Dawit Nega - Abashawil (ኣባሻውል) - New Ethiopian Music 2018

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 976

  • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ

    ኣብ ዓለም ዝነብር የለን ዘልኣለም ዳዊተይ ነብሲ ይምሓር😭😭😭😭

  • @hannizewdu1466
    @hannizewdu1466 6 років тому +40

    ጎበዝ ልጅ ዳዊት እናመሰግናለን ሁሌም ፍቅርን ነው የምንፈልገው አሁን ደግሞ የትግራይን ህዝብ ናፍቀናል
    ወዛማይ ፅዮን አደይ

  • @Yosief-ጆሲ
    @Yosief-ጆሲ 6 років тому +102

    እንካዕ ደሓን መጻኻና ዳዊት ኣንበሳ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ሃየ ንሕና ከኣ ሞራልን ሃናጺ ዝኾነ ርኢቶን ንሃቦ Love you So Mach Eri & ethio ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ከኣ ይግበረልና።

  • @eritreamusic2024
    @eritreamusic2024 Рік тому +1

    ዴቪ ሓወይ ንስካስ እካ ንፍቅርይ ዘሚርካ ከይዲካ ኣምላክ ኣብታ ገኑቱ የንብርካ

  • @selamwalelign9865
    @selamwalelign9865 6 років тому +4

    አቤት ትግሪወች ስወዳቹህ እኮ ዳውይት በጣም እወድሀለው አደንቅሀለው ግን በማርያም ጺምህን አታሳድገው ጱም የፍጣሪ ስጦታ ቢሆንም ግን ማስተካከል የሜቻል ነገር ነው ሙዚቀው ደግሞ ክሊፕ ሲሰራለት የበለጠ ያምራል በርታ ምርጥ የሀበሻ ልጅ ሁሌ ስትዘፍን ሀበሻ የምትለው ነገር እንዴት ደስ እንደምትለኝ ብታይ በተረፍ ውድድድድ ነው የማረጋቹህ live you. Ethiopia. Zelalem nuringi hagra

  • @marekmcparland2815
    @marekmcparland2815 Рік тому

    Dawit, in your short life here on earth, you managed to leave us with so many beautiful happy and meaningful songs, thank you, we miss you everyday! Love you always 😢😢😢❤❤❤🥰

  • @zeart7670trhzs
    @zeart7670trhzs 6 років тому +366

    መርሓባ ዴቭ፡ያ ንሕና ምስ ተጋሩ የሕዋትና ኢዩ ሰላም ዘድልየና ተጋሩ ረጊጽካ ጥር ኢልካ ናብ ኣምሓሩን ኦሮሞን ኣየድልየናን ኢዩ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ትግራይ ወለሎ፡ንሕና ኣብ ስደት ዘለና ውን መጻና ኣብ ኣስመራን መቐለን የራኽበና።

    • @rahelmulugeta4619
      @rahelmulugeta4619 6 років тому +39

      ኢትዮ ኤርትራ ሰላም
      ብሰላም ተመለሱ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ንሕና ተጋሩ እውን ኣብ ጎንኩም ኣለና ኤርትራ +ትግራይ ፍቅሪ ኣነካ ሓደ ኤርትራዊ እየ ክምርዖ ዝራኣየኒ ዘሎ

    • @zeart7670trhzs
      @zeart7670trhzs 6 років тому +18

      Rahel Mulugeta እሞ ንዓይ ተመርዓውኒ single ኢየ ዘለኹ ኣነ ውን ትግራወይቲ ኢየ ክምርዖ ዝደሊ

    • @askaltekle174
      @askaltekle174 6 років тому +11

      ኢትዮ ኤርትራ ሰላም ዞም አእድግ አበይ አዲኦም ስላምንና ይደልዩ ኮይኖም እንበር አንሕና ደአ አሕዋት እንዶ ተጋሩ እዉን ምስ ኤርትራውያን አሕዋትና ኢና ንድመር አይንደልዬምን ድቃላት ናይ ደርጊ

    • @Aman-pc5pm
      @Aman-pc5pm 6 років тому +3

      Deki’zom abeyti

    • @zufanhaile1501
      @zufanhaile1501 6 років тому +4

      ኢትዮ ኤርትራ ሰላም ♥♥♥

  • @MerhawiWBMWB
    @MerhawiWBMWB 6 років тому +2

    Great Job Dawit!! All we need is peace and love finally we have it. God is good. Eritreans and Ethiopians, we are brothers, sisters, and one blood.

