you have to give moral and energey for one of brave musian and producer young like ,, akram jaemal ,, the person speak negative about super lgende musian you are emptey stone head waste of time ,, akram have million admire and fun we love and respecet him ,,
@@bigboy9099ane gen mes ema eye zelku zekone sebe kem adeiki wey kem adey ayblen eyu kem adetatetki zeytwesdi wey kem ade lewhae yelan eilena eina nezarbe ember kem adey lewhae eilena aynzarb2n eina tetgagie gen armeni
ኣክረም ንቅድሚት ትብል ወቅጦ like
😂😂😂ሜስን ሮናልዶን ጌርካዮም ሲ ኣክረም ንቅድሚት ትብል ኣለና መምህር ተማሃራይን ክመዓዓዱ ኬፍ ኣይህበካን😮
@@MeronGebre-qk8bu ክክክክክክ
Ya nqdmit... ❤❤
ኣብ ብዙሓት ቻነል ካብ ትኸይድ ግን ናትካ ዘይተ ዊጽእ ኤማ ሓዊና ካብ ሕጂ ኣብዚኣ እንተ መጽኻና ዊን ጽቡቕ እዩ ሳብስክራይብ ኬሪና ኣለና ❤❤❤
ኣድናቂት ናይ ኤማ እየ ህየሳ ማራ እየ ዝፈቱ 😢😢ኣነ ከኣ ንሂወተይ ከምኡ ጌረ ክህይሳ እየ ❤❤❤ክፈትወኩም መዓት እየ 😢🎉🎉
ምስ ዕድመ ናይ ኣክረም'ሞ ክኣ ከምዚ ዓይነት ግጥሚ chento per chento Akrimo ✌️🤞
ኤማ ነብሲ ብጣዓሚ ኢኻ ትምስጠኒ ብፍላይ ብስሚዒት ኣቲኻ ክትትንትን ከለኻ ምሳኻ ኣብ ሙድ እየ ዝኣቱ 🎉🎉🎉🎉❤ ከሙኡ ዉን ተስሕቀኒ ኮሚክ ነገር ኢኻ😂😂
ብተዛዋዋሪ መንገዲ ካብ 100% ሰማንያ% በርሰንት ሂብኮዮ ኣለኻ ኤማ ነብሲ
ኣክረሚኖ🎯🎸🥀🥁
Sle zbedela iyu haniku
ማራ እንድየ ዝሕቤካ❤ ኔረ በዚ ዝሕብዬ ቆልዓ ክኣ ዝያዳ ❤ ኣለዂ
"You are such a great piece of Art." Nxbuq xbuq nhmaq hmaq tbl mkanka bdfret wn Jgna eka ! Perfect Qexl Emma....
ቡሉጽ ስራሕ ኤማ ከም ኩሉ ግዜ
ከምዚ ገርካ ኣባርብሮም ንገጠምጢ ሃገርናን ናይዚ ዘመን ስነ ቅንጣብጠባዉያን ናብ ዩቱብ ዝጎዩ ቦሎም ጽቡቅ ገርካ
ይቕሬታ ኤማ እዛ ደርፊ ብኹሉ ብልጽቲ ኢያ ጽባቐ ደርፍታት ሃገርና ኣይትህሰዮ ንጽቡቕ ጽቡቕ በሎ ንዝንቀፍ ከኣ ንቐፎ please ኣይትህሰይዎም anyway nefqrekum ena 🇪🇷😍🥰❤️
ጸባ ይፈስስ እምበር ኣይክዖ ኢዩ :: ዝተኻዕወ ክሕፈስ ይከኣል'ዩ :: ጽቡቅ ቀጽሎ
Ema nice job keep it up this made greatest singers
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ኤማ ናይ ወዲ ትዃቦ ኣምጹኡልና እልና ምስማዕ ኣቢኩምና
ሓሉ ዝበልዎ ኣየጥፍእ፡ኣጸብቕ ዝብልዎ ኣየኽፍእ። ኤማ ጽቡቅ ስራሕ: 🙏🏽
Emma ❤habibi nice ezia kea gela aynet. Masheallah, akrem enta seru heyasa enta samieu gala aynet serah kensebay ena gen bezay tahewak ❤❤
Ema haweyyy great i like komu gerka gestena ember
ema nice job keep it up ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያ ኣይበኸየትን ጥብ ጥብ እያ ኣቢላ ኤማሚ ሕጋዊ ያኽ
