Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ ግን ሃይማኖት ንስብአይ አልካ ምቅያር ብጣአሚ አዩ ዘሐዝን 🥲🥲🥲😭😭ካብ ክርስቶስ ዝዓቢ የለን አና አግዚአብሔር አብ ሃይማኖትና የፅነአና አሜን 🤲
ባሓቂ ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣብታ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
እግዚኦ ተዘከረነ ክርስትያን ድያ ነይራ💔💔😢😢
@@ሄሪጋልተዋህዶ አወ
She is in the right path alhamdulilah Allah is a creator one and the only one !!
Amen🙌💯✅🙏🙏🙏
ብጣዕሚ የሐዝን የሐዝን ናይዚ ዓለም ነገር ሓላፊ እዩ እቲ ዘይሓልፍግን ናይሰማይ ናይዘልኣለም ሂወት እዩ ኣምላኽ ኪሒድኪ ናበይ ኢኺ ትኣቲ ግደፊ ልጊዛዊ ክትብሊ ንዘልኣለም ትጠፍኢ ለኺ ኣቲ ሰብ ተመለሲ ተመለሲ ተመለሲ
ኣቤት ቁንጅናኪ ግን ማርያም ሰሪሓትኪ እያ።ግን ማርያም ምእማን ገዲፍክዮ😢😢
ካብ ቃለይ ዝሓልፍስ ሳማይን ምድርን ክሓልፍ ይቀልል ቅዱስ ቃሉ 😢
ናይ ክልቲኦኩም ሃይማኖት ሓደ ድዩ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣይኮነን ንሳ ክርስትያን እያ ክሒዳ እበር ✝️😭😭😭😭😭😭😭😭😭☝️
😭😭😭😭@@aliisaed7684
ብርግፅ ፍቅሪ ፅቡቅ እንድዩ እና ሓፍተይ ናተይ ሃይማኖት ዘይብሉ ፍቅሪ እንታይ ክገብረልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብኪ ይመልስኪ ክርስቶስ ሓዲግካ ሂወት የለን አሕዋተይ
ክርስትያን ድያ ነይሩ?
ብሓቂ
ብሓቂ ክብረተይ ካብ ናይ ክርሴቶስ ፍቅሪካብ ናይ እመቤታችን ድንግል ማርያምካበ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ዝፍለ ክሳደይ ንኻራ ተትኸውን ይመርፅ።እና ክብርቲ ሓፍትና ቅድሚ ኩሉ ነገር ክተፅንዕዮን ክተፍቅርዮን ዝግበኣኪ ናይ ጎይታና ኣምላክናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ኣብ ልብኺ ትፅሕፍዮ ይግበኣኪ ነይሩ እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናኺ ኸፊቱ ናብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትኺ ክትምለሲ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን🙏🙏🙏🙏
@@ተመስገንአምላኬ-ጰ2ጨ እወ ክርስትያን እያ ነይራ
@@jdjdj4j991 ናይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን
ደስ ባሃልቲ ኢኹም ግን እቲ ቅኑዕ ሃይማኖትኪ ኪሒድኪ ምስ ዘይ ኣማኒ ምኳንኪ ደስ ኣይብልን ምክንያቱ ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖትኪ ክተቀድሚ ይግባእ ንስኪ ናብቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ክተምፅእዮ እምበር ንስኺ ክትኽሕዲ ኣይምነበረክን ሐዚ ውን ናብ ልብኺ ይምለስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ🍃🌻
ሰላም ደቂ ትግራይ ሙቁራት ሃኒ ግን ንምንታይ ሃይማኖትኺ ክሕድኪ ንሕና እኮ ናበርቲ አይኮንናይ አምላክ ናብዛ ፅንዕቲ ሃይማኖትኺ ይመልስኺ 🙏🙏🙏
ሰላም አምላክ ምሳኪ ይኩን ህያበይ ይቅርታ በስመአብ ክርስትያን ድያ ነይራ🥺🥺🥺😢
@@ሩፍታልበይኢኪማርያመይ እወ😔
ብሓቂ ለባመይ ኣሜን 😥
ደስስስ ዝብል አጋጣም እዩ ምቅራተይ $H&m💞ፍቅሩኩም ንዘልአለም ይንበር አይፈላልይኩም ድቅ ሓላል መሬት💛❤💋 ካልአይ ክፋል ቀፅሉ💖💖💖💖
መጀማርታ ሰላም እና ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቅራተይ ሃይማኖትካ ብምድራዊ ፍቅሪ ኣይትቀይር እቱምንታይስ ምድሪዊ ፍቅሪ ሓላፊ እዩ ሰማያዊ ፍቅሪ ግን ልዘላእለም እዩ እንታይ ክብለካ ደልየ እየ ዛሓወይ መዳሃንና ኢየሱስ ክርስቶ ዘቡሉ ፍቅሪ ኮንቱ እዩ እና ላብታ ዝነበርካያ ትክክለኛ ሃይማኖት ተመለስልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብካ ይክፈተልካ ናይ ዓለም ኩሉ ሓላፋይ እዩ ክቡር ሓወይ ምስ ሰናይ የቅርታ🙏💒ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሙነየልኩም💖💙
ድወድ ብልኺ ቀጥተኛዋ ሃይማኖቲኺ ቃይርኺ አይይይ ልቢ ይሃብኺ ዳሕናለ ካዚ ይሰውረና መድህንያለም
ውዴ ደምሪኝ❤
ምስ ዘይመስልኩም ኣይትፃመዱ ይብለና ቅዱስ ቃሉ ንሓላፊ ስጋዊ ፍቅሪ ክትብልስ ሃይማኖትኪ ትቅይር አምለክ ልቦናኪ ይቀይረልኪ ሐዚ ኣይፍለጥክን ግን ስጋዊ ፍቅሪ ግን ካባኪ እንማሃሮ እንተሃለየና ከማኪ ናብ ዘይመሱሉና ከይንፃመድ ግን መምሃሪና እዩ ሰጋዊ ፍቅሪ ዶ ይዓቢ ዘላኣለማዊ ሃይማኖት ወይ እምነት ርእስኪ ፈትሺ ስምዕትኪ ምቁፅፃር ምሓሸኪ ምክንያት ዓብይ ነገር ተጥፊኢ ስለ ዘለኪ ዓይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ
ትክክል መዓረይ🥰
ትክክክል ልቢ ይሃበና
ናይ ብሓቂ የሕዝነኩ
ናይ ባሓቂ
ትክክል ዝሃፍተይ ግና ን እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና ዘይምፍላጣ እዩ እንተትፈልጦ ነይራ ብፍቅሪ ጎይታና እምነታ ኣይምቀየረትን ነይራ ግና ሓደ መዓልቲ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክትፈልጦ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን
ድስውኣይ ብልኽንስ ሃይማኖት ትቅይር ልቢ ይሃብኽ ፊጣር ባዕሉ መሕዘን ይኡ😢😢
😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ መሕዘኒ ይኡ በኡውነት ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢😢
ናይ ባሓቅ ባዕሉ ምሕርት ያዉርደልና😢😢
Mara eye hazine ms reekwa Ayfltan gn Ahwatey tegaru Nay hani ktktela ntenkek haymanetna nflto eina tewaedo Ena em hamanetka mkyar mumat yhesh 🇪🇷⛪🇻🇳🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ብትክክል😢
ልምንታይ ልፍቅሪ ሰብ ኢልኪ ፍቅሪ ክርስቶስ ትገድፊ ማራ ማራ ማራ ኢኪ ተሕዝኒ ማዓረይ ኣቱም ኮሞንቲ ትፅሕፍ ኣይተረድእዋይ ዲኩም 😢😢😢😓😓😓
Meniom diyom kirstyan neyrom
@@ggffbvdf3176 ዛጋል እኒኣ ክርስትያን ነይራ እሱ ስብኣያ ኣስላማይ እዩ ደሓር ሃይማኖታ ገዲፋ ላብኡ ከይዳ ዋይ ኣነ ይይ ኣምላክ ይቅር ይበለልና💔💔💔
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ kifelt delye enber ane iwin Muslim eye gal adey Ena karna eytihzeni Muslim ewin haymanot mukanu filiti
@@ggffbvdf3176 ይሓዝንይ ፈረቃይ እምበር ካብ ክርስትያን ምውፃእ ማለት ኮ ከም ካብ ባሕሪ ዝወፀ ዓሳ እዩ እዋይ እስኪ ለ ዲኪ ከምኡ ሓዲገ እምበኣር
@@ggffbvdf3176 ብዝተረፈ ፀገም የብሉን ዝያዳይ💓💐 ልኣምላክ ንሕደጎ ባዕሉ ኣሎ ፈጣሪ
ዓይንኪ ኩሉ ነገርኪ ደስ ክትብልኒ ማዓት ኢኪ ፍቅርኩ ይፅናዕ
ደምረን ወለላይ❤❤
ኣሰይይይ ፍቅረኩም ይብዛሕ አሕዋተይ ናይ ፍቅረ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ❤❤❤❤❤
ደምረን ወለላይ😊
ሙቁራተይ ደስ እኮ ትብሉ ሓባይብ ቀፅልሉ ደቅኖዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፁሩያት ናትና💘💘💘💘💘💋💋💋💕💕💕💓💓💓💓💓💓
ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅልሉ ሓበይቢ
ማሻኣላህ ረቢ ይሕፈዝካ ሓወይ ሓዊኩም ካብ ኤርትራ ኣላህ ይሕፈዘክም
ታዩ ምሕፋዝ ከ ትርጉም ባ
😂😂😂😂😂😂@@Abeleyob-w6f
@user-ti1q😂😂😂😂😂😂😂y7gk1q
ደስ በሃልቲ ምቁራተይ🤩🤩🤩ብሓቂ ክልተኩም ሓቀኛ ፍቅሪ እኩም አፍቅርኩም ሃኒ ደሞ ሰውነትኪ ማይ ፍስስ እንተይሉ እማ በቃ ኣፍቅርክዮ ነይርኪ😃
ዋይ ከሙኡዱዩ ዝገብር😄😄😄
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራት ኣሕዋትና ፍቅረኩም ብዝሕሕ ትርፍፍፍፍ ይበልእሺኒ ሕቶ አለኒ ብቃደመይ አብ ወጀራት እየ ዓደይይይ አብ ወጀሪት እየ ትወልደ አለኺ ጸንሕኽ ማለት አብ ወጀራት መሰልም የለን ወላሰ ድሓረ አኽ ቀይሪኽ ግን አሕዋተይ አነ መሰሉም አብ ወጀራት የለን ዝበልኹ መሰሉም ጸልኤ አይኾንኹይ ሰለ ዘየሎ እዩ ካብ ሕተይ ሰሕተት እንተሃልዩ ይቅረታ ሰለ ዝፈትወኩም እዩ ብሰም እትአምኒዋ ፍጣሪኩም ሕተይ ከይትሕልፍዋ ሰላምን ፍቅሪን ይልአከልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት
@Tigray Adey ናፍቆተይ💊🥺ዋየ ክክክ እንታይ እዩ ናብ ዝኾድኾ ትመፅኢለኺ ቆ❤😂😘
@Tigray Adey ናፍቆተይ💊🥺 ክክክ ጨለ ናፍቀኺ ደውልለይ ማ🙄😂😍😍
ሓደ ግዜ ደስ ዝበለና ሕቶታት ክንሓተኩም መደብ ግበሩ ሙቁራት❤❤💋💋
ደምረን ወለላይ❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዎታይ ምዓሪይ
ደምረን ወለላይ🎉🎉
ماشاءالله تبارك ♥❤❤❤🎉🎉
ሙቁራተይ ፊቕርኹም የብዛሓዮ ሓላላተይይይይ❤️💛❤️💛❤️💛
2 ንፅበኢና ብቅልጡፍ ምፁና ሙቁራት ፍትጠረት ንፎትየኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውውው ደስስስ ክትብሉ ማዓት ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ እና ወሊድኩም ዶ ገና ኢኩም
ወሊዶም
ብርሃን ገፆሙ ሙቁራተይ ፍቅርኩሙ ይሰስን ውሉዱኩሙ የርእየና ሓላላተይ💓💛💙💓💛💙💐💐💐💏💏💏💏
ሙቁራትን ሓላላትን ኣይትጥፉኡ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ምፁና ኣይትጥፉኡ 💊💊💊💊❤❤💛💛💛
ኣነስ ድሰ ክትብሉኒ ፍቅርኹም የፅናዓዮ ፈጣሪ
ዉለዱ ሰስኑ ተጋሩዋይ😍❤️🥰
ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት አሕዋት
ኤፌሳን 4 5
ብሓቂ ✝️😭😭😭😭😭😭😭☝️
@@aliisaed7684 እወ ሃይማኖት ማለት ሓንቲ ይአ ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት ኤፌሳን ምዕራፍ 4 5 እቲ ልዕሊ ኩሉን ብኩሉን አብ ኩሉን ዘሎ ሓደ አምላክ ኣቦ ኩሉን ንሱ እዮ ግናከ ብመስፈር ውህበት ክርስቶስ ንነፍሲ ወከፍና ጸጋ ተውሂቡ እዮ
Shikorinatat ajokum Kab hawkum Eritrea 🇪🇷♥❤😍✨💖
ዝፈትወኩም ማሜዋይ&ሃኒዋይ♥♥♥♥እና ኣነለ ሓደ እኒኦ ቆልዓ ዝፎትየኒ ዝፍትዮ የኮነይ ብኣካል ረኪበዮስ ዋላ ቴክስት ተገይሩለይ ልበይ እያ ሓሸው💔💔 ትብልዋ እስቲ የጣምርኩም በሉና♥♥♥
ውዴ በቅንነት ደምሪኝ❤
ሕቡናት ተጋሩ ብምኳንኩም ንሕበን ኣጆኹም♥️ክንደይ ወሲደልካ ካአ ትብሊ እንታይ ክትወስድሉ እምነትኪ ኳ ኣፍሪስኪ ከሰትምሕሊ ከለኪ ገለ ተሰሚዕኒ ካብ ከደም ትክተልየሸ ምኮንኪ ኮ ገለ ኣይምበልኩን!
