Tesaerka eka girmayino, yes they are shefatu eyom. Asmera atikum tegadelti geza awtsiekum nay geber ekum atikumo. N tikmukum ekum tegadilkum You are our president wufuy hawey .
@@kokomanwedielyas849 well come eyu dibihal ata wedi eway eritreawinsi Anediani enegireka alekuko aysemion eye tidegimeley aley aleka anyway komu eyuteketsiena ena biamilak
60 thousands young eritrean people for the eritrean independent by the war with Ethiopian soldiers lost after that what they should doing the Eritrean people constitution and parliament
the Eritrean people are confused because Isayas Afewki from 1970 top military General He was and still now after 50 years the government president Isayas Afewki 29 years with out any constitution and parliament that is the Eritrean problems minimum the Eritrean people should understanding what happens and the problems the young eritrean people migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea to go to Europe everywhere in the world refugees why
They are not Eritreans. So stop this drama. THEY ARE NOT ERITREAN. THEY ARE ANTI ERITREANS AND ERITREA. NO YOU CAN'T BRING THEM BACK. HOW DO YOU KNOW HE IS ERITREAN?
I will go against this dark future with anyone. Because this confused people are not ERITREANS. They need to go to Tigray and live there. They want to take a country Eritrea with them. This is shame you bring people like this.
ውፉይ ጅግና ብስነሐሳብ ዝኣምን ብሱል መንእሰይ ራኢ መንእሰያት ቀጽል ጥራይ
ውፉይ ኢልኩም ኣይትዘንጥልዎ ፕረዚደንት ወስኽሉ ምስቲ ስሙ። ሓቂ እኮዩ ዝዛረብ።
ዉፉይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ከማከስ ዋላ 1 ዘይውስከና ኢዚ ኣምላክ ወደይ 100%
Tesaerka eka girmayino, yes they are shefatu eyom.
Asmera atikum tegadelti geza awtsiekum nay geber ekum atikumo. N tikmukum ekum tegadilkum
You are our president wufuy hawey .
ብጣዓሚ ጽቡቕ ሐሳብ ፣አድያም ቀጽልዮ እዚ ፕሮግራምኪ፣ዉፍይ ብጣዓሚ ዝድነቕ ሐቂ ዘረባ።
ውፉይ ዳኣ እሞ እቲ እኮ ጅግና እንድዩ
Bravo wufuy !
Go on all against you are in depression they don’t know what they can do !
እቲዝገርም ህግድፍ ስውኣት እንዳበለ ይሽፍጥ።
እዞም ተቓወምቲ ዝመስሉ ደገፍቲዩ ።
ተቓወምቲ እንዳበሉ እታናይ ኢሰያስዮም ዝደግሙ100%
Waww Wufuy wenani bluts hasab 😍👍👌
ውፉይ ብሓቂ ዝድነቕ ስነ-ሓሳብ ኣስሚዕካና። እዚ ዝተንተንካዮ ኣብዞም ጀሚሮም ካሳብ ሕጂ ኣብ ስልጣን ተቐሚጦም ዓኒናን ገና ውን ንክንዓኑ ጻዕሮም ዘይወድኡ ፍጡራት ። ነዚ ራኢ ናይታ ሃገር ዝኾነ መንእሰይ ብሓድሽ ስነ-ሓሳብ ክህነጽ ጻዕርን ስራሕን ክሓትት እዩ። በርትዕ።
ጽብቅቲ እዚ ገርክዮ ዘለኪ ማልያ ምስ መጻኢ ጸልማት ዝከይድ አይኮነን
Nay bright future bzuhat sebat zyqbelwo miknyat
N swat akbirom zeykonu
Eritrawi jigna iyu zbl kurat keytterfom ilom iyu
Lomi gn jigna zebleka
Bret tesekimka gedli zeykone
Kemti biteweded zblo
Iyu mihret zgebr seb zefaqr technlogy zatq iyu
Wfy. Jagna. Wed jgano welecam good job
ክብርቲ ሐፍቲ አጆኺ ቀጽልዮ
ማጀምኣራ ህቶታትኪ ጽቡቅ ገርኪ ክተቅርበዮ ነርኪ ወላሃንቲ ኢይንጽሪን ዘሎ ኣብ ገሊኡ
በየነ ገርዝጊሄር (ውፉይ) ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ።
wfuy one of the hero!!!
