እዋናዊ፡ኣብቲ ዝዓበየ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝተሳተፉ ኣካላት እንታይ ይብሉ?||ዉዑይ ተሳትፎን ሕቶን ዝዓብለሎ መድረኽ 02/08/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 134

  • @finotebirhangebreyesus1886
    @finotebirhangebreyesus1886 3 місяці тому

    Perfect solution forwarded by alula

  • @mulugetakide964
    @mulugetakide964 2 місяці тому

    ናይ ዓረና ዓጀውጀው መናደዲ'ዩ!

  • @welday232
    @welday232 3 місяці тому +4

    ,እዚ መድረኽ ብምፍጣሩ ከም ትግረዋይ ብጣዕሚ ሕጉስ እየ ነገር ግን ኩሉ ህዝቢ ትግራይ በዘይካ ሓረጎት ሕወሓት ዝለመደ 90 % ህዝቢ ትግራይ ብነፃነት ሕተትዎ ሕተትዎ ሕወሓት ትጠፍእ እዩ ዝደሊ ከይናገር ግን ብኔት ወርክ ክጠፍእ እዩ ናይ ሕግን ነፃነትን መሰሉ ተሓዲጉ እዩ

  • @WediYheyesh
    @WediYheyesh 3 місяці тому

    የቀንየልና ኩልኩም ሓሳብኩም ዝሃብኩም

  • @hagosmeles7764
    @hagosmeles7764 3 місяці тому +1

    ሰላም ትግራይ ዐድና እዚ መደብ ብጣዕሚ ጽበኡቅኡ ኣማንኦል ልተዛረቦ ሐቂ ኡ ነመስግኖ

  • @MULUALEMHAFTE
    @MULUALEMHAFTE 3 місяці тому +10

    ህወሓት 😭 ካብ ምርኣይ ንላዕሊ ዘሐጉስ ነገር የለን ።
    ትግራይ ናይ ተጋሩ እትኾነሉ እዋን ዝቀረበ ይመስል ።

  • @aaronmuruts7044
    @aaronmuruts7044 3 місяці тому +3

    ኣሉላ ትኽክል ገሊፅካዮ
    Bravo Alula!! you nailed it on the head 👍

  • @Aduniahope
    @Aduniahope 3 місяці тому

    መድረኽ መራሕቲ በቲ ሓደ ገፅ ንስልጣን ምስ ብፆትኩም እናተሓናኾልኩም በቲ ካልእ ሓለይቲ ዓዲ ተምስሉ ኣለኹም፤ ምስ ዘመን ኣይልወጥን ዝበለ ኣመራርሓ የለይ ንባዕሉ ክብል፣እቲ ፀገምኩም እታ ስልጣን ንዓይ ንዓይ'ዩ፤ ብፍላይ መራሕቲ ግምት መረፃ ተሃልያ ኣይንምረፅን ስግኣትኩም

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 3 місяці тому +3

    ኣኼባ ክትፈቱ ክልል

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 3 місяці тому

    ካብ ህወሓት ዝሓይሽ ኣብ መሪሕነት ትግራይ ኣይመፅእን ሰቅ ኢልና 50 ዓመት እንዳበልና ኣብ ፅልኢ ኣይንመርኮስ። ካለኦት ሕጂ ዝመፃ ውድባት ብከባብያውነት ዝተረግረጋ እየን ኣኹሱማይት,፡ እንደርታ እንዳበላ እየን ዝመፃ ዘልዋ ከተፃረፍና ርግእ ኢልና ንሕሰብ።

  • @gebrudesta4119
    @gebrudesta4119 3 місяці тому

    Thank you alula , you nailed it

  • @welday232
    @welday232 3 місяці тому +2

    ንሕወሓት ዝድግፍ ተዘይተዛሪብካ ጌጋ ኣለኩም ተኣረሙ እንተኢልካ ረዲኤት: መዳበርያ: ንግዲ ፍቃድን ካልኦትን ብኔትወርክ ትኽልከል

  • @kesatebrhanselama1231
    @kesatebrhanselama1231 3 місяці тому

    ኣማኒኤል ኣሰፋ ዝበሃል ሰብ እቲ ዝነበረ ግዑዙይ ስርዓት ህወሓት ከቅፅል ዝደሊ ዘሎ ምኻኑ ብጥንቃቄ ክተሓዝ ይግበኦ ::

