Adventure Tour 2nd Round Part 8 # ምቁር ደርፊ ብቕብብል ድምፃውያን # ጉዕዞ ዒጋም ጥሓስ ማሕሌተ ጉማየ # September 2020

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 107

  • @መገንወጀራትይ
    @መገንወጀራትይ 11 місяців тому

    ያዕሰሰሰሰሰሰ አቶሙ ጥዕሚተ ባሂለ ይበለ ወጀራት መሰ ራይ ዕልልልል አዙሙ ጥዕሚተ ዲመፂ አታሙ ፎተው ዓዳቶሙ ወዲ ማርገዋ ዕደመን ጥዕና ይሃበለይ ፈጣራ አዙሙ ናተይ ❤❤

  • @Alem917
    @Alem917 2 роки тому +1

    ወዲ ማርጌዋ ስሑል ድምፂ መኽበሪ ባህሉ ፈታዊ ዓዱ💖

  • @slamall959
    @slamall959 4 роки тому +1

    Wuwwwww zizzzzzzzz♥️🧡💗💔❤💚💛💖 Aere habo habo abey alokum rayan wejerat

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 4 роки тому +7

    እሰይይይይ ደቂ ዕስራ ዓዲ ❤🤗🤗🤗❤❤❤ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም !!ዶር ሓጎስ አብርሃ እንካዕዳአም ካስኻ ትፈጠርኹ ጀግና ፈታዊ ዓዱይ ባህሉይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ❤❤❤❤❤

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ

    ኣሃይይይይይ ሰላም ደቂ ዓደይ ምዓረይ ርሑስ በዓል መስቀል

  • @ሓላውለይትግራይየሂዉተይሓ

    እሰይ እሰይ እሰይ ደቂ ትግራይ ሓላላት ከመይ ዲኩም ተሐጉስና ሰላምኩም ይብዛሕ 🌹🤲🤲

    • @liligebre3041
      @liligebre3041 4 роки тому

      Eza brfayel zla dess ktebl lili fkrr kkkk

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    ቅድመኹም ድምቀትና ኹርዓትና ቃኑዩልና እስቲ አይአነ አነስ አይኽእሎይ ወደይ ሃምዙይ ብለ ልበይ ሸፊቱ ልትግራይ ላዎለ ለዕበየኒ ባህሊ ገጠር አጎይታ ዓለምምምም ስደት ሕሱም 😭😭😭😭😭

  • @bahaftagulesh3858
    @bahaftagulesh3858 3 роки тому +2

    ኣነስ ራያ ብምዃነይ ኾረዐ እንታምሕሩ እኮ ......

  • @best3557
    @best3557 4 роки тому +1

    ወድ መርጌ ማዕረግ ዓድ ዒድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር 💘💘💘💘💘💘💘💔💓💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝ብተወሳኪ ወድ ባራንቱ ዒድመን ጥዕናን ናዓኻ💞💞💝💝💞💝💝💝💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞ሽኮርናታት መክበርት ባህሎም💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💕💕💕💕💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @halefomzinabu2001
    @halefomzinabu2001 4 роки тому +1

    Thank u bitaimi faduma entertainment.... gn muli programu bihade katileko bitami des yibil nebru... tekielka muluu bihade likekelina wz big respect!!

