዋትናን ወላዲተኣምላኽ ትሓልውኩም ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲
አሰሰሰሰሰሰሰይይይይይይ አንታ ሙሉየ መጀመሪያ ክትአቱ እንተለኻ ገፅካ ብዝፀልመቶ ቁፅሬ ልብና ይፀልምት ከምዚ ደሰሰሰሰ ክብለካ እንተሎ ድማ ንሕና እዉን ካብቲ ሓዚና ዝነባዕናዮ ብደሰታ ንነብዖ ይበዝሕ ብምንታይ ቃላት ይግለፅ ብሓቂ ካብ ሓዘን ደሰታ ይከብድ
ነዚ ክትርኡ ኢድኩም ዝዘርጋሕኹም አሕዋተይ ከምቲ አቦና ዝመረቅዎ አብ ቅድሜኹም ይፅናሕ
ሙሉይይይ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ጎንኻ አይፈለ እምበር ብምንታይ ክንገልፆ
ኣስይ ዕልልልል ደስ ኢሉኒ ኣምላክ ይመስገን ፅቡቅ ግበር ንመን ንማንም እካ ዝብሃል ፈጣሪ ዝፈትዎ ስራሕ ቀፅልሉ ንካልኦት ከኣ
እንኳን ደስ በለክን ኣደና መሊኡ ይምሓሮም ሙሉዋይ ምዓረይ እግዚአብሔር ይሓልዉካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Rhuse Beal Tinsaie nekulena amenti Orthodox Tewahedo🙏🙏
Memhr mulu nska btgebro sraha btemi des ybl kalat ybleyn Egzabihir zemenka kulu ybarek 100000000000000....! Amet nberelna
Wow brother Wushatena I want to congratulate for your tirelessly commitment to uplifting our people in shape you are a true hero my brotha and a true son of Tigrai.
So on this very day I would likr to start my donation to your Institution now can you direct us to a correct platform or ant other account that accepts money.
Thank you may you continue to be strong lead by example your work truly appreciate.
Thanks a ton!! We would inform you when we arrange a means (platform) that enables you to donate.
ማሺአላህ
ማማዋይ እንካዕ ዓረየልክን እህ
ሙለረይ ሽሕን ዋልታ ኩን 🙏💓
መምህር ሙሉዬ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን እሰይይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ባሀሊ
ርሑሰ በአል ፋሲካ ይገብራልና ❤❤💓
ኣሰይ ዕልልልልልልል ውይ ንኩሉኩም ገበርቲ ሰናይ ቃል የብለይን መምህር ሙለይ ድማ ብዓብዩ
Enkua Abtsahakum Kuburat Deki Tigray💖💖💝💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
መምህርና በእውነት ፈጣሪ ዋጋካ ይክፈልካ
አብዝ ንዝተሳተፍኩም አሕዋትና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም ዝተዓደለ እዩ
ርሑስ ብዓል ደስ ብሃሊ ልዋሃቢ ይሃቦ💓💓
MEMIHIR MULU, ANTABURUKH ,ZRIKHA YIBAREKH....ZIHAWEY DEWBELELNA....
Aseyyy memihr mulu bhaqi memhir egziabher amlak yhagizka 🥰🥰♥️💋♥️
ብጣዐሚ ድቃስ ዝብል ነገር እላህ ይጅዝኩም ኼይር
thank you mmhr mulu ab hiwetka tena ab srahka asalto ygberelka allah
ብጣዕሚይ ዝሕኩስ ኢዩ ረቢይ ይሕጉስኩም ጎይታ ይሕጉስኩም
Mr mula good job ezgabher yehagezka
እሰይይ ክንደይከ ደስስስ ይብል ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም
Amen amen amen 💓💕💖💗💙
ካብ ክፉእ ነገር የድሕንኩም