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 3 місяці тому

    በዚ መልክዕ ምምኽኻርናን ምቅርራብናን ብጣዕሚ ደስ ብሉኒ።

  • @Nuksi-my9fz
    @Nuksi-my9fz 3 місяці тому

    ህወሓት ንህዝብ ትግራይ ድሰረሖ ጥቕሚ የብሉን እንበለ ሞት ሕዚ ዘለውና መራሕቲ ግን ክቕርዎ ይመስሉ ብዝተኸኣለና ዓቕሚ ኣብ ጎነም ጠጠው ንበል

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ዶ/ር ደጀን ኣንበሳ ❤

    • @kokebnegn6832
      @kokebnegn6832 3 місяці тому

      ታሪክ አይትንገረና ክኸውን ዝግኦ ተዛረብ ዘለአለም ወቀሳ ውድብካ እንታይ ንትግራይ አሰተዋፅኦ ክትገብር ከምዘሀሰበት ንገረና ናይአለም ታሪኸ አይተውግእልና

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 3 місяці тому

    የቐንየልና TPM

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 3 місяці тому

    I appreciate the deepest by Dr Deja. From freedom of Tigray. #Tigray needs to change new leadership,those Tigrainan who gave their life I believe can lead Tigray to new stap.

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 3 місяці тому

    I believe on those Young opposites political parties leadership they are brave and have full of energy tplf leadership must give them a chance to help their people #Tigray plus tplf leadership should now stap down 👇 this commen allover the world if you fail someone is ready to do better than you do. Peaceful power transfer I support...

  • @ወጋሕታ
    @ወጋሕታ 3 місяці тому +3

    ብዙሕ ጸገማት ይትንተኑ ግን ተፈቲሖም ወይ ሱጉምቲ ተወሲዱሎም ሪኤ ኣይፈልጥን ✅✅

    • @HaftuGulal-ne6wm
      @HaftuGulal-ne6wm 3 місяці тому

      መረፃ ይካየድ አበይ ኾይንዃ ኢኻ ትመርፅ አየአማኒኤል ህዝባዊ

  • @thedreamer5047
    @thedreamer5047 3 місяці тому +3

    I think Ethiopia will never be back to normal. Tegaru you have to think and prepare for your independence.To make it viable you have to respect your neighbors. Kalie kulu halewlew iyu.

    • @nigusumersha298
      @nigusumersha298 3 місяці тому

      You are advising these traitors to destroy Ethiopia. They are really cancerous predicaments to this historic nation. I wish amicable divorce without stealing others land. We cant force them to remind them their ethiopian identity as they are suffering of dementia.

  • @NiguseGetachew
    @NiguseGetachew 2 місяці тому +1

    The most in tiqgaray is wedi reda supper talented leadership at this dangerous situation due to how we can solved our problem and the minimize the crisis and keep over peace for our people Please let's raistogether no matter how hard fabricated agendas .

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 3 місяці тому

    ተስፋ ተስፋ ተግባር በሉ ብሮጀክት ይብሉ ንዘይገብርዎ.

  • @gz3089
    @gz3089 3 місяці тому +1

    እዚ ጀንደ/ደጀን/ዝባሃልስ ናይ ባዕሉ ሓሳብ ኣለዎ
    ዶ ? ኣብ ዝመፀን መረኽ ሲሚዒት ጥራሕ ባዶ ዩ

  • @girmayamare9317
    @girmayamare9317 3 місяці тому +1

    Consider the conflict between rural and urban settlements. The war had resulted flooded rural migration, which is a unique condition. So that consulting sociologists is very necessary for correct handling of the problem.

