Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዳዊት ጋንጊስተር ቃው ቃው በቃ 😂ኣድነቕቲ ዳዊት እዮብ Like ናፊቐ ኣለኹ ሸላልሙኒ 🤠
ነዛ ጽሕፍ ተንብብ ዘለኻ ኣምላኽ ስደትካ ኣሕጺሩ ገጽ እታ ትፈትዋ ወላዲትካ የርእኻ። ኣሜን (3) 🥰🙏🕊 #ሳብስክራይብ ጸፊዕኩምኒ ሕለፉ ወገናተይ💙🥰💎
Amen 🙏 ሰላም ንዓኹም ዓበይቲ ተዋሳእቲ ሃገርና ሙኩራት ተዋሳኣቲ ዝሓዘት channel ኣብዛ channel ኣቲኹም subscribe ግበሩልና ብትሕትና ንሓትት ትሕዝቶና ርኣይዎ ክትፈትዉዎ ተስፋ ንገብር።
Gerelka💪🤙🤙🏽
Amen amen amen 🌹😍❤🌻🌷💐👏
ጠዋሊ
Amen 🙏
ሃሃሃ😂ዳዊት ቡሉሹት😂😂
ኡይይይይ ዳዊት ዓርከይ ናትካ ቻነል ኣውጽእ ኮለል ክብል ደድሕሪኻ ኮሜዲ ናትካ የሓልፈኒ ኣሎ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ጋንጊስተር ዓርከይ
ዳዊት መሕረር ኸምዚ ጌይርካ ስከ ኣረጋጋና ምበር ስደት ዳ ምባሉ ፡ "ጋንጊስተር" አዩ።
ናይቲ ደምካ ዝመጠካ ገናኔ Profilka ጌርካስ ስደት ተምርር ተረፍ ዓሳ
@@rahwarawa925 መን ኢዩ አሰያስ ደመይ ሰቲዎ አሉኪ ንስኪ ተረፍ ሓራግጽ፡ ንሱ ከም ሰቡ ኣብ Office Inn and Out አናገበረ ሃገር የማሕድር ኣሎ ንሲኪ /ንስኻ ድማ ንብስኻ/ነብስኺ ትክል ።
@@rahwarawa925 sq eski beli etay yetki neana eritrawiyan eyu gdayna tm elki film riki kidi sn sreat kea temahari ab sudi yemen zmetu zelewu tegaru aytresie gn sdet sle zkene trgum sdet yfelt eye neaki teref mot yemen kbleki aygbean eyu bzkene sne sreat telamedi gal dokter debrexen kkkk
world class comedy ዳዊት ዘደንቅ ክእለት’ዩ ዘሎካ በርቲዕኻ ቀፅለሉ
Enqae beslam mexakum degza halah meret🇪🇷🙏💓🇪🇷🇪🇷
ስድት በዓለገ ውይ ትምሃርሉ ውይ ስርሕሉ ብዓብዩ እግዚህር ኣሎ እዩ ነገሩ
Junta
@@yonijoni4636 ehi emo junta 🙃
እዝስ እንታይ ይበሃል አይምህር አየስሕቅ እቲ ጽቡቅ ባህልና ናዓና ዝመስል ትምርትን ዋዛን ዘለዎ ዘይተቅርቡ እዘን ተሰዲድና ንቅመጠለን መጀመርታ ብፊልምን ብመስሐቅ ጸወታ ዝመስል ጌረን እየን ንመንእሰያተን ሕማቅ ምህሮ ምሂረን እቲ መንእሰይ ከአ ኖን ንሃገሩ ደቂ ትምርቱ ጎረባብቱ አብኡ አዲኡ የሕዋቱ ዝቀትል ዘሎ ጋንግ ማለት ግብረሽበራዊ ንሕብረተሰቡን መንግስትን ዘይእዘዝ ማለት እዮ እቲ ውቃጦ ድማ ትርጉም አለዎ ብሕልፊ እዚ አብከብድኻ ናይዓጽሚ ምውት ሰብ ምልክት ምስናይሰይጣን 666 ምትሕሐዝ ዘለዎ ናይኡሉሚናቲ ዝባሃሉ መብዛሕትኦም ስነጥበበኛታት ደረፍቲ ፊልሚ ዝሰርሑ ናይአጋንንቲ ሰራሕተኛታት በላዕቲ ሰብን ህጻውንትን ክጨውዮ ዝውዕሉ ነዚ ስራሕ ኢልኩም ከተቅርብዎ ጌጋ ሽጉጥ ሒዝካ ሰብ እንዳፈራራሕካ አብሃገርና ከተታአታትው አይትምሃሩ መንግስቲ ዘለዎ ሃገር ግደፉ ንሕና ብፍላይ አብአሜርካ ንቅመጥ ንፈልጦ ኢና ክንደይ ኤርትራውያን ደቅና ብጋንግ ተቀቲሎም አለው ደምስስዎ ወሎዶ ከይተጥፍኡ
ዳዊቶም ልክዕ ናይ ጋንግስተር ኣምጽእካያ 😂😂😂😂
Dawit, you are the best comedian i've seen! Keep it up! ❤❤
ዳዊት እቲ ትሰርሗ ጹቡቅ እቲ ጋንግ አብ ኤርትራ ክርኤ ጹቡቅ አይኮነን
Kkkkk dawit mehrer kexilo
መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ ክብርቲ ሓፍተይ