  • @ሳምሳም
    @ሳምሳም 4 роки тому +10

    ያዕስ ደስባሃልት

  • @menkem7792
    @menkem7792 3 роки тому +1

    የዒስ ራያ ዓደይ ባህሊ ከይጠፍእ ሓደራ በይዛኩም ናይ ሎሚ ደርፊ ኢሎም ዘውጽዎ ዘለዉስ ደርፊ ድዩ ማንካ ግጥሚ ሞንኩዒት ዜማ ናገብሩ ዓዘር ቆዘር ከምዚ ደአም ደስብሃሊ ናፋቂ ብሓቂ ሓደራ ኩሎኩም ከምዚ ልመዱ ኩሉ ትገብርዎ ዘለኩም አብ እንዳ ስዋ ይኩን አብ በረካ ክበረታታዕ ዘለዎ እዩ ባህልና ባህልና ባህልና ባህልና ባህልና ባህልና ባህልና ባህልና ንዓቅብ ብካኦት ክንክበር globalization ከጥቀዐና የብሉን። አብ ሓውዜን ከምዚ ደስ ብሃሊ ጊዜ ነሕልፍ ነይርና ሐዚ ናብ እስፒከር ቀይሮም ነበረያ ክንብል ገይሮምና ሓደሓደ ናይ ቀበሌ አመሓደርቲ ኢና ዝብሉ ሰባት ክምለስ ይከዉን ተስፋ ንገብር።

  • @htruthc5813
    @htruthc5813 4 роки тому +4

    ዕዲመን ጢዕናን ያሃቡኩሙ ሙቅራት ደቅ ወጀራት 20 ዓዲ

  • @ዮርዲጓልወየንቲ
    @ዮርዲጓልወየንቲ 4 роки тому +2

    ኣሰይ እቲ ባህልና ክምቅር❤❤❤❤ላይክ እስኪ ጥውቅ ኣቡልኒ

  • @ጋልወየንቲጋልወየንቲ-የ2ዠ

    አሰይ ደስ ክብል ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ዓደይ

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m 3 роки тому +1

    Raya adey, I miss u a lot. STAY BLESSED

  • @dadid9182
    @dadid9182 4 роки тому +3

    Edmeye tienay ybhabkatukum anwahu🙏🙏🙏!

  • @berhnehaftom6950
    @berhnehaftom6950 Рік тому

    ያጎይታ ዓለም ወለተክለ ፍሰሓይ እህህህ😭😥

  • @ggvh1477
    @ggvh1477 4 роки тому +8

    እታ ኣበይ ኣለኩም ላይክ ኮመንት ሃብውምይ

  • @mu4ty114
    @mu4ty114 4 роки тому +2

    ሰላምኩም ይብዛሕ 20 ዓዲ ጣዕማማት

  • @ዛይድየድንግልልጅእግዛቢሄ

    እምባሕ እኩዓ ድአም ናትኹም ኸንኹ♥😭

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ

    ደስ ክትብሉ 😍😍😍😍 አነ ክምርዐ ደልየ ግን ናይ ራያ ስብአይ እዩ ደስ ዝብለኒዋ አማፅኡለይ 🤗🤗🤗

  • @ዮዳሄ-መ2ኀ
    @ዮዳሄ-መ2ኀ 4 роки тому +9

    እሰይ ደቅ 20 ዓዲ ቃሕ ባሃልት

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 роки тому +14

    ሓደራኽም እዚ ክቡር ጡዑም ባህልና ክይጠፈእ ተክባክብዎ ብዝተረፈ እንታይ ክውኦ ራያና ብሌን ዓይኒ ትግራይና ብዓዱና ብመንነቱ ሕሙም ካብ ጀርመን እየ

  • @Aman_yetame_lij
    @Aman_yetame_lij 10 місяців тому

    ወዲ ብራንቱ ዱምፁ ገራሚ እዩ❤😊

  • @gedeniaathyobia9247
    @gedeniaathyobia9247 3 роки тому

    ኣይይ ትግራይ ዓደይ ፀላኢኪ ዓይኑ ይፍሰስ

  • @SanduKasahya
    @SanduKasahya 8 місяців тому

    ኣስይ ኣይይ ደቂ ዓድይ❤❤❤❤❤🎉😢

  • @radaeekar8864
    @radaeekar8864 4 роки тому +2

    ኣሰይ ድስ ክብል እዝ ባህልና

  • @galedertagalederta
    @galedertagalederta 3 роки тому

    aseyy ekoa kbakime tefterku♥️♥️♥️♥️♥️🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @acknowledgment2490
    @acknowledgment2490 3 роки тому +1

    ያዕስስስስ

  • @tegcbb7450
    @tegcbb7450 2 роки тому

    ወይወዲመርገታአነስ,ክፈፈትዎ💔💔💔💔💔❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍👏👏

  • @hsttfftthvdgg8028
    @hsttfftthvdgg8028 4 роки тому +2

    እሰይ ደቂ ራያ ራዩማ ዓደይ ሸገ ወለላታት

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ

    ኣሰይ ዓድና እምበር ኣዘኪርኩምና ቸላ ስደት ሕሱም

  • @slamall959
    @slamall959 4 роки тому

    Ayizo wedi marge mereya esra adi 💖💛💚❤💔💗🧡

  • @ጋልትግራይ-ፈ2ቈ
    @ጋልትግራይ-ፈ2ቈ 2 роки тому

    💊💊💊💊💊💔💊💔💊ደቅ ትግራይ ዓደይዋ💔💊💔💔🌍🙏

  • @embatunull6223
    @embatunull6223 4 роки тому +1

    ያዕስ ሙቅራት🤗😍👍💞🥀

  • @selamfkr8219
    @selamfkr8219 2 роки тому

    ደሰ ባሃልቲ ❤️❤️💊💊

  • @danielderbew5489
    @danielderbew5489 4 роки тому +1

    colorful culture

  • @ሜሪጓልሃገርትግራይ

    ኣታ ዓድና ኣናፊቅኩሙና ኣይ ስደት

  • @anfathibaby598
    @anfathibaby598 4 роки тому +2

    እደው እሚሉቱ አላቀውም እደው ግን ሁለነገራቹህ ትግሬወች ውሥጤናቹህ

  • @ቖልዓወጀራት
    @ቖልዓወጀራት 4 роки тому +1

    እስይ ደቅ ዕስራ ዓድ 😍😍

  • @tsegaykahsay6153
    @tsegaykahsay6153 2 роки тому

    Gegna

  • @brahanwahid8478
    @brahanwahid8478 4 роки тому

    ሰደትትትትት
    ባህሊ ዓደይ ናፊቅኒ

  • @titititi4973
    @titititi4973 4 роки тому +1

    የዕስስስ ደስክትቡሉ

  • @ሳምሳም
    @ሳምሳም 4 роки тому +22

    የመጀመርያ ነኝ ላይክ ጉጩኝ

  • @gedeniaathyobia9247
    @gedeniaathyobia9247 3 роки тому

    ኣየ ስደት ፈላላይ ወይኣነ ፡ዓደይ ተዛሪየምኪ

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ

    ኩራዓት ትግራይ ምፍጣር

  • @liligebre3041
    @liligebre3041 4 роки тому

    Aseyyyy yene maroch wudddd

  • @zahrafereja476
    @zahrafereja476 2 роки тому

    Des bahal

  • @kingphone7156
    @kingphone7156 3 роки тому +1

    👍👍❤❤🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @ሰልጋልትግራይ
    @ሰልጋልትግራይ 3 роки тому

    አሰይ ደቂ 20💞💞💞Ilove you😍

  • @salamasoso1341
    @salamasoso1341 4 роки тому

    ኣሰይ ደቂ ዞም ጀጋኑ

  • @mu4ty114
    @mu4ty114 4 роки тому +1

    ኣሳይ ባህሊ ዓድና ክንደይ እዩ ዝጥዕም ካብ ስደት ተመሊሰ ክርኢዶ ክከውን ሃሪፈያዶ ዓደይ ወለላ

  • @danielderbew5489
    @danielderbew5489 4 роки тому

    kidimi Haile Margeta liniha kolia silkika leakeley wedi marge endihir zeytekedemiku!!!!!!

