ela tv - Akberet Abedom - Arha Kuma | ኣርሓ ኩማ - New Eritrean Music 2019 - ቕዱስ ዮሃንስ Special
Вставка
- Опубліковано 2 лис 2024
- " New Eritrean Music 2019 " ቕዱስ ዮሃንስ Special
ela tv - Akberet Abedom - Arha Kuma | ኣርሓ ኩማ - New Eritrean Music 2019 - ቕዱስ ዮሃንስ Special
Subscribe today: goo.gl/7936J7
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Ella Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Facebook : goo.gl/Xf2BNl
Instagram -goo.gl/2Ek4Jb
Twitter @ goo.gl/p46zo
Snapchat @ Ella_records
#elatv #eritreanmusic #ethiopianmusic #tigriniamusic
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ይግበረልና ኣሕዋት ንዓመታ ከምዚ እዋን ምስ ስድራና ኣብ ዓድና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤⛪💒⛪
ኣስመራይ ሽኮር Amen Amen Amen 🇪🇷❤️✌️👍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amlak alo anes nesa eya xoloteyy🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen yehwatey mareyyy🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🥰
Amen Amen Amen
እስይ ድቂ ኤረይ ብዘይ ሜክእፕ ጽቡቃት🇪🇷❤ ሽኮሪናታት መክበርቲ ባህሎም መን ክማኩም ርሑስ እውዳእመት ድቂ ኤርይ ጻዕዳ ልቦም ብሩካት ዓመት ስላምን ፍትሕን ምትእካብን ንህዝቢ ኤሪትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤✌ ድቂ ኤረይ share ግበርሎም
ኣሜን ጋል ኤረይ ሽኮርርር ከመይ ድና ፍትዉትዉ ነቡለክን ምጭዋት ደቂ ኤረይ ጽቡቃት ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ኪኣ ከምዚ ንዓመታ ኣብ ዓድና ነሕልፎ ይግበረልና።
@@robi-gu3gu ውዲ ኤሪይ ሽኮር መን ክማኩም ፍትው እንዲና ንብለኩም ንሕናስ❤❤❤❤❤🇪🇷
👍⚘
ዝገርም'ዩ ! እቲ ብዛዕባ ደቂ ኤረይ ዝበልካዮስ ጽቡቕ ኣለኻ:: ግን ንምንታይ ዘይስእልኻ ኣምጺእካ: ወዲ ክነስኻ ጋል: ኤርትራዊ ዘይክነስኻ ኤርትርዊት ኢልካ ዝገርም እዩ::
@@amannegus8465👎👎👎👎 እዎእ ሕጂ ክኣ ጾታና መነትና ክትቅይሩልና ድሊኩም ዎላ መባኣሲ እኩም ሃለው እልኩም ትድልዪ ምሽኩኖት ቅሩብ ምሕሳብ ፍቶ ኤሪትራዊት ጋል እንስየይቲ ስለዝኮንኩ እዚ ውድቅ ዘርባካ እክቦ ሓውና ንርእስካ ኤሪትራዊ እንተዝይክንካ ክኣ ንገረና ብስእሊ x ray ክትገብር ድሊካ ማራ ካብብፍልጠት ነጻ ኢካ ብጣዕሚ ተሕዝን ፍጥረት R.I.P
ዓኾኻይ ዓኾኻይ !
ፅልኢ ውፃእ ሰላም እቶ !
ሩሑስ ቅንያት ቅዱስ ዮውሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ኣሜን ።
Hadush amet niaeka eyu msakum aythawusuna lementi
Amen amen amen 🙏🏻🙏🏾
@@mehratmehrat6628 ንዓኻን ንባዓል ከማኻ ዝበሉ ፀላኤ ሰናይ እኮ ፅሑፈይ ኣይምልከተኩምን ኣይተንብብዎ Please !
