ካልአይ ክፋል ከመይ ገርካ ክራር አብ ሐደ ወርሒ ክትፃወት ትክእል You can play krar with in a month.

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 28

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 4 місяці тому

    ብራቮ መምህርና ቐፅለሉ ፍልጠትካ ንክራር መፍቀርቲ ብናፃ ምክፋልካ ብሐቂ ህያዋይ ኢኻ በርትዕ❤

  • @AlikTeame
    @AlikTeame 4 місяці тому +1

    ጽቡቅ ኢኻ ትምህር ቀጽሎ ❤❤❤🎉🎉

  • @mybestselamvideoselamvideo126
    @mybestselamvideoselamvideo126 5 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ አስተምህሮ ክራር ትስርሕ ዲኻ? Thank you.

  • @LuelKiflom
    @LuelKiflom 5 місяців тому +1

    Nay. Behaki thanks memher
    nay atehararma kendi. Meharena pla nay fgra

  • @DavidGhbrehiwet
    @DavidGhbrehiwet 4 місяці тому

    Thank you God bless you and your family

  • @AmineEmhatsion
    @AmineEmhatsion 5 місяців тому +1

    Excellent krar lesson I also try
    Can you pls try to teach us tgre and hdareb tune I know they use different tune
    Because I used to be able to tune it long time ago .also ato brhan segid had its own tune show us if you can .
    Thank you for everything you doing .

  • @MebramtuTekelemariam
    @MebramtuTekelemariam 4 місяці тому

    Good job brow thanks.

  • @YafetMehari
    @YafetMehari 5 місяців тому

    btaemi xbuq👍💖💖💖💖

  • @zewdibeyene5038
    @zewdibeyene5038 4 місяці тому

    መምህር ከመይ አለካ ገለ ክንዛረብ ( ንጥይቀካ እንተሃልዩ) ቁጽሪ ስልክ አብዚ ስደዶ ምስ መእተዊኡ ገርካ የቀንየለይ

  • @binibini-ck2og
    @binibini-ck2og 4 місяці тому

    Xbuq tmrti ey ab dram hadush tekeynkake kteqrbelna ykaldu

  • @AmmanuelAmmanuel
    @AmmanuelAmmanuel 5 місяців тому

    Gele aynet tmrti btaami xubuq
    Abti qnit ayteredaann

  • @ddyy5110
    @ddyy5110 4 місяці тому

    ኣወቓቕዓ ክራር "ንላዕሊ ንታሕቲ" ከም መሽረፈት ኣይኮነን።ክልተ ግዜ ንታሕቲ፡ ሓደ ጊዜ ንላዕሊ እዩ፡ምቕልጣፍን ምድንጓይን ከምቲ ባህሪ፡ናይቲ ደርፊ፡ይውስኖ።

  • @yemaneghebrezghi3923
    @yemaneghebrezghi3923 4 місяці тому

    ክቡር ሓዉና ዝበለጸ ቁጽሪ ስልኪ ኣየናዩ

  • @dawitanday9319
    @dawitanday9319 4 місяці тому

    ሰላም ክቡር መምህር ክራር ትሸይጥ ዲኻ

  • @NimoNimo-j2z
    @NimoNimo-j2z 5 місяців тому +1

    Eski memhrey eten flly ab grfit zelewen ariyena...eta natkan eta nay yaredn.

  • @DawetKahsay
    @DawetKahsay 3 місяці тому

    ትዝታን ጓይላን ቅኒት ማዕረ ድዩ ወይስ እፈላለ

  • @amanielu4216
    @amanielu4216 4 місяці тому

    ክራር ክሃርም ሉዑል ድሌት ኣለኒ ክንደይ ግዜ ክማሃር ፈቲነ ግን ኣብያትኒ

  • @binyamtesfay6641
    @binyamtesfay6641 4 місяці тому

    ኣብትመጽእ plic እዛ ናይ ዑቅባጋብር ህረመለይ
    ተባራበር ጅግና
    ወዲ ሃገር ጅግና ተባራበር
    ኣርብጂ "ዶ ይትኾስ ማዓንጣ እንበር
    ካላሽን "ዶ ይዋጋእ ሓሞት እንበር
    ዘይስዋእ የለን ዘይቀቕበር
    ዘይጸድፍ የለን ዘይስበር
    ኣብ ዓለም ዝነብር ታሪኽ እንበር
    እዛ ኹላ ጅግና ኹላ ጅግና
    ኣንበሳ ትመስል ተገዲማ
    ኣብ ጎቦታት ዘፍሰሰቶ ዓጽማ
    ሕጂ ዶ ተኸስከሰ ደማ
    እቲ ምንታይ ኣለዎም ዕላማ ዕላማ ዕላማ
    ሰላለይ እላለይ
    ዲዲን ዲዲን
    ላለይ ላለይ
    ------------

  • @movemove-z8k
    @movemove-z8k 4 місяці тому

    Nay behaki xebu memhery kerare kegaze dleya bkmey abe franisa eya znebar

  • @Tesfazion.
    @Tesfazion. 4 місяці тому

    ኣብ ህርመት/ግርፈት ሲ Down Down up ዶ ኣይኮነን?
    ተገዲስካ መልሰለይ

  • @binibini-ck2og
    @binibini-ck2og 4 місяці тому

    Ab dram abeyeni antay aynet yedlyka ykal du ktnegreni

  • @bereketsiyoum1275
    @bereketsiyoum1275 4 місяці тому

    ክራር ትሽይጥ ዲኻ መልሲ ይጽበየካ

  • @luky5790
    @luky5790 4 місяці тому

    ንስኹም እውን ቡዙሕ እትኽእልዋ ኣይትመስሉን-----

    • @AbielEbule
      @AbielEbule 2 місяці тому

      ሰብ የጋግዩ ኣለዉ ብኣፍልጦ ዘይምህሩ

  • @amanielu4216
    @amanielu4216 4 місяці тому

    ክራር ምህራም ምሳኻ ብተፈጥሮ ዝፍጠር ህያብ ናይ ፈጣሪ ድዩ ወይሲ ዝኾነ ሰብ ክራር ምህራም ተማሂሩ ክራር ክወቅዕ ይካኣል ድዩ ኩብር ሓው መልስኻ ብትዕግስቲ ንጽበ

    • @AbielEbule
      @AbielEbule 2 місяці тому

      እንተ ጽዒርካ ኖርማል እያ ኩቱር ናይ ምኽኣል ድሌት ጥራይ ክህልወካ ኣለዎ

  • @mulehadgu5008
    @mulehadgu5008 4 місяці тому

    Abey eka zoloka maltey kirarr delena