@@iteentertainment blmena yelen balu eti srhaka kmskrceyu
The guy is annoyingly hilarious 🤣
ብጣዕሚ ዘሐዝን ነገር ኢዩ ::በዚ ትድነቑ : ትሩፍ ንሓደ ምዓልቲ ::
Ata entay aynet comedy u zi zblae hasab zeyblu dawit kab semun semun trgum zeyblu srah tekrb hanti xffti srah wela ab amet zeytewx
መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ ኩቡር ሓወይ
ሰክት እስከ ካብዚ ንላዕሊ ከመይ ደሊኻ ህኮት
@@yonas3137 amshi baal nskum ikum eko abkndi nekefieta thbu suk ilkum nfue nfue tblwom shu tbeb ymewt eske ngereni etay tmrti alewa wey meshak hntiktik abilomuka keman ayteshkn ya
ከተስሕቅ ክትብል ሲ ብዙሕ ርኹስ ነገር ትዛረብ ኣለኻ ዳዊት እዮም ኣስተውዕል።"ወዲ ሓትነይ ይስዕመኒ ኔሩ"ኢልካ እዚ ግብረሶዶማውነት ዶ ኣይኮነን ካብመዓስ እዩ ሰብኣይ ን ሰብኣይ ዝስዕሞ ደሓር ከኣ ኣካላተይ ሕጸበኒ ክብሎ ን ኮሙ ሰብኣይ። ኣስተውዒልካ ተዛረብ ኣብ ብዙሕ ዘረባ ብዙሕ ኣበር ኣሎ ይብል እቲ ቅዱስ ቃል ፧ብተወሳኺ እታ ቀዳመይቲ ፓርት ዕውቲ ስለ ዝኾነት ግድን ፓርት 2 ወይ 3 ክትሰርሕ ኣለካ ማለይ ኣይኮነን ይበላሸወካ ኣሎ ስራሕ ። ርኢቶ ተዓዘብትኻ ኣድህበሉ ኢኻ ንኽትዓቢ ክብርታት ሕብረተሰብን ሃይማኖታትን ባህልን ሓልዎ ።
ስቅ በል ዓፋፍ ሃለውለው ኣይትበል
@@abutafekqr1767 hasabu gelitska elkas tserfi.merayi dnkurnaka eyu
Nay behaqi xibuq reyto eyu broye 🙏
ትክክል ጽብቅ ኣለካ ኩሉ ጽብቅ ጌርካ ገሊጽካዮ እንዲካ ተወሳኪ ዘይገለጽካዮ ኣነ ክዉስኮ ስለምንታይ ናይ 666 ዉቃጦ ተወቂጥካ ኣለካ ዳወት ንሕብረተሰብና ኣብ ክንዲ ሰናይ ንምንታይ ሕማቅ ትምህር ኣለካ ገሪሙኒ ኣብ ጉብዝና ዕድመ ዘለዉ ነዚ ናትካ ዉቃጦን ሕማቅ ቃላትን ገለን ብዘይገለ ኣብ ሂወቶም ከም ዝፍትንዎ ክትፈልጥ ይግባእ ካብ ጌጋታትካ ተኣሪምካ ክትምለስ ተስፋ ይገብር
ያ ጀምዓ ፡እንታይ ድዩ'ሞ እቲ መልእኽቲ? ካብ ባህልኩም ኣይትውጽኡ ዘይኮነን ኣብሓደ ኮሜዲ ናይ ሕማቕ ኣብነት ኣሎ ንዑኡ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ዝመልስ ከኣ ኣሎ ። ከምኡ እንተዘይጌሩ ደኣ እቲ መልእኽቲ ብኸመይ'ዩ ክመሓላለፍ ( ንኣብነት ኣብዛ ኮሜዲ እዚኣ ንሰብኣይ ሓፍትን ንዳዊትን ጥዑያት እንተጌርካዮም እንታይ እዩ ክኸዉን ? ተረኽበ ኢልና ኣብ ኮመንት ለባም ለባም ምጽዋት ግን ትርጉም የብሉን
ኮሜዲ ኢዳ ሂባ ፡ ንዓባ ሕጂስ ሓዲሽ ሓሳብ ሒዝካ ቅረብ እቲ መልእኽቲ ፍሉጥ ጥበብ ዘይብሉ ኮይኑ
Dawit jegna king comedy eka forsa teray ediman tenan yahbka
Kikk dawita shenti nishenti gerkayo nice bro.❤
ሰላም ዳዊ እትሰርሖም ስራሓት ዋላኳ ጽቡቕ እንተኾነ ኣብዚ ቐረባ ግዜ ትፍንዎም ዘለኻ መዘናግዒ ድዮም ወይስ መዘንግዒ መቸም ስነ ጥበብ ባህልታትካን ክብርታትካን ክትዕቅበሎም ከምኡ'ዉን ስነ ምግባር ትምህረሎም ኮታስ ንሕብረተ ሰብካ ትሃንጸሎም እዩ ።ስለዚ ኣብ ንለቆም ቪድዮታት ሓላፍነታዉያን ክንከዉን ኣለና ንስነ ጥበብ ከም ቢዝነስ እንተ ሒዝኩሞ ኣዝዩ ዕንወትዩ፡ ሓደ ነገር ክነግረኩም'ሲ ብዛዕባ እዛ ጋንጊስተር ኮሜዲ ሓደ ካብ ኣሕዋተይ ኣነ ጋንጊስተር'የ እንዳበለ ንቖልዑ ቦጣዕ ቦጣዕ ከብለኩምየ ይብሎም ስለዚ ገና ካብ ህጻንነቱ ከምዚ እንዳ በለ ዝጎበዘ ቖልዓ እንታይ ዓይነት ጽልዋ ኣለዎ ገምትዎ ስለዚ ኣዚኹም ጥንቁቛት ኩኑ።