@@MP-lu8mh menedika enda eritrawuyan zemxse aleka hamema enda bejele fintata 🤮
ኣሜን እግዚኣብሄር ዓመተ ሰላም ራህዋን ይግበረልና እስከ እታ መልሓስና ጽቡቕ ንዛረበላ ካብ ጽልኢ እንታይ ንረብሕ ኣይኮነን ምስ ጎራባብትኻ ንዓለምና ሰላም ምምናይ እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ሰናይ ምንዪት እዩ
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንመላእ ህዝቢ ክርስትያን። ኣብዚ ኣለኻ ባህሊ..!! ኣኽበረት ኣበዶም ትስፍውቲ መንእሰይ ሽንግርዋ ዘይትተርፍ ሰብ ኣትሪፎም።
ዲወ ነሃርብ ኣጺምካ በዚ @ኣሜንንንንንን
@@bibitv8209ቢቢ ሎሚ በኺርካኒ ኣሜን እስከ በል ❤❤
ኣነ ትግራወይቲ ጓል ዓጋመ እየ ግን ናይ ኤርትራ ባህሊ ገጠራት ማራ እዩ ዝስሕበኒ ፡ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ርሑስ መስቀል የውሃንስ ይኩነልና ፡ ነዓና ድማ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ርሑስ ቅዱስ የውሃን ይግበረልና ፡ ዝወፈረ ብሰላም ዝምለሰሉ ዝጠመየ ዝዕንገለሉ ዝተጨመቀ ዝሕጎሰሉ ዝሓመመ ዝመሓረሉ ወለድና ዝሕጎሱሉ ዓመት ይግበረልና ፡ አምላኽ ዓመት ንዓመት ይዕቆረና
Amen moksi shkorr
እዚ ናይ ሕዝብ ትግርኛ ባህል እዩ ናይ ኤርትረአ ባህል ኣይኮነን::
Amen
ጽሩይ ሕዋስ ዘይብሉ ባህላዊ ስራሕ, ርሑስ ቅንያትሃንሰ መስቀለ, ሰስኑ ደቂ ኤረይ
Ksanet1 4ever antay hwas zeyblu kunama Tigre wezet hhhhhh ane keman komu yhasb neyre.
Hanti kea karmeka azi Tigrigna bahlawi yatawi derfi eiu nay Eritrea nkulu zmlket aykonen
@@sebkulukubur918ኣቦዋት ክምስሉስ,ኣናፍራ ቆቋሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን፡ ነዳይ ናይ ልቡ ይሓልም፡ ደርሆ እንተሓለመት ጥረምረ,,,'ሞ ሕልሚ ናይ ብሕትኻ መሰል'ዩ ደስ ዝበለካ ክትሓልም። ሕልምኻ ምስማር እንተደኣ ኣብዩካ ግን ሕልምኻ ደው ኣብሎ። ብዙሕ ኣይምልስን'ዩ ግን ትም እንተበልኩስ ዝነዓቕኩኻ ከይመስለካ ወደሓንካ
Ksanet1 4ever gs hmaq tigrigna yelen lomi lomi gn ab deg ms mexana tebalshina ab Eritrea kolena gn nfalet ena mara ena ab qanqanan bahlnan quraat ena ::
Amselunet gdefwo ati haqi rayo nsu eiu .
Ane ane eye natey fltet : natey dlet : natey aqmi kalet : natay tebay : natey rebha aleni::
ርሑስ በዓል ቅዱስ የውሃንስ ይግበረልና ኣሕዋተ ንዓመታ ከምዚ አዋን ምስ ስድራና የራክብና ኣብ ዓድና ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣሰይይይ እዚ ባህልናሥ ክንደይ ክጦም ኢዩ እንታይ እሞ ኣብ ስደት ሰፊርና ናብ ዓድና ንምለስሉ ጌዘ የምጻልና እንበር ኩብራት ይሕዋተይ።
ኬፍ ክህበካ አወ ባአ ካብዚ ዶ ይፍለ proud to be tigrigna
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዮውሃንስን ንኩለኹም ኣመንቲ ክርስትና ኢትዮጵያን 🇪🇹 ኤርትራን🇪🇷
ርሕስ ብዓል ቁድስ ዩውሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ
ህዝቢ ኢትዩጵያን
ኢዩ
ዝባሃል
ክሓተካ እንዶ?
ኣብ ኢትዩጵያ ተጋሩ ጥራይ ድዩም
ክርትስያን ?
ኣማሓሩ ክርስትያን ኣይኮኑን ዲዩም?
