Tesfay Welyohannes Selam Kemey'Leki ሰላም ከመይ'ለኺ New Tigrigna Music 2023 (official video)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 24

  • @media4387
    @media4387 Рік тому +2

    አያና ተስፉሽ ብ ጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሙዚቃ አረጅመንት ገሬ በርሀ መምህረይ ንበረለይ ዘምህር ቅንብር አስሚዕካና ሊድ ጊታር ግርማይ ሓጎስ ሞያኩም ይባረክ የቀኔልና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @esayasambaye
    @esayasambaye Рік тому +2

    ናይ ብሓቂ ሙዚቃ ማለት ከምዚ እዩ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ። ተስፍሸይ ነበረለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @lulbahri
    @lulbahri Рік тому +1

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ asey kubur abona baba tesfay

  • @malefiya-r9x
    @malefiya-r9x Рік тому +2

    ጭራ እንተትህልዋ ድማ ዝያዳ መመቀረት ነይራ❤❤
    ማለተይሲ ዉሒዳ

  • @belexkehase9588
    @belexkehase9588 Рік тому

    ብጣዕ ደስ ዝብል ስራሕ አዩ ኣቦና ትስፋይ ቅጽልሉ ብጣአሚ አና ንፈትወኩም❤🎉❤❤

  • @awotkahsey9899
    @awotkahsey9899 5 місяців тому

    አሰይ ዝሓወይ ማዓረይ ፅብቅ ስራሕ እዩ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 9 місяців тому +1

    🤴🎶👍

  • @AtakltiAsmelash-mc6mr
    @AtakltiAsmelash-mc6mr 8 місяців тому

    የቀኔልና ብጠዓሚ ስራሕ ❤ ስራሕ

  • @wediwelday7862
    @wediwelday7862 Рік тому

    እኮዕ ደሓን መፀኻና ኹቡር ኣያና❤💛🎼👌

  • @AtakltiAsmelash-mc6mr
    @AtakltiAsmelash-mc6mr 8 місяців тому +1

    ሓው ንጉስ ጥበብ ❤

  • @RobelMegos-jf6zn
    @RobelMegos-jf6zn Рік тому

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደሰ ብሃሊ ግጥምን ዜማን ኮታስ ዝገርም ሙዚቃ እዩ🥰

  • @BereketRedae-n3z
    @BereketRedae-n3z Рік тому

    ዘዕበየና ጥዑም ደርፊ ጽቡቅ ርሜክስ ❤

  • @My1Strength
    @My1Strength 10 місяців тому

    Kubur weldi aebo tibeb bselam mxae🙏❤️

  • @malefiya-r9x
    @malefiya-r9x Рік тому

    ተስፍሾም ኣምበሳ❤❤❤❤❤

  • @msmaktube
    @msmaktube 10 місяців тому

    ጥበብ❤

  • @genetkidanemariam5200
    @genetkidanemariam5200 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 Рік тому

    Tesfish asmarino thank u hawna

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 Рік тому

    ገና ዘይተጠቀምናሉ ዕቁር ሃፍትና እዩ እሞ ብሂወት እንዳሃለወ ተንጥቀመሉ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ የቀንየለይ።

  • @tesfu-12
    @tesfu-12 Рік тому

    🫶🫶🫶🫶❤️❤️❤️

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 Рік тому

    ኣያና ኣርቲስት ተስፋይ ወልደየውሃንስ ኣዝዩ ሰሓባይ ደርፊ እዩ።ኩሉ ግዜ ናቱ ስራሕቱ ህያው ኮይኑ ንክቅመጥን እቲ ዘለዎ ምዑት ክእለቱ ብመልክዕ ሙዚቃ ከስፍር ድልየትና ነይሩ እዙይ ጋህዲ ምኳን ምጅማሩ ድማ ሓበን ይስመዐና።

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 Рік тому

    ❤❤❤❤

  • @tesfu-12
    @tesfu-12 Рік тому

    🫶🫶🫶🫶❤️❤️❤️

  • @ababagabramariam7025
    @ababagabramariam7025 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @semerehelefom1254
    @semerehelefom1254 Рік тому

    ❤❤❤