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 3 місяці тому

    መነጋ ናይ እንስሳ ከማን ሽግሮም ንምፍላጥ 3 ዓመት ኣየድልየሙን። ምሁራት ኢና ብሃልቲ ትግራዎት ግን ልዕሊ ሰለስተ ዓመት ወሲድሎም። ትግራይ ኡይ በሊ ኣብ ትሕቲ እዚኦም ዝወደቅኪ።

  • @adonay7097
    @adonay7097 3 місяці тому

    አታም መራትና አምሉስልና አታ ግደፉ ለብሙ አታ ንኩሉ ነርክበሉ ኢና መሬትናን ህዝብናን

  • @On_The_Horizon
    @On_The_Horizon 3 місяці тому +1

    Tekleweyni Ata merzi

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 3 місяці тому

    ሰብ እንክእከብ " ጽፉፍ ሓሳባት ፡ ምኽሪ ፡ ጥበብ ፡ ትብዓት ፡ መደባት ፡ ውሳነታት ወዘተ ይርከብ 🙏 ትማሊ ኣብቲ ጽንኩር መድረኽ ናይ ህዝቢ ትግራይ ፡ ገለ ጭረሖታት ናብ ኣየር ይፍኖ ነይሩ ፡ ንሱ ኸኣ "
    ትግራዋይ " ምኸር ተማኸር ፡ ስመር !
    ሓቢርካ ሰሚርካ ውፈር !
    ተመዓራረ ፡ ውህደትካ ፍጠር !
    ክትህሉ ፡ ከም ህዝቢ ዓለምክትከብር !
    ንበር ክበር ዓደቦኻ ኣናብር ክትከውን ሕፉር 🙏

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 3 місяці тому +1

  • @YfGdf-p3i
    @YfGdf-p3i 3 місяці тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonifetan9119
    @yonifetan9119 3 місяці тому

    ዓረና😂😂😂😂

  • @kiflefisaha1841
    @kiflefisaha1841 3 місяці тому

    ኣማኑኤል ኣሰፋ ጀግና ፅቡቅ ኣለካ። ፅንዓት ኣቅሪበ ኢሉ ከልምፅ ዝሙክር ቀለዎጢ ሙሁር ኣሎ።

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul 3 місяці тому +1

    አቱም ጀጋኑ ቀፅልሉ እዞም ሰብ እዚኦም ስልጣን ንዐኹም ኣረኪቦም ኣማኻርቲ ኾይኖም እንተቀፀሉ እንታይ ፀገም ኣለዎ?ስልጣን እኮ ርስቲ ኣይኾነይ እስኪ ልሕዝብኹም ሃልዮት ግበሩ ።

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai1637 3 місяці тому

    We need an independent country. We don't need to leave them

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 3 місяці тому

    እቲ ጸገም ጊዜያዊ መንግስቲ ኣይሰረሐን ዓቕሚ የብሉን ምእንቲ ክበሃል ኩሎም ናይ ህወሓት ላዕለዋይ ይኹን ታሕተዋይ መዋቕርን ኩሎም ካድረታት ምስለያቡን ወንጀለኛታትን ብምትሕብባር የሐይሎም ይሰርሑ ስለዘለዉ እዩ። ስለዚ እቲ መፍትሒ ኩሎም ናይ ህወሓት መዋቕር ተኣልዮም ብሓድሽ ናይ ሲቪክ ትካላት ክትክኡ ኣለዎም።

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 3 місяці тому

    Thank you Tewold. Pessimists are making the people hopless

  • @tomastom-bj6qp
    @tomastom-bj6qp 3 місяці тому

    ከምኒ ታደሠ የማነ ዝበሉ all rounded ዝኾኑ ሙሁራት ትግራይ የድልያ

  • @Matebkom
    @Matebkom 3 місяці тому +2

    ብሓቂ ተጋሩ ከምዚ አይነት ሓቃዊ ሪሰርች ብሓቂ ከምይ ከመይ ይፅናእ እንታይን ከመይ ይፅናእ በጃኹም ከምዚ ዝመሰለ ፈላጥ ሰብ ነቲ ፅንኣት ሪቫይዝ ክገብርዋ ዝኽእሉ ካሊአት ሰባትውን ይፈተሽ ይፀሓፍ ጀግና ናይ ርዕሲ
    ቫይታል ናይ ተጋሩ ፀገማት ይፈለዩ ቅድሚያ ንሓበን
    ሰለክቲቭ ጀስቲስ ይፍፀም አሎ