🙌🏼🙌🏼🙌🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷
He is one agily dude
Wufuy Always hero?viva viva Briht future thanks wufuy keep going
እዚ ውፉይ ዝባሃል ካብ ኤርትራውያን ሓሳብ ንላዕሊ እዩ
እቲ ዘረባኡ ውን ዝርድእዎ ኣይመስለንን
ናይ ብራይት futur ብንም ተኣምር ሰምዮ ኣይፈልጥን አየ ነረ ስለምንታይ ብዓል አረጋይን ካሌኦትን ስለሕማክ ድዛረቡ ትማሊ ሰሜዮ ግን ምስ አድያም ብጣኤም ኣድንቐዮ ብጣኢሚ ብሱል ስነሓሳብ ሩቱዓ አዚኣ vdios ኩላ ሓቂ አዩ ተዛሪቡ ስለምንታይ አዩ ሰብ ድፀርፎምን ኣይተረደኣንን ህዝብና ገና ገና ገና ክልወጥ ማለት ዘበት አዩ ሰብ ኣይትዛረብ ኣይትሕሰብ ትብሎ ዲኻ 21ክፍለዘመን ዶ ኣይኮናን ደለና ናይደሞክራስይ ገዝየ ዶ ኣይኮነን ንአድያም ውን ኣድንቕያ ትብዓት ጌራ ኢንተርቪው ምግባራ
ንስኻውን ከይሰምዓኻዮም ብስም ሰባት ጸሪፎሞም ኢልካ ክንድዚ ምርሓቕካ ገሪምኒ
@@kokomanwedielyas849 well come eyu dibihal ata wedi eway eritreawinsi
Anediani enegireka alekuko aysemion eye tidegimeley aley aleka anyway komu eyuteketsiena ena biamilak
Ane kulgzie zidelyo Hasab jemirkyo des dima eluni
Well done
Tegadelti begun to import tax free cars from abroad.
እቶም ብኣካል ዘይትሳተፉ ደቂ ዜጋ ብዉሽጢ ገንዘባዊ ወይ ንዋታዊ ኣበርኩቶኹም ጌርኩም ነዚ ብሩህ መጻኢ ከም ናይ ሕርጊጎ ዘይኮነስ ዘየቛርጽ ጸዓት ክትኮንዎ ንቕድሚት ክትደፍእዎ ሓላፍነትኩምዩ፥፥
አታአሳሲሩ 8 መጋቢት ሰደት ሰብ ሊዒሊ ደቂ አኒሲቲዪ ዘሳዐቦ
10 emo tegedidom ember meas fetiyom (sean timeta ziketenet gualsi ane ketan gual eila fekeret)
Eta kendi agedasit eko nkuh zkone hbreteseb mftar eu dhriu eti hzbi entenekiho eti neu zewatso kmerts ykel eu
Bjaka desale bereket anewari xerfi zxerf yelen yonas wun aganinema eyom ember hmaq aytxarefen
Eway wfiy malet gel eka dewaewae abilkayom teawet behaki kiber niber wedi abeyti....
Ztesewuei ngdefom yeirefu eitom zelewu eintay gerom nmen einake knkalesom tblu
ናደው ናይ መን ጀግና ዩ
kara mara nay Yikealo
ውፉይ ጅግና ካብቶም ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ተስፋ ንገብረሎ ሓደ ኢኻ።
Wufuy goahaf aboka n eritrea tesewiu nsaka gin flut keda wedogeba maltika tesebe leaktka weyani ymewt alo
Kabu nlaili dika nebu thalyelu
Hasawi halayi tmesil abeu meitla zey kebrela ente koina wela gedel zey tieatu nsle deqomn sdromn eyom eikae tesewiom
ኣጀኹም እስከ ኤርትራውያን
Kulu sidnet mis shabia atiu
Abi sebay ata sebay wey abay sebeyti atin ade gedifka ati sebeyti ilka mizintal xuyuf znebere shabia hizomulna mexiom
Ane qola nere gn ysinbd nere
Ata izom tegadelti imber do kab hizbi ertrea wexiom iye zbl nere
Miknyatu kulu zerebom nay hibretesebna zeykone
Aslamay zeykone welahi kiblu ysemi quanqom arab zthaweso
Nay aslam wudub mesiluni
አቶ ጎይቶኦም ክክክክክክክክ
ትህወኽ ኮንካ ትብሎ ስምዓዮ አብገሊኡ እቲ ግርማይ ዝብሎ ኢኻ ደጊምካ ወይ ተሰማሚዕካ ትህወኽ ስለ ዝነበርካ ግን ዝተረደአካ አይመስለኒን። እታ ሐዉቦይ ከፈለ ማለት ግን አይዘረባን አብ ኤሪትራ ዘይከፈለ የለን እዚ ተረደአዮ ።
great
Beyene Wufuy one of the heroes
the eritrean people priority is the first Isayas Afewki how or who is changing minimum should see weyane Tigrai people how compare stability
ምስ እዘን እስራት አይሰማምዑን ኢዮም ብዓል ውፉይ
ኦኬ ጀምሪ በሊ የእትዉዮ
