josi jigna guaday taliban every 3day aytiresiana.saliom sihak nisihk alena ember guday eritreawyanin eritrean si kulu gizie guahi eyu. thanks to your working hard
You make me laugh when you talk about 😂thaleban, I am a Muslim I don’t hate my brothers and sisters Christian but some close minded people they do make me sad, let’s all pray for Palestinian and Jews they can live in peace
ናይ ጣሊባን በይኑ መደብ ሰሪዕኻ ኣምጻልና ትብሉ ኢድኩም ንላዕሊ
ኣብዚ ኣለኹ ጣሊባን 😂
🤦🤦🤦🤦🤦🤣🤣🤣🤣
@@ተኪኤጎይትኦም😂😂😂😂
😅😅😅👌
😂😂
ኢራን ትብሃል ግብረሽበራዊት ሃገር ክትድምሰስ ኣላዋ።ክትዓኑ ኣለዋ ሕቆኣ ክትስበሪ ኣለዋ።
ኢራን መፍረ ግብረሽበራ እያ።
ኢራን ክትደምሰ ዘለዋ ሃገር እያ።
God bless Isreal❤
Insahllah esika qidimua tefae
@@lloveumaysonandImissu ንስኻ እባ ምስ ከማኻ ደቂ መሓመድ ናብ ሓመድኩም እተዉ፥ ደቅዛ ግብረሽበራ
@@lloveumaysonandImissuጌና ከነጥፍኣኩም ኢና ዋላ ካብ ገጽ ኤርትራ። ኢሰያስ ኢዩ ደው ኣቢልኩም ዘሎ፥ ናብቲ ዓዲ ዓረብኩም ክንስደኩም ኢና ደቅዛ ጀልጋፋት
ክክክክክ እንታይ ክትረክብ ንሱ'ኸ ግብረ ሽበራ ይጨጭሕ ኣሎ ድዩ፧እዞም ጸለምቲ ፋርሳውያንን ጸለምቲ ዓርብን እኮ........😂😂😂😂@@lloveumaysonandImissu
@@lloveumaysonandImissuድሕሪኡ ኻኣ ንስኻ ጸሊም ዓራብ ማዓኮር ዓራብ
አታ ጆሲ ከመይ ዝበለ ክእለት ናይ ዜና አቀራርባ አዩ አምላኽ ዓዲሉካ ወደይ። ብጣዕሚ ሰሐቢ!👌👌👌
ጆሲ ናይ ጣሊባን እባ 2ተ ግዜ ኣብ መዓልቲ ግበረልና።😂😂😂
ሓቅኻ ቡዙሕ ተሞኩሮ ኣለዎም ምስ ህዝብ ትግራይ ዘማሳጽል ኣሎም
አነ በይነይ ዝዓብድ ዘለኩ መስልን ነሩ
ክቡር ሓው ዮስፍ መደባትካ ደስ ዝብል ኢዩ'ሞ ቀስሎ ብሕልፊ ናይ ጣሊባን ዜና ክትህብ'ከ ብጣዕሚ ኢዩ ማራኪ
Bhaki
ዓወት እስራኤል ዓወትና ዩ ንሕና ድማ ዝኮነ ይኩን ዜጋ ብሃይማኖት ክንሓስብ ኣለና ከም ኣስላም ክርስትያን 🎉🎉🎉🎉
@@Merhawit-z1i እሞ ነዞም ክርስትያን ክጽሉኡና ማዓት አዮም
@@kutarra3093 መን እዮም ዝፀልኡና
ባልዶጓ ክክክክክክ ወይ ጉድ ዜና። ኣላ ጆሲ ዓርከይ።
@@asgedombeyene8771
እንታይ ዳኣ ትጽበ ነርካ አይግድ king ሸባ ዝበለ ዶ ኣይኮነን 😂
Great job dear brother Josi it’s incredibly the way you are providing 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🍀
ጣሊባን ተሰሕቐኒ አለኻ አይትሳአን
😂😂😂
ኣቀራርባ ዜና ብጣዕሚ ሰሓቢ ቀጽሎ
🎉🎉🎉🎉🎉
ከይጀመረ ናይ ጣሌ ደስሕቖ መን ኣሎ😂😂😂
@@tesfomgebremikael6816 😂
ንጣሊባን ዝተፀሓፈ ሪእቶታት እየ ክርኢ አትይ
Kkkkkk josi great nay taliban news moyte ❤❤❤
Insahllah ribi ayhagizki esraal
ክክክ ጸሊም ዓረብ ኣብዘይ ጉዳይካ እንዳ ተሳቀኻ ክትነብር ኢኻ ኢስራአል ን ቅድሚድ
ጸሊም ዓረብ 😂
😂😂😂 ረቢ ኣይሓግዝኪ ክክክክ ረቢ ኮይና 5 ግዜ ንማዓልቲ ክተስግደክን ያ ኣንትን ደቂ ማሓመድ ገይ
Bravo ኢራን ክትዓኑ ይጽበ አለኹ እዛ ጫጫሒት ሽበራ
እንካዕ ድሓን መጻኪ ጆሳ 👍
ጽቡቕ ገበረ።
ጣሊባን ኣይትኻለትን ጆሲ ሓቢቢ ልዕሊ ኩሉ ኣምሮኻን ትንታነኻን ክሳብ ሞዳት ምስ ጣሊባን ኣብዛሕልና❤❤
ጣሊባንን ህግደፍን ማዕረ እዮም ጽረ ትምህርትን ምዕባለን
❤ እዛ ጣሊበንስ ቀዳመይቲ እያ ብኹሉ መዳያታ ካልአይ ዘይብላ።ዕንኮ ከም ዓርቢ እያ።
Tkkl aleka hade eyom.wala seb b muchukan ewun ahwat taliban eyom
ሽምካ ትረኸብ ጥሊባን ልክዕ ህግደፍ ዩ።
😂😂😂😂😂😂
Mehzenat reskum abikum eber tmhrtsalo abadna aytehaswu
Great reporter
Haye
ያ ላይክ ላይክ እንዳገበርና እስኪ፥ ደቂ ሽፍታ መሓመድ ናብ ሓመድ😂😂😂
Dkie deklu way way da key tblu😅
@@siedamohammed2870 ካበይ ኢኺ ቦቒልኪ ኣቲ ኣልገፊፍ ባሬስታ፥
ጣሉ ተናፋቂ ፍጥረት 😂😂😂😂😂
Xyz
እቲ ድምፅካ ክንደይ ደስ ይብል
josi jigna guaday taliban every 3day aytiresiana.saliom sihak nisihk alena ember guday eritreawyanin eritrean si kulu gizie guahi eyu. thanks to your working hard
Yosief you are bad you make me ADDICT to Taliban news. Thank you
I always enjoy and laugh of your news on taliban😂😂
👍
Well come Mr Taliban Jossi,kab Addis Ababa
yezu hawey
❤
ጀይ ስትድዮ ጣሊባን ብዙሕ ጸቕጥኩምላ ብብዝሒ ዜና ናይ ዓለም ካኣ ኣቓልቦ የብላን ስለዝስ ንዓኺም ጥራሕ ድዩ ጸብጻብ ዝመጸኩም ኮይኑ
Yoseif,nmntay,ekan,Israel,zeytdgfa,dmsus,gohaf
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Welcome josiy hawy nfetweka gdiy koynas edadagokana
Jigna Josi
ጣሊባን መሳሓቃት
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ
ጣሊባን 😂😂😂
ባልደንጓ እንተደሊኪ ዶላር ኣዳልዊ።
@@GebrielMirach-r5u ኣይሓፍሩን እኮ ክቀበሎ እዩም 🤣
ጣሊባን ንኢራን ከም ፈኸርኡ ብጎረርኣ ክሐንቃ ንፅበ’ሎና
ጣሊባን😊 ጆሲ ለምንድነው ድምጽክ ጎላ ብሎ አይወጣመ እንደታፈነ ኮዳ የአንዳን በደንብ ይሰማልpls ድምጽክ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወይ ጣሊባንን ኣነስ ማራዩ ዘስሕቀኒ ስርሑ ዝኮነ 😂
Josi Ata wedi
ፅፉፍ ትግርኛ
ሰላም ሰላም ጆሲ
King ብዝኾነ ይበል ኣቀራርባ
ክላ ድኣ ሩዝካ ቁሒምካ ደቅስ በሎ ጣሊባን ወጃብ ክክክ ከም ወዮ ህበይስ ሶማይ ከይጸድፋ ከቃምት ከይደቀሰት ሓደረት እሞ መሬት ምስ ረፈደ ደቀሰት ጾማ ድማ ውዓለት እዩ ነገሩ ናይ ጣሊባን ድማ
ዓዶም እንድዩ ንምንታይ ድዮም ተቓሊሶም ዓለም ስዒሮማ ፈተዮም አሎኹ ካብዛ ሳዓት ጹኑዓት ኣብ መትኮሎም 👌
ያ ጣሊባን ግደፈና ዓለም ትዘውር እያ😂😂😂😂😂
ኣታ ንዚ ጣሊባን ዝኸውን ዶ ተሳአነ ምስኪን ህዝቢ ይፃወተሉ አሎ😢
ጣሊባን'ስ ህግደፍ ናይ ማእከላይ ምብራቕዮም ፡ ጸጉሮም ትርሓቕ ።
ጣሉ
We do when ,how,where, we want
ሰላም ትምህት ሊምዓት እናደለየ ከሎ ቢሃይማኖት ዶ ጌለ እናበለ ንምስክን ንጹህ ቖልዓን ሰበይትን ዘወድእ ዘሎ ፊሉጥ እዩ ድማ አብ ሪእሱ ዑንወት ይበጽሐሎ
ምስአ መን እዩ ገገኛ ናይ መስሉም ጉጅለ
ደሃይካ ኣይተሓባእ ጣሉ😂😂
You make me laugh when you talk about 😂thaleban, I am a Muslim I don’t hate my brothers and sisters Christian but some close minded people they do make me sad, let’s all pray for Palestinian and Jews they can live in peace
Hhhhhh ጣሊባ ያዓኪ😅😅😅😅
💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌✌
ቀም ምስ ኣበልኩ ጆሲ 😂😂😂😂 ወይ ጣሊባን
ጣሊባን ደንቆሮ ስለዝኾነ ኢዩ መጽሓፍቲ ዝጸልእ
😢😢😢ኣፍካኒስታውያን የሕዝኑኻ ብሰንኪ ጣሊባን መጻኢኦም አጸልሚትዎም ደንቆሮ።ዝኾኑ ፍጡራን😊
Good zena Taliban ❤❤❤
I can’t control my laughing about ጣሉ ሓንቲ መጽሓፍ 😂
ናይ ጥሊባን ከስሕቀኒ 😂ቢተቅርቦ ዜና ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣሎካ ርዱእን መስሓቕን
Hahhaa Balidonga zkone gezeie 😂eway jiosy aytesean😂😂 very well news
ዓወት ንእስራኤል ውድቀት ንግብረሽበራ
ናይ ጣሊባን ካኣ ኣይትዝሓለና ጆሲ😂
ጣሌ ኣይግዳዱ ክክክክክ ናብ ዘመነ እምኒ ክመልሳ እዩ ንዓለምና።
ቀም ምሰበልኩ ሓሳብ መጺለይ😂
ጣሌ ወዲ ሹቕ ያዓኸ🤣🤣🤣🤣
ባልዶንጓ ድዩ ዘፍሪ ጣሌ ኮሜዲያን 😂😂😂
ጆሲ ወልፊ ኣትሒዝካኒ ናይ ጣሊባን ዋዛታት ብዝኾነ ይበል መደብ ኣቃራርባ ተኻታታሊኻ እየ ካብ ልብያ
Entay ymlketek nay eritria ata resah ethiopian
ባልደንጓ ክቋድስ.....ዶላር
God bless israel or ❤️ 🇮🇱 😍
ብነቅዝ ክብላዕ እዩ ኢላ ኣፈራሩሓያ 😂😂😂😂
Josi nay taliban anegelna zena edmen tenan yhebka fetari zhewey
Josi xbuq qexlo bhaqi xbuq agalalxa
ጣሉ ወናኒ ፋብሪካ ባሎንጋ ብዶላር እየ ዝቅይሮ ዶ እሉ 😅😅😅😅😅😅😅
ጣሊባን በይኑ ዓለሙ😂😂😂
ባድሎንጓ እንተደሊኺ ዶላር ቀርቢ 😂😂 ጣሊባን በይኑ ዓለሙ
ጣሉ ሰካሕ 😂😂😂😂😂😂😂
Jossiiiiii malet yiak wdue jurnalist
እንታይ እዩ እዚ ሙሉእ ዜና ጣሊባን 😂😂 ጆሲ ጉቦ ካብ ጣሊባን ይጠልብ እዩ::
ጆሲ ግን እንኮላይ ኮመድያን እባ ኢኻ 😅ጉዳይ ጣሊባን ፍሉይ መቀረት ይህቦ ኣሎ ነዚ መደብካ❤
ጣሉ ባዓል ባልዶንጋ😂
ጣሊባን ኳመዲ ምንጪ ስሓቀይ😂
ዒብ ዓልክ ያጣሉ😂😂😂😂
ጆሲ ጅግና ናይ ጣሊባን ሕክያ ኣይትደንግየና!!!kkkkk
ኣይንቅይርን ምስ ዝብሉ ይሕረዱ✌️✌️💪💪
በጺም የተነሳ ጣሉ ምግብ መብላት አይከዓለን ኡኡኡኡኡ ክክክክክክክ
ከምዚ እዋን ክኸዉን ከሎ ናይ ጆሲ ዘናን ጣሊባንን ጥራይ እዮም ዝርእዩኒ😅😅😅😅
1.ሐዳሽ ኤርትራ &ኤሬ ቲቢ ሐዳሽ ጣሊባን 😂😂😂😂😂😂😅😅
ጣሊባን ሰካሕ😂😂
ጣሊባን ዓለም ከም ኣኽራን ቶራ ቦራ ዶ መሲልዎ
ኣብ ህዋ ዘንጠልጠለት መሬት 😂😂😂! ኣበዚኣስ ሓቁ ዩ መፍርሒ እዩ!
ጣሉ ጣጣ ማዕዱ 😅
ጣሊባን ያሆ 😂😂😂
ጣሌ መሕጎል 😆 😂
ጣሉ ናይ ዘመና ፍላስፋታት ሐጒኩም ዋሃ ዘብል ኡ ደሞ ደም ብዝሒ ከይሕዘኩም ሸለል በሉዎም ነዞም ደናቁር ኅዝቢ ዓለም! 😂
Atu gumama hasawe agame wahid
ቀቢላ ስቅ ኢልካ ስማዕ።
Kkkkk ember kebela wejab wahib@@semharkahsay1946
እንታይ ደኣ ሓሪቅካ😂