  • @Gebre-wr5xy
    @Gebre-wr5xy 3 місяці тому +2

    Amanuel ኹርኹር

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 3 місяці тому

    ኣሉላ ዝባሃል ሓንቲ ቁምነገር ከይተዛረበ ንህወሓት ጥራሕ ይነቅፍ ንባዕልካ ንቅድም ዓሪ ውድባት ትግራይ ብዘይካ ብከባብያውነት ኣረኣእያ ዝሰከራ ስልጣን ነይ ምቁማት ስልቲ ሕዘን ህዝቢ ንምክፍፋል ከም ዋና ኣጀንዳ ወይ ልእክቶ ሒዘን እየን ዝጋዓዛ።
    ካብ ፀርፊ ውፁ ውድባት

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 3 місяці тому +1

    አሉላ አነተ አሉላ ነዊሕ ዕደመ ያሃበከ ዋላ አቀሉወ አቱ ሓቂ አሱ አዮ መሰፈፋን የቀረ ሓማያይ ኹሉ ሕዘ የዘረበ

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 3 місяці тому

    አይተ አማኑኤል ወጣት ኢካ ግን ድማ ብጣዕሚ ኣብ ትዕዝብቲ ልወደቕካ ሰብ ኢካ ንኣብነት ኣብ Network ብዋናነት ልወደቕካ ሰብ ኢካ።

  • @userfree8402
    @userfree8402 3 місяці тому

    አይኮነን ንመጀመርያ ትግራይ ትድሓን ምስ ደሓነት ናብ ውድድር ክእቶ ይሔይሽ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 3 місяці тому

    ሰሚዕና አዳሚጽና ሪኢና ከምቲ ዝሐለፈ ሎሚ ከም በቃ ተአኪብኩም አጣቂእኩም ድኹም ትፈላለዩ ?? ቧእ !!! ቸግባር ተግባር ተግባር

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 3 місяці тому

    ዋይ ዛ ናይ ዓረና ስብአይ 😂

  • @weini8015
    @weini8015 3 місяці тому

    ምርቻ ክካየድ ኣለዎ, ግዛት ትግራይ ናብንቡር ክምለስ ኣለዎ, ተምዛበልቲ ናብቦቶኦም ክምለሱ ኣለዎም, ፀጥታ ህዝቢ ትግራይ ክሕለው ህገመንግስቲ ይከበር

  • @berihunzeruberihunzeru8370
    @berihunzeruberihunzeru8370 3 місяці тому

    The ዓረና Guy you are absolutely right themselves have been part of the repression and now came up with a changed face to blame others they first have to involve themselves all as part of the problem and be a solution .

  • @HabteBerhe
    @HabteBerhe 3 місяці тому

    Smukum afalutuna ahwatey

  • @gebrudesta4119
    @gebrudesta4119 3 місяці тому

    Great to see Emanuel is crying in behalf of his party.

  • @user-yb5pe6by4r
    @user-yb5pe6by4r 3 місяці тому

    አነስ ልገርመንስ ዘን ልተማረካ ሰበይቲ ታይ ክገብራ ይመፃ ሑሱራት ዝኮኑ ዓሊት መናጢት

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 3 місяці тому

    ብኽኢላታት ተፀኑዑ ዝመፀ ነገር፡ ብድምጺ ነሕልፎ ኢሎም እቶም ናይ ፖለቲካ መራሕቲ ዝጉዕጽጽዎ እንተኾይኖም ዋጋ የብሉን።

  • @BKMGA
    @BKMGA 3 місяці тому

    Tekleweyni assefa❤❤❤❤❤
    every bad thing happened in tigray is due to your poor poletical leader(poor committment, fear ,selfishness).
    inaddtion to his view of point
    a leade is a risk taker-he/she proritizes his/her people's interest and not fear for death.

  • @Greatideas29
    @Greatideas29 3 місяці тому +3

    Amanuel ዝበልኩዎ ተዘይኮነ እዩ ዝብል ዘሎ ያው ከምቲ ሒሉፍ 30 ዓመት ማለት እዩ።

    • @kiflefisaha1841
      @kiflefisaha1841 3 місяці тому

      he talks logical argument

    • @Greatideas29
      @Greatideas29 3 місяці тому +1

      @@kiflefisaha1841 seems true but he clearly says don't blame our network contextually.