  • @erythrofights4114
    @erythrofights4114 6 років тому +4

    shalom shalom from north decemhare eritrea. sending much love & respect to tigray people you are our blood brothers. please came to endless peace,love,unity in the name of tigray nor as ethiopians.tegaru pls you were not ethiopians and you will not too,
    you are from us, we will stand again with the highest polotical backbone as a nation in our region. may god watch over the people tigrigna both south and north.

    • @ruthghebru8842
      @ruthghebru8842 2 роки тому

      ኣታ ሓሳዊ ካብ መኣስ ኢና ምስ ተጋሩ ሓደ ዝኾንና ሎቕማጽ መደናገሪ።😠😠😠😠😠👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @ameera7136
    @ameera7136 6 років тому +1

    ትግረኛ አልችልም ግን ዳውይትዬ ሙዚቃህ ሁሉም ውስጤ ናቸው እውነትህን ነው
    ሰላም ለሁላችንም
    ኢትዮጵያ ለዘላለም ትኑር እምዬ ሀገሬ

  • @kbretokubamariam3977
    @kbretokubamariam3977 6 років тому +9

    Neza komnt tenbba zeleka eritrewi yukun tgraway 😍😍😍😍 i love you

  • @Barchitube6807
    @Barchitube6807 6 років тому

    ዋውውው ማሮቺየ ውጤናቺሁ ይሄን የፍቅር መንገድ ባዳድ ክፍታፎቺ እዳይታጠር መደመራቺን እስከመጨረሻ ያርግልን

  • @Efrem289
    @Efrem289 6 років тому +8

    Dawitay shkorr fqri zdeli aysean gele aynet derfi kea 👌

  • @fitsecasi1795
    @fitsecasi1795 6 років тому

    ወዲ ነጋ ፣ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ፣ ኣብ ኣርትራ መጼአካ ድረፈልና ኣነ ከኣ ኣቦ ጉዋይላ ኮይነ ወሰን ድሕርርርርትር በል ክብል ኢየ ኣጆካ አዚ ናይ ቐን ጅቦች ዘራፍ ምባል አዝኒ ኣይተሃቡዎ ፣ የ ቐን ጅቦች ወዲኦም ኢዮም ስለዚ ምስ ዝሞተ ኣይትሞቱ ።

  • @bobmane1947
    @bobmane1947 6 років тому +158

    ዳውተይ በዓል ጥዑም ድምጺ ምስ ጥዑም ግጥሚ።ሰላም ዝደሊ እስኪ
    #like ኣግርጭው የብለኒ

  • @abeltsehay2023
    @abeltsehay2023 6 років тому +1

    Dav ma herro it is a nice music and u play ur role on our country peace
    111 long live for u

  • @samuelteame9336
    @samuelteame9336 6 років тому +4

    Dawit jigna bravo abu rgets selam tray zemr higdef zeyblu

  • @alazary2460
    @alazary2460 6 років тому

    ኣየ እወ ናይ ሰላም መዝሙር ክትዝሙሩ ከጥዕመልኩም ሙዝቀኛታት እትዮ እርትራ!!!!! ቀጽልሉ ሰላምኩም ይብዛ ኣነ ድማ ብገርሁስርናይ ጾሮና ኣተኩ ኣስመራ ።

  • @ermilove685
    @ermilove685 6 років тому +31

    ሰላም ማንም ሰብ ዝጸልኦ የለን እዚ ናይ ሕጂ ሰላም ዝብሃል ዘሎ ግን ሰላም ዘይኮነ ዝምታ ዩ ዝብሃል።
    ብዝኮነ ነዛ ደርፊ ኣይጸልኣክዋን ጥዕሚ ቲ ያ ንፉዕ ድምጻዊ ኢካ ዳዊት ውን ወዲ ትግራይ 🇪🇹