ኤማ ሽኮር ነዛ መደብካ ብሃንቀውታ የ ዝጽበያ ናይ ብሓቂ መምህር ኢካ ግን ነዚ ሰናይ ትምርቲካን ነቀፌታካን ዘይፈትዉ ስነጥበባኛታትን ሰማዕትን ክህልዉ ይክእሉ ዮም ግን ኣይትገደሰሎም መክኒያቱ ደቂ ሰባት ኖን ዶ ከምኦም ሰብ ንጎይታ ክርስቶስ ውን ሰናይ ከሎ ትምርቱ ዘይቅበልዎ ነይሮም ዮም ኣጆካ ቀጽሎ በዞም ዝጻረፉን ሃናጺ ሪኢቶ ዘይብሎምን ሰባት ንድሕሪት ኣይትጠምት ኣጆካ በርትዕ እዞም ስነ ጥበባውያን ካኣ ተማከሩ ክሰቡ ሕተቱ ካብ ምስ ወጸ ሃይስና ኢልኩም ነገራት ዘይመልክዑ ተትሕዝዎ እዚኣ እስከ ረኣያ ኤማ ልመዱ ሰነጥበብ ሃገርና ካብዚ ሓሚምዎ ዘሎ ኸም ናይ ቀደሙ ጥዕና ክረክብ ! EMA we love you so much ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ስነ-ምግባር ብግብሪ ኢኻ ትምህር መምህር ኤማ❤ ነገራት ክትዝርዝሮም ከለኻ ኩሉ ግዜ ሰተት ኢሎም'ዮም ዝኣትው። ሰስነልና
N Eman ms Gebrihiwet xehaye wey Dr sweet eba arakbwom entekielkum bzkone nice kemwetru .Ema eti enko tebaee hayasi
Dr sweet ጆግናን ከመይ ጌሩ ምስ ሊቃዉንቲ ክራኸብ ተመኒኻ። Dr ማለት ጸይቂ ናይ ማሕበራዊ ክብሪ ህዝብና'ዩ።
Kikasemu delikayom 😂😂😂
Kkkkkk teraeni kiwatetu😂😂😂😂😂 Emma jigna
Great job Emma keep it up❤❤❤❤❤❤
ዋውውው ንጽቡቅ ክትህይሶ ከለካ ከጸብቅልካ Molto bene ኤማ😊
Xbuk neqefeta ema
Akrem tesfa zelewo menesey eyu❤❤❤
Kemzi girka nezi nay hji derftat hayso ember tewaridna ena mexaweti koynu eznna
Ezi u hiyesa xbqti gtmi eya eten giega ka ema arimuwen alo so wala ema menfeska xbuk alo great work❤😂
you have to give moral and energey for one of brave musian and producer young like ,, akram jaemal ,, the person speak negative about super lgende musian you are emptey stone head waste of time ,, akram have million admire and fun we love and respecet him ,,
ኤማ እተን ሒዘየን ዝነበርኩ ኩለን ገሊጽካየን ኣን ሓንቲ ኢና ተመሓላሊፍና ጽቡቕ ኣገላልጻ ቀጽሎ 👌🎼❤
Bravo I’m proud of you 👏 my cousin.
qexlo wedi erey jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nay Abel kfulom tkelyedo eba amxalna
ኤማ ሓወይ ብቅንዕና ዝሃየስካያ ኣይመስለኒን ነዛ ደርፊ ምክኒያቱ ብዙሕ ነገር ክትዕሪዮ ተጸብየካ ዯብዛ ደርፊ ግን ሸለል ዝበልካያ ትምስል
Abzi aleka tebetay hayasi nebsu ab hadega aetyu diwife sebay bhqi ema bro. Gad bless you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Clip btaemi Xbuk , with very beautiful girl ❤❤
Bi haxeru sharia gidefa
ያ ኣክረም ይሓይሽ ካብዞም ኩሎም ዘለዉ ባዕ ካብ ኩሉ ድምጹ ኣብ ሙድ የእትወካ። ኣታ እዞም በዓል ኣቤል ኦማሲሞስ ገለ ከመይ ኢሎም ናብ ስነ ጥበብ መጽዮም ኣብ ኩሉ እዮም ኮ ዜሮ ግን ኤማ ነዚ ወዲ ቀስ እንዳ በልካ ኣረዳኣዮ ተስፋ ኣለዎ ካብዞም ዘለዉ
ገለ ጽልኢ ከይህልወካ ምስዛም ደረስቲ
Ema, you're so honest❤!!