ኣታ ኮምንቲ እናንቡኩ እነድየ ፀኒሐ ሃማኖትኪ ቀየርኪ ገለ ትብሉ ሳባት ኣለኩም ሃማናታ ኣየቀየረትን ናብ ፍጣሪ ዝፈጠራ ሃማኖት እያ እነያ ዝለዚ ሃኒ ሓፍተይ ፍቅርኩም ኣላህ ይመለኩም ቁፁሉ ማም ሓወይ ቀፅሉ ግን ሓደ ነገር ግን ክናገረኩም እዛም ክርስትየን ግነ ቀየራ ትብሉ ዘለኩም ከሙኡ ኣየትበሉ ኣየቀረትን።
ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉልና ደስ በሃልቲ ሙቁራት ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤
ተጋሩ ድዮም ያ ጀምዓ
Iwe❤
part 2 ግበሩልና በወላዲትኩም ሙቁራት
ሰላም ተጋሩዋኒ ግደፋኣ በቀዳማይ ባእላ ተዛሪባትሉ እያ ህጂብዙሕ ተዘይንዛሰብ የሓይሽ ይብልማለት ዝአመነትሉ ስለዝኮነት እዩ ኢለእየ እንበር ሃይማኖት ብፍቅሪ ዝቅየር አይኮነን ግን ምንም አይግበርን
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይቢይ💓😘👌
ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ አምላክ
Asey des behalti egzabiher hadarkum ybarkelkum 🙏
ብሓቂ ናይ ተካታትልቲ ተገዳስነት እንተ ሃልይኪ ንምንታይ ሃይማኖትኪ ቀይርኪ? መልስልና ሃይማኖት ምቅያር ማልት ክሕደት ጥራሕ እዩ ::እዚ ክትገብሪ ዘገደድኪ ምክንያት ብደንቢ ገይርኪ ክተረድኢና ብትሕትና ናሕተኪ 🙏እንተዘይ ተጋግያ ስብ ቡዙሕ ሕቶ ጽሒፎ አሎ ማዓረይ
እዞም ዝፈትዎም ፍቁራት ደቂ ሪመይ ❤️💛ፍቅርኩም ይሰስን ሓዳርኩም ይባረክ ❤️💛
ወግዕኹም ክምችወኒ ኣነስ ማርያምን በጃኹም ክፋል ክልተ ግበሩላ ትዝክሩ ዶ ማሜ ምስ ዓርክኻ እና ሃኒቾ ቲክቶክ ላዪቨ ክትኣትዩ ይገርመኩም ገዜ ድቃሰይ ዝነበረ ምሳኹም ኮፍ ኢለ በይነይ ናሳሓቅኩ ሓዲረ በጃኹም ድገሙና ኣይትጥፍኡ ኣነስ እግዛብሄርን ክፈትወኩም ብልበይ እየ
ክክክክክ አታ አስቁኩምኒ አብ ፍቅሪኩም ሳሓቅ ይዓድልኩም ሙቁራተይ😘😘😘❤
ፍቅሪ ብዘይ ኣምላክ ባዶ😢
Agonbihka eske gbera yehgusa bro gal xbuq geru zestmela eya tfetu
ፎእእእእ ኣነስ ልጓል ፅሪፈ ኣይፈልጣ እንተ ንስኪ ግን ?ልፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖት ትቅይሪ መፅሓፍ ቅዱስ ገልፅኪ ረእየይ ኣማ እንታይ ከም ዝብል ክርደእኪ እዩ
ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፅሩያተይ💛⭐️❤️🤗🤗🤗
ኣሰይይይ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይይ❤❤❤💘💘💘🙏🙏
ደምረን ወለላይ❤❤❤
ASEYYY MUKURATEY edimeni tinani yihabikumi🙏🏻💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘pls part 2
ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣብ ሓዳር እውን ቀፅሉ ካዓ ደግምኩም ዊለዱ❤❤❤❤
አቲ ረሳሕ አስላም ክለም ብማዓከረም እየም ለምደም
እስኺ ዉሉዶ ወጀራት እህ😢ወጀራት ማለት 100% ኦርቶዶክስ የና ብኣኺ ግን ትዋርድና ወና✝️😭ልዕል ክርስቶስ ፈቃሪ የለይ ስለዚ ኣሕናለ ዉዕለታኡ ዘክሪ ነብሰይ ትብል ቃል ማዓልቲ ምስ ዕለት ነልዕላ ኣለና✝️🤲😭
Part 2..ብርሃን ገጾም ክፈትወኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🥰😍
ደስ ባሃልቲ ደቂ ረመይ
Konjo kone ferji mesle Ewe do wy konjo do koykan love ❤️ u God bless your love
besema selisa selamkoma tebzha ahewtay kiberta hafetay nab hayimantka tamlsa kirstisa kihadja ,,edsta kudsan dengal marima adeya kihadka hewtay aykanan nayza alima bela mesta halifaya eyou ,etaya zayhlifa gan mes kirstosa manbar eya,mes ema berhan aday manbar eyou,liba liday zikafeta egzabhar amlka libonaka yekifetalka
2ክፋል ክትመልሰለይ ተስፍ ክገብር ተመርዕውኩም ዲኩም ወይስ ብዕርክነት እኩም ተነብሩ አለኩም ደሞ ተዘይተጋግየይ ወልድኩም እኪም ከመይ ነይሩ አቀባብላ ብበተሰብ ወገንስ ፍቅርኩም አምላክ የብዘሓልኩም 🙏🙏እና ናብ ስደት ብሓደ ዲኩም ወፅኩም ወይ በበይንኩም ልምንታይ ከ ሰደት መርፅኩም ሰደት ነዓኩም ከመይ ትገልፀዎ ምስ ውላድኩም ተፋላልኩም ክትነብሩ ከለኩምስ ናፍቆት ከመይ እዩ ክትመልስለይ ተስፍ ክገብር ሓደራ ከይትሓልፍዋ❤❤❤🙏🙏🙏
ወሊዶም ድዮም እሰይ ታዓዲሎም ዋይ እሰይ በሉ መሉሱላ ዛሓፍትና
@@ጓልቅዱስጊዮርጊስ እምነታ ብምክሓድከ የሕዝነክንዶ እስክን ትገዳ መንጨብጨብቲ ክንዲ ምክሪ ትባኣስ ተንጨብጭባላ ኣለክን ደቂ #እመብርሃነይ👏👏
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ እዝኣስ ወላ ኣነ ኣይትዊሓጠትለይ ምኽንያቱ ወጀራት እየ ምስ በለት ከመይ ላ ድኣ ሞሱሉም ኾይና ወጀራት ስ ሞሱሉም የለይ ዋ እለ ብጣዕም ግር ኢሉን
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ እሺ መጀመርታ አነ ዝፃሓፍክዎ አስተውዒልኪ አንብብዮ ኻላአይ ብዛዓባ ሃይማኖታ ዝፎልጦ ነገር የብለን አነ ሙስሊም እያ መሲላቲኒ ነይራ እምበር ምንጭብጫብ እሲ አይፈትውን ወጀራት ደሞ አይፈልጦን
@@ጓልቅዱስጊዮርጊስ ሕራይ ኣነ ኣንቢቦዮ እየ ዝያዳይ ግን ስለ ሃይማኖትኪ ኣፀቢቅኪ ትፈልጢ ትማሃሪ ኣለኪ እሳ ክርስትያን ነይራ ደሓር ላብ ኣስላመይቲ ዝተቀየረት እያ እና ልበደልኩኪ ይቅሬታ ፆም ኣርባዓ ይጅመርሎ ሞ ብሩክ ፆም ይግበረልና