  • @ሶሊታፈቃርሂዋን
    @ሶሊታፈቃርሂዋን 6 років тому

    ኣሰይ ዳዊተይ ሽኮር ደስ ትብል ሙዚቃ ፈጣሪ ምሉእ ይግበረልና ወዲ ዓደይ ቅጭን(( Eri & Ethio )) 😍😍😍

  • @5generation581
    @5generation581 6 років тому +19

    ዋው ዳዊታ ናይ ብ ሃኪ ኢዋናዊት ደርፊ ነዞም ዘጻረፉ ዘሎዉ ድማ ጸረ ሰላም አዮም ሰብ ፈሎይ ረብሃ አዮም ስለዚ ኣይተግደስሎም ኣጆካ መርካብና አዩ ፨

  • @hewanyedinglmareyamlijehew455
    @hewanyedinglmareyamlijehew455 6 років тому

    Daviye Abo fkre selamika yibezah kbrtey hawey natey nic song halale deki eri ahiwatena nfkirekum nkibrekm one love tigray Eri ♥♦♥ Amilak yethaweso eti fikrena tnx Dav teum dimtse

  • @ወድዞምቶኪሶምዝላጽዩ
    @ወድዞምቶኪሶምዝላጽዩ 6 років тому +3

    ዓወይ ዓወይ እስከ ኣግርጬ ኣብሉለይ ላይክ ዴቭ ሺኮር ኣጆካ ደስ ዝብል ማራ

  • @mekerealem8381
    @mekerealem8381 6 років тому +1

    ደስ ኢሉኒ ታሕታይ ገዛ ውን ደስ ሰለ ዘበለኹም
    ካብ 🇪🇷🇪🇹ኤረ+ትግራ=👍

  • @ገነትኤደምገነትኤደም
    @ገነትኤደምገነትኤደም 6 років тому +40

    ደዊተይ ሽኮር ሰላምን ፍቅርን ልህዝብታት ትግርኛ

  • @melatmelat3015
    @melatmelat3015 6 років тому

    Ata daveway knedy ዓው ዓው ትፈቱ😍😍😍 lmngawem dess bhali misica nayna enkuia dess belna one love ethio eri

  • @allesgutzusammen7977
    @allesgutzusammen7977 6 років тому +408

    አንቃአ ተሓገስኩም ትግራይ ዝፈቱ አስከ ላይክ ኣድዩና

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos3821 5 років тому

    Dawit Nega I am Eritrean and all Eritreans in general always like your songs.We commited to peace too nonoooooooo more war .We and Ethiopeans are alike in all cases
    we are brothers and sisters in short regardless political difference .you did goodwork go on and on and on and onnnnn........!!!!

  • @nubunaentetatube5751
    @nubunaentetatube5751 6 років тому +4

    Wowwww ጥዕምቲ ናይ ሰላም ደርፊ ምሉእ ሰላም ይግበረልና

  • @aminmebria4809
    @aminmebria4809 6 років тому +1

    Dear Eritrean brothers and sisters, we Tigriyans are your own blood and flesh. WE ARE ONE PEOPLE. WE really dont care about Red Sea, we want The people. Agazian Forever!

  • @eritreanhadnetchannel9521
    @eritreanhadnetchannel9521 6 років тому +20

    Like eske habnu haras eye, akkk mebeyi kolea

  • @asterselomun1699
    @asterselomun1699 6 років тому

    Dawitommm ngerom eiske netom Tekawemtie Tigray aytekebelon selam yebluna alewuuu bejakum ngerwomm Tigray ethiopa mukanaa mis yehwatkumm Amharuu wey kalie bherr ethiopia kebaesukumm yhasbu alewuu n Poleticomm Kitimommm denakurrr zkonuuu,,, Tigray kemakumm denkoro aykonennn aysemakumunn eiyuuu,,, Tekawemtie Nay eritrea eina bahaltiiie Feshkalatttt Zikonuuu,,
    Ngereleyy bejakkka Dawitommmm nice musiccc Mesika Asmera konsert

  • @johnbeyene9309
    @johnbeyene9309 6 років тому +6

    ዋው ዳዊት ደስባህሊ ግን ክሊብ ግበረሉ ክሊብካ ማራዩ ሽኮር

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 6 років тому +1

    Welcome ዶቪየ ወድታ ሓላል መሬት
    ሰላም ሰላም ሰላም ካብ ሰላምን ፍቅርን ዝዓቢ ምንም የለን ኣብዛ ዓለም ከለና ንፍቀር ኣለና እናበልና ከይትጠልመና
    እግዚአብሔር ሰላምን ፍቅርን ንኢትዮጵያን ኤርትራ one Love ♥