በስመ ስላሴ ናይ ብሓቅ ንቅሳት ድዩ ዝ በስመኣብ መሓረና
Moyte 😂 😆 😂
Ata dhri kndey blbey sihke yekenelna kexlwa aza gängster 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
ዋው ዴቭ ሽሀኮር እንቓዕ ብሰላም መጻኻ I love you
ናብ ኣወል ስዒድ ጸሪዩ በል ሕጅስ ንሱን ሓንጀ መጁን፡ ሃጠው ቆጦው ኮይኑ ሎሚስ እዚ ኮሜዲ
This guy killing me fam
ኣብ ኤርትራ ሽጉጥ ሒዝካ ክንድዚ ምፍርራሕ የለን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኮሜዲ
Dehan yitehagosu gidefom
@@meharihabtemariam3035 ይገርመካ እዩ እምበር'ከ እዚ ፊልምታት ኣብ ኤርትራ እዩ ዝፈሪ ዘሎ
@@asmehope7604 ገሪምና ኣሎ ወደይ! እንታይ ሞ ኪንቢል ኢና! ኣነስ ናይቶም ጹቡቕ ኣለኻ ቐጽል ዚብሉ ዘለዉ እዮም ዘተሓሳሱቡኒ ዘሎ ሊዕሊ ዝኾነ ነገር።
ኮሜዲ ካብ ሓቂ ዝርሓቀ ክትሰርሕ ንቡር እዩ ዝዓርከይ
@@ስዲኤርትራዊ ሐራይ ተቐቢለያ ግን ነቲ ሕብረተሰብ ይጎድእ ድዩ ይጠቅም ተሓሲብሉ እንተዝስራሕ ግን ዝያዳ ንፍልጠት ንትምህርቲ ንዕቤት ሕብረተሰብን ሃገርን ምኾነ ዝብል ርድኢት ስለዘሎኒ እየ ዝሓወይ ብሩኽ
No gega film Nhxanat hadegegna mhro eyu Taremelu dawita🇪🇷
Dawit my favourite comedian 👌👌💯💯 🇪🇷
Dawit
ዳዊት ኢዮብ እታ ዝሓመቀት ዘይት እመን ኮመዲ ሰሪሕካ።ኣብ ኤረትራስ ብሹጉጥ ሰብ ዘፈራርሕ ኣሎ ።ፍጹም ዘይእመን ኤረትራዊ ዜጋኸ ንኤረትራ መጺኡስ ክምኡ ዝገብር ኣሎ?ብጣዕሚ ተጋጊኻ ሕማቅ ኮመዲ ሰሪሕካ። ብጃኻ ናብ ቀደመካ ተመለስ። ነዞም ኣብ ወጻኢ ንነብር ኣኽፊእካና
ዳዊት ኣይፈለጠን መስለኒ ዓድና ክንደይ ከምንፈርሕ ንህዝቦም ዘይከኑ መራሕቲ ከምዘለዉና
Enkue kea kemziom aynet sebatsi ayatewuna,,,
ያ ያ ፈፎው ኣቢለ😜😂😂ዳዊት መቅሰን
OUTSTANDING!!!!!!! SOOOOOOOOOOO AWESOME AND FUNNY 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ንመዘናግዒ ጽቡቅ ኣሎ። ሽጉጥ ሒዙ ክኣቱ ዝፍቀድ ግን ኣይመስለንን። ብኻልእ መፈራርሒ ክትካእ ይከኣል ይኸውን። ምስ ዘሎ ኩነታት ዝመጣጠን መታን ክኸውን።
It's fake gun I guess 🤷
Bueunet nay eritrean bahri aykone qeyra ESA filmka
በርሀ መሕጎል
Degena aytere weshtena teker u zereba u amlak aboy adey nafike dawit hayal seb aytekalkan 🙏🙏🙏❤❤
Very funny guy's the best comedian davi keep it up going 😀👍
"ሕቆይ ሕጸበኒ " ከመይ መላጢካ ይግበሮ ሃ ሃ ሃ
Kef zelewa eza dona
Dawiteyy asli nice job kexilo habibi
Wedi Eyob Arkey Ajoka Eske Ane mara Eye fetieka zeleku kdwulelka Eye zarkey nafiqeka Aleku
ኣብ ገለ ድምጺ ናይዛ ጓል ናይ ኣድያም ሰበይቲ ኖሆም መስተ ይመስል ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ።
Good Job mean dawita 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kkkk dawit fuuny great
Kkkkkk Dave really you are the best comedian
አየ ዳዊት ነብሲ ጋንጊስተር ማፍያ kkkkkkkk
😁😁🤣🤣🤣🤣 beqa
Kelwo btaemi des zbl
Moite bsehak 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 thanks so much deki Erey
Ezias entay teshk alwa gen entrfo hmak
Hhhhhhhhh online ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም #ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ገጽ ዝፈትዋ ወላዲቱ የርእዮ 🙏🙏🙏
Dawit shikor Gangster 🥺😂
Gele aynet comdy bhaki adnekeka Dawit
🤣😂 very funny! Good job Dawit you are an excellent actor that plays many characters well
Ane metewi kigerelkaye niska mewxi tigebrela lmao 🤣 😂 😂
ዳዊት ኣስሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂
Serah deya eza dawit
“እዚ'ሞ ንባዕሉ ጭሩ እንዲዩ” ዳዊታ ያሆ hahahahahaa
Kkkkkkk Ata nic dawit the best
Qurub aselcheyatna
Bejakum qeltufna😂😂😂😂😂
David is a great comedian 👏
ዋላ ንስኺ ክትሸንለይ ትኽእሊ ኢኺ ኣላ ዴቭ መሕረር 😂😂😂
Dawit yahoooooo I want mowsubo kkkkkkkkkkkkkNatey xibuq tzareb aykone ab dege tiitka tiwesid
ነዊሑ ኣስለቻዊ አንዳ ኮነ ይመጽእ ኣሎ ዳዊታ ኮሜዲታትካ
Gangster 4 please dawita 🔥😜😉
እታ እዞም ሰባት ዕድመ ይሃቦም ግርም ዕዮ ይሰርሑልና ኣለው ኣናብስ
Xbuk Srah 💯
Dawita shikor mara kef alowo sirah ka qexilo ika gin tidinguyena ala iza gangister
lol funny comedy good art
Aytbkeyi ane zbekekwo yakleni elwa 😂😂😂😂😂
መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ ኩቡር ሓወይ ናተይ
Kkkkkkkkkkk dawita asli
ኣንታ ነዚ ጋንግስተር ሲ ሓደ በዓል ሸፍሻፎ ስኢኑ ረቢሽዋ እኮ ስድራ ምሉእ ብዘይ ፍረ ዳዊት መሕጎል ክክክ ህውከት።
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 xada
ane shenti kola nafike leku kkkkkk😍😍😍😍😍
Woww 👌👌
አድናቅት dawit eyop like 🥰🥰
Tenx Dawit Asli
Welcome Deki Erey
Dawa kebax kexlo eka ajoka
ዳዊት ብታእሚ comedytatka ጽቡቃትን ኣዛነይትን ኢዮም እዛ comedy ትቅጽል ተኮይና ጽቡቅ ክትቅጽል ተዘይሓሲብካ ግን ሓንቲ መቀጸልታ እሞ ግበረላ ኩሉ ጊዘ እቲ ፌክ ወይ ድማ ኣሳሲንዮ ኩሉ ጉዜ ሕማቅ ጸኒሑ ኣብ መወዳእታ ምስዓሩን ትሕቲ መረት ምስፋሩን ኣይተርፎን ዩ ስለዚ ኣብ መወዳእታ ሰብኣይ ሳራ እዚ ኩሉ ትሕትናኡን ልቦናኡን ክስዕር ጋንጊስተር ከኣ ብ ሕማቅ ኣሰዓዕራ ክሰዓር ከምዘለዎ ተገበርካ ናብ ጽቡቅ ክትከይድ ያ ። ናብ ሕማቅ ኣንፈት ከይትከይድ ሕማቅ ትምህርቲ ንቆሉዑ ንዘይሓስብ መንእሰይን ከይትከዉን ።ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤ ቀጽሎ እቲ ዝበዝሐ ጽቡቅ ስለ ዝኮነ የ ነተን ሪኢቶ ትራሕ ጺሒፈ
