Thank you very much brother Antonio to bring up some historical true stories by our friend Tegadalai brother Girmai Haile. It’s not too late to disclose the details of ELF national struggle contributions inside outside Eritrea. We can make public awareness about the history of Eritrea to shape up the Eritrean narrative national story. Please Antonio grave up more and more stories about the truth for the sake of our generations now and tomorrow. You are star ⭐️ and Girmai was honest and respectful 👍🏾🌹👍🏾🌹👍🏾
Ani toniyo hawina ezi tarik agedasi eu nezi meniesey welodo hagazi eu ni ayana dima edimeni tienani yihabika negeratu gin newih eu mezezu ezi rugum iseyas gin telagixlikum eu ni jebha mesakin
ኣያታትና ጀብሃ ሻዕብያ እቶም ንጹሃት ንስሌና ዝወፈርኩም ሕጂ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ፋሽሽቲ ማፍያ ስርዓት ህግደፍ ተባቲኽኩም ኣብ ደምበ ፍትሒ ትቃለሱ ዘለኹም ከምዚ ከማኹም ለባማት ዓቢ ክብሪ ኣለኒ ❤🌹 ይሕመቅ ይጸብቅ ታሪኽና ክንፈልጦ ትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ነመስግነኩም ቀጽልዎ።👍✅💯
Anbesa eleka aleko, hayet Eritrawi ❤❤❤❤
ኣንቶንዮ ተቕርቦ ዘለኻ መደብ ብልቢ ኢየ ዘድንቖ። እዛ ጉዳይ ናይ'ቶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ካርሸሊ ኣምሊጦም ዝባሃሉ ዘለዉ ሰባት ግን ኣጸቢቕካ ክትጸቕጠሉን እቲ ሓቂ ክሳብ ዝርከብ ክትብርብሮን እላበወካ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሐቂ ታሪክ ተሐኤ ክትስምዒ ህዲአት የደሊየካ ታሪክ ይተንተን ❤
ናይ መዝገበ ገብርሂወት ታሪክ'ባ ትፈልጦ ኣዘንትወና
Mesgebe jigna harbena eyu neyru
የገርም አዩ ፡ ኩቡር ጠቅላይ ሚኒስተር መለስ ምባልካ መቸም ናይ ባሓቂ ሑሱር ሙኻንካ የርኢ። ኩልና ተጋደልቲ ጀብሃ ኔርና ብወያነ ዝተሰቀናዮ ግፊዕታት ማአለያ ይውብሉን።
ዝከበርካ Antonio ፡ ሕማቅ አንበር ለሚድና ን ልዕሊ 2 ዓመት ዝኮወን ን ብርጋደር/ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ስለ ዚተከታተልናዮ' ሲ ፡ በቃ ናፊቕናዮ ፡ ገለ ዶኮን ንድሕሪ 1998 ዓ/ም ዝነበሮ ፡ገድላዊ ተመኩሩኡ ኣየካፍለናን፡ ልክዕ እዩ፡ መጽሓፉ ኣብ ምጽፋፍ ተጸሚዱ ከም ዘሎ ይርደኣና፡ ይኩን አንበር ከም ገለ ግዜ ኣጻቢቡ ዶ ኮን ኣይቅልቀለናን። # መዘካከሪ ዝከበርካ ወዲ ሃይለ ፡ እቲ አትገልጸልና ታሪክ ፡ ናትካ ናይ በይንካ ጥራይ ኣይኮነን እሞ ንዓና ከም ኤርትራውያን ሰነድ እዩ ሞ ። ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትቕልቀለና ብ ተስፋ ንጽበ። ን ዝመጽእ ወሎዶ ከም መወከሲ ኮይኑ ከገልግለና ከኣ በዓል ዓቢ ተስፋ እየ።