  • @mearg8095
    @mearg8095 6 років тому +6

    One love Ethio &Eiri እንቃዕ ደስ በለና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ &ኤርትራ ደቂ ሓንቲ ዓዲ ደቂ ሓንቲ ሰበይቲ ኢና ሓደ ባህልና ሓደ ቋንቋናናና ሰላምን ፍቅርን ኣብ ዘዘለናዮ ተዛረብቲ ትግርኛኛ

  • @maebelhiwet5024
    @maebelhiwet5024 6 років тому +1

    Tsbuk selamkum ybzah Ethiopia yehwatna we respect u from eritrean

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 6 років тому +151

    ኤርትራዊያን አሕዋትና ብፍላይ ድማ ጽቡቅ ታርክ እና ደሕና ትምህርቲ ዘለኩም አሕዋተይ ቁርብ ክብለኩም። ንሕና ተጋሩ ምስካትኩም ስላም ጉርብትና እና ምሕዝናን ጽቡቅ ናብራን ዝኩሉ መንእስይ ካብ ኤርትራን ትግራይ ን ዝፈልስ ዘሎ ናብ ስደት ስላም ስለ ዝሳእነን ናይ ስራሕ ስእነትን ተስፍ ምቁራጽን ስለ ዘለወ እዩ ካብ ባዓለይ ጀሚሩ። እና ክንግንዞቦ ዘለን ንሕና ተጋሩ ከም አማሓሩ ባሕሩኩም ደሊና ዘይኩነስ ሓደ ታርክን ሓደ መንነት ስለ ዘለና ምካዓ ክልቱ ህዝቢ ተዋሊድን ብሓንሳብ ዝነብር ዘበር ህዝብን ናብ ንቡር ክምለስን ብምድላይ እዩ። ክንዓቢ እንተኩና ክልተኤና ኢና ንዓቢ ክንጥፍእ እንተኩና ድማ ማዓሮ እና ንጥፍእ ልቢ ክትብሉ ይግባ እዚ ናይ ሕዚ ዝንዮ ሽበድበድ ንደመር ዝባሃል ዘሎ ብፍላይ ንዓና ንትግርኛ ተዛርብቲ ናብ ዓዝቅቲ ዝእቱ እዩ። ናይ አቢይ አሕመድ ሕልሚ ብፍቅሪ አምስሉ ሃገር ኩሺ ምፍጥር እዩ ምሽጥሩ ክትፍልጡ ይግባእ ቀስ ብቀስ ትግርኛ ታርክ አክሱም ግእዝን ምጥፍእ ናይ ባዓሉ ኩሺ ምስፍሕፉ እዩ ልቢ በሉ። ስምዒክምወ ይኩን ሓደ ሕውና ጋዜጣኛ አተክልቲ እንባየ እውን ተዛሪብወ ነይሩ። እና ምስትዋዓል ይድልኒ ምስ ዝነፍስ አይንፍስን እዩ ልቢ ክንገብር ይግባእ ብዝተርፍ ስላምኩም ይብዛሕ ሓፍቱኩም አለምፀሃይ ይባሃል ትግራወይቲ እየ ወ ዳሓንኩም።

    • @vampire.-ama7308
      @vampire.-ama7308 6 років тому +11

      ALEM Hailey ንሕና'ውን ጽቡቅኩም ኢና ንምነ ምቅርቲየ ሰላም ተጋሩ ሰጊርካ ዝመጽእ ይትረፈና ሰላም ተኾይኑ እቶም ናይ ቀደም የሕዋት ይራኸቡ ከም ደስ ዝበሎም ዶባት ዘሉዉ ዘይተራኹቡስ ብሰማይ ተናጢርካ ግን ኣይግድን እዚ ካኣ ምስ ሰላም ኣይንሓስቦን ኢና ብወገንና ብፍላይ ኣብ ኤርትራውያን ምኽንያቱ ብዙሕ ጸገማትና ኣይተፈትሐን ዘሎ ናይ ክሊቲኦም ረብሓን ሸቀጥን'ምበር ናይ እትየጵያን ኤርትራውያንን ግን ኣይመስለንን ብፍላያ ካኣ ንተጋሩ ኤርትራውያን ግን እቲ ጽቡቅ ነገር ምሳኹም ዘባእስ ከምዘይብልና ሓቢርና ከም ንፋቀር ጊርና ብግብሩ እዚ ሌባ