  • @loveloveslove729
    @loveloveslove729 3 місяці тому

    ብጣቕዒት ዘይተሰነዩ ርእይቶታት ሓደ ካብቲ ሓደ እናተሰጋገሩ ክሰምዕ ከለኹስ፡ ኣብ ጥዑም ሕልሚ ኮይነ ዝካታተሎ ዘለኹ ኮይኑ ተሰሚዕኒ።

  • @BrhaneHilesase
    @BrhaneHilesase 3 місяці тому +1

    ሙሁር ተኣኪቡ ተዛሪቡ ይብተን አብዘሓ ህዝቢ እንተዘይ ተቐቢልዎ ሙሁር ተወላዋላይ ፈራሕ ክነብር ዝደሊ ብዘይ ህዝቢ ተዛሪቡ እንታይ ትርጉም ከምዘምፅእ ንምርአይ ይህንጦ።

  • @gebrehiwetokbay4933
    @gebrehiwetokbay4933 3 місяці тому

    እዚ ናይ ቀዳማይ ክፍሊ ኣኼባ ይመስል ሕስርቲ ክልል ዝኾነት

  • @YemaneHalefom-ru2xi
    @YemaneHalefom-ru2xi 3 місяці тому

    ፓለቲካ ፓርቲ የለን

  • @BerihuHalefom-d4v
    @BerihuHalefom-d4v 3 місяці тому

    ተጋዳላይ ኣይከበር ዝበልካ ትሕነቅ ኢካ ጨናዊ

  • @muluwelday4144
    @muluwelday4144 3 місяці тому +1

    ፁገሙ ይትንትን ግን አይፈታሓን ንሙንይ

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 3 місяці тому +1

    ነቲ ዝሓመመ እግርኻ ገዲፉ ነቲ ጥዑይ እግርኻ ንዝቖረፀካ ሓኪምዶ ተመሊስካ ሓክመኒ ትብሎ ኢኻ?

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 3 місяці тому

    ምሁራትን ፖሎቲከኛታትን ተጋሩ አስተውዕሉ። ሕወሓት ሃ ኢሉ ቃልሲ ክጅምር ተጨውዩ ብናኢሳያስ ወይም ናይባዕዳውያን ስነልቦና ልተጻናውቶም ልናይ ትግራይ ህዝቢ ተይኮነስ ልናይ ግሎም ረብሓን ስልጣን ኢሎም ናይ ህዝቢ ትግራይ ባህግን ጥቅምን ኤርትራ ትባሃል ዓዲ ልምፍጣር አውዒሎምጎ።
    ህዝቢ ትግራይ ብናይ ባዕዳዊ ካርታን ፖሎቲካን ድለየት መሰረት ገይሮ አብክልተ ካፊሎም ነስንሳቱ ካምልዳመ ገይሮምጎ።
    ናይሕወሓት ቃልሲ ካብመረየት ተይተልዓለ ተጭውዩ ኢዩ።
    ናይኤርትራ ሕቶ ናይባዕዳዊ ሕቶ ምካኑ ለይቅበል ናይ ሕወሓት አባል ላብ ሓላፍነት ከይውጽእ ብናይ ውሻጣዊ ሕጊ ሕወሓት ተድንጊጉ ይርካብ።
    ተጋሩ ክንርደኦ ለለና ኢዙይ ኢዩ።
    ኤርትራ ትባሃል ጣልያን ልሰርሓ ዓዲ ክፈጥር ህዝቢ ትግራይ አታሊሎም አስሊፈምጎ።

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 3 місяці тому

    ጸልማት ትግራይ ጥራሕ ኢልካ። ሲኦል ትግራይ እምበር። ኤረ እንታይ ገበረኩም እዚ ህዝቢ። ተተእኪብኩም ጸልማት ምጻኢ እምበር ተስፋ ዘለዋ ትግራይ ተዛሪብኩም ዘይትፈልጡ። እሳተ ጎመራ መጺ እንተጥፍኣኩም ህዝቢ ሰላም ምረኸበ።

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 3 місяці тому

    አማኒኤል አሰፉ ተስፉ ትግራይ ኢለካ አለኩ። እታ ሽግር ካፍ አቢልካያ እዚ ኩሉ ኮለል ስልጣን እያ ።

  • @hranetesfa7484
    @hranetesfa7484 3 місяці тому

    እንታይ ጠቅስኩም ትፈልጡ ብዘካ ንህወሓት ምፅራፍ ኣንቱም ተናሕናሕቲ ትባሃሉ

  • @shanqonaina3558
    @shanqonaina3558 3 місяці тому

    Some of the participants who spoke in the meeting are beneficiaries or members of the TPLF. Take Tekleweini, who tried to lecture Generals Tsadkan and Tadesse on peace and security. Fisseha Asgedom is a TPLF cadre who exploited his party membership to become a "diplomat." It is these men who are resisting reform.
    Can you pls give professional Tigrayans a chance? It is suffocating. I can't breathe!