ሕክያ ወጊፉ እዩ
Ecxtly bro
ሰላም ኣንቴኖ ቲገብሮ ዘሎኻ ታሪኽ ኣብ ምሲናድ ብጣዕሚ የመስግነካ። ግርማይ ሃይለ ከኣ ዘይተነበበ ብሉጽ መጺሓፍ ኢኻ እሞ ብጣዕሚ የድንቐካ፡ ኣብየት ሚሞሪ ጎጎል ዝኾነ ርእሲ ሒዝካ ነዚ ኩሉ ክቲዚክር ሚኺኣልካ ናይ በሓቂ ቡሉጽ ሰብ።
ዚኸበርካ ተስፋይ ኣንቴኖ ኒ ኣላይ ዝበሃል ተጋዳላይ ኣብ ሽወደን ኣሎ ተተቕርበልና ክንደይ ጹቡቕ ኔሩ።
Dejen andhshel baelu tetkrbelna xbuk neyru
ጽቡቅ ኣጋላልጻ 💙✅✍️
ኣብ ሞንጎ ዓብደላን እድሪስን መልኣከ ተኽለን ዝነበር ግርጭት ንወተሃደራዊ ጸጥታ መን ይኣልዮ ወይ ኣብ ትሕቲ መን ይመሓደር ዝብል እዩ
ነዚ ቁርዲድ ዓብደላ ምውጋኑ አዩ ኔሩ አቲ ፍታሕ ተሓኤ አውን ምተዓወተ ኔራ
እዚ ሓበሬታ ዝህቦ ዘሎ ዝተሓዋወሰ ኢዩ ኮይኑ ይርዳኣኒ ምኽንያቱ ራማ ኣብ ዶብ መረብ ዘሎ ኢዩ ፡ንጹር ኣይኮነን
ኣብዚ ሓው ግርማይ ዝገልጾ ዘሎ እዋን ተሓኤ ኣብ ትግራይ ክሳብ ኣኽሱም'ያ ትንቀሳቐስ ነይራ፡ ስለዚ ኩሉ ዝብሎ ዘሎ ንጹር'ዩ።
ኣብ ዓዲ ዃላን ከባቢ ኔረ ግና ዝብሎዘሎኩሉ ሓሶት እዩ
Thank you very much brother Antonio to bring up some historical true stories by our friend Tegadalai brother Girmai Haile. It’s not too late to disclose the details of ELF national struggle contributions inside outside Eritrea. We can make public awareness about the history of Eritrea to shape up the Eritrean narrative national story. Please Antonio grave up more and more stories about the truth for the sake of our generations now and tomorrow.
You are star ⭐️ and Girmai was honest and respectful 👍🏾🌹👍🏾🌹👍🏾
Man this is wrong history
This is miss information
ንመለስ ኩቡር ጠቅላይ ሚኒስተት ኢሉ ሰምይዎ ዘገርምዩ
100 ሽሕ ኤርትራውያን ሕብሪ ዓይንኹም ደስ ኣይበለናን ኢሉ ንብረቶምን ገንዘቦምን ዝዘመተ ዓጋመስ ኩቡር ክባሃል
እዚ ተምበርካኽነት እዩ
ግርማይ ጀግና ወዲ ጀጋኑ
ናይ በሓቂ ዘሐዝን ትንታነ አዩ። ህዝባዊ ግንባርን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርን አንዳ ዘለፍካን አንዳ ኣጸለምካን፥ ነብስኻን ተጋዳላይ ጀብሃ ነበር አንዳወደስካ ዝግበር ትንታነ መሃሪ ኣይኮነን ንህዝቢ ኤርትራ ዉን ዝተቅም ኣይመስለንን።
ንናጽነት ኤርትራ ዝተጋደለ ተጋዳላይ ኩሉ ኩቡር ኢዩ። ናይ ሓሳብ ፍልልይ ክህልወካ ንቡር ኢዩ፡ መንግስቲ ስለ ዘይኮንካ ግን መንግስቲ ከተሸይጥንን ከተቆናጽብን ድፍረት አዩ።
ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸሙ ፍጻሜታት ቅድሚትን ድሕሪትን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኢዮም።
ካብ ሕማም ጽልእን ቅርሕንትን ሓራ ምኻን ከድሊ ኢዩ።
Kolom hide malet etom shaebyas netom Gebha endyom zizilfwom! Kolom deleyti sltan!