    • @abieltrsfay3748
      @abieltrsfay3748 6 років тому +9

      ALEM Hailey don't worry sister we are the one nothing d/f among us

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 6 років тому +3

      ALEM Hailey ዊዒጊን ዋሒድድድ

    • @awelkeirnurhussein6446
      @awelkeirnurhussein6446 6 років тому +5

      ALEM Hailey xbuk zereba haftey natey kemzi natki xbukn mkurn laza zelwo lzb eu tesainu zelu lbi yhabena eu zbahal awki ertrawi eye

    • @alemhailay2423
      @alemhailay2423 6 років тому +11

      Yoel El
      ትግርኛ ተዛሪቢ ቻዕ።
      አባካ ጎንደር ድለ። አነ ንቶም ጽርያት ኤርትራዊያን አሕተይ እየ ዝተዛርብኩ ንዓካ አይምልክተካን እዩ።

  • @liayschall783
    @liayschall783 6 років тому +2

    great job! love from Eritreans sister !!

  • @lavitamaiko5625
    @lavitamaiko5625 6 років тому +5

    Selam eue teum Davi qetselo kab Wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙌

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 6 років тому +1

    ሰላም ይግበረልና ከም ኣፍካ ዳዊተይ ሓወይ ጥዕምቲ ዜማ ሰላም ንኹልና ፍቕሪ ይንገሰልና ኣሜን።

  • @ዛይድጓልትግራይ-ጐ5ወ
    @ዛይድጓልትግራይ-ጐ5ወ 6 років тому +4

    ዳዊተይ ቆንጆ ኩሉ ስራሕካ ዝድነቅ እዩ
    ኣጆካ ቀጽሎ ወዲ ትግራይ ኩሑሎ ሰላም ን ኢትዮ ኢሪ 😘😘

  • @munasolomon1158
    @munasolomon1158 6 років тому

    Thanks dawita mulu fekrin selam yegbralna❤❤❤

  • @kukushag3386
    @kukushag3386 6 років тому +5

    wow dawit sound is good.

  • @fusionnetwork7000
    @fusionnetwork7000 6 років тому +2

    Great job Dawit, God may bless Ethio n Eri and whole Africa, #NothingCanDefeatPeaceAndLove

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 5 років тому +5

    We Eritreans love you too Dawitom

  • @shskfbnr6844
    @shskfbnr6844 6 років тому

    ሓደ ደም ሓደ ባህሊ ኢና ሰብ ዝበለ ይበል አይንፈላለን ደቂ ኤሪ መዓረይ♥♥♥♥

  • @AsmaraRecords
    @AsmaraRecords 6 років тому +7

    i was expecting a video clip

  • @fsheymrara6746
    @fsheymrara6746 6 років тому

    Good job Dawit kemu gerkum da tehawesun teareqhun enber ezi sqh elka nay merahtkhum wzleqhleqh gdi aytgberlu anyway God bless eyu fqhri eyu senay nfqhri habirna nsrah

  • @brukdebesay3640
    @brukdebesay3640 6 років тому +4

    Good job 👏 brother 🇪🇷🇪🇹

  • @ኣስመራ-ኣዲስኣበባ
    @ኣስመራ-ኣዲስኣበባ 6 років тому

    ዎውውውው ዳዊታ ሓውና ብጣዕሚ ጽብቕቲ
    ሰላም ንህዝቢ ሓበሻ ንኹሉ ኣፍሪቃ

  • @barazahrey4577
    @barazahrey4577 6 років тому +10

    First🙋😍like feyfey

  • @myworld-me7sf
    @myworld-me7sf 6 років тому

    dawitey shikor thanks sele Feqri midraf qexlo enkuae hagosena Eritrean Ethiopian

  • @alemdegefa8621
    @alemdegefa8621 6 років тому +3

    Wow btame yameral dave konjo

  • @yowhannesberhanearaia2788
    @yowhannesberhanearaia2788 6 років тому

    Kemey kemey dika DAWIT tesfaka timintka yeakil !!!