እንዳ ማሜ ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኩም ካልኣይ ክፋል ይቀፅል
ምቁራት አሕዋተይ ፈጣሪ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ዓድና ሠላም ጌሩ ፈጣሪ ብሠላም ይመልሰና አሜን
የምወዳችሁ ማሜ ግን በጣምነው የሚያሰቀኝ ሲያወራ😂😂😍😍😍😍❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣነስ ማሜ ክዛረብ ተሎ ኩሉ ነገሩ ክሪኦ ተለኩ ለዋህ እዩ ልመስለኒ ብሓቂ ከምኡ ዶ ይኾን ❤💛🙏
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ምቁራተይ❤እሺ ብፍቃድኹም ሕተቱ ሰለ ዝበልኹም የቀኒየልና እሺ አነ ንሃኒ እየ ሕቶይ 1)) ቃደም ክርስትያነይቲ ኢኺ ነይርኺ ሕጂ ኢስላመይቲ ኮይኒኺ ኣለኺ ሰለዚ እምነትኪ ዘቀየረኪ ብፍቅር ድዩስ ወይ እቲ ቁርኣንና እቲ መፅሓፍ ቅዱስ ኣኒብብኪ ተረዲእኪዮ እኺ ቀይርኺምክንያቱ ኣንቢብኪ እንተ ኾይኒኺ እታ ዘቀየረትኪ ጥቅሲ ወይ እቲ ሓቂ ዘይኾነ ክንፈልጦ ሰለ ዝደለኹ እየ ኩሉ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ክኽተል ስለ ዝደሊ 2)) ብመልክዕ ቁርኣን ኣረዲእኺ ኣምሂርኪ ዝቀየርክዮ ሰብከ ኣለኪ ዶ 3)) ብዛዕባ ሃይማኖት ካብ ቤተ ሰብ ዝመፀአኪ ሕቶከ ብኸመይ ትምልሱሎም ብመልክዕ ቁርኣንዶ ወይ ብድልየተይ ኢልኪ ትምልስዮም💜እዚአን ትምሉሱለይ ብሃንቀውታ ይፅበ ከይት ሓልፉኒ በቲ ትኣምንዎ ፈጣርኹም ሒዘኩም እየ🤲ሰላምኩም ይብዛሕ ስለ ዝፈትወኩም እየ ክዓ❤😘
ናይ ልበይ ሕቶ ጊን መፅሓፍ ቁዱስ ኣምቢባ ተረዲኣ እንተትከውን በፉፁም ያሃም ቀየረትን
መፅሓፍ ቅዱስ ተትፍልጥ ነይራ ብፍፅም ሃይማኖታ አይምቅየራትን ነይራ ከብ ሃይማኖተይ ከቅዩራ ስክድይ ንስፍ እንድንል ዝሕልፍው ቅዱስን አብታትና አነ እውን ክስዒብ እዩ አስራም ተመስገን አምላክ አነስ ጓል ክርስቶስ እዩ ተመስገን ተመስገን
@@የማርያምልጅነኝ-ቀ7አ ብሓቂ በእውነት ተመስገን ፈጣሪ ደቁ ዝገበረና ኣይፈሎጦቶን እዚ ሰማያዊ ሂወት ጣዕሙ ጣዕሚ ምድራዊ እያ ሪኣ
@@smerhsoso7490 ብሓቂ
ናይ ልበይ ሕቶ
ፍቅርኩም የብዛሕዮ ደቅ ዓደይ መዓረይ
ዋዋው ካልኣይ ክፋል ቀፅልሉ 🌹❤️
ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ😍😍😍😍
ማሻ ኣላህ ኣላህ ይጠብቅቹ ኣይለያቹ ዉዶችየ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️
ውዴ ደምሪኝ
ጹሩያት ደቂ ዓደይ ኣላህ ይሕፈዝኩሙ
ቀደማኩም ፅዮን ምሳኩም ትኩን❤❤
መን ኣሎ ግን ከምዚ ከማይ ናይ ማሜ ዕላል ደስ ዝብሎ ዘስሕቖ
❤💛ምቁራተይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ 🙏🙏🙏❤❤❤
Shikorat fikrkum ybarik
ኣሰይ ደስብሃሎ እግዛብሔር ሓዳርኹም ይባርኸልኹም🙏❤️
Sab thawaweru
ሰላም ሰላም ኩቡራተይ እንኮዐ ሰላም መፃእኹም
በጣም እኮ ነው ምታምሩት ማሜ አፈስካት ይችን የመሰለች ውብ 🤩🥰😘
ኣነ ግን ጥያቄ ኣለኒ ኣብ ሱዑድ ክንደይ ዓመት ጌርኩምሃኒከ ኢጋማ ኣለዋ ዶ ቆልዓኩም ከ ኣበይ ኣሎ❤❤❤
ኣሰይ ፁሩያት ፍቅርኩም ይሰስን ድስ ክትብሉኒ ሙቁራት👑💙💘🙏
ተጋሩ ላይክ ሽር ዶ ግበሩይ ዝሕልኩም 🙄
ሞይተ ብስሩ እባ ሸር ዘይብል ንፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖታ ትቅይር መፅልእት ዝኮነት ጓል ታማ ንሱ ዘይቃየረ🤫
@@ጓልተዋህዶጓልትግራይ ማዓረይ ፍቅሪ ዕዉር ክባሃል አይሰማዕክን ደኪ
@@lilitubetgray5616 ይፈልጥ:: ግንስ ብሃይማኖተይ እሕዋተይ መፅሓፍ ቁዱስ እንግለፅ ግን ሓንቲ ሕቶ ዶ ካሓተኪ ማዓረይ
@@ጓልተዋህዶጓልትግራይ እሺ ማሬ
@@lilitubetgray5616 እሺ ትበልኺ እመብርሃን ኣደይ ማዓረይ እዙ ፍቅሪ ዝንብሎ ግዝያዊ እዩ ፍቅሪክርስቶስ ግን ዘላኣለማዊ እዩ ኣየናይ ኢኪ ትመርፅ ግዝያዊ ዋላዘላኣለማዊ? ኣነ ግን ካብ ፍግዝያዊ ፍቅሪ ፍቅሪ ክርስቶስ ይመሪፅ ግን እሕዋተይ እነስተዉዓል ናብ ገደል ኢና ዝፅድፍለና😪😪😪😪
ጣዕምታት💘💘💖💖💖💖💖💖💖
ሰላምኩም ይብዛሕ ሽኮርናታት🥰🥰🥰♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛💛♥️
God. bless. you.. ❤️❤️❤️❤️❤️
ማሜ & ሃኒ ክፈትወኩም ሙቁራተይ ቀፅልሉ ናብ ሕቶይ ክአቲ ሃይማኖት ናይ ውልቀካ እምነት ሰለ ዝኮነ አብዙይ አይከራከርን ግን ሕብረተሰብና ሃይማኖት ምቅያር ብጣዕሚ ስለ ዝቋወም➡ ናይ ቤተሰብክን ፈተውትክን ግብረ መልሲ ከመይ ነይሩ ሃይማኖትኪ ምስ ቀየርኪ ?➡አሚንክሉ ዲኪ ቀይርክስ ወላ ብፍቅሪ ማሜ ?➡ወድኩምከ መን ይበሃል አበይ አሎ ?➡ ናብ ስራሕኪ ክአቲ እዚ ስራሕኪ ካብ ትጅምሪ ዘጋጠሙኪ ፅቡቃት ነገራት ተጋኑፎታትን አለዉኪ ዶ ?➡እዘን መሳርሕትኪከ ተጋሩ ድየን ?➡ናይ መጨረሻ ሕቶይ ንማሜ ማሜ ሓወይ ከኽብረካ መዓት እየ ወዲሪመይ ሕቶይ ሃኒ ቆንጆ እያ ብዙሓት ሰባት ብመልከዓ ይግረሙ ብፍላይ አብ tiktok ቪድዮ ይሰርሑላ አብ ኮሜንት እውን ፍቅሮም ይገልፁላ ቀኒእካ ወይ ተናዲድካዶ ትፈልጥ ወይስ ተሓጊስካ ?➡
Ufffff ትግርኛ dese keteblu shkorinatate 😍😍😍😍😍😍😍😍👌👌👌👌👌👌👌👌
ማሜ እና ሃኒ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤
ሙቁራተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ይበለለይ(port2 )
አሰይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ👏 ❤❤❤🥰😘
ደምረን ወለላይ
ኣትም ሰባት ብሳሐቅ ምይተ ፅርያት
ሃይማኖት ቀይርኪ በስምኣም 😢😢😢😢😢😢
Gn haniyy eski tmesli kolaea nmntay eiki Asilimki way bzkone.?