60 thousands young eritrean people for the eritrean independent by the war with Ethiopian soldiers lost after that what they should doing the Eritrean people constitution and parliament
ንፈሃም ሺ ግዜ ብሳምና እንተ ሓጺብካዪ ጽልሙ ኣይትሓልዬን ኢኻ። ን ህዝባዊ ግንባር ከኣ ሺ ግዜ ወላ ከተጽብቆ እንተ ፈንተኻ እቲ ታሪኩ ግን ጸሊም ኢዪ፨
ካል ኣይ ክፋል ቀልጥፍና
ከም ዘንበብኪ ምልክት ግበርለይ
Number ኪ ሃብኒ please
ውፉይ ዋላ ምስ ሓሳቡ ኣይሰማማዕ ካብቶም ኣለውና ኢልናንሕበነሎም ተካእቲ ኤርትራ ክኮኑ ዝክእሉ ቡስላት መንእሰያት ኢዩ ። ቀጽሎ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ በርትዕ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ደጊመ በርትዕ ይብለካ
ውፋይ 8 መጋቢት እዪ ሚኪኒያት ሚጊባር እዪ ወጺካ ካበቲ አሪኢሲቲ እየካ ቲዛረብ ዘሊካ
Wufuy is brilliant mind.
አታአሳስሩ ሚሲቲ😮 8 መጋቢት
Fffffffffffffo
Abey alo natisnet wae grmay ab adi Democracy konkasi zey nnebrelu tzareb doctor abilka endhr seb zeythkm konka shm tray
Agelglot thb aleka yebleka aykonen so tegadalay entay eyu natu agolguletu hzbi entay eyu hzbi tetekimu wae wufuy chbti enda amxe si bhji ktnbeyelom malet dyu yelen hgdef tarik yeblemun ????
Tegadlen ewi taawuten gn eintay rekiben gday koynen
ውፉይ ናይ ብሓቂ ውፉይ
ዮ ኣር ስማርት
ኣብ ኢሂን ሚሂን ዝኣምን
ወናኒ ብቑዕ ስነሓሳብ
Welecam wofi
the Eritrean people are confused because Isayas Afewki from 1970 top military General He was and still now after 50 years the government president Isayas Afewki 29 years with out any constitution and parliament that is the Eritrean problems minimum the Eritrean people should understanding what happens and the problems the young eritrean people migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea to go to Europe everywhere in the world refugees why
Ember wufu. Mara eka gigna kestslo! Etom ziharku ni akmi guday eyu.
Wifi jigna eyu ajoki adiam
Adu haftey xbuke nay mrddae bslet zelewo hadabkae elamakae bebeynu gn bnay habal hagerawnet mrddae nhgdef guhifka ztemerxe hzbi ymerh
ብሩህ መጻኢ መፍትሒ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኢዩ።ብሩህ መጻኢ ስሚ ቕተሎ ረሽኖ እሰሮ የሕቕቖ ዝብል ረሳሕ ክብርታት ሳሕል ኮይኑ ብኣፍቕሮ ሰብኩን ክብርታትካ ሓሉ ብሰላም ንበር ዝብል ደርማሳዊ ሓይሊ ኢዩ ኣብዝሓጸረ እዋን ክውደብ ኢየ ኣብጎንኹም ኣጆኹም ትብዓትኩም ከምቐደምኩም ቐጽልዎ።
Kwskelka n abeyti na ata sebay ati sebeyti yblu
Kulu sidnet mis shabia mexiu
ኣድያም ንውፉይ ምስ ኣባላት ሓንቲ ሃገር ብሓንሳብ ኣቕርብኪ ኣካትዕዮ።
ኣነ ከማን ምስ ሓሳብካ ኣለኹ
Yess xufuf meglexi
ናደው ክክክክክክክ
wfuyyy pleasee bejaka bejaka kexlo seb zbele ybel hade mealti nezi asirwo zelo snehasab ksearo eyu shuu ertrawi hara kwexea eyuu
ኣጆኺ ንፍዕቲ
Wufuy dea kefzzeki eyu kemey dyu belih
ሂወቶም ከፍሎም ብደሞም ዓጽሞም ብድምጾም ሃገር ዘምጽኡ ስዋት ሸፋቱ እዮም ዝበለ ድዩ? ሽግርና ኢሰያስን ላዓለወት ሓለፍቲ ህግደፍን እምበር ምቁሻሽ ታርኽ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ካልእ መራሕቲ ወያኒ ታርኽ ደርፊ ስእሊ ራስያ ምስጋግ ህዝቢ ኤርትራ ባሕሪ ኤርትራ ናይ ኢትዮጵያ ብሕጊ ወይ ብሓይሊ አኮለጉዛይ ሓውና እሎም ብምሕጻብ ሓጎል ንህዝቢ ኤርትራ ንምፍራስ ክሰርሑ ከለዉ ይቃውሙ ዶ ? ነዚ ከምዚ ዝበለ?ኤርትራዊ እየ ይብል ሰለ ዘሎ?