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጋል ትግራይ ሽኮር
@@biniam5667 tegaru kemey eyom zefrhkum zeydfer girma alena
@@biniam5667 ትግርኛ እንታይ ይፈልጡ
@@biniam5667 ኣሜን ኢልካ ዘይትወጽ።
Eritreawi mkan abi waga alewo ruhus kudus yowhans n melae hzbi Eritrea 🇪🇷❤️🙏🏽
ዓዲ ቁዳሳን
ዓዲ መምሃራን
ዓዲ ሊቃወንቲ
ኤረይ ወላላ ኣቲ ኣደይ መዓረይ
ኣደይ ማርያም መተኣኻኽቦ ክፈጥረልና
ናብ ፍቁር ወድኪ ለምንልና ።ኣሜን ዘይበለ
ምፍልላይ ዝጠዓሞ ።ቡሩኽ ሰንበት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሰይይይይ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት ናይ ልበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ርሑስ ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበረልና
ባህላዊ ሙዚቃና ትንፋስ ክሰኲዕ ዝበለ ይመስል። like ኣሕፊስኩም ኣምዑጉዋ ነዛ ስራሕ።
Sami Young Afro like naka yhfiselka aleku
እንካዕ አብፅሐና ነቅዱስ ዮሃንስ ሽኮራት ከጥዕመልክን ስላምን ፍቅርን ዮውርደልና እግዛቢሄር አምላክና ካብ ትግራይ እየ
የቀንየልና ኪብርቲ ሓፍቲ ኣሜን መዓረይ።
Senafe Smejana ayni brki bahli. Eritrea eki !!
Wawwwwww ata kxbq ezi bahlna mara des kbla shkornatat
ከመይ አዩ ገለ አስከ በለኒ ብዛዕባ ናይ ስመጃና በዓል ንኣፍልጦ
Angosom Hawi Dawit Nay kulu Hezbi ERITREA Tigrigna bahli heyu ::::
@@E1991. no nay kunama baheli.eyu tigrinya serkomuna.serkti
Tedros Mahari Oh ok diyu?
ሩሑስ ቅንያት ኣውደኣመት ይግበረልና 🇪🇷❤! ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ብ እኩብ ኮነ ብ ውልቂ ንሓስቦ ሓሳባት ንፍቅሪ ይኹን።
ኣታ አዚ ባህሊ ዓድናስ ክምለስ ዩ ግዲ ርሑስ ቁዱስ የውሃንስ ደቂ ኤረይ ጻዓዱ like ኣይተውሕዱ
አንታይ ኣለና ድዩ ደኣ ክንመልሳ ኢና ኣብ youtupe ከማን ብ ትግሪኟ ክንጽሕፍ ጀሚርና
Ruhus meskel deki adey ert
@@sinit991 ኣሜን ሓፍተይ ናተይ
መልክዐን100%
ባህለን100%
ድምፅን 100%
ብሩኽ በዓል ንኹሉም
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሐንስ ይግበረልና ከምዚ እዋን ንዓመታ ምስቶም ብልቢ ንፈትዎምን ነፍቅሮምን ስድራናን ብልቢ ንፈትዋ ሃገርናን
ሆየ ሆየ በሃልና ጡዑም ፡ በሉ እስከ በብዘለናዮ ሩሑስ ዓመተ ፡ ዘመነ ሰላም ራህዋ ይግበረልና , ደቂ ኤረይ መዓረይ
ሩሑስ ቁዱስ የዉሃንስ ይግበረልና ንኩልና ኣመንቲ ክርስትና 🙏🙏🙏💒💒⛪⛪
*ኣሰይ ባህልና ጥዑም ሩሑስ ኣውደኣመት ንኹልና ህዝቢ ክርስቲያን ነዓመታ ከምዚ እዋን ምስ ንፈትዎም ስድራናን ዓድናን ነውዕሎ ይግበረልና ስደትና የሕጽረልና*
ክስታይይይይይ
ከመይ ዘይኮርዕ ነዚ ዝመስል ባህሊ ሒዘ
ዕድመን ጥዕናን ንዓመታ ኣብ ስልምተይ ኤረይ ሆየ ሆየ የብለና 🇪🇷🇪🇷 ❤
ኣንታ ፈጣሪ ሽግርና ኣቃልሎ ምስ ስድራና ኣኻኽበና።
ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮዉሃንስ ንመላእ ህዝቢ ክርትያን ከምኡውን ርሑስ ሓዱሽ ዓመትይግበረልና።ኣሜን(3)
ርሑስ በዓል ቅዱስ የዉሃንስ ይግበረልና ደቂ ኤሬ
ሆየ ካብ ዘይብል ሲ ነውሕ ጌረ ሆየ ንብለሉ ዘመን የምጽአልና ደቂ ኤረይ።