ዋውውው ደስ ትቡሎ ፍቅርኹም ይብዝሕዮ🌹🌹❤❤
ናብ ልብኪ ይምለስኪ ሓፍትና ካብ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ወፂእክስ ክንደየናይ ከይጥዕመኪ ????ሰብ ናብ የማን ተትምለስስ ንስኪ ንፀጋም 😞😢ተተካኢሉ ንዕዑ ንየማን ኣምፅእዮ ❤
ኣሰይይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ❤❤❤❤
ላም ስ ምስ ሓራድኣ ማይ ትሰት ምስላ ኣቦታትና:: ንፍቅሪ ክትብሊ ሃይማኖትክ ተቀይሪክ ንእግዛእብሄር ኣምላክ ኢንተ ክሕድክ ዘይምንባር ይሕሸክ::
ኣሰይ ጥዑማት ደስ በሃሊት እኹም SO ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛
አሰይ ጥዑማት ደሰ በሃሊት እኹም💊💊💊💊💊💊
Des bahelty edima teny yhabikuem 🥰🥰🥰
Egzabher amlaki ayleyach etaye &amchye 💖💖💖💖💖💖💖💖
ደስ ባሃልቲ 2ይ ክፋል ንፅበ🙏🤴🥰👸
ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ ግን ሃይማኖት ንስብአይ አልካ ምቅያር ብጣአሚ አዩ ዘሐዝን 🥲🥲🥲😭😭ካብ ክርስቶስ ዝዓቢ የለን አና አግዚአብሔር አብ ሃይማኖትና የፅነአና አሜን 🤲
ባሓቂ ኣብ እምነትና የፅነዐና ኣብታ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
እግዚኦ ተዘከረነ ክርስትያን ድያ ነይራ💔💔😢😢
@@ሄሪጋልተዋህዶ አወ
She is in the right path alhamdulilah Allah is a creator one and the only one !!
Amen🙌💯✅🙏🙏🙏
ብጣዕሚ የሐዝን የሐዝን ናይዚ ዓለም ነገር ሓላፊ እዩ እቲ ዘይሓልፍግን ናይሰማይ ናይዘልኣለም ሂወት እዩ ኣምላኽ ኪሒድኪ ናበይ ኢኺ ትኣቲ ግደፊ ልጊዛዊ ክትብሊ ንዘልኣለም ትጠፍኢ ለኺ ኣቲ ሰብ ተመለሲ ተመለሲ ተመለሲ
ኣቤት ቁንጅናኪ ግን ማርያም ሰሪሓትኪ እያ።ግን ማርያም ምእማን ገዲፍክዮ😢😢
ካብ ቃለይ ዝሓልፍስ ሳማይን ምድርን ክሓልፍ ይቀልል ቅዱስ ቃሉ 😢
ናይ ክልቲኦኩም ሃይማኖት ሓደ ድዩ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣይኮነን ንሳ ክርስትያን እያ ክሒዳ እበር ✝️😭😭😭😭😭😭😭😭😭☝️
😭😭😭😭@@aliisaed7684
ብርግፅ ፍቅሪ ፅቡቅ እንድዩ እና ሓፍተይ ናተይ ሃይማኖት ዘይብሉ ፍቅሪ እንታይ ክገብረልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብኪ ይመልስኪ ክርስቶስ ሓዲግካ ሂወት የለን አሕዋተይ
ክርስትያን ድያ ነይሩ?
ብሓቂ
ብሓቂ ክብረተይ ካብ ናይ ክርሴቶስ ፍቅሪ
ካብ ናይ እመቤታችን ድንግል ማርያም
ካበ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ዝፍለ ክሳደይ ንኻራ ተትኸውን ይመርፅ።እና ክብርቲ ሓፍትና ቅድሚ ኩሉ ነገር ክተፅንዕዮን ክተፍቅርዮን ዝግበኣኪ ናይ ጎይታና ኣምላክናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቅሪ ኣብ ልብኺ ትፅሕፍዮ ይግበኣኪ ነይሩ እና እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናኺ ኸፊቱ ናብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትኺ ክትምለሲ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን🙏🙏🙏🙏
@@ተመስገንአምላኬ-ጰ2ጨ እወ ክርስትያን እያ ነይራ
@@jdjdj4j991 ናይ ብሓቂ አሜን አሜን አሜን
ደስ ባሃልቲ ኢኹም ግን እቲ ቅኑዕ ሃይማኖትኪ ኪሒድኪ ምስ ዘይ ኣማኒ ምኳንኪ ደስ ኣይብልን ምክንያቱ ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖትኪ ክተቀድሚ ይግባእ ንስኪ ናብቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ክተምፅእዮ እምበር ንስኺ ክትኽሕዲ ኣይምነበረክን ሐዚ ውን ናብ ልብኺ ይምለስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ🍃🌻
ሰላም ደቂ ትግራይ ሙቁራት ሃኒ ግን ንምንታይ ሃይማኖትኺ ክሕድኪ ንሕና እኮ ናበርቲ አይኮንናይ አምላክ ናብዛ ፅንዕቲ ሃይማኖትኺ ይመልስኺ 🙏🙏🙏
ብሓቂ
ሰላም አምላክ ምሳኪ ይኩን ህያበይ ይቅርታ በስመአብ ክርስትያን ድያ ነይራ🥺🥺🥺😢
@@ሩፍታልበይኢኪማርያመይ እወ😔
ብሓቂ
ብሓቂ ለባመይ
ኣሜን 😥
ደስስስ ዝብል አጋጣም እዩ ምቅራተይ $H&m💞ፍቅሩኩም ንዘልአለም ይንበር አይፈላልይኩም ድቅ ሓላል መሬት💛❤💋 ካልአይ ክፋል ቀፅሉ💖💖💖💖
መጀማርታ ሰላም እና ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሙቅራተይ ሃይማኖትካ ብምድራዊ ፍቅሪ ኣይትቀይር እቱምንታይስ ምድሪዊ ፍቅሪ ሓላፊ እዩ ሰማያዊ ፍቅሪ ግን ልዘላእለም እዩ እንታይ ክብለካ ደልየ እየ ዛሓወይ መዳሃንና ኢየሱስ ክርስቶ ዘቡሉ ፍቅሪ ኮንቱ እዩ እና ላብታ ዝነበርካያ ትክክለኛ ሃይማኖት ተመለስልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብካ ይክፈተልካ ናይ ዓለም ኩሉ ሓላፋይ እዩ ክቡር ሓወይ ምስ ሰናይ የቅርታ🙏💒ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሙነየልኩም💖💙
ድወድ ብልኺ ቀጥተኛዋ ሃይማኖቲኺ ቃይርኺ አይይይ ልቢ ይሃብኺ ዳሕናለ ካዚ ይሰውረና መድህንያለም
ውዴ ደምሪኝ❤
ምስ ዘይመስልኩም ኣይትፃመዱ ይብለና ቅዱስ ቃሉ ንሓላፊ ስጋዊ ፍቅሪ ክትብልስ ሃይማኖትኪ ትቅይር አምለክ ልቦናኪ ይቀይረልኪ ሐዚ ኣይፍለጥክን ግን ስጋዊ ፍቅሪ ግን ካባኪ እንማሃሮ እንተሃለየና ከማኪ ናብ ዘይመሱሉና ከይንፃመድ ግን መምሃሪና እዩ ሰጋዊ ፍቅሪ ዶ ይዓቢ ዘላኣለማዊ ሃይማኖት ወይ እምነት ርእስኪ ፈትሺ ስምዕትኪ ምቁፅፃር ምሓሸኪ ምክንያት ዓብይ ነገር ተጥፊኢ ስለ ዘለኪ ዓይነ ልቦናኪ ይክፈተልኪ
ትክክል መዓረይ🥰
ትክክክል ልቢ ይሃበና
ናይ ብሓቂ የሕዝነኩ
ናይ ባሓቂ