Kkkkk ati dawit
Kkkkkkkk uyyyyyyy moyte
ዳዊት ስዲ ቆጽሎ በል ግን ኣትውሪ ሰባኣይ ሓፍተይ ሸናይ ኣትበል
ዳዊት ኢዮብ ጋንገር ናይበሕቂ ጋንገር በጃኻ ነቶም ህጻናት ጽቡቕ መሃሮም ጋንገር ከይትገብሮም ሕልና ግበር ስራህ ሲንካ ኢንተኮንካ ግደፎ በጃኻ።
Nay bhaki zhawey
Ygerm eu nabey gexna ena
Welcome deki erey
Part 4 knxbe ena hade klte keyewdeqe keytgedfwa🤣😂🤣
ሰላም ንዓኹም ዓበይቲ ተዋሳእቲ ሃገርና ሙኩራት ተዋሳኣቲ ዝሓዘት channel ኣብዛ channel ኣቲኹም subscribe ግበሩልና ብትሕትና ንሓትት ትሕዝቶና ርኣይዎ ክትፈትዉዎ ተስፋ ንገብር።
Ya hakimwa ember eza seb 🤣🤣🤣
ዳዊት ጋንጊስታር ቃዉቃዉ ኣቢልካያ ደድሕሪ ዳዊት ኢዮብ ኽከይድ ኸምዚ ኸማይ ኮለል ዝብል እሲኺ ላይክ ይልኻዓኒ
Neti tenbro Eka tmeslo heji Ka zeyle comedy tserhu nemntay be hezbi txawtu
Crazy brother in law lol
🤣🤣🤣🤣 nebsey tahaxbeni uyyyyy meyte ko kkkkkkkk
Dawit eyob we love you I am really 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤟
Please part 4😂😂😂😂😂😂
Tewizu dawitey 🤣🤣🤣
She is a pregnant lol can't stop laughing 😅
Dawit gangster 😂😂
David z great keep,it up kkkkkkkkkkk
መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ ኩቡር ሓወይ
እዛ ጋል ግና ብጣዕሚ ሕማቅ ኣከዳድና ፡ ጥርሓ እያ ዘላ፡ ኣብቲ ሃገር ዘለኩምስ እባ ኣጆኩም ፡ ብኩሉ መማህራን ኩኑ ኮላይ በላባብሳ Pleas
Welcome Dawit meqseney kteQarxa yeblkan aza flim
Dawit,👍👍👍👌👌
ዳዊት ጋንጊስተር ቃው ቃው በቃ 😂
ኣድነቕቲ ዳዊት እዮብ Like
ናፊቐ ኣለኹ ሸላልሙኒ 🤠
ነዛ ጽሕፍ ተንብብ ዘለኻ ኣምላኽ ስደትካ ኣሕጺሩ ገጽ እታ ትፈትዋ ወላዲትካ የርእኻ። ኣሜን (3) 🥰🙏🕊 #ሳብስክራይብ ጸፊዕኩምኒ ሕለፉ ወገናተይ💙🥰💎
Amen 🙏
ሰላም ንዓኹም ዓበይቲ ተዋሳእቲ ሃገርና ሙኩራት ተዋሳኣቲ ዝሓዘት channel ኣብዛ channel ኣቲኹም subscribe ግበሩልና ብትሕትና ንሓትት ትሕዝቶና ርኣይዎ ክትፈትዉዎ ተስፋ ንገብር።
Gerelka💪🤙🤙🏽
Amen amen amen 🌹😍❤🌻🌷💐👏
ጠዋሊ
Amen 🙏
ሃሃሃ😂ዳዊት ቡሉሹት😂😂
ኡይይይይ ዳዊት ዓርከይ ናትካ ቻነል ኣውጽእ ኮለል ክብል ደድሕሪኻ ኮሜዲ ናትካ የሓልፈኒ ኣሎ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ጋንጊስተር ዓርከይ
ዳዊት መሕረር ኸምዚ ጌይርካ ስከ ኣረጋጋና ምበር ስደት ዳ ምባሉ ፡ "ጋንጊስተር" አዩ።
ናይቲ ደምካ ዝመጠካ ገናኔ Profilka ጌርካስ ስደት ተምርር ተረፍ ዓሳ
@@rahwarawa925 መን ኢዩ አሰያስ ደመይ ሰቲዎ አሉኪ ንስኪ ተረፍ ሓራግጽ፡ ንሱ ከም ሰቡ ኣብ Office Inn and Out አናገበረ ሃገር የማሕድር ኣሎ ንሲኪ /ንስኻ ድማ ንብስኻ/ነብስኺ ትክል ።
@@rahwarawa925 sq eski beli etay yetki neana eritrawiyan eyu gdayna tm elki film riki kidi sn sreat kea temahari ab sudi yemen zmetu zelewu tegaru aytresie gn sdet sle zkene trgum sdet yfelt eye neaki teref mot yemen kbleki aygbean eyu bzkene sne sreat telamedi gal dokter debrexen kkkk