ኤማ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሃያሲ ኢኻ ።ብዕምቆት ንማንም ሰብ ከምዝርደኦ ጌርካ ኢኻ ትህይስ።ቀጽሎ
በላሕቲ ሰባት ሪእቶ ይቅበሉ ይምዕብሉ ከኣ ኤማ ከኣ ጽቡቅ ከይሓረቅካ ህድእ ኢልካ ወዲእኻያ።ኩሉ ግዜ ጽቡቅ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ህየሳ ኤማ
Nice ama 👍
Nice akremey.. Keep it up❤
እዛ ኣብ 15:51 ዝበልካያ ሓሳብ ኣብ ናይ ካሜራ ቋንቋ low angle or frog eye view ይበሃል ሓይሊ ወይ ዕቤት(ትብዓት) ናይ ገጸ-ባህሪ ዝገልጽ እዩ ስለዚ ውን ኣክረም በዲሉ በደሉ ኣሚኑ ብትብዓት ይቅሬታ ክሓትት ዝተበገሰ ገጸ-ባህሪ ኮይኑ ይሰኣሎ ስለ ዘሎ ካሜራ ማን ጌጋ ዘለዎ ኣይመስለንን በዚ ዘርኣየና ብልሓት ንካሜራ ማን ከየድነቅክዎ ከሓልፍ ኣይደልን ጽቡቕ ስራሕ እዩ ተጽልእ ስራሕ ኣይኮነትን ኤማ ሓወይ እንተካልእ ዝጎደለ የለን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ and ትንተና ግጥሚ ስለተቅርቦ ኩሉ መደብ ክብሪ ኣለኒ 10Q more❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ክጽብቅ ንዘለዎ ጽቡቅ ንሕማቅ ከኣ ከይ ንሓፍካ በሎ ❤❤❤ኣነ ግን ሓንቲ ደልየ ኻባካ ሓደ ገጣማይ አንታይ ከማል ኣለዎ አቲ ግጥሚ ክብሓል ሙሉአ አንታይ ምስ ዝከውን አዩ ሓተይ ትብላ ጺሒፍካ ሒዝካልና ክትመጽ ወይ ከኣ ክትነግረኒ ኣብዛ ኮመንቲ
Wowwwwwww Ama hawey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👌
ሓንቂቀ ሒዘያ ሓኒቀ ከም ትንፋስ ከሊአያ ፡ቢዚ ፡ጌረያ ማለት ናዓይ ክትንካባኸብ ወይ ግዜ ክትህብኒ ከማለት ዶ ኣይኮነንን እካልእ ካኣ ታ ልባ መኒኑ ኢሉስ ለምኑለይ ዝበላ ገለ ተረፍ ፍቅሪ ተሎ ኣብ ልባ ይብል ኣሎ ዋላ ውን ኮ ከም ልምዲ መኒኑ ደብሪ ዝደየበ ገለ ተተጣዕሰ ሰብ ጌርካ ትልምኖ ኢካ ከም ናተይ ሪኢቶ የን እዚኤን ሞ ጽቡቅ ኤማ ሓወይ😊
Good job Aman brooo
make them international singers
ኤማ ተባዕ ሃያሲ
ኤም እሰየ ደርፊ ለብ ግጥሙ ዜማአ ጥራሕያ ከፍ ዘለለ ብሓቂኸአ ከነ ገሊጽካያ
tbuq agelalta nice job keep going like that thanks .we appeared you 🥰
Ama.❤Betami xefufun .geluxun zekone mermetra Eka Hibkayo . Akrem Wen Kabzom Alwna Elana Nemkahlom . Nefu demxawi Eyu. I Hope be Positive said Reio .ab zemxe kemehays
ኤማ ቀባጽ ሜን😂❤ በሎም ወዳኣዮም ክባኣሱኻ እዮም😢 ግን ክሳብ ዝዕረዩ በሎም😂
Kela manka une kea wedey. Kudanu zeyereyo
ኩለን ኣደታት ዘይውዳእ ሓልዮት ኣለወን እልና ክንድምድም ንክእል ዲና፡ንሱ ዘይውዳእ ሓልዮት ዝረኣየላ ተኣማሚኑ ክምስክረላ ዝክእል ኣዲኡ ጥራይ እያ፡ስለዚ ከምቲ ብደቂቕ እትህይሶ ንዓካ ብከምኡ ንክንከታተለካ ውን ገርካና፡ብዝተረፈ ካብ ዝሰማዕክዎም እቲ ዝበለጸ ሃያሲ ኣብ ሙዚቓ እካ ንዓይ።
Kemu enda belku kulen ade hade aykonan,So eta bqereba zfelta adey kbl xegem zelewo aykonen
@@bigboy9099ane gen mes ema eye zelku zekone sebe kem adeiki wey kem adey ayblen eyu kem adetatetki zeytwesdi wey kem ade lewhae yelan eilena eina nezarbe ember kem adey lewhae eilena aynzarb2n eina tetgagie gen armeni
@@bigboy9099 99% kulen hade eyen
Ema nebsi welcome
ተመስገን ኣምላኽ ኤማ ትሓጉሱ ርኤዮ 🥰😂😂😂
Thank you Ema xubuk srah kexlo
ይበል ህየሳ ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ
ኢማ ኣድናቂካ አየ ከም ከደሙ ጽቡቅ ዝመነነ ግን ለሚንካ ኣይምለስን ድዩ?