ትክክል ዝሃፍተይ ግና ን እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና ዘይምፍላጣ እዩ እንተትፈልጦ ነይራ ብፍቅሪ ጎይታና እምነታ ኣይምቀየረትን ነይራ ግና ሓደ መዓልቲ ንጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክትፈልጦ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን
ድስውኣይ ብልኽንስ ሃይማኖት ትቅይር ልቢ ይሃብኽ ፊጣር ባዕሉ መሕዘን ይኡ😢😢
😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ መሕዘኒ ይኡ በኡውነት ልቦና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢😢
ናይ ባሓቅ ባዕሉ ምሕርት ያዉርደልና😢😢
Mara eye hazine ms reekwa Ayfltan gn Ahwatey tegaru Nay hani ktktela ntenkek haymanetna nflto eina tewaedo Ena em hamanetka mkyar mumat yhesh 🇪🇷⛪🇻🇳🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ብትክክል😢
ልምንታይ ልፍቅሪ ሰብ ኢልኪ ፍቅሪ ክርስቶስ ትገድፊ ማራ ማራ ማራ ኢኪ ተሕዝኒ ማዓረይ ኣቱም ኮሞንቲ ትፅሕፍ ኣይተረድእዋይ ዲኩም 😢😢😢😓😓😓
Meniom diyom kirstyan neyrom
@@ggffbvdf3176 ዛጋል እኒኣ ክርስትያን ነይራ እሱ ስብኣያ ኣስላማይ እዩ ደሓር ሃይማኖታ ገዲፋ ላብኡ ከይዳ ዋይ ኣነ ይይ ኣምላክ ይቅር ይበለልና💔💔💔
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ kifelt delye enber ane iwin Muslim eye gal adey Ena karna eytihzeni Muslim ewin haymanot mukanu filiti
@@ggffbvdf3176 ይሓዝንይ ፈረቃይ እምበር ካብ ክርስትያን ምውፃእ ማለት ኮ ከም ካብ ባሕሪ ዝወፀ ዓሳ እዩ እዋይ እስኪ ለ ዲኪ ከምኡ ሓዲገ እምበኣር
@@ggffbvdf3176 ብዝተረፈ ፀገም የብሉን ዝያዳይ💓💐 ልኣምላክ ንሕደጎ ባዕሉ ኣሎ ፈጣሪ
ዓይንኪ ኩሉ ነገርኪ ደስ ክትብልኒ ማዓት ኢኪ ፍቅርኩ ይፅናዕ
ደምረን ወለላይ❤❤
ኣሰይይይ ፍቅረኩም ይብዛሕ አሕዋተይ ናይ ፍቅረ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ❤❤❤❤❤
ደምረን ወለላይ😊
ሙቁራተይ ደስ እኮ ትብሉ ሓባይብ ቀፅልሉ ደቅኖዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፁሩያት ናትና💘💘💘💘💘💋💋💋💕💕💕💓💓💓💓💓💓
ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅልሉ ሓበይቢ
ማሻኣላህ ረቢ ይሕፈዝካ ሓወይ ሓዊኩም ካብ ኤርትራ ኣላህ ይሕፈዘክም
ታዩ ምሕፋዝ ከ ትርጉም ባ
😂😂😂😂😂😂@@Abeleyob-w6f
@user-ti1q😂😂😂😂😂😂😂y7gk1q
ደስ በሃልቲ ምቁራተይ🤩🤩🤩ብሓቂ ክልተኩም ሓቀኛ ፍቅሪ እኩም አፍቅርኩም ሃኒ ደሞ ሰውነትኪ ማይ ፍስስ እንተይሉ እማ በቃ ኣፍቅርክዮ ነይርኪ😃
ዋይ ከሙኡዱዩ ዝገብር😄😄😄
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራት ኣሕዋትና ፍቅረኩም ብዝሕሕ ትርፍፍፍፍ ይበል
እሺኒ ሕቶ አለኒ ብቃደመይ አብ ወጀራት እየ ዓደይይይ አብ ወጀሪት እየ ትወልደ አለኺ ጸንሕኽ ማለት አብ ወጀራት መሰልም የለን ወላሰ ድሓረ አኽ ቀይሪኽ ግን አሕዋተይ አነ መሰሉም አብ ወጀራት የለን ዝበልኹ መሰሉም ጸልኤ አይኾንኹይ ሰለ ዘየሎ እዩ ካብ ሕተይ ሰሕተት እንተሃልዩ ይቅረታ ሰለ ዝፈትወኩም እዩ ብሰም እትአምኒዋ ፍጣሪኩም ሕተይ ከይትሕልፍዋ ሰላምን ፍቅሪን ይልአከልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት
@Tigray Adey ናፍቆተይ💊🥺ዋየ ክክክ እንታይ እዩ ናብ ዝኾድኾ ትመፅኢለኺ ቆ❤😂😘
@Tigray Adey ናፍቆተይ💊🥺 ክክክ ጨለ ናፍቀኺ ደውልለይ ማ🙄😂😍😍
ሓደ ግዜ ደስ ዝበለና ሕቶታት ክንሓተኩም መደብ ግበሩ ሙቁራት❤❤💋💋
ደምረን ወለላይ❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዎታይ ምዓሪይ
ደምረን ወለላይ🎉🎉
ماشاءالله تبارك ♥❤❤❤🎉🎉
ሙቁራተይ ፊቕርኹም የብዛሓዮ ሓላላተይይይይ❤️💛❤️💛❤️💛
2 ንፅበኢና ብቅልጡፍ ምፁና ሙቁራት ፍትጠረት ንፎትየኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውውው ደስስስ ክትብሉ ማዓት ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ እና ወሊድኩም ዶ ገና ኢኩም
ወሊዶም
ብርሃን ገፆሙ ሙቁራተይ ፍቅርኩሙ ይሰስን ውሉዱኩሙ የርእየና ሓላላተይ💓💛💙💓💛💙💐💐💐💏💏💏💏
ሙቁራትን ሓላላትን ኣይትጥፉኡ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ምፁና ኣይትጥፉኡ 💊💊💊💊❤❤💛💛💛
ኣነስ ድሰ ክትብሉኒ ፍቅርኹም የፅናዓዮ ፈጣሪ
ዉለዱ ሰስኑ ተጋሩዋይ😍❤️🥰
ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት አሕዋት
ኤፌሳን 4 5
ብሓቂ ✝️😭😭😭😭😭😭😭☝️
@@aliisaed7684 እወ ሃይማኖት ማለት ሓንቲ ይአ ሓደ ጉይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቅት ኤፌሳን ምዕራፍ 4 5 እቲ ልዕሊ ኩሉን ብኩሉን አብ ኩሉን ዘሎ ሓደ አምላክ ኣቦ ኩሉን ንሱ እዮ ግናከ ብመስፈር ውህበት ክርስቶስ ንነፍሲ ወከፍና ጸጋ ተውሂቡ እዮ
Shikorinatat ajokum Kab hawkum Eritrea 🇪🇷♥❤😍✨💖
ዝፈትወኩም ማሜዋይ&ሃኒዋይ♥♥♥♥እና ኣነለ ሓደ እኒኦ ቆልዓ ዝፎትየኒ ዝፍትዮ የኮነይ ብኣካል ረኪበዮስ ዋላ ቴክስት ተገይሩለይ ልበይ እያ ሓሸው💔💔 ትብልዋ እስቲ የጣምርኩም በሉና♥♥♥
ውዴ በቅንነት ደምሪኝ❤
ሕቡናት ተጋሩ ብምኳንኩም ንሕበን ኣጆኹም♥️
ክንደይ ወሲደልካ ካአ ትብሊ እንታይ ክትወስድሉ እምነትኪ ኳ ኣፍሪስኪ ከሰትምሕሊ ከለኪ ገለ ተሰሚዕኒ ካብ ከደም ትክተልየሸ ምኮንኪ ኮ ገለ ኣይምበልኩን!