world class comedy ዳዊት ዘደንቅ ክእለት’ዩ ዘሎካ በርቲዕኻ ቀፅለሉ
Enqae beslam mexakum degza halah meret🇪🇷🙏💓🇪🇷🇪🇷
ስድት በዓለገ ውይ ትምሃርሉ ውይ ስርሕሉ ብዓብዩ እግዚህር ኣሎ እዩ ነገሩ
Junta
@@yonijoni4636 ehi emo junta 🙃
እዝስ እንታይ ይበሃል አይምህር አየስሕቅ እቲ ጽቡቅ ባህልና ናዓና ዝመስል ትምርትን ዋዛን ዘለዎ ዘይተቅርቡ እዘን ተሰዲድና ንቅመጠለን መጀመርታ ብፊልምን ብመስሐቅ ጸወታ ዝመስል ጌረን እየን ንመንእሰያተን ሕማቅ ምህሮ ምሂረን እቲ መንእሰይ ከአ ኖን ንሃገሩ ደቂ ትምርቱ ጎረባብቱ አብኡ አዲኡ የሕዋቱ ዝቀትል ዘሎ ጋንግ ማለት ግብረሽበራዊ ንሕብረተሰቡን መንግስትን ዘይእዘዝ ማለት እዮ እቲ ውቃጦ ድማ ትርጉም አለዎ ብሕልፊ እዚ አብከብድኻ ናይዓጽሚ ምውት ሰብ ምልክት ምስናይሰይጣን 666 ምትሕሐዝ ዘለዎ ናይኡሉሚናቲ ዝባሃሉ መብዛሕትኦም ስነጥበበኛታት ደረፍቲ ፊልሚ ዝሰርሑ ናይአጋንንቲ ሰራሕተኛታት በላዕቲ ሰብን ህጻውንትን ክጨውዮ ዝውዕሉ ነዚ ስራሕ ኢልኩም ከተቅርብዎ ጌጋ ሽጉጥ ሒዝካ ሰብ እንዳፈራራሕካ አብሃገርና ከተታአታትው አይትምሃሩ መንግስቲ ዘለዎ ሃገር ግደፉ ንሕና ብፍላይ አብአሜርካ ንቅመጥ ንፈልጦ ኢና ክንደይ ኤርትራውያን ደቅና ብጋንግ ተቀቲሎም አለው ደምስስዎ ወሎዶ ከይተጥፍኡ
ዳዊቶም ልክዕ ናይ ጋንግስተር ኣምጽእካያ 😂😂😂😂
Dawit, you are the best comedian i've seen! Keep it up! ❤❤
ዳዊት እቲ ትሰርሗ ጹቡቅ እቲ ጋንግ አብ ኤርትራ ክርኤ ጹቡቅ አይኮነን
Kkkkk dawit mehrer kexilo
መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ ክብርቲ ሓፍተይ
@@iteentertainment blmena yelen balu eti srhaka kmskrceyu
The guy is annoyingly hilarious 🤣
ብጣዕሚ ዘሐዝን ነገር ኢዩ ::
በዚ ትድነቑ : ትሩፍ ንሓደ ምዓልቲ ::
Ata entay aynet comedy u zi zblae hasab zeyblu dawit kab semun semun trgum zeyblu srah tekrb hanti xffti srah wela ab amet zeytewx
መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ ኩቡር ሓወይ
ሰክት እስከ ካብዚ ንላዕሊ ከመይ ደሊኻ ህኮት
@@yonas3137 amshi baal nskum ikum eko abkndi nekefieta thbu suk ilkum nfue nfue tblwom shu tbeb ymewt eske ngereni etay tmrti alewa wey meshak hntiktik abilomuka keman ayteshkn ya
ከተስሕቅ ክትብል ሲ ብዙሕ ርኹስ ነገር ትዛረብ ኣለኻ ዳዊት እዮም ኣስተውዕል።
"ወዲ ሓትነይ ይስዕመኒ ኔሩ"ኢልካ እዚ ግብረሶዶማውነት ዶ ኣይኮነን ካብመዓስ እዩ ሰብኣይ ን ሰብኣይ ዝስዕሞ ደሓር ከኣ ኣካላተይ ሕጸበኒ ክብሎ ን ኮሙ ሰብኣይ። ኣስተውዒልካ ተዛረብ ኣብ ብዙሕ ዘረባ ብዙሕ ኣበር ኣሎ ይብል እቲ ቅዱስ ቃል ፧
ብተወሳኺ እታ ቀዳመይቲ ፓርት ዕውቲ ስለ ዝኾነት ግድን ፓርት 2 ወይ 3 ክትሰርሕ ኣለካ ማለይ ኣይኮነን ይበላሸወካ ኣሎ ስራሕ ።
ርኢቶ ተዓዘብትኻ ኣድህበሉ ኢኻ ንኽትዓቢ ክብርታት ሕብረተሰብን ሃይማኖታትን ባህልን ሓልዎ ።
ስቅ በል ዓፋፍ ሃለውለው ኣይትበል