Atum sebat kab gonder nab addis Abeba entete nieren zekeda daa ezen kologna entay kgebra Nab Rama metsien, this is completely opposite direction, melsela eza hasot
Thank you Antonio & your guest 🙏❤
ወልደ ዳዊት መስፍን አንድዩ ነሩ
ሰላም ኣቶ ኣንቶንዮ ንግርማይ ቀሺ ዘይተምጻኣልና እንተተኻኢሉ ሓደራኻ ።
Amanuel Yohannes's mother is Zimam, Dihab is his grandmother
ቁምነገር ዘሎዎም ድዩ መሲልካ? ፉሹላትን ሓሰውትን እዮም
Are you sure what we do was clear?.
ዝኸበርካ ኣንተኒዮ ንብርገደር ጀረናል ተኽስተ ሓይለ ንነውሕ ግዜ ሰለ ዝሰማዕክዎ መስለኒ ደምጹ ናፍቀዮ። ሓንቲ ማዓልቲ እባ ኣቅሪበልና። እታ ጉዳይ መጽሓፍ ድማ ኣበይ በጽሓ ከምዘላ ሓብረና ።ብዝተረፈ ጹቡቅ ስራሕ
ክክክክ ዓርኩ ምህሮኻ ይሕሸካ:: ካብ ቀቲልናዮ ወጊእናዮ ኣሲርና ምንፋቅ መወዳእታ ኢሰያስ ተዓዊቱ:: ኣጽኒትና ኣሰዲድና
Ani toniyo hawina ezi tarik agedasi eu nezi meniesey welodo hagazi eu ni ayana dima edimeni tienani yihabika negeratu gin newih eu mezezu ezi rugum iseyas gin telagixlikum eu ni jebha mesakin
Dejen andehishel is Pure Hegdef lokmax, izi kufue barya
ብጣዕሚ ተሕዝን !!!!! ምስ ከም በዓል ንስኻ ሓንጎሉ ንፋጥ ዝመልአ ሰብ ከመይ ኢሉ ክቃለስ ትሓሰብ ? ? ?
B/G wedi Haile gda Abey tefiu bzuh nxbeyo dequ hzbi ayfeltin please give it him back
ኣንቶንዮ ታሪኽ ከይቅበርን :ብጽውጽዋይ ከይቅየርን ንእትገብሮ ተበግሶ ደሕሪ ምምጓስ :ወዲ ሃይለ ድማ መን ይንገር ዝወዓለ መንከ የረድእ ዝቐበረ ስለዝኾነ: ሕሉፍን መዘና ኣልቦን ታሪኽ ሰ .ሓ. ኤ ከይተበረዘ ንእተቐርቦ ውዕሎታትካን ኣበርክቶኻን ልባዊ ናእዳይን ደገፈይን ይገልጸልካ !
ጅግና ሰለሙን ክ ማርያም :ኣባል ብ .72/3ይቲ በጠሎኒ 3 ሐ.ዝተሰውአ ብጻይ ይዝከረኒ !