ፅቡቅ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 💝🌻🌻🌻🌷🌻🌷🌷🌷🌷
ርሑስ ቅንያት ሃንሰ መስቀል ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሩሁስ ባኣል ቅዱስ የውሃንስ ይግበረልና ንመላአ ህዝቢ ክርስቲያን
I love senafe 🇪🇷💚💙💜🇪🇷
ኣሰይይይይ እንቃዕ ኣብዚ ኣብጻሓና ርሑስ ቅዱስ የዋሃን ይግብረልና ናዓመታ ከምዚ እዋን የጽናሓና
senafe adeyy xeda i miss you rehus Awenabes❤❤❤❤🇪🇷👈
Aseyyyy aseyyyy tsbuqatey men kemakin nsikinin gamekinin tsbuqat deki EREY rhus awdeamet 🙏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Xbuq hadush amet ygberelna selam nkulu delayi selam ykun Amen 🙏
ዋውውውው ኣኽቢር ሽኮር thats music nice ሩሑስ ቅዱስ ዮውሃንስ ከምዚ ናዓመታ ብሕቡርና ብስሙርና የብጻሓና ኣሜን
*ባህላና ተቐልቀላ*
ርሑስ ቅድስ የዉሃንስ ይግበረልና ንመላእ ህዝቢ ክርስትና ብፍላይ ንደቂ ሰንዓፈ ተዘክሮ ኣቡነ ኣንበስ ዘለና ኣንበሳ ኣዘካከርክኒ እባ ባህሊ ዓደይ ኣምላክ ብሰላም ይኣካክበና 🙏🙏🙏
በጣም ነው ደስ የምትሉት ❤️❤️❤️
ትክክለኛው ባህል በመሆኑ በጣም መስጦኛል
ደቂ ትግርኛ ሽኮሪናታት ከምዚኣ ገርክን ባህልና ኣቅባልና ሩሑስ ኣውዳእመት ንኹሉና ኣብ ዘዘለናዮ
ርሑስ beal kdus ዮሃንስ ygberelna nameta ms welednan ahwatnan yakakbena
ደስስስ ክብል እዚ ደርፊ
ርሑስ በዓል ቅነያት ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኢትዮን ኤርት ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ራህዋን ውሉድ ምስ ወለዱ ዘራክብ ዘመን ይግበረልና ሎሚ ሓዱሸ ዓመት ኣብ ስደት ውዒለ ኡፍፍፍ ዓሚ ድኣ ዓደይ ከይደ ኣብ ኣስመራ ከማን ን10 ተዝናንየ ተመሊሰ ነይረ
ዋዋዉዉዉ ሩሑስ ኣዉዳኣመት ይግበረልና ደቂ ኤረይ🌻💝🌻👍
ርሑስ ብ ዓል ቁዱስ ዮሃንስ ንህዝበ ክርስትያን
GOD BLESS ERITREA AND IT'S PEOPLE 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏✊
Beautiful! Love our beautiful culture! Good job zoba debub! Keep recording our culture for future generation.
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ርሑስ ባዓል ደቂ ኤረይ ።
ርሑስ ባዓል ንፉዓት
ርሑስ ባዓል ቁዱስ የውሃንስ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ኢቶዮጵያን ንዓመታ ምስ ስድራና ንውዕል ይግበሮ።
ሩሑስ ቁዱስ የውሃንስ ይግበረልና 🇪🇷🇪🇹🙏🙏👍👈
ሰይ ሰይ ትግርኛይ ዓንቢባትለይ ነኣሽቱ ወለዶ ናይ ኣዴታተን ሒዘን እልልል ጸባ ስተዪ ዕድመን ጥዕናን ነዓኺ ንእስቲ ሓብተይ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና
Abuneambes tkeyed zneberka aske like habeni 💯❤️❤️❤️💥💥bruk awdamet
😍
Ewuy enda auneambes u hakey mush
Yaeh xbuk aleki
Wawwww deqi eriya shikorinatatttt edamen tanan yhabekan fetari ❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍👍👍👍👍
ርሑስ ቅንያት ሃንሰ መስቀለ ንኹሉ ኣመንቲ ክርስትና 🙏🙏🙏
ኣሰይ እዘን ደቂ ዓድና ቀጸብቀለን እዚባህልና ግርማ ሂበኖኦ
Nufat yhawatey aytehmequ berteu.