    • @yohannesberhane1639
      @yohannesberhane1639 6 років тому

      Yowhannes Berhane Araia
      Like and comment hibeka alku hade shemna sela zekone 😁😁😁😁

    • @yowhannesberhanearaia2788
      @yowhannesberhanearaia2788 6 років тому

      yohannes berhane hahahahah 😂😂😂😂😂

  • @williamsd5287
    @williamsd5287 6 років тому +116

    ወዲ ትግራይ ኩሕሎ ከፍ ደለዋ ደርፊ
    ቀጽሎ ከኣ:: ምሉእ ሰላም ከኣ ይግበረልና🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹❤️🙏⛪️

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 6 років тому +1

      ወዲ ሓዝሓዝ ፍቅሪ ክዳኑ መርዛም ዊጺጊን

    • @williamsd5287
      @williamsd5287 6 років тому +1

      Yoel El mhret yewrdelka gunuf👎🏿👹

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 6 років тому

      ወዲ ሓዝሓዝ ፍቅሪ ክዳኑ ሰባብ ዊዒጊን

    • @williamsd5287
      @williamsd5287 6 років тому

      Yoel El ኣንታ ካበይ ኢካ መጺካ ተረፍ ጦር ኢካ ግጡም ክክክ ኪድ እንዳቦካ ቆንዳፍ ወጣጢ ኣድጊ ክክክ ክፉእ ወዲ እራይምራይ ኪድ ዓዲ ኦሮሞካ, ኣምሓራካ ድሁል ገጽ ጣውላ👎🏿👎🏿

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 6 років тому

      ወዲ ሓዝሓዝ ፍቅሪ ክዳኑ መርዚ ልቡ ዓጋመ: ወዲ ሓፍቱ ን ኣህያ ክክክክክክክክ

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 6 років тому

    ዓሻ አይሓፍርን ድብልዎሲ ንዳዊት ነጋ 'ዮም ለካ ።

  • @techzone6330
    @techzone6330 6 років тому +4

    dawitey😘😘😘😘❤❤❤❤❤

  • @Wubit234
    @Wubit234 6 років тому +1

    ዴቭ ስራዎችህ ሁሉ ምርጥ ናቸው 💗

  • @jerryappmedia-8504
    @jerryappmedia-8504 6 років тому +6

    The ferst one love❤❤❤"like me

  • @hhcgvgh5194
    @hhcgvgh5194 6 років тому

    ዳዊት መቅሰን ዋው ሰኒ ብከፈር ሂበካ ኣለኩ

  • @ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና

    Selam 🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝selam🤝🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️

  • @bisratsibhatu6335
    @bisratsibhatu6335 6 років тому

    Dawit nega nfueeee artist ( you are great artist)!!!!

  • @TMRRA1
    @TMRRA1 6 років тому +10

    ሰላም ፊቅሪ ንሐበሻ

  • @ghirmalemyohannes864
    @ghirmalemyohannes864 6 років тому

    Thanks LOVE from Eritrea Tegaru.

  • @abielt962
    @abielt962 6 років тому +59

    Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Selam🖐🏾 Niklatikum

  • @Rahel248
    @Rahel248 6 років тому

    Asey dawit shkorina ane ewn ms tegaru ahwaty eye 😍😘😍😘

  • @ኣነኤርትራዊየ
    @ኣነኤርትራዊየ 6 років тому +7

    ኣየ ሻውለይ ኣርማ ኣስመራና

  • @senychief1955
    @senychief1955 6 років тому

    ሀቅሃ እታ ዝንምነያ ረኪብናያ ወዲ ትግራይ ማር ። የተመኘነውን አገኘን ደስ ብሎናል ደስ ይበላቹ ለአስመራ እና ለኢትዮጵያ ህዝቦች በሙሉ ።

  • @michalehabte8040
    @michalehabte8040 6 років тому +93

    ሰላም ደቂ ትግራይ የሕዋተይ ንሕና ኣብ ሰደት ደለና ክኣ የሕዋትኩም መጻና ኣብ ሽረ ኣኩሱም መቀለ ሰላም ምስ የሕዋትና በር ናበይ ነጢርካ ኣምሓሩ የሕዋትና ኣይነበሩን ኣይ ክኾኑን ዮም ገሬቤርና ግን ዩም ኣምላኽ ምስ እዝቢ ትግርና ሰላም ዩዉርደልና ካብ ሚኪ ጃዉኹም ዎዲ ኤረይ