ኣበይ ሰሚዕካዮ ትምኢልካ ሓንጎልና ኣይትጥወዩና ብሰብ ሰሚዕና ካባና ነጺልናዮም ኔርና ኢና ኣምልክ ግን ምስ ሰብ ሓቂ እዩ ክንዲ ብሩህ መጻኢ ንላዕሊ መንእሰያት ኢኣሲሎምላ ዘለው ውድብ የላን ብሓቂ ትኽክል ሓሳብ ሒዞማ ኣለዉ
30 amet bhari kitblu hgdeff kulu hzbi ab bahri aetkimo
ዉፉይ ቶማስ ሳንካራ ናይ ዘመና!!
ሙሴ ብርሃነ ቀዲምካኒ ብሓቂ ቶማስ ሳነካራ
ፍሩስ መጻኢ ምስ በየነ ጉኑፍ።
ጸባ ስተ ውፉይ ብዘረባ ሰብ ካብ ሓንጎልና ኣሊናካ ኔርና ተባዕታይይይይይ
ዘርባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ዝበሃል ምስላ ኣቦታትና ኣሎ ። ብዘረባ ካልኦት ሰባት ሓንጎልና ኣይተቀበለካን ጸኒሑ። ስነ ሓሳብካን ኣገላልጻኻን ኣብ መድያ ንሰማዕቲ ምቕራብ ኣገድሲ እዩ ። ስለዚ ቀጽሎ እየ ክብል ዝደሊ። ሓብትና ኣድያም ከኣ ከምዚ ጌርኪ ምቕራብኪ ከብ ልቢ ከመስግነኪ እፈቱ።
They are not Eritreans. So stop this drama. THEY ARE NOT ERITREAN. THEY ARE ANTI ERITREANS AND ERITREA. NO YOU CAN'T BRING THEM BACK. HOW DO YOU KNOW HE IS ERITREAN?
Eritrean defender who you are to jagged him who knews you are Eritrean
ሕቶ ሕተትለይ
1 ኣብ ምምጻእ ናጽነት ዝተሰወኣ ንእላማ ድየን ተሰውእን ዋላ ኣይኮናን
2 ኣብ ምክልካል ሃገር ዝተሰወኣ ከ እልኪ ሕተትዮ ዘረብኡ ክሰምእ ደልየ ኣከኩ ኣይኮናን ተልኪ ስለምታይ በልዮ
Mes bal wefuy mada terh yarkebana
akal mefrha se ajoke kab jagau zetwadnaena abksaela kuyna zezarbke xalku
@@nasirali2432 ጀልፋፍ ሓራዲ ሰብ ሕለፍ ሕራይ
@@ጋሽባርካመረትኩናማንናራን wedi nages tefltinrka wedi harm.