መብዛሕትኡ ጻዕዳ ሓሶት እዩ ዘውሪ ዘሎ እተን ክልተ ኤነትረ ካብ ኣብ መንጎ ኣኹስምን ሰለኽለኻን ዘሎ ቦታ ኢና ጨዊና ናብ ረማ የእቲናየን
እታ ሓደ ጀነራልዶ ኮረኒየል ዶ ንኣኹሱም ዝኸይድ ዘሎ መስልዎስ ንመንገዲ ራማ ኣቢሉ ናባና መጺኡስ ነታ መኪና ብተኹስ ኣቃጽልናያ ነቲ ጅነራል ማሪኽናዮ ምስ ደኮሜንትኡ ዝብሎ ዘሎ እውን ኣይሓዝናዮን ፈንጢሱና ንዓድዋ ኣትዩ እዩ ግርማይ ድማ ሽዕኡ መዓልቲ ኣብኡ ኣይነበረን ንጽቢሒቱ ግን መጺኡና ካልእ እውን ብዛዓባ ውግእ መረብ ብዙሕ ኣዘንትዩ ክውንን ዘይክዉንን ታሪኽ ከም ዘለዎ እይ ክዝንተው ዘለዎ ከይወሰኽካን ከየጉደልካን ናይሓሶት ጸብጻብ ምቕራብ ንፕሮፓጋንዳ ንመራሕቲ ወያነ ኣይጠቐሞምን ሓሶት ንየው በሉልና
ግርማይ ጠዓመ ሰጊድ ኣብ ሶባ ኢዮም ቀቲለሞ
እቲ ዘገርም ዓብደላ ዝገበሮ ቅትለታት ግን ናብ ህዝባዊ ግንባር ክግምጥሎ ዓቢ ጌጋ እዩ።
ኩሉ ዝተገብረ ቅትለታት ምስ ናይ ፈላሻ ካብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ምስግጋር ናይ ገንዘብ ምጥልላምን ሚስጢር ከይወጽእ ዝተወስደ ሱጉምቲ እዩ። ወዲ ጋርዛ ኣብ ሱዳን፡ ዓንደብርሃን ኣብ ሱዑድያ ተወሳኺ እዩ።
አንቶንዮ ባእባዕ እታይ ኮንካ ትሳቀ ነብሰ ምትሐት ዝስማዓካ ስለምንታይ
ዝኸበርካ ኣያና ኣንቶንዮ፡ እታ ናይ መወዳእታ ክፋል ብዛዕባ ደጀን ዝተላዕለት ኣርእስቲ ኣድላይነታ ኣይበራህትለይን። ዝፈልጦ የብልን፡ ኣስማቶም ክጠቕሶ ኣይደልን፡ ኣብዚ ክዛረበሉ ኣይደልን ንኽብል እንታይ ምሕታት ኣድለየ፧ ደጀን ድሕሪ 13 ዓመት ማእሰርቲ ሂወት 1 ኢሉ ክጅምር ክፈጥር ዝኽእል ተጽዕኖን ብድሆታትን ኣይትስሕቶን ትኸውን። ምናልባሽ ስቕ መበሊኡ'ውን እቲ ሽዑ ዘጋጠመ ብ ኣሰና ዝወጸ ዜና ዘሰንበዶ ይመስል። ስለዚ እቲ ሓቂ ኣብዚ ቃለ-ምሕትት ዝሰማዕክዎ ኣይመስለንን። ግድን ክፍለጥ ኣለዎ ትብል እንተኮይንካ ግን ምናልባሽ ን ሜሮን እስቲፋኖስ ኣቒሪብካ ክትሓታ ይምሕጸን። እቲምንታይ'ሲ ንሳ`ውን ኣብቲ ቦታ ስለዝነበረትን ብቐጥታ ነቲ ጉዳይ ትከታተሎ ስለዝነበረትን። ምስ ምሉእ ምስጋና!
Shut up , Dejen is Hegdef indeed
@@izzypitsum4551 ደጀን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ወራራት ተቓሊስሉ ፡ ብድሕሪኡ 'ዉን 15 ዓመታት ካብ ዕድሚኡ በጃ ከፊሉ 'ዩ ። ካብቲ ደጀን ዝገበሮ 10 % ክትገብር ዘይርኽእል ትም ኢልካ ንዘይትፈልጦ ሰብ ኣይተጸልም ። ምስ በዓል ንስኻ ካብ ምቅላስ ድማ ብ 10 ኢድ ህግደፍ ይሕሽዎ