  • @NolawyRufael
    @NolawyRufael 3 місяці тому

    ዕላማ ዝኣኼባ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ዘይኮነስ ዋና ዕዕላምኡ ሕወሓት ንምጥፋእን ንምጥፋእን ዩ

  • @Moto-gm8cc
    @Moto-gm8cc 3 місяці тому

    Number one criteria to be a politicianIn in Tigray is to grow your beer

  • @sabatadesse-lee2596
    @sabatadesse-lee2596 3 місяці тому

    Since it is talk and talk and no action, now it is group counseling. just saying :)

  • @Zemenhwehat
    @Zemenhwehat 3 місяці тому

    ጌታቸው ረዳ ጉጅልኡን ንሽርሒ ኢሎም ዝፀውዕዎ ንባዕሎም ቀጥቂጥዎም አሎ

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 3 місяці тому

    ውጤት የማይሰጥ ስብስባ

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 3 місяці тому

    መናአሰይ ሸረ ዘከነ ሸሸፈቱሰ ነሰኻ በዕለኻ ዘተሰሮሖ መገዲ በዘይ ገደበ ዘላልካ እየ ነሰም ጨ ከሕለፈወ ዘደለዮ ዘሰረሕ አካለ የለነ ዘፈረሰ አሞበረ

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 3 місяці тому

    ኣቱም ኣሓተይ ! እቲ ትግርንያ እንዶ ይ'ኣኽለኩም በይዛኻትኩም !!
    ኣብቲ ከባቢኹም ዘሎ ህዝቢ እንዶ ኣብ ጉዳይኩም ኣሳትፉ !!
    እንኳን ዶ ባዕዳዊ ቋንቋ ምስ ቋንቋና ኣዃሲኹም ተዛሪብኩምስ ፡ በቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርንዓት መሬትና ብዘለዉ እኳ ስክፍታ ዘለና ! ስለ"ዚ ፡ በይዛኻትኩም ብቛንቋኹም ኣጥዓዕም ኣቢልኩም እንዶ ኣኼባኹም ኣካይዱ !!!!!

  • @HabteBerhe
    @HabteBerhe 3 місяці тому

    Gzyawi mmhdar tigray tesfa tgray eilka hadush party mesrt

  • @lalleyatata
    @lalleyatata 3 місяці тому

    The cancer disease TPLF it needs to be brought to justice for crimes against innocent Tigray people leading to unnecessary war because of TPLF wanted to stay in power Tigray people have been displaced hungry all sort of hell is happening because of TPLF bring TPLF to justice for crimes against innocent tigray Ethiopian people
    Tigray wake up and smell the coffee tell Tplf You cannot fool the people always all the time one day people will be rising up to be honest and make TPLF responsible for crimes against innocent Ethiopian people

  • @BKMGA
    @BKMGA 3 місяці тому

    what is poletics? what are the quality of poleticians? is poletics has norm? is poletics influance culture or culture influance poletics? what is the role of culture and belief in poletics?how do you define the ethiopian/tigray poletics? what is the role of personaliy and behaviour in setting of a given poletics? do you belief faitheless poletical leaders are well behaved and keep going the intetst and value of their people? to me it is dream❤.

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 3 місяці тому

    እዋይ ተጋሩዋኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒኒ
    ትዝርብ ውዒልኩምስ ዘይብልኩም ውዕሊ????????