ኣታ ኮምንቲ እናንቡኩ እነድየ ፀኒሐ ሃማኖትኪ ቀየርኪ ገለ ትብሉ ሳባት ኣለኩም ሃማናታ ኣየቀየረትን ናብ ፍጣሪ ዝፈጠራ ሃማኖት እያ እነያ ዝለዚ ሃኒ ሓፍተይ ፍቅርኩም ኣላህ ይመለኩም ቁፁሉ ማም ሓወይ ቀፅሉ ግን ሓደ ነገር ግን ክናገረኩም እዛም ክርስትየን ግነ ቀየራ ትብሉ ዘለኩም ከሙኡ ኣየትበሉ ኣየቀረትን።
ደስ ዝብል እዩ ቀፅሉልና ደስ በሃልቲ ሙቁራት ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤
ተጋሩ ድዮም ያ ጀምዓ
Iwe❤
part 2 ግበሩልና በወላዲትኩም ሙቁራት
ሰላም ተጋሩዋኒ ግደፋኣ በቀዳማይ ባእላ ተዛሪባትሉ እያ ህጂብዙሕ ተዘይንዛሰብ የሓይሽ ይብል
ማለት ዝአመነትሉ ስለዝኮነት እዩ ኢለእየ እንበር ሃይማኖት ብፍቅሪ ዝቅየር አይኮነን ግን ምንም አይግበርን
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይቢይ💓😘👌
ብጣዓሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ አምላክ
Asey des behalti egzabiher hadarkum ybarkelkum 🙏
ብሓቂ ናይ ተካታትልቲ ተገዳስነት እንተ ሃልይኪ ንምንታይ ሃይማኖትኪ ቀይርኪ? መልስልና ሃይማኖት ምቅያር ማልት ክሕደት ጥራሕ እዩ ::እዚ ክትገብሪ ዘገደድኪ ምክንያት ብደንቢ ገይርኪ ክተረድኢና ብትሕትና ናሕተኪ 🙏እንተዘይ ተጋግያ ስብ ቡዙሕ ሕቶ ጽሒፎ አሎ ማዓረይ
እዞም ዝፈትዎም ፍቁራት ደቂ ሪመይ ❤️💛ፍቅርኩም ይሰስን ሓዳርኩም ይባረክ ❤️💛
ውዴ ደምሪኝ❤
ወግዕኹም ክምችወኒ ኣነስ ማርያምን በጃኹም ክፋል ክልተ ግበሩላ ትዝክሩ ዶ ማሜ ምስ ዓርክኻ እና ሃኒቾ ቲክቶክ ላዪቨ ክትኣትዩ ይገርመኩም ገዜ ድቃሰይ ዝነበረ ምሳኹም ኮፍ ኢለ በይነይ ናሳሓቅኩ ሓዲረ በጃኹም ድገሙና ኣይትጥፍኡ ኣነስ እግዛብሄርን ክፈትወኩም ብልበይ እየ
ክክክክክ አታ አስቁኩምኒ አብ ፍቅሪኩም ሳሓቅ ይዓድልኩም ሙቁራተይ😘😘😘❤
ፍቅሪ ብዘይ ኣምላክ ባዶ😢
Agonbihka eske gbera yehgusa bro gal xbuq geru zestmela eya tfetu
ፎእእእእ ኣነስ ልጓል ፅሪፈ ኣይፈልጣ እንተ ንስኪ ግን ?ልፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖት ትቅይሪ መፅሓፍ ቅዱስ ገልፅኪ ረእየይ ኣማ እንታይ ከም ዝብል ክርደእኪ እዩ
ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፅሩያተይ💛⭐️❤️🤗🤗🤗
ኣሰይይይ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይይ❤❤❤💘💘💘🙏🙏
ደምረን ወለላይ❤❤❤
ASEYYY MUKURATEY edimeni tinani yihabikumi🙏🏻💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘pls part 2
ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣብ ሓዳር እውን ቀፅሉ ካዓ ደግምኩም ዊለዱ❤❤❤❤
አቲ ረሳሕ አስላም ክለም ብማዓከረም እየም ለምደም
እስኺ ዉሉዶ ወጀራት እህ😢ወጀራት ማለት 100% ኦርቶዶክስ የና ብኣኺ ግን ትዋርድና ወና✝️😭ልዕል ክርስቶስ ፈቃሪ የለይ ስለዚ ኣሕናለ ዉዕለታኡ ዘክሪ ነብሰይ ትብል ቃል ማዓልቲ ምስ ዕለት ነልዕላ ኣለና✝️🤲😭
Part 2..ብርሃን ገጾም ክፈትወኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ 🥰😍
ደስ ባሃልቲ ደቂ ረመይ
Konjo kone ferji mesle Ewe do wy konjo do koykan love ❤️ u God bless your love
besema selisa selamkoma tebzha ahewtay
kiberta hafetay nab hayimantka
tamlsa
kirstisa kihadja ,,edsta kudsan dengal marima adeya kihadka hewtay aykanan
nayza alima bela mesta halifaya eyou ,etaya zayhlifa gan mes kirstosa manbar eya,mes ema berhan aday manbar eyou,liba liday zikafeta egzabhar amlka libonaka yekifetalka
2ክፋል ክትመልሰለይ ተስፍ ክገብር ተመርዕውኩም ዲኩም ወይስ ብዕርክነት እኩም ተነብሩ አለኩም ደሞ ተዘይተጋግየይ ወልድኩም እኪም ከመይ ነይሩ አቀባብላ ብበተሰብ ወገንስ ፍቅርኩም አምላክ የብዘሓልኩም 🙏🙏እና ናብ ስደት ብሓደ ዲኩም ወፅኩም ወይ በበይንኩም ልምንታይ ከ ሰደት መርፅኩም ሰደት ነዓኩም ከመይ ትገልፀዎ ምስ ውላድኩም ተፋላልኩም ክትነብሩ ከለኩምስ ናፍቆት ከመይ እዩ ክትመልስለይ ተስፍ ክገብር ሓደራ ከይትሓልፍዋ❤❤❤🙏🙏🙏
ወሊዶም ድዮም እሰይ ታዓዲሎም ዋይ እሰይ በሉ መሉሱላ ዛሓፍትና
@@ጓልቅዱስጊዮርጊስ እምነታ ብምክሓድከ የሕዝነክንዶ እስክን ትገዳ መንጨብጨብቲ ክንዲ ምክሪ ትባኣስ ተንጨብጭባላ ኣለክን ደቂ #እመብርሃነይ👏👏
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ እዝኣስ ወላ ኣነ ኣይትዊሓጠትለይ ምኽንያቱ ወጀራት እየ ምስ በለት ከመይ ላ ድኣ ሞሱሉም ኾይና ወጀራት ስ ሞሱሉም የለይ ዋ እለ ብጣዕም ግር ኢሉን
@@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ እሺ መጀመርታ አነ ዝፃሓፍክዎ አስተውዒልኪ አንብብዮ ኻላአይ ብዛዓባ ሃይማኖታ ዝፎልጦ ነገር የብለን አነ ሙስሊም እያ መሲላቲኒ ነይራ እምበር ምንጭብጫብ እሲ አይፈትውን ወጀራት ደሞ አይፈልጦን