# ብዓል ንስኻ ምሽ ደጀን እቶም ኣብ መዓስከር ደንደን ዘለዉ ስንኩላን ሰብ ዊልቸር 'ዉን .. ንመሰልኩም ክቃለስልኩም ትጸልኡ ኣይኮንኩምን ። በለጸኛታት !!!!!
ብጉቦ ወጽዩ ይኸዉን እንበር ኣብ ደገብወጽዩ ንመሰሉ ክዛረብ ዘይክእል ካብ ኡስርቤት ክወጽእ ኣይክእልን።
ንመሰልካ ኣብ ዓድኻ ኮንካ ኢኻ ትዛረብ ፡ ንሱ ድማ ኣተግቢርዎስ 15 ዓመት ካብ ዓድሚኡ '፡ዉን መስዋእቲ ከፊሉ ። ሕጂ ነቲ ዘለዎ ቁስሊ ከሐዊ ግደፎ ። በለጸኛታት ኣይትኹኑ & ሎሚ ድማ ናታትኩም ግደ 'ዩ
👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍
ነፍሲ ወከፍ ቃላት ዝርዝር ዘለዎ ኢመስል
ማሪታ አቢኒት ደቂ አኒሲቲዮ❤❤❤❤❤❤😂
Gebhe Ahbay Hemeyti...bunine Imbaban next time😂
ግርማይ ተስፋስላሴ፡ ካብዚ ትዛረቦ ዘለኻ ኩሉ ሓሶት እዩ። ስለምንታይ ኢኻ ግን ክንድዚ ዘይኮነ ትደጋግም ዘለኻ? ኣነ ምሳኻ ከም ዝነበርኩ ረሲዕካዮ ዲኻ?
ሓደ ማዓልቲ ንሽወደን ክመጽእ እየ። ብዛዕባ'ዚ ትዛረቦ ዘለኻ ብምንም ዓይነት ምስ ሰብ ኮይነ ካኣ ክረኽበካ እየ። በዚ ትዛረቦ ዘለኻ ምእንቲ ክንዘራረብ።
ሐሳዊ ዝፈርህ ተጋዳለይ የለን ዝቀትል የለን
Emo eza weyanes kab kedma eya tetekatsya ntegadeltna tketl neya
you are Honest and intelligent man you haro wow ❤wow
Wow you are amazing thanks my haro Germany you really good 👍 mamore ❤❤❤
ናይ ጀብሃ ናይ ሓንጎል ጽላለ ዘለዎም ምክፋእን ምጥቃንን ከም ዕላማ ዘውሰድዎ ጉሓላሉ።
❤❤❤❤❤
ወይዚ ሮኽራኽ ንመለስ ለገሰ ሲ ኩቡር ጠቅላይ ኣታ ለሓሲ ፌራ
ጨዊናየን ዳበለስ አንታይ ጽዒነን ከምድነበራ ደይፈልጥ
ግርማይ ሃይለ እዚ ብዛዕባ ውግእ መረብን ብዛዕባ እተን ጨዊና ኣውጺእናየን እትብለን ክልተ ኤነትረን ከምኡውን እቲ ተጋግዩ ንኣኹስም ዝኸይድ ዘሎ መሲልዎስ ንመንገዲ ራማ ምስመጸ ነታ ዝዝውራ ዝነበረ መኪና ናይሶቭየት ስርሓት ጅብ ዝዓይነታ ብቲ ዝገበርናላ ተኹሲ ተቓጺላ እቲ ጀነራልን ምስ ደኮሜንትኡ ማሪኽናዮ እትብልሲ ወደይ ክንደይኩ ትሕሱ እቲ ሽዕኡ ማዓልትስ ኣብኡኮ ዘይነበርካ ኣነ ከማኻ ዝሕሱ ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን ኣብ ጀብሃ ምናልባት ካድረታት ወያነ ጥራይ እየ ርእየ ክንድዚ ዝሕስዉ ኣጸቢቕ እፈለጠካ እየ ነዚ ንኡስ ወለዶ ሓሶት ኣይትምሃሩልና በጃኹም