  • @Chcghv-n2z
    @Chcghv-n2z Місяць тому

    Wedi marige tuaum dimthi

  • @babapwpj581
    @babapwpj581 4 роки тому +2

    አሰይይይረ ጥዑማት ላዛ ግን ከበሮ አይፍቐድ ድዩ ኮይኑ

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 Рік тому

    ❤❤❤

  • @galtigraynaga3297
    @galtigraynaga3297 4 роки тому +2

    10000ላይክ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @habetomsofi1383
    @habetomsofi1383 4 роки тому

    Eheeeee

  • @TFYGMYMIT
    @TFYGMYMIT 9 місяців тому

    ymechkum

  • @yrdtrdh2512
    @yrdtrdh2512 4 роки тому

    ወዲ ማርግየ ጣዕማም

  • @selemonalemshet8397
    @selemonalemshet8397 4 роки тому +1

    ወዲ መርጌታ ካብቶምዝፈትዎም ከየንቲ ደ እዩ። ብፍላይ ቅላጸ ድምጽን ዜማን ይፈትወሉ አመና።
    ዓሚ 2011ዓ.ም ሓዲርናዮ ሽሽ ኢልናዮ ነይርና ሎሚ ዘበን ግን ተወሪረ እንድየ እንታይ ዶ ተሪፉኒ እዩ። ንዓመታ ጥራሕ ይዕቖረና ጎይታ።

  • @vjaf322
    @vjaf322 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @እናቴኑርልኝ-ሠ6ጰ
    @እናቴኑርልኝ-ሠ6ጰ 4 роки тому +2

    ደቅ ራያ ጡዕማት ላዛ ፉቱዉቱዉዉዉዉዉዉዉ

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet9104 4 роки тому +1

    💓👏👏👏👏

  • @ሜሪጓልሃገርትግራይ

    ሜሪ

  • @gualaragure8784
    @gualaragure8784 4 роки тому

    ወጀሮቶት ክፈትወኩም ወዲ ማርጌ ፅልልቲ እየ ባአካ faduma አብፀሐለይ መልእክተይ 😂

  • @abebakahisay627
    @abebakahisay627 3 роки тому

    ራያ ዓደይ

  • @fenyaunehagos1015
    @fenyaunehagos1015 4 роки тому +1

    😘😘😘😘👏👏👏👏👏👍👍👍👍

  • @Ak-hs5qt
    @Ak-hs5qt 4 роки тому +2

    ያዕስስ ደቂ ቀዳማይ ወያኔ💪💪💪😍😍😍😍

  • @gechzinabu4770
    @gechzinabu4770 4 роки тому +1

    ንደ/ር ሓጎስ ክሳብ ሐዝ ሓጋዚ ደያግነየሉ ምኽንያት ታይኡ ጉዱ እሱ ብሑቱ ድኡ ራያ ትወላዲ አየ ሃፋትም ራያ ወዳኹም ይምፃእ በላዕቲ ብሕቶም

  • @ፋናጓልሸረ
    @ፋናጓልሸረ 4 роки тому

    የዒሰ ደቂ ራያ ሸኮራት

  • @جميلهمحمد-ق1ك
    @جميلهمحمد-ق1ك 3 роки тому

    አሰይይይይይይይረ

  • @-_5872
    @-_5872 4 роки тому

    👊👊👊👊

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 4 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jdhdhdxhddjdjxh9419
    @jdhdhdxhddjdjxh9419 4 роки тому

    ውውውውውውውውውው

  • @argdoal5741
    @argdoal5741 4 роки тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍

  • @eexxxx4231
    @eexxxx4231 4 роки тому

    ወሎየመሆኔ ምኛደስይለኛል

    • @tegcbb7450
      @tegcbb7450 2 роки тому

      😀😀😀😀😃😃😄😄ተጋሩ,ናቸዉ

  • @tigirayeyaalemey5488
    @tigirayeyaalemey5488 4 роки тому

    💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💞

  • @gmlgmal3478
    @gmlgmal3478 4 роки тому

    አሰይ

  • @tonton135
    @tonton135 4 роки тому

    llove you heyle merigeta

    • @tonton135
      @tonton135 4 роки тому

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @አማረወዳጅ
    @አማረወዳጅ 2 роки тому

  • @سارهساف
    @سارهساف 4 роки тому

    ችው

  • @غتت-ض1ن
    @غتت-ض1ن 3 роки тому

    0

  • @GenetFri
    @GenetFri Місяць тому

    ❤❤❤

  • @اماحمدحبشي-ل8ف
    @اماحمدحبشي-ل8ف 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