Rhus bal ygberelna.
ዋውው ኣሰይ እዚ ባህልና ክትስእ ጀሚሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ
መልካም ኣዲስ ኣመት ❤❤❤👈
maedi Dbhdu ቤተሰብ እንሁን
ቻቻ ኣህያ ውጣ ከዚ
ኣኽቢር ሽኮር:! ንስለ ቲ ብሉጽ ስራሕ ነምስነኩም ውድ ዚ ዕድታት የ💚 🇪🇷💕✌️ተስፋ ይገብር ንምለሰሉ ግዜ ክሓጽረልና!!!!
ቅድስ ዮውሃንስ ኣብ ገዛይ ኮፍ ኢለ መደባት ተለቢጅን ክካታተል ደስ እብለኒ ኪሉ ግዜ
ሩሑስ ቅዱስ ዮውሃንስ ይግበርልና ንዓመታ ከምዚ አዋን ብሰላም ይጽንሓና ምስ ቶ ንፎትወ ስድራና የራክበና ኣመንቲ ክርስትና
Shikorinatat deki eri mekberti bahlen edmen tenan yehabkum😍❤❤❤❤❤
ሩሑስ በዓል ቑዱስ የዉሃንስ ይግበረልና
ዳህልና ጥዑም።
Wawwww akbert hafteyyy bteami des zbl dmtsi aleki gn ktslyo so እንኮዕ ኣብጸሓን ነዓኺ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ
ኣሰይ ዞባ ደቡብ ብፍላይ ድማ ሰንዓፈን መንደፈራን ከባቢኦምን
ግርማን ክብርን ኤርትራና ንባህልና ከም ኣልማዝ ብኽብሪ ሕዝኩም ዘለኹም ክብሪ ይኹንኩም ርሑስ ብዓል ቁዱስ ይውሃንስ
Hoye hoye hoye senay zemen yewhans ygberlna ahwat namta kemzi ewan aab hasab lebena Eri&Etho🙆♂️💑👪👨👩👧👧❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደስ ዝብል ኢዩ
ባህልኻ ምዕቃብ የኽብረካ ኢዩ
Wawww Ruba Awnaembes ruhus bael ygberelna. Amlak bhasb habirna awnaembes nebelela maelti yemxeelna
Ruhus yohanes meskel yegebrlna keqi tewahdo Neana zekewn berhana meskel ygeberlna 💒⛪️💒⛪️✨✨✨❤️💕
Sdet adi gona ab sdet zelena bahaber adina temelisna shgna nelilelu ygberelna 😍🙏
Ruhus awdaemet amete selam rahwa ygberelna ab zelenayo
ርሑስ ቅዱስ ዮሃንስ 💔🇪🇷💝💝💝💝💝
ርሑስ በዓል
ክቡር ባህልና !!!!
ተናፋቒ ዓድና ኣዘኪሩ ናፊቕና
Eway senafe shikor
Asey way sdets ruhus awdamet ygberelna deki eri bahlna tuaum zeymno
SEY SEY SEY SEY SEY SEY!!!