ከመይ ኣለኪ ክብርቲ ሓፍትና ብምክንያት 8 መጋቢት ብሕጂ እውን ከም ሕልፍ ታሪክን ቅያ ክትሰርሓ ባኣል ምልእ ተስፋ እየ ቀጽለ ውፍይ እታ ሳጋ ጥራይ እክልቲ እያ ግና ኣታሓሳስብኡ ንኣይ ንጽር ኣይኮነን ምውት ዝከስስ ሰብ እሞ ከኣ ዝፈትዋ ህወቶም ዝከፈሉ ነዚ ሕጂ ሰባት በቅእና ንዝትየሉ ዘለና ዘናኣእስ ከም ፍልስፍና እዩ ሓስብዎ እንበር ብንጽር እላምኡ ኣይርድአንን እዩ
እዎይ ከምዚአቶም መንእሰይ ክበዝሁ አለዎም።
አቶ ግርማይ ሳህል ኬድካ እንታይ አምፂኻ ንርእስኻ ተስዲድካ ተጋሕፍካ አብ ስደት ትነብር አለኻ። ካብዚ ንቁህ መንእሰይ ብዙህ ተማሀር ከምቲ ግቡዑ ክተታባብኦ ይግባእ ብድእ አይትዛርብ ።
ውፉይ ኣይፈለጥኩሞን ኢምበር ንኤርትራ ከም ሉእላዊት ሃገር ዘይኣምን ወደናዊ ብተዘዋወሪ ድማ ትግራይ ትግርኚ ሓሳብ ዘሰላስል ኢዩ ስለ ንምንታይ ኢኩም ኣብ ኢንዳ ጓሓፍ ዘይትድርብይዎ ክንድዚ ክብሪ ሂብኩም ተምጹእልና
Symon Tesfay ተዛሪቡ እንተእሚንና ድኣ ዋላ ምስ ኬንያ ይሓዉሰና። እንተኪኢልካ ንስኻ ኤርትራውያን ብሓባር ክንነብር ስራሕ ።
ንሕሰብ መጻኢና ከይብእስ ! Selam, mibalen, rebha hizbi mistom ziqerbuna tegaru tehawisna intemabilna tetemahirna wala hade Seb kishetenan , kiliwitenan aykilin. ☮️
@@erimanreefs8191 ጽቡቅ ኣለኻ/ኺ ኣነ ውን ኣብ ምስራሕ ሃገራውነትን ህዝብዊ ትካልን ኣጆካ ከምንባዓል ውፉይ ግን ብዝሓሉፈን ብመጻኢን ዘይማሃሩ ንባህልን ታሪኽን ኣቦታትና ኣራኺሶም ንዓና ነዞም ናኣሽቱ ወሎድ ብሩህ መጻኢ ዘይኮኑ ጸልማት መጻእን ደበና ጥፍኣትን ዳግማይ ክፍጽሙ ንዝደልዩ ጸላእትና ዘሳስዩ ውልቀ ሰባት ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ሰባትዮም ኣኸለ
@@symonwilliam8346 hangolka shaebya teqotsatsiromo gena ab barnet aleka
ሓሲካ ተባሃለ ኢልካ ኣይትዛረብ tv eri
Why are you bring this people? are you trying to get more click? NO, you are wrong, we don't want this kind of people in our county or our issue.
HASAWI METALLEI
አደይ ዘውዲ ንስኽን ከ ተጋዳሊት ዲኽን ኮንክን እንበር ሰብኣይ ሲ ኩላ ዘረብኡ ሓቂ ዩ
❓❓❓❓❓❓❓❓
እንተፈቲኽዮ ንበይኑ ርኽብዮ
ደለይቲ ፍትሒ ተጠንቀቑላ
ኣድያም መርገጺ ዘይብላ
ኣብዘይ ባልቦላኣ ታኣቱ እያ
ንስዋኣትና ኣኽላባት ዝበለ
ደምነት ዘለና ብምቕራባ ተሕዝን፡
መንነትኪ ክትምርመሪ ኣለኪ
❓❓❓❓❓❓❓❓
ጸዋር ዓቅሊ ክክክክክ ተግባር ናይ ሻዕቢያ ተቀቢልኩማ ኢኹም ሻዕቢያ ናኹም ወሊዳ ቀሲና ክክክክ ኣነ ምን የ እንታይ ከ ይግበአኒ በል
@መን ከም ናይ ለውጢ መንእሰይ ኣጀኻ ኩቡር ሓዉ ክንዕወት ኢና።