    • @zufanhaile1501
      @zufanhaile1501 6 років тому +1

      Michale Habte ♥♥♥

    • @burhanabraham2610
      @burhanabraham2610 6 років тому +2

      Michale Habte amen hawey marey temesgen nhna n asmera eritra naksum mekele

    • @eritreagoldenstate7900
      @eritreagoldenstate7900 6 років тому +2

      Michale Habte gunuf selam u zedleyna mis zkone

    • @michalehabte8040
      @michalehabte8040 6 років тому

      samson haile ክክ ኣየናይ ሰላም ዩ ኣበይ ዲካ ደለካ ብዛዕባኻ ከ ዝተግብረ ሰላም ዎይ ስ

    • @emebetadane6965
      @emebetadane6965 6 років тому

      Michale Habte ሰላም ልኩላትና ኩቡራት

  • @Adimiri1
    @Adimiri1 6 років тому

    ብዙህ ሰላምታ ካብ ሃውኩም እሪትራዊ ። አምላከ ሰላምና ይምለሰልና

  • @delayselam4490
    @delayselam4490 6 років тому +6

    Good job brother

  • @ጋልቶምብውሕዶምዝሓበሩፍቅ

    .ዳዊት ጅግና ጥዑም ድፂ ደላዪ ፍቅሪ
    እወታ ረኪብናያ እታ ባህግና ሙሉእ የርእያና ሰላም ን ኢትዮ ኤርትራ

  • @fsheyewediyhiwet150
    @fsheyewediyhiwet150 6 років тому +3

    Welcome to Asmera dawitom

  • @nateychannel9970
    @nateychannel9970 6 років тому

    Dawit Nega bitam tsbuk sirah ab selam kulu alo ni selam tiray direfu 🇪🇷 selam 🇪🇹

  • @ኣሜንኣሜን-ሠ1ፀ
    @ኣሜንኣሜን-ሠ1ፀ 6 років тому +11

    ዳዊትየ ቆንጆ ነው

  • @ruthwoldegaber6962
    @ruthwoldegaber6962 6 років тому

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ 🇪🇷🇪🇹🙏🏾💕 the best song 🇪🇹🇪🇷🙌🏾🤘🏽✌🏾

  • @awethabibi5956
    @awethabibi5956 6 років тому +27

    Mulue selam ygberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @tesfayeteshome3443
    @tesfayeteshome3443 6 років тому

    ሰላምካ የብዛሓዮ ዳዊት ምእንቲ ሰላም ኩሉ ይትረፍ
    ሰላም መሰረት ዕቤትን ብልፅግና ናይ ሓንቲ ሃገር መግለፂ መንነት ጥራሕ ዘይኮነስ ኮላይ ናይ ጎረቤት ፍቕርን ስኒትን ወሳን ስለዝኾነ
    ሰላም ሰላም ሰላም ንኽልቲኦም ህዝብታት ኢትዮ-ኤርትራ

  • @eritreafirst6277
    @eritreafirst6277 6 років тому +7

    የቀንየልና ሕማቅ ጊዜ ኮይኑ እምበር የሕዋት እንዲና!!!!

  • @Mn-yb4sh
    @Mn-yb4sh 6 років тому +1

    Elelelelel elelelelel Agakom ajkome 👏 👏 👏 👏 👏 👏 1000/ 1000 selman nefotor. ...Amin Amim Nekolo. ..........

  • @vivilala9115
    @vivilala9115 6 років тому +4

    ልቢ ትግራይ ???

  • @JamalRomadanRomadan
    @JamalRomadanRomadan 6 років тому

    Ab abshawil zelo hizbiy kab tigray zery alwo ente bebo ente bede kkkk way eri hiyawety mealty ala kikonelki eye kemty tidelyo eri xada miss you for ever Eritrea niy eritreawiyan tiray 😘😘😘

  • @henokasfhajl4919
    @henokasfhajl4919 6 років тому +4

    ዳዊታ ኣባሻውል ደኣ መን ሓኪካ ኣስሊ ውዲ ኢኪ።

  • @TtTt-hz1xf
    @TtTt-hz1xf 5 років тому

    Selam dideli egzabeher selam yfterelu! Thank dawitom, good job !