Deki adey xebukat .... abet ezi bahelena keshekur Ruhus awdeamet Everyone 💖💖💖💖💖
Lovely deqi eriy shkorinattt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Ruhus kudus yohannes yigberelna deki Erey
Without Make up how ar they beautiful proud to be Eritrea
አሰይይይ ደቂ ኤረይ ደስ ዝብል እልልልልል
Rhus beal Yohannes & Buneanbes Senafe ❤️
ርሑስ ኣውደኣመት ንኩልና
ኣኽቢር ሽኮር ኣብ ሽንግርዋ እንተ ኣትረፍዋ ብሉጽ ስራሕ ሒዛ ቦሎኽ ኢላ እስኪ ብባህሉ ብመንነቱ ዝኾርዕ like ይለግስ።
ባህልና እምነትና ቃንቃና ክቡራት ደቂ ዓደይ ዓመት ንዓመት ሚካኤል ዓድና ይሓልወና ኣብዘለና ኣሊና ደቂ ዓበይቲ i love you ትግርኛ።
Ruhus kudus yewhans ygberelna
*ተጋሩ ነገር ኣይትፍሓሩ ግደፉ*
ድሌትክስ ረኪብክዮ'ዶ መን ፍሒሩ እዩ ኣታ ህዉክ
@@sggdhddhhh3972 *ኣታ ሃሳስ ጉረኛ*
@degafi man city *ደቅስ ኣታ ፍሕሶ*
አሞኑ ኣይተመኑ አዚ ብሃልና ክጥዕም ሲ ማራ ትሓጊሰ ብስን አዛ ደርፊ ላኢክ ኣድኒ
Viva Tigringna Music
Tigringna zfetu like habuni
I love Eritrean Tigre music more than Tigrinya. Deki metahit is the best.
@@bt6264 emergency etay teblna.aleka.akar.weteti.gemel
@@tedrosmahari9962 ......I belong to Jesus plus I'm Eritrean Tigrinya speaker. But, Tigre music & Kunaman is the best Eritrean dance. Tigrinya dance is always the same style, sometimes we look like we are at the airport looking for luggage that circle around. No disrespect to my ppl, it's just my opinion.
@@bt6264 I don't care about tiger kunama I love my tigrinya 💖💖💖💖
Desssss eilni desssss ybelkum..deki maryam asmerit...deki akusum xonn......mekberti bahlom
ሩሁሱ ቁዱሱ የውሃንስ ይግበረልና
Rhus baal kdus yohanes yhwatey sdetna yhtsrelna.
Btaemi des zbil bahli 🙏🙏🙏
Nay behaki Amlak Israel n Tesfaxion ybark
ሆየ ሆየ ሆየ 🔥🔥
ሆየ ዘይበለ ሆየ🔥🔥
ካባና ይፈለ ሆየ🔥🔥
ኣብርሃም ዓጎ ሆየ 🔥🔥
ኩጎዪ ቶጎጎ ሆየ🔥🔥🔥
ኣብርሃም ጢጡ ሆየ🔥🔥
ኩጎዪ ጠሪጡ ሆየ🔥🔥🔥
ኣጆኹን ኣንስቲ ሆየ🔥🔥🔥
ጻዕዳ ጣፍ ለወስቲ ሆየ🔥🔥
ኣጆኹም ጎሶተ የ ሆየ🔥🔥
ባልዶንጋ ሸወተ የ ሆየ🔥🔥
ኣጆኹም ቆልዑ ሆየ🔥🔥
ባልዶንጋ ጨድዑ ሆየ🔥🔥
ሆየ ሆየ ሆየ ሆየ 🔥🔥🔥
ዓኾኻይ ዓኾኻይ🔥🔥🔥🔥
ቁራዕ ሓምሊ ውጻእ 🔥🔥🔥
ጋዓት ጠስሚ እቶ 🔥🔥🔥
ዓመት ንዓመታ ይድግመና ።🔥🔥
ደስ ዝብል ባህሊ ሃገርና ፣
ኣሕሕ ባህልና ጥዑም ድሓን ክንምለስ ኢና ኣጆኪ ኣክቢር ቀጽልዮ ህግደፍ ክኣ ድሓን።
Rehus kenyat beal natsenet yegberelna yehwatey mearey neameta mes sedrana ab hagerna newelo yegberelna 💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
ልብኻ ዝወስድ ስራሕ። የቐኒየልና ነዚ ብሉጽ ስራሕ ዘዳለኹም ኣካላት ብሓፈሻ። ርሑስ በዓል ቅዱስ የዉሃንስን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና። ኣዮኽን ናይና!
Hoye Hoye Hoye ruhus awdamet ygberelna yehwatey
Aseyyyyyyyyy ezi bahlna si ketme enqae abzi abxhna