ጸዋር ዓቕሊ ከከከከከ ጸዋር ነብሲ ፈሊጥካያ ኣለኻ ታሪኽ ሂወት ናይ ኣድያም ብቐረባ ዝፈልጥኣ ከራኽበካ ጸገም የብለይን ግን ከይነገርኩኻ ኮሎኹ'ኳ ድሮ ፈሊጥካያ ኣለኻ ኣድያም ብቋልያ መቐለ ኢያ ብዛዕባ ኤርትራ ትፈልጦ የብላን ይትረፍ ንኤርትራ ንኤርትራዊ ከማን ኣይትፈልጥን ኣይትፍለጥን ኢያ ሕጂ ኣብ'ዚ ስለስተ ዓመት ዘይመልእ ኢዮጵያውያን ብሰሪ ሕሱር ጠባያን ሓሶታን ብካህናት ወጊዞም ኣብ ከባቢኦም ንከይትቐርብ ምስተሰጎጎት ኢያ ናብ ኤርትራውያን ሃሰስ ኢላ ቀሪባ ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን ካኣ ኣብ ነቶም ዓሌቶም ዘይፍሉጥ ወይ በዲኦም ተጋሩ ብኣንስቶም ተጋሩ ደቂ ኣርብዓ እናኣኻኸበት ማሕበር ኣውራጃ ኣከሎጉዛይ ኢላ ትጉስጉስ ዘላ ሓንቲ ረሳሕ ሰብ ኢያ ዘይ ከም ኣዴታታ ኮም ጥፍጣፍ ጡፍ ኢልና ዝጏሓፍናያ ስብ ኢያ:: እቲ ኣርብዓ ውድባት ዝበሎቶ ኣርብዓ ኣጋንንቲ ኢየን ዘሎውኣ:: ናይ ዓመታ ዝጽለል ሲ ሎሚ ዘመን እምኒ ይድርቢ ከምዝብሃል እምኒ ምድርባይ ኣብ ምጅማር ትርከብ ስለ'ዚ ቁምነገር ዘለዋ ከይመስሎኩም ግዜኹምን ዕድሜኹምን ምዕራብን ምብኻንን ኢዩ::እቲ ዝገርም ግን ሓዳር ዘይብልካ ግዜኻ ኣብ ሓሸውየ የእቲኻ ዕድሜኻ ምብኻን ሲ ምስምንታይ ይቑጸር? ምስ በዓል ወዲ ቧኳሮ ምሽ ንስድርኣ ግን ከምዚኣ ጏል ምውላዶም ይሓዝነሎም መርገም ይብሃል ብወለድና መርገም ኣሎዋ
Swuat b shaebya tetelimom
@@awettekie1956 ስውኣት ውን እኮ ሻዕቢያ እዮም ኔሮም ወይስ ናቶም ውድብ ኔሩዎም እዩ
ካብ ምስ ብሩህ መጻኢ ኮይነ ንህግደፍ ክኣልዮ ምስ ህግደፍ ኮይነ ንብሩህ መጻኢ ክርፍርፎም ይሕሸኒ።
ኣይትጋገ ክቡር ሓው ካብ ምርፍራፍ ኣምሊጥና ዶ ኣይኮናን ኣብ ስደት ሰፊርና ዘለንና
red sea እሞ ምጻእ ዳሓን ወዲ ጓሓፍ
Eti hmk zerbe nsakum dyu tefetiru entay akmi alka ktrfref
ሩሕ ተሳኢኑ እንበር ንዓለም ክትድምሱሱ ዶ ምጸላእኩም ሩሕ ግን የለን ስዒልኩም ስቅ በሉ
@@youtube2719 we Eritreans are not the one who saying Eritrea is not a country. it is You. Stay from our women.
ዉፉይ ተረዋኢ
ብጸርፊ ዝልወጥ ዋላሓደ ነገር የለን ቐይሕ ባሕሪ ዓገብ
ካብደንቆሮ ሓሳብ የለን ብጀካ ጸርፊ ጸርፊ ብጸርፉ ከማን ናይጋሳ ዓቅምኻ ጌርካ ከብቲ
@@@mikalemokeen1513 Haqika aleka AREGAY HAGOS eu sediduwo :)
Aregay Hagos du sedidika ??
ዘይረብሕ ሰብ ሓሳብ የብሉን ዓቅሙ ጸርፊ ኢዩ የደንጉጹኻ መሳክን
ካብ ምስ ብሩህ መጻኢ ኮይነ ንህግደፍ ክኣልዮ ምስ ህግደፍ ኮይነ ንብሩህ መጻኢ ክርፍርፎም ይሕሸኒ።
ሓሳብ ክትቀትል እዩ ዘለካ ንክንደይ ሰብ ከም ብሩህ መጻኢ ሓሳብት ዘለዎም ክትቀትል ኢካ ካብ ኢሰያስ ዘፍሊ የብልካን
I will go against this dark future with anyone. Because this confused people are not ERITREANS. They need to go to Tigray and live there. They want to take a country Eritrea with them. This is shame you bring people like this.