@@abutafekqr1767 hasabu gelitska elkas tserfi.merayi dnkurnaka eyu
Nay behaqi xibuq reyto eyu broye 🙏
ትክክል ጽብቅ ኣለካ ኩሉ ጽብቅ ጌርካ ገሊጽካዮ እንዲካ ተወሳኪ ዘይገለጽካዮ ኣነ ክዉስኮ ስለምንታይ ናይ 666 ዉቃጦ ተወቂጥካ ኣለካ ዳወት ንሕብረተሰብና ኣብ ክንዲ ሰናይ ንምንታይ ሕማቅ ትምህር ኣለካ ገሪሙኒ ኣብ ጉብዝና ዕድመ ዘለዉ ነዚ ናትካ ዉቃጦን ሕማቅ ቃላትን ገለን ብዘይገለ ኣብ ሂወቶም ከም ዝፍትንዎ ክትፈልጥ ይግባእ ካብ ጌጋታትካ ተኣሪምካ ክትምለስ ተስፋ ይገብር
ያ ጀምዓ ፡እንታይ ድዩ'ሞ እቲ መልእኽቲ? ካብ ባህልኩም ኣይትውጽኡ ዘይኮነን ኣብሓደ ኮሜዲ ናይ ሕማቕ ኣብነት ኣሎ ንዑኡ ናብ ቅኑዕ መንገዲ ዝመልስ ከኣ ኣሎ ። ከምኡ እንተዘይጌሩ ደኣ እቲ መልእኽቲ ብኸመይ'ዩ ክመሓላለፍ ( ንኣብነት ኣብዛ ኮሜዲ እዚኣ ንሰብኣይ ሓፍትን ንዳዊትን ጥዑያት እንተጌርካዮም እንታይ እዩ ክኸዉን ? ተረኽበ ኢልና ኣብ ኮመንት ለባም ለባም ምጽዋት ግን ትርጉም የብሉን
ኮሜዲ ኢዳ ሂባ ፡ ንዓባ ሕጂስ ሓዲሽ ሓሳብ ሒዝካ ቅረብ
እቲ መልእኽቲ ፍሉጥ ጥበብ ዘይብሉ ኮይኑ
Dawit jegna king comedy eka forsa teray ediman tenan yahbka
Kikk dawita shenti nishenti gerkayo nice bro.❤
ሰላም ዳዊ እትሰርሖም ስራሓት ዋላኳ ጽቡቕ እንተኾነ ኣብዚ ቐረባ ግዜ ትፍንዎም ዘለኻ መዘናግዒ ድዮም ወይስ መዘንግዒ መቸም ስነ ጥበብ ባህልታትካን ክብርታትካን ክትዕቅበሎም ከምኡ'ዉን ስነ ምግባር ትምህረሎም ኮታስ ንሕብረተ ሰብካ ትሃንጸሎም እዩ ።
ስለዚ ኣብ ንለቆም ቪድዮታት ሓላፍነታዉያን ክንከዉን ኣለና ንስነ ጥበብ ከም ቢዝነስ እንተ ሒዝኩሞ ኣዝዩ ዕንወትዩ፡ ሓደ ነገር ክነግረኩም'ሲ ብዛዕባ እዛ ጋንጊስተር ኮሜዲ ሓደ ካብ ኣሕዋተይ ኣነ ጋንጊስተር'የ እንዳበለ ንቖልዑ ቦጣዕ ቦጣዕ ከብለኩምየ ይብሎም ስለዚ ገና ካብ ህጻንነቱ ከምዚ እንዳ በለ ዝጎበዘ ቖልዓ እንታይ ዓይነት ጽልዋ ኣለዎ ገምትዎ ስለዚ ኣዚኹም ጥንቁቛት ኩኑ።
በስመ ስላሴ ናይ ብሓቅ ንቅሳት ድዩ ዝ በስመኣብ መሓረና
Moyte 😂 😆 😂
Ata dhri kndey blbey sihke yekenelna kexlwa aza gängster 😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤
ዋው ዴቭ ሽሀኮር እንቓዕ ብሰላም መጻኻ I love you
ናብ ኣወል ስዒድ ጸሪዩ በል ሕጅስ ንሱን ሓንጀ መጁን፡ ሃጠው ቆጦው ኮይኑ ሎሚስ እዚ ኮሜዲ
This guy killing me fam
ኣብ ኤርትራ ሽጉጥ ሒዝካ ክንድዚ ምፍርራሕ የለን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኮሜዲ
Dehan yitehagosu gidefom
@@meharihabtemariam3035 ይገርመካ እዩ እምበር'ከ እዚ ፊልምታት ኣብ ኤርትራ እዩ ዝፈሪ ዘሎ
@@asmehope7604 ገሪምና ኣሎ ወደይ! እንታይ ሞ ኪንቢል ኢና! ኣነስ ናይቶም ጹቡቕ ኣለኻ ቐጽል ዚብሉ ዘለዉ እዮም ዘተሓሳሱቡኒ ዘሎ ሊዕሊ ዝኾነ ነገር።
ኮሜዲ ካብ ሓቂ ዝርሓቀ ክትሰርሕ ንቡር እዩ ዝዓርከይ
@@ስዲኤርትራዊ ሐራይ ተቐቢለያ ግን ነቲ ሕብረተሰብ ይጎድእ ድዩ ይጠቅም ተሓሲብሉ እንተዝስራሕ ግን ዝያዳ ንፍልጠት ንትምህርቲ ንዕቤት ሕብረተሰብን ሃገርን ምኾነ ዝብል ርድኢት ስለዘሎኒ እየ ዝሓወይ ብሩኽ
No gega film Nhxanat hadegegna mhro eyu Taremelu dawita🇪🇷
Dawit my favourite comedian 👌👌💯💯 🇪🇷
Dawit