መጀመርያ ግዜ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ክቡር ሓው ውልቃዊ ፍልልይ ገዲፍካ እቲ ታሪኽ በቶም ምዑታት ተጋደልቲ ተፈጺሙ እዩ።
አብ ቃልስና ምእንቲ ኤርትራ ን ሓላል ህዝባን ሓላል መሬታን ክብሉ ዝተቃለሱን ብ ተሓኤ ይኹን ብ ህግሓኤ ይሕመቅ ይጸብቅ ታሪኾም ታሪኽና እዩ።
አብ ክንዲ ፍልልያትና አጽቢብና ነቶም ምእንቲ ንዓና ኽጥዕመና በጃ ዝኾኑ አብ ክንዲ ታሪኾም ዓቂብና ሕድሮም ንፍጽም ነንሕድና ክንወናጀል ናይ ኤርትራዊ ጠባይን ባህልን አይኮነን።
Amen amen amen abyti sebat en axaka
Tigbro medeb xubuk yu tarik abotatn ayatatin kihasis xubuk sirah nay gebaha
Entkone nay shabya kulo tarik hizbi eritrea yu
Yes you are right 🇪🇷
Selam Ato Antonio
Bejaka eba bzaeba eta Falul tibehal gujle kebabi 1979 Asmera atiya zineberet zufeltu ebtelewu hitetelna
ኪቢሪ ኒሚስዋአቲኒቲኮም
መራሒ መስርዕ ኔረ ዳበለስ 2 ጋንታ ሂቦምኒ ይብል ኣታ ሓሳዊ
Good job tv sened Eritrea.
Wow you are amazing thanks my haro for ertera people wow you haro ❤jabha haro for ertera people ❤️ we i love jabeha god bless you wow 👌 👏 😍 👍
ናይ ወዲ ኣባይ ታሪክ ካኣ ኣምጻልና thanks
Lekbatt hasawi
Weldedawit temesgen shabya ketilato zbeljayo, hasot eyu, shabya aykonetn ketilato.
Haki tezareb, wey kea tentno. Hlf elkaya, haki aykonetn. Melake ke men ketilwo? Aye nskatkum,
BIRHANE YOHANNIS BI HIWETU ALO,ELSA HAMIMA IYA HALIFA..KALIOT GHIN IWE HAKIKA ARBAITE NI HAGHER HIWETOM KEFILOM IYOM
ሰላም ኣንተንዮ ስለ ቲ ትገብሮ ዘሎኻ ታሪኽ ምስናድ ኣዝየ የድንቐካ ክሉ ግዜ መደብካ ብሃንቀውታ የ ዝዝጽበያ፡፡
ጋሻ ግርማይ ሃይለ ን የድንቆ ዝኸበርካ ግርማይ ስለቲ ምእንቲ ኤርትራ ዝኸፈልካዮ መስዋእቲ ከየድነቑኩ ኻ ኣይሓልፍን፡፡
ኣነ ንሰውራ ኤርትራ ኣየርክ ብኩሉን ከም ዘምበብኩዎን ዝተፋላለየ ቃለ ምልልስን ዝሰማዕኩዎ፣
ሪኢቶይ ክህብ፣
ሪኢቶኻ ኣቂምን በቐልን ዝተመስረተ ኮዩኑ ረኺበዮ !