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 3 місяці тому

    ንፖለቲካ ትግራይ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ተጨውዩ እዩ። ኣብዚ ተኣኪብኩም ተምጽዎ ለውጢ የለን። ብስረኻ ዝርከብ እንበር ብዘረባ ዝርከብ መሰል የለን።

  • @yonasmengs5011
    @yonasmengs5011 3 місяці тому

    Beyen kem tmehader delan neran
    Gerimna eka

  • @nazretber4940
    @nazretber4940 3 місяці тому

    ኣታ ሕፈር ደርግስ ብሓይሊ ሻዕቢያ ኣይትረዕ ጎረቤትና

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df 3 місяці тому

    At the end of the day, unless there is a practical and clear separation of a state (government ) a party, plus, unless the outdated, decayed and oppressive ideology of TPLF is replaced by a better system, everything will be "ውሃ ብወቅጩት እምቦጭ" አንደሚባለው ሁኖ ይቀራል።

  • @beletu7041
    @beletu7041 3 місяці тому

    አንቱም መረሕቲ ንቐደም ምሰ አብ ውሸጥኹም ዘንሀ ህልክ አነነት እንይ እንተበሊ እንታይ ክምልሰሉ ብኸመይ ዝበለ ቃል እንተመለስኩ የሸንፎ ክብርኹም ደረጃኹም እናለከዕኹም ምርድዳእ አይሕሰብን
    ነዚ ኩሉ እትኾንዎ ዘለኹም ከመፅኡ ዝኸፈልናዮም ትውልድ ንሰኹም ትሕቲኦም ኢኹም ንደቂቃ ውን ክዝግዑ አይግባእን በዛኹም ናይ ሰፈር ጎረምሳ ባእሲ መሲሉ አፊርኩምና አዋሪድኩምና ብዝባን ትግራይ ብስዋአትና አርዩ ።

  • @kiflefisaha1841
    @kiflefisaha1841 3 місяці тому

    ዶክተር ደጀን ናይ ኢሳት ቁፅሪ ይጥቀሞ ኣሎ።

  • @kesatebrhanselama1231
    @kesatebrhanselama1231 3 місяці тому

    ኣማኑኤል ኣሰፋ ሓንቲ ነጥቢ ተዛሪቡ
    ንሳ እውን :- " ትግራይ ናይ ኢሊት ፖለቲካ ንገብራ ኣለና እዙይ ድማ ፀገም እዩ :: " ኢሉ ::
    እዙይ እንታይ ይመስለኩም ኣሕዋት ?
    መልሲ
    ህወሓት ' ሙሁር ተወላዋላይ ' እናበለት ንሙሁራት እናባረረት ስለዝመፀት ኣብዚ መድረኽ ብልምዓት ጉጅለ መሊኡ ህውሓት ስለዘይተወደሰ እንተነኣሰ ድማ ውድብና ነድሕን ስለዘይተበሃለ እዩ ዓቅሉ ፀቢብዎ ዘሎ : ህዝበይ ተረዳእ እዚ ሰብ ናይ እቶም ጉጅለ ድቃላ እዩ ብወገነይ እዚ ሰብ ካብ ኹሉ ንላዕሊ ንትግራይ ዝኸፍአ ሰብ እዩ ኢለ የኣምን ::
    ስለዚ ዝሰረቆ እንተሃልዩ ተኣሊሹ ትግራይ ክሳብ ትሻገር ኣብ ሕጊ ኽትትል እንተዝውዕል ::

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 3 місяці тому

    ተጋሩ ሰረቅትን ሓሰዉትን መታለልትን ስለዝኾንኩም ተምጽእዎ ጽቡቅ ነገር የቡልኩሙን።
    ዳሕራይ መብዛሕትኹም ደቃሉ ኢኹም። ድቃላ ድማ መጽሓፍ ቁዱስዉን ወጊዙዎዩ። ድቃላን ነጸላን እናሓደሩ የቁሩሩ!

    • @HaileselassieGw
      @HaileselassieGw 3 місяці тому

      ረሳሕ ረሳሕ ይፀዊ ካብ ሓማሴን ሓሶት ጉራ ፀለመ ፅልኢ ስርቂ ዝጨነወ ካልሲ እኳ ዘይትገድፉ እስኪ ምስ ሓለፍትኹም ከምዚኣ ብዲሞክራሲ ተነጋገሩ ነገሩ ደናቑር ድሑራት ቀፃሊ 150 ዓመት እኳ ኣይትሙኩሩዋን

  • @Blackman-g6c
    @Blackman-g6c 3 місяці тому +2

    ኣማኒኤል እቲ ንስካቱኩም ትሓስብዎ ኣውፂካዯ ኣለካ ::
    ብምንታይ ክትገዝእዋ ትግራይ ከምትሓስቡ::
    ውረደ ከም ሰብካ ስሪሕካ ወይ ተስዲድካ ብላዕ !!!

  • @lidyamktesfai1528
    @lidyamktesfai1528 3 місяці тому

    Would you guys, please, refer to haggai erlich's book: ' from their invipience, tigrayans have devolped ......', that is what is happening, even now after a century, shame on us, really.

  • @aaronmuruts7044
    @aaronmuruts7044 3 місяці тому

    ሓደ ፕረሲደንት ከመይ ገይርካ ይእመን ን9ተ ማእከላይ ኮሚቴ ዘይኣመንካ ዝብል ሙጉት ኤመሪካ ከይሰምዑኻ 9ተ መራሕቲ የብሎሙን ነገር ግን ፅቡቕ ኣሎው

  • @HabteBerhe
    @HabteBerhe 3 місяці тому

    Create new party

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 3 місяці тому

    Emo gizyawi mimihdar dea nab hizbi mahawuru keyewrd eko beal nisikum quakito koynkumo,,,wey leke

  • @gueshdejen5814
    @gueshdejen5814 3 місяці тому

    Too much talking than action is nothing to the people of Tigray!!

  • @Angeloasfawstsbehamamo
    @Angeloasfawstsbehamamo 3 місяці тому

    ናይ ዓረና ወኪል ግደፍ ዓሪ ፡ ለማስ ውድብ ሒዝካስ ድማ ዘረባ ተብዝሕ ፡፡ ፕሮግራምካ ክተፉልጥ ዝመፃኻ ኢኻ ትመስል ፡ ከም ቅርጫት ተኸፉፊልኩም ምንም ንትግራይ ሐንቲ አስተዋፅኦ እንተይገበርኩም መሽይኩም፡ ኩሉኹም ተነሐነሕቲ ውድባት ንትግራይ አማራፂ ዝኸውን ሐደ ጠንካራ ውድብ እንተትምስርቱ ይሐሸኩም ተዘይኮይኑ ናይ ትግራይ ባልዕ /parasite/ ኢኹም ፡፡

  • @f.hailefessuh5691
    @f.hailefessuh5691 3 місяці тому

    ይሄ ውይይት ለምን ሁሉም አሳታፍ አይሆንም? አሁንም ተሐሕት፣ተለጣፍ ድርጅቶች እና ተከታዮች አጨብጫብዎች።
    ለምሳሌ፣ ትደፓየለም እዝህ ውስጥ የለም::

  • @nigusumersha298
    @nigusumersha298 3 місяці тому

    የትግራይ ጠላት የሚሉት ማንን ነው?

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 3 місяці тому

    I would like to remind Tekleweini doesn't he see the difference of the organizational situation of 83 and now. In 83 TPLF/EPRDF was the party and the government. Now TPLF is not doing anything positive. When there are many important tasks to be performed TPLF is in meetings 😂

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 3 місяці тому

    Anta Kelel eko eka Mr animal dr y you go to Japan

  • @AskaleMengsteab
    @AskaleMengsteab 3 місяці тому

    ትእከቡ ግን ውሽጥኹም ኩሉኹም ደለይቲ ስልጣን ሰለዝኾንኩም ኣብ ሓድነት ናበይ እንተበልካ ወይከ ።

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 3 місяці тому

    Binay kadre samba mitnfas yakl,,,

  • @user-lb8mb2rm7g
    @user-lb8mb2rm7g 3 місяці тому +1

    ናይ ኤርትራ ኤርትራዉያን አሎዉዋ ናይ ትግራይ ጥራይ ግበር።

  • @MebratuTesfaye-r5r
    @MebratuTesfaye-r5r 3 місяці тому

    ደደብ ዓረና ፖሊስኻ ንህዝቢ አቅርብ እዚ ፖናል ናይ ዓረና ፕሮግራም አይኮነን ግላዊ ስሚዒት እዩ ዘቅርብ ዘሎ