ዳዊት ኢዮብ እታ ዝሓመቀት ዘይት እመን ኮመዲ ሰሪሕካ።ኣብ ኤረትራስ ብሹጉጥ ሰብ ዘፈራርሕ ኣሎ ።ፍጹም ዘይእመን ኤረትራዊ ዜጋኸ ንኤረትራ መጺኡስ ክምኡ ዝገብር ኣሎ?
ብጣዕሚ ተጋጊኻ ሕማቅ ኮመዲ ሰሪሕካ። ብጃኻ ናብ ቀደመካ ተመለስ። ነዞም ኣብ ወጻኢ ንነብር ኣኽፊእካና
ዳዊት ኣይፈለጠን መስለኒ ዓድና ክንደይ ከምንፈርሕ ንህዝቦም ዘይከኑ መራሕቲ ከምዘለዉና
Enkue kea kemziom aynet sebatsi ayatewuna,,,
ያ ያ ፈፎው ኣቢለ😜😂😂ዳዊት መቅሰን
OUTSTANDING!!!!!!! SOOOOOOOOOOO AWESOME AND FUNNY 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ንመዘናግዒ ጽቡቅ ኣሎ። ሽጉጥ ሒዙ ክኣቱ ዝፍቀድ ግን ኣይመስለንን። ብኻልእ መፈራርሒ ክትካእ ይከኣል ይኸውን። ምስ ዘሎ ኩነታት ዝመጣጠን መታን ክኸውን።
It's fake gun I guess 🤷
Bueunet nay eritrean bahri aykone qeyra ESA filmka
በርሀ መሕጎል
Degena aytere weshtena teker u zereba u amlak aboy adey nafike dawit hayal seb aytekalkan 🙏🙏🙏❤❤
Very funny guy's the best comedian davi keep it up going 😀👍
"ሕቆይ ሕጸበኒ " ከመይ መላጢካ ይግበሮ ሃ ሃ ሃ
Kef zelewa eza dona
Dawiteyy asli nice job kexilo habibi
Wedi Eyob Arkey Ajoka Eske Ane mara Eye fetieka zeleku kdwulelka Eye zarkey nafiqeka Aleku
ኣብ ገለ ድምጺ ናይዛ ጓል ናይ ኣድያም ሰበይቲ ኖሆም መስተ ይመስል ። ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ ።
Good Job mean dawita 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kkkk dawit fuuny great
Kkkkkk Dave really you are the best comedian
አየ ዳዊት ነብሲ ጋንጊስተር ማፍያ kkkkkkkk
😁😁🤣🤣🤣🤣 beqa
Kelwo btaemi des zbl
Moite bsehak 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 thanks so much deki Erey
Ezias entay teshk alwa gen entrfo hmak
Hhhhhhhhh
online ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም #ሳብስክራይብ ዝገበረለይ ገጽ ዝፈትዋ ወላዲቱ የርእዮ 🙏🙏🙏
Dawit shikor Gangster 🥺😂
Gele aynet comdy bhaki adnekeka Dawit
🤣😂 very funny! Good job Dawit you are an excellent actor that plays many characters well
Ane metewi kigerelkaye niska mewxi tigebrela lmao 🤣 😂 😂
ዳዊት ኣስሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂
Serah deya eza dawit
“እዚ'ሞ ንባዕሉ ጭሩ እንዲዩ” ዳዊታ ያሆ hahahahahaa
Kkkkkkk Ata nic dawit the best
Qurub aselcheyatna
Bejakum qeltufna😂😂😂😂😂
David is a great comedian 👏
ዋላ ንስኺ ክትሸንለይ ትኽእሊ ኢኺ ኣላ ዴቭ መሕረር 😂😂😂
Dawit yahoooooo I want mowsubo kkkkkkkkkkkkk
Natey xibuq tzareb aykone ab dege tiitka tiwesid