1/ ጀብሃ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ዝገበሮቶ መጥቃዕቲ ንዝያዳ ሓበሬታ ናይ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ጽቡቅ ገይሩ ይገልጾ።
2/ ኩቡር ጠ/ሚ ኢልካና ን ኣስታት 100,000 ንጽሃት ኤርትራውያን ኣደዳ ሞትን መዳርግቲ ዘይብሉ ግፍዕን ዝፈጸመ መራሒ ኩቡር ምባልካ። ነቲ ይቃለስሉ ትብሎ ህዝቢ ምንእኣስ ዶ ኣይኮነን።
3/ ጀብሃ ፍጹም ድኽመት ምሕደራ ዝነበራ ዩ ብጀካ ምርሻን ን ምቕንጻልን ካልእ ክእለት መሪሕነት ኣይነበራን። ትር መሪሕነት ድማ-------። ንኣብነት። እዚኦም ዝስዑቡ ተጋደልቲ ጀብሃ /ናይ ስምረት እንታይ በልዖም
1/ ፍትዊ ኣድሓኖም 2/ ገብረዮውሃንስ ወልደስላሴ 3/ መሓመድ ዓሊ ኢብራሂም 4/ ሃይለ ሒድጉ
5/በርሀ ሓድጉ። ወዘተ ካብ 15/08/65 ክሳብ 15/02/66 ጥራይ ዝጠፍአ መንእሰይ ኤርትራ ክንደይ ክንብሎም።
4/ ኩብሮም/ሳንቲም/ ከም ምንጪ ምጥቃምካ ከ ፣ ኩብሮም ሳንቲም ኣ ብ ሽመልባ ምስ ናይ ኢትዮጵያ /ትግራይ/ ክንዲ ምንታይ ግፍዒ ከም ዝፈጸመ ኸ ትፈልጥ ዶ ትኸውን ? ሳንቲም እና ኢይገበርኩን ዝብል እንተ ኮዩኑ ክረኽበኒ ይኽእልዪ።
ብዝኾነ ወይን ምንጻፍ ኣንጺፋ ከም ተቐበለትካ -----
Life is hope.
በስምኣምየ ከም ሻዕብያ ርኹሳት ሲ ይህሉ ዶ ኩሉ ካብ ቀደም ጀሚሩ ናይ ቅትለት ጥራሕ ስርሖም እሞ ኽኣ ን የሕዋቶም
ዝነደየት መዲያ!
Znedeyet media leli 18000 SEB ysemae do tbl Tsfay?
ቲቪ ስነድ ብዙሕ ሰላም!!!
ብሓቂ ካብዚ ናይ ሎሚ መድብ ምስ ገዲም ተጋዳላይ ግርማይ ሃይለ ዘካየድኩሞ ብዙሕ ብዙሕ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ብምፍላጠይ ብዙሕ ተማሂረ ኣሎኹም ደጊምካ ደጋጊምካ ኣምጽኣልና ንተጋዳላይ ግርማይ፡
ተጋዳላይ ኣንቶንዮ ተጋዳላይ ግርማይ ብዙሕ የመስግነኩም፡ የቐንየልና!!!
እቲ ተቕርቦ ዘሎኻ ታሪኽ እኳ ጽቡቕ ኔሩ። ክቡር ነፍስሄር ጠቕላይ ምኒስተር ኢልካ ግን ኣሎ?
ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ገርካ ብፍላይ ናይ ጀብሀ ታሪኽ ከምዚ ገርኻ ቀጽሎ
ስላም ንኩሉኩም ድስ ዘብል ትንታኔ ሂብና የቀንየልና ኣብ መወዳኢታ ዝሃበና ንግዜ ንግደፎ ምባሉ ብልጽቲ ርኢቶ ብወግነይ ይድግፎ።
hasot derama eyu neyru
ኣንቱም ሰባት አዚ ሰብኣይ ክሕሱ መዓትዩ
5ሰብ 2 መካይን ካብ ማከል ኮለኛ ማሪኽና 2 ሰብ ካዓ ንፀላኢ ንምክልኻል ተሪፍና ዕዋ ዝኾነ ኾኑ እንታይ ይባሓል ዓስሕቁኑ ብኩርምተይ ደገመኒ ብዓቃቢተይ