  • @robihawinebi3478
    @robihawinebi3478 6 років тому +20

    Wedi tagray yhoo keltaf eske like adiyeni💪

  • @samwolde5057
    @samwolde5057 4 роки тому

    Thank you for vulnerable artistic moment... Hawey natey... 1 💚

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 6 років тому +7

    Tigray eritra zeytibl.amhara yedug

  • @hadifikrgalraya4300
    @hadifikrgalraya4300 6 років тому

    ሰላምኻ ይብዛሕ ኣታ ጀግና ወዲቶም ሰብ ስረ 👍👍👍👍

  • @አዶትግራወይቲ
    @አዶትግራወይቲ 6 років тому +7

    አጋአዝያን ንሕበር ከም ቀደምና ስላም ህዝቢ ኤርትራ ትግራይ ኢትዮጵያ

  • @684dann
    @684dann 6 років тому

    ሰላም ዋና አወታ ፍቕሪ ናይቐደምና የሸና ሰላም ሰላም ሰላም DAVEEEE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹👍😙👍💔❤

  • @Lovt143
    @Lovt143 6 років тому +28

    Nskum dea kemdiletkum kidu tezaweru weylina deki eritrea mesel siena zelena. Eritrea niweda zeytkewn ahhhh

  • @marekmcparland2815
    @marekmcparland2815 2 роки тому +1

    You are and will always be the BEST! Miss you. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥲🥲🥲♥️♥️♥️

  • @ድምጺሓፋሽ
    @ድምጺሓፋሽ 6 років тому +78

    እዋይ ዐ,ዑ ዝብላ ቃላት ክፈትወን'ዚ ወዲ"!!

    • @meazahaileslassie.5299
      @meazahaileslassie.5299 6 років тому +5

      ኣረሓ ጎዶቦ
      ዐ.ዑ ኢልካ ምዝራብ ኣይትኽእሎን ዲኻ? ክክክክ

    • @HA-mv3ix
      @HA-mv3ix 6 років тому +2

      😁

    • @yordiberhe7771
      @yordiberhe7771 6 років тому +3

      ኣረሓ ጎዶቦ ዐዑ ትግርኛ ዶ ኣይኮነን ዶስ ከምቲ ናትካ ጉኑፍ ዝኮነ ትግርኛ ዘይተዛረበ ደሊካዮ

    • @abielt962
      @abielt962 6 років тому

      😂😂😂😂😂

    • @yonasawi
      @yonasawi 6 років тому

      Hahahah

  • @habtomnugusse2199
    @habtomnugusse2199 6 років тому

    Selamka ybzah zhawey

  • @solomonteame8648
    @solomonteame8648 6 років тому +4

    Selam selam selam yenges abe kerni Africa

  • @יוסףדניאל-ק1ע
    @יוסףדניאל-ק1ע 6 років тому

    ኩቡር ሓውና ዳዊት እንቃዕ ሰላም መጻኻና ደላዪ ሰላም ኢኻ እሞ ሰላምካ ኣብዝሓዮ እንዳ በልኩ ንሕና ውን ናፊቅናኩም ኢና ዘለና ደቂ ትግራይ ጻዕዳ ኣብ መቐለ ብሓደ ኣዋልድና ሓቢረን ኣሸንዳ ክጻወታ ንሕና ከኣ ሆየ ሆየ ክንብል ኢና ኣብ ብርሃነ መስቀለ ፍትውትው ተጋሩ የሕዋትና

  • @ማርያምሰባ
    @ማርያምሰባ 6 років тому +6

    Dave man ❤️❤️💯

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 6 років тому

    Selam Dawit Bella. Gn bezey Weyane!!

  • @dagi9457
    @dagi9457 6 років тому +4

    ይኹርከሐኒ ኣሎ ኣይነጸረን ዳዊት መትከልካ ኣይነጸረን ኣብ ትግራይ ኣትኩር ዘንበልበል ኣይትበል ወስን ከምቶም ካልኦት ዋዕሮታትን ኣንብስን ተጋሩ ኣብ መትከል ተጋሩ ደው ዝበሉ ከምኦም ኩን ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ኣይትበል ኢትዮጵያ ንተጋሩ መርዚ ኮይናትናምበር መድሓኒት ኣይኮነትናን ምስ ህዝብኻ ወግን!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

    • @ወዲውጩ
      @ወዲውጩ 2 роки тому

      I wish i read ur comment as soon as u wrote it

  • @rahelhaseb795
    @rahelhaseb795 6 років тому

    Dawitey shikor welela, you are welcomed to Asmara