ኣስተውዕል ክብርታታ ኣብ ድግልና ጥራይ ኣይኮነን ባዓልኻ ውን ትብሎ ኣለኻ ጎል ኣነስተይቲ ቡዙሕ ዩ ክብራ ባዕልኻ ነዝሐሰርካይ ድማ ጊጋኻ ኣሚንካ ክትናፍቓ ግድን እዩ ምኽንያቱ ሂወታ ነዝባለሸኻያ ከመይ ክብራ ዝይትመልሰላ ፡፡ ኣብ ጊጋ ኣለ ኻ ካኣልኩሉ ክትብላ ትፈርሰካ ኣላ
15:12 ኤማ ወረቀት እንዶ ኣይትደርቢ😅😅
እዛ ናይ ማይ ኣይሂ ሰምዖ ከይከዉን ኣለዎ እንበር ንጥብጣብ ክብል ፍጹም ኣይምካኣለን ብዝኮነ ኤማ ጽቡቅ ህየሳ
አይካአየልካዮን ሐወና
ከከም አዳማምጻኻ እዩ ደርፊ ዳሐር ክእለት ይውሕደካ ብልጽቲ ሰራሕ እያ
Kem ayhi (zzenb) (zzari) nbata kbla neruwo
Natey riyto
Tnks
Nay behaqi tegba eya ema..
N. Mejemerta gzie belo nay bhaqi belo.. 😊😊😊
Welcome ema hawuna kberelna kexlo bezom mexaweti eznina knhamim aykonan
ሓደ መዓልቲ ግን ፊት ንፊት ምስ ኣክረም ኣራኽብዎ ኣብዘን ከም ኣሉታዊ ኣገላልጻ ዘለዎ ንኤማ ናይ ኣክረም ሓሳቡ ክንሰምዕ ምኽንያቱ ገጣሚ ባዕሉ ስለ ዝኾነ::
Kab meriet seribuni wn aybhaln eu.
Kab meriet liHukuni fqri maHashe
Hanqiqes hizeya hamiqe keykewn
ኤማ ብልጽቲ ስራሕ ብልቢ ካብ ሕጂ ንድሕሪት ኣብ ካልእ ቻነል ኣይትምጻእ ኢኻ ሳብስክራይብ ጌርናያ ኣለና ❤❤❤
😮😮😮😮😮😮
ጸባ ስተ!! ኤማ ሓወይ ኣብዚ ኣለው ናይ ቃርያ'ዶ፡ናይ ኣቤል ክብሉ ዝዋዕሉ ይሰክቱልና ሕጂ። እሞ ከኣ ግጥሚን፡ዜማን ባዕሉ!! ያኣኣኣ! ኣክርም ሰብኣይ እዩ ዕድመን ትዕናን ይሃብለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷 Akrem forever ✊✊✊✊👍
Yes msaka aleku,
ሓሳዊ ሓሪፍ ደርፊ ኢዩ
Kbrtata hakike tbl eka bzuh sense aythbn eya
Ab zehaleka alena msaka Ema hawina❤❤❤
Ema ሓንቲ ብልጽቲ ደርፊ ብ ጹቡቅ ትገልጻ ሒዝካልና ምጻእ ሕጂስ በዚሕና ነቀፈታ ብ ጹቡቅ ከኣ ክትገልጽ ጀምር
Nice
Beza derfi eziea keytmexeni 😮ema sne-sreat gber
😂😂
❤ Keep it up! Ema jigna
eski nhteka getmi ebal thefka aperblna betami apelilkauo ezi derfi
God bless you bro
Emma lomi kurub tekeyfu mesleni akrem keep it up
Ya akrem khiswo ab mewedaeteu
Ema shikor ❤kexelo.
Hadesti derfi msma gedifeyo niere hji gn bsmka ksema eye Ema asli
ጠባቢሩ ካብ ናይ ትግርኛ ክብርታታ ሓኺኹ፤ ኣስላመይቲ ቀይረያ ማለቱዩ ዝከዉን።
😢😢😢 eway dunkuruna
Aslameyti zeygebir hakaki
ደንቆሮ
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮☠️
Eway kthamq
እዚኣ ሰብ እዚኣ ኣይበኸየትን 😂😂😂 ኣየ ኤማ
ኤማ ሓወይ እዚ ትገብሮ ዘለካ ቀጽሎ ጽቡቅ ግን እቲ ገዛ ድምጺ ብጉቡእ የሕልፍ ስለ ዘየለ እንተ እምሓየሽካ ጽቡቅ
Farss❤
ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ቀይሩ? ተጋጣጢሙ ተዝኸውን ነይሩ ግን ጽቡቕ ምኮነ ነይሩ ፡ ተተጋታቲሩ ግን ናብ ካልእ እዩ ዘሲምዕ።
ብዝኮነ ናይ በረኸት ኢሳቅ ዝፈትዋ ኣበሃህላ ግጥሚ ኣላ ኣዘኻኽርኩምኒ ፡
ብዓዲ ክትምርምር ዓዲ ዘየለኻ
ሰባት ትጎጃጂል ኣታ ሰብ ከለኻ
ለውጦ'ቲ ዜማ ንፍቕሪ ቃንዮ
ንስኻ ክትምስገን ልብታት የሕውዮ
እሞ ከኣ ኣብቲ ጽንኩር ሃዋህው ኩሉ ንፍትሒ ኢሉ ዝግዕረሉ ዝነበረ እዋን ፡ ብብዝሒ ንጽልኢ ዝዕድም ደርፊታት ዝድረፈሉ ዝነበረ እዋን እዛ ግጥሚ በረኸት ኣዝያ ዝመሰጠትኒ ኣበሃህላ ኢያ።
Ema yaho kexlo xbuk srah
❤❤❤❤❤❤
"ምርኩስ ሰይረ፣ ደገፍ ተመንየ፣ ንልባ ኣመኒነ" ~ኣክረም ጀማል
No btaemi thnqqo nera gn yesaqya neru.. Hji gn tetaeisu... Gdefena akram jgna eu.. Atababeayo
Btaemi des zibl agelaltsa Ema meksen.
Lomi des zbeleni gin des elka eka tefanikana😅 .
Akrem kea nifue ketslo ajoka!
ኤማ ሓቢቢ ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ስራሕ! ግና ኣብታ
"ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቕኒቱ ተቐይሩ
በልዋ'ሞ ተሳዒሩ'ሎ ሕመቑ ተቐቢሩ "እትብል ሓሳብ ስለምንታይ ተሳዒሩ ከም ቕቡል ይኸውን? ነቲ ክፉእ ባህርያቱ እንድሕር ቀቢርዎስ ተዓዊቱ'ዶ ኣይኮነን? እስከ ኣብዚኣ ኣብርሃያ የቐንየለይ ❤
Ya eza abahahlaka kef alewa gn eti sirret kab natu view koinu ysmeani. Eti kedem zgebro znebere awet eyu neru niuu hji gegeu ms teredeo gn sieret ykewn alo maletyu. Ember logically enteriekayo ya tebayu mmhyashu eyu awet kkewn zelewo. Dehar kea eta nsu zbela blmdi ntkemela abehahla eya. Hansab hansab beti zlemedkayo abehahla eka tkeyd.
Sport ግበር በጃካ፡ ምንቃፍ ጥራይ ኣይትኩን😂
Ema bel next nay tedalo nmntay tbl derfi knxbeyeka ena...😊
😢😢😢😢 eway eza adey mexawtie eziom koyna tigrigna zeyaxriu😢😢geatme heyasa😂😂😂
Bravo ema hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
ኣብታ "ምርኩስ ሰይረ ደገፍ ተመንየ" ትብል ብ ምርኩሰይ ሰይረ ደገፍ ተመንየ እንተትእረም ዝያዳ ብልጹነት ምሃለዋ እታ ግጥሚ።
Gele aynet agelalixa nzefetwo dimxawi
❤❤🎉