@@ጓልቅዱስጊዮርጊስ ሕራይ ኣነ ኣንቢቦዮ እየ ዝያዳይ ግን ስለ ሃይማኖትኪ ኣፀቢቅኪ ትፈልጢ ትማሃሪ ኣለኪ እሳ ክርስትያን ነይራ ደሓር ላብ ኣስላመይቲ ዝተቀየረት እያ እና ልበደልኩኪ ይቅሬታ ፆም ኣርባዓ ይጅመርሎ ሞ ብሩክ ፆም ይግበረልና
እንዳ ማሜ ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኩም ካልኣይ ክፋል ይቀፅል
ምቁራት አሕዋተይ ፈጣሪ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ዓድና ሠላም ጌሩ ፈጣሪ ብሠላም ይመልሰና አሜን
የምወዳችሁ ማሜ ግን በጣምነው የሚያሰቀኝ ሲያወራ😂😂😍😍😍😍❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣነስ ማሜ ክዛረብ ተሎ ኩሉ ነገሩ ክሪኦ ተለኩ ለዋህ እዩ ልመስለኒ ብሓቂ ከምኡ ዶ ይኾን ❤💛🙏
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ምቁራተይ❤
እሺ ብፍቃድኹም ሕተቱ ሰለ ዝበልኹም የቀኒየልና እሺ አነ ንሃኒ እየ ሕቶይ
1)) ቃደም ክርስትያነይቲ ኢኺ ነይርኺ ሕጂ ኢስላመይቲ ኮይኒኺ ኣለኺ ሰለዚ እምነትኪ ዘቀየረኪ ብፍቅር ድዩስ ወይ እቲ ቁርኣንና እቲ መፅሓፍ ቅዱስ ኣኒብብኪ ተረዲእኪዮ እኺ ቀይርኺ
ምክንያቱ ኣንቢብኪ እንተ ኾይኒኺ እታ ዘቀየረትኪ ጥቅሲ ወይ እቲ ሓቂ ዘይኾነ ክንፈልጦ ሰለ ዝደለኹ እየ ኩሉ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ክኽተል ስለ ዝደሊ
2)) ብመልክዕ ቁርኣን ኣረዲእኺ ኣምሂርኪ ዝቀየርክዮ ሰብከ ኣለኪ ዶ
3)) ብዛዕባ ሃይማኖት ካብ ቤተ ሰብ ዝመፀአኪ ሕቶከ ብኸመይ ትምልሱሎም ብመልክዕ ቁርኣንዶ ወይ ብድልየተይ ኢልኪ ትምልስዮም💜እዚአን ትምሉሱለይ ብሃንቀውታ ይፅበ ከይት ሓልፉኒ በቲ ትኣምንዎ ፈጣርኹም ሒዘኩም እየ🤲ሰላምኩም ይብዛሕ ስለ ዝፈትወኩም እየ ክዓ❤😘
ናይ ልበይ ሕቶ ጊን መፅሓፍ ቁዱስ ኣምቢባ ተረዲኣ እንተትከውን በፉፁም ያሃም ቀየረትን
መፅሓፍ ቅዱስ ተትፍልጥ ነይራ ብፍፅም ሃይማኖታ አይምቅየራትን ነይራ ከብ ሃይማኖተይ ከቅዩራ ስክድይ ንስፍ እንድንል ዝሕልፍው ቅዱስን አብታትና አነ እውን ክስዒብ እዩ አስራም ተመስገን አምላክ አነስ ጓል ክርስቶስ እዩ ተመስገን ተመስገን
@@የማርያምልጅነኝ-ቀ7አ ብሓቂ በእውነት ተመስገን ፈጣሪ ደቁ ዝገበረና ኣይፈሎጦቶን እዚ ሰማያዊ ሂወት ጣዕሙ ጣዕሚ ምድራዊ እያ ሪኣ
@@smerhsoso7490 ብሓቂ
ናይ ልበይ ሕቶ
ፍቅርኩም የብዛሕዮ ደቅ ዓደይ መዓረይ
ዋዋው ካልኣይ ክፋል ቀፅልሉ 🌹❤️
ሙቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ😍😍😍😍
ማሻ ኣላህ ኣላህ ይጠብቅቹ ኣይለያቹ ዉዶችየ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️
ውዴ ደምሪኝ
ጹሩያት ደቂ ዓደይ ኣላህ ይሕፈዝኩሙ
ቀደማኩም ፅዮን ምሳኩም ትኩን❤❤
መን ኣሎ ግን ከምዚ ከማይ ናይ ማሜ ዕላል ደስ ዝብሎ ዘስሕቖ
❤💛ምቁራተይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ 🙏🙏🙏❤❤❤
Shikorat fikrkum ybarik
ኣሰይ ደስብሃሎ እግዛብሔር ሓዳርኹም ይባርኸልኹም🙏❤️
Sab thawaweru
ውዴ ደምሪኝ❤
ሰላም ሰላም ኩቡራተይ እንኮዐ ሰላም መፃእኹም
በጣም እኮ ነው ምታምሩት ማሜ አፈስካት ይችን የመሰለች ውብ 🤩🥰😘
ኣነ ግን ጥያቄ ኣለኒ ኣብ ሱዑድ ክንደይ ዓመት ጌርኩም
ሃኒከ ኢጋማ ኣለዋ ዶ ቆልዓኩም ከ ኣበይ ኣሎ
❤❤❤
ኣሰይ ፁሩያት ፍቅርኩም ይሰስን ድስ ክትብሉኒ ሙቁራት👑💙💘🙏
ውዴ ደምሪኝ❤
ተጋሩ ላይክ ሽር ዶ ግበሩይ ዝሕልኩም 🙄
ሞይተ ብስሩ እባ ሸር ዘይብል ንፍቅሪ ትብልስ ሃይማኖታ ትቅይር መፅልእት ዝኮነት ጓል ታማ ንሱ ዘይቃየረ🤫
@@ጓልተዋህዶጓልትግራይ ማዓረይ ፍቅሪ ዕዉር ክባሃል አይሰማዕክን ደኪ
@@lilitubetgray5616 ይፈልጥ:: ግንስ ብሃይማኖተይ እሕዋተይ መፅሓፍ ቁዱስ እንግለፅ ግን ሓንቲ ሕቶ ዶ ካሓተኪ ማዓረይ
@@ጓልተዋህዶጓልትግራይ እሺ ማሬ
@@lilitubetgray5616 እሺ ትበልኺ እመብርሃን ኣደይ ማዓረይ እዙ ፍቅሪ ዝንብሎ ግዝያዊ እዩ ፍቅሪክርስቶስ ግን ዘላኣለማዊ እዩ ኣየናይ ኢኪ ትመርፅ ግዝያዊ ዋላዘላኣለማዊ? ኣነ ግን ካብ ፍግዝያዊ ፍቅሪ ፍቅሪ ክርስቶስ ይመሪፅ ግን እሕዋተይ እነስተዉዓል ናብ ገደል ኢና ዝፅድፍለና😪😪😪😪
ጣዕምታት💘💘💖💖💖💖💖💖💖
ሰላምኩም ይብዛሕ ሽኮርናታት🥰🥰🥰♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛💛♥️
God. bless. you.. ❤️❤️❤️❤️❤️
ማሜ & ሃኒ ክፈትወኩም ሙቁራተይ ቀፅልሉ ናብ ሕቶይ ክአቲ ሃይማኖት ናይ ውልቀካ እምነት ሰለ ዝኮነ አብዙይ አይከራከርን ግን ሕብረተሰብና ሃይማኖት ምቅያር ብጣዕሚ ስለ ዝቋወም
➡ ናይ ቤተሰብክን ፈተውትክን ግብረ መልሲ ከመይ ነይሩ ሃይማኖትኪ ምስ ቀየርኪ ?
➡አሚንክሉ ዲኪ ቀይርክስ ወላ ብፍቅሪ ማሜ ?
➡ወድኩምከ መን ይበሃል አበይ አሎ ?
➡ ናብ ስራሕኪ ክአቲ እዚ ስራሕኪ ካብ ትጅምሪ ዘጋጠሙኪ ፅቡቃት ነገራት ተጋኑፎታትን አለዉኪ ዶ ?
➡እዘን መሳርሕትኪከ ተጋሩ ድየን ?
➡ናይ መጨረሻ ሕቶይ ንማሜ
ማሜ ሓወይ ከኽብረካ መዓት እየ ወዲሪመይ ሕቶይ ሃኒ ቆንጆ እያ ብዙሓት ሰባት ብመልከዓ ይግረሙ ብፍላይ አብ tiktok ቪድዮ ይሰርሑላ አብ ኮሜንት እውን ፍቅሮም ይገልፁላ ቀኒእካ ወይ ተናዲድካዶ ትፈልጥ ወይስ ተሓጊስካ ?
➡