ዝወዓለ ይንገር ክብሃል ኣይሰማዕካን ዲኻ ፡ ኣስማት እቶም ብሂወት ዘለውን ዘየለዉን ፡ ቦታ ፡ ዕለት እንዳጠቐሰ ይግልጽ ኣሎ ፡ ስለዚ ምስትንዓቕ እሞ ድማ ኣብ ዘይትፈልጦ ታሪኽ ጽቡቕ ኣይኮነን
ደይ ጻዕዳ ሓሶት እዩ ዝሕሱ ዘሎ መጀመርያ ካብ ራማ ዘይኮናስ ካብ ሰለኽለኻ እና ጨዊና ንራማ ወሲድናየን ደሕር ዓሰርተ ሓሙሽተ ጋብ ሓይሊ (159 ) ገለ ኣርባዕተ ዝኾኑ ድማ ካብ ጽጥታ ነይሮሙና ነ ባዕለይ ነረእየ ኣይትሰከፍ እዛ ናቱ ዘረባን ናይዓንድሕሸላ ካብ ካርሸሊ ሃዲሙ ምውጻእን ክልቲአን ሓሶት እየን
ሓሽት ናይ ኤርትራውያን ንበይኑ እዩ። ጀባሃ መኪና ማሪኻና ዘይኮነ ማኪና ሰሪቅና እዩ ማለቱ።
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ብምቅጻል ውልቃዊ ፍልልይ ገዲፍካ ይጸብቅ ይሕቅ ን በጃ ህዝቦም ንሓላል መርየቶም ብጅግንነት ዝሓለፉ ታሪኾምን ጅግንነቶምን ከተቆናጽብ አይባህልና አይልምድና ፍቶ ጽላእ ንኤርትራ ነጻ ንምውጻእ ዝተኻየደ ብመን ብዘየገድስ ኣርትራዊ እንተኼንካ ክትቅበሎ ጥራይ እዩ ዘለካ።
@@ሰብአይበድልእምበርከምድል
መጀመርያ ከምቲ ዝበደልካዮ ደሓን ርሑስ ሓድሽ ዓመተ ፈረንጂ እምበር ኣነስ እቲ ናየብሓጎታተይ ሓድሽ ዓመት እየ ዘብዕል ኣብ ምስከርም ቁዱስ ዮሃንስ
ካልእ ንስኻ ባዕልኻ ስለእትፈልጠኒ ብዛዕባ ኤርትራውነተይ ምስክር ኣይጽውዓልካን
እቲ ብተጋደልት ዝተገብረ ጅግንነት እይን ኣየቃለልኩን ንሱስ ታሪኸይእውንብእዩ
ነዓይ ዘዛርበኒ ከምዞም ካድረታት ውያነ ዘይገበርናዮ ዓወት ምዝራብካ እዩ ነታ ንኣይን ንተስፋይ ሃይለን ብጾትናን ፈንጢሳትና ዘኸደት መኪና ኣቃጺልናያ ነቲ መራሒኣ ጀነርል ማርኽናዮን ምባልካን
ካልኣይ ደማ ነታ መራሕቲ ታንኪ ክሳድ ዒቃ ሓድ ወዲ ሳሆ ቦምብ ደርብዩ ኣቃጽልዋ ምባልካ እዩ እወ ተቓጺላ ግን እቲ ዝደርበየላብሳሆታይ ኣይኮነን
ታራኽ ከተዘንቱ ከለኻ ሓንቲ ነገር ከይወሰኽኻን ከየጉደልካን ብእዩ ክኸውን ዘለዎ
እሱ ድማ ብምግናን ዝዝንቶ ሎሚ ነቲ መጻኢ ትውልዲ ከም ሓቂ እዩ ክውስኮ ብዘምብእኡ ጀቂ ብሳሆን ጀበርትን ካብ ዝገበርዎ ንላዕሊ ክሕስዉን ክጅሃሩን ንሰምዕ ኣሎናሞ ታሪኽ ከማታ ዘላታ እያ ክትጽኻፍ ዝለዋ
Emo nezom arkanatna nblom G15 sni qetelti do aynebrerun wey kghfom mis qerebe do aykonun ab letter wediqom ? Beyenay melekie ena arkanat nblom?
እዋይ ሓሶት፡ እዋይ ሓሶት ፡ እዋይ ሓሶት
ኣንታ እቶም ምሳኻ ዝነበሩ ኩሎም ዝተሰውኡ ድዩ መሲሉካ ወይስ ነቲ ትህቦ ዘለኻ ቃለ መሕትት ኣይስማዕንዩ መሲሊካ። ከክዕ ተጋላዳይ ኔርካ ኢኻ፡ ