Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣዝዩ ዝጸንዐ ቃል ትንቢት ኣሎናብማንም ዘይቅየር ምንጪ በረኸትናዕንባባ እንተቐምሰለ እንተነቐጸ ሳዕሪቃል ኣምላኽና ግና ንሓዋሩ ነባሪ2/ ነዚ ህያው ቃል ሒዝና ከቶ ኣይነንደልህጽንነዚ ህያው ቃል ሒዝና ከቶ ኣይንዕንቀፍንኩነታትና ኩሉ ከቢድ እንተመሰለዘይልወጥ ቃል ኣሎና ልዕሊ ኹሉ ዝኾነልብና ብእግዚኣብሄር ጽኑዕ አዩብእግዚኣብሄር ጽኑዕ እዩቃሉ ሒዝና ኣይንሰግእን ብዘናውጽ ማዕበል ኣይንሰጥምንኣዒንትና ናብ'ኡ እየንናብቲ ኩሉ ዝኽእል ኩሉ ዝኽእል ረዲአትና እግዝኣብሄር'ዩእቲ ዝፈጠረ ንሰማይን ምድርንኣምላኽና እሙን'ዩ ከም ቃሉ ዝሰርሕነዝሃቦ ተስፋ ዘይፈጸመ ሱቕ ኣይብልንንሱ ይኹን ምስበለ ኩሉ እዩ ዝኸውንምስ ኣዘዘ ድማ ኩሉ እዩ ዝቐውም2/ ጥርሑ ጎዳጉዲ ማይ ንኽመልኦይኽእል'ዩ ንሱ ብእምነት ንጸበዮንዝሞተ ነገር እስትንፋስ ክዘርእግዚኡ ምስሓለፈ ህያው እዩ ዝገብርኣምላኽና ህያው'ዩ እየሱስና ህያው'ዩ ኣምላኽና ይኽእል'ዩ እየሱስና ይኽእል'ዩኣምላኽና ህያው'ዩ እየሱስና ህያው'ዩኣምላኽና ይኽእል'ዩ እየሱስና ይኽእል'ዩThis song has blessed me so much, so filled with anointing. Yibzhalka!❤
Heri blessed. Btami zbark mezmur, bless you 🙏🏾
Amen Heri buruk !
Tebarek heri hawey teum mezmur btaemi....amlak ybarkeka ...we will wait for more bruk
You are blessed Hermon hawey.
Amen Amen 🙏 Bruk eka memeliska dma tebarek Heri
Gbu Heru hawey
Herii bruk tebarek mezamurat nayti kdus ywhazelka
Hermoney bruk amazing melisu yweskelka
Amen amen Heri hawey memeliska tegelex aziu tium mezmur
Amazing Heri hawey may God bless you Abundantly ❤️
Keep it up Yoab and Heru blessings
ሄሪ ሓውይ ብሩኽ ዝዝመር ይብዝሓልካ
ኣሜን ነቲ ኣብ ትሕዝቶ ናይዛ መዝሙር ዘሎ መልእኽቲ።👋🏼
beautiful song Heri hawey
Praise the lord and Moving forward
Hero blessing.memelsika wesik
Love it ❤, GOD Bless u
ኣዝዩ ዝጸንዐ ቃል ትንቢት ኣሎና
ብማንም ዘይቅየር ምንጪ በረኸትና
ዕንባባ እንተቐምሰለ እንተነቐጸ ሳዕሪ
ቃል ኣምላኽና ግና ንሓዋሩ ነባሪ
2/ ነዚ ህያው ቃል ሒዝና ከቶ ኣይነንደልህጽን
ነዚ ህያው ቃል ሒዝና ከቶ ኣይንዕንቀፍን
ኩነታትና ኩሉ ከቢድ እንተመሰለ
ዘይልወጥ ቃል ኣሎና ልዕሊ ኹሉ ዝኾነ
ልብና ብእግዚኣብሄር ጽኑዕ አዩ
ብእግዚኣብሄር ጽኑዕ እዩ
ቃሉ ሒዝና ኣይንሰግእን
ብዘናውጽ ማዕበል ኣይንሰጥምን
ኣዒንትና ናብ'ኡ እየን
ናብቲ ኩሉ ዝኽእል ኩሉ ዝኽእል
ረዲአትና እግዝኣብሄር'ዩ
እቲ ዝፈጠረ ንሰማይን ምድርን
ኣምላኽና እሙን'ዩ ከም ቃሉ ዝሰርሕ
ነዝሃቦ ተስፋ ዘይፈጸመ ሱቕ ኣይብልን
ንሱ ይኹን ምስበለ ኩሉ እዩ ዝኸውን
ምስ ኣዘዘ ድማ ኩሉ እዩ ዝቐውም
2/ ጥርሑ ጎዳጉዲ ማይ ንኽመልኦ
ይኽእል'ዩ ንሱ ብእምነት ንጸበዮ
ንዝሞተ ነገር እስትንፋስ ክዘርእ
ግዚኡ ምስሓለፈ ህያው እዩ ዝገብር
ኣምላኽና ህያው'ዩ እየሱስና ህያው'ዩ
ኣምላኽና ይኽእል'ዩ እየሱስና ይኽእል'ዩ
ኣምላኽና ህያው'ዩ እየሱስና ህያው'ዩ
ኣምላኽና ይኽእል'ዩ እየሱስና ይኽእል'ዩ
This song has blessed me so much, so filled with anointing. Yibzhalka!❤
Heri blessed. Btami zbark mezmur, bless you 🙏🏾
Amen Heri buruk !
Tebarek heri hawey teum mezmur btaemi....amlak ybarkeka ...we will wait for more bruk
You are blessed Hermon hawey.
Amen Amen 🙏 Bruk eka memeliska dma tebarek Heri
Gbu Heru hawey
Herii bruk tebarek mezamurat nayti kdus ywhazelka
Hermoney bruk amazing melisu yweskelka
Amen amen Heri hawey memeliska tegelex aziu tium mezmur
Amazing Heri hawey may God bless you Abundantly ❤️
Keep it up Yoab and Heru blessings
ሄሪ ሓውይ ብሩኽ ዝዝመር ይብዝሓልካ
ኣሜን ነቲ ኣብ ትሕዝቶ ናይዛ መዝሙር ዘሎ መልእኽቲ።👋🏼
beautiful song Heri hawey
Praise the lord and
Moving forward
Hero blessing.memelsika wesik
Love it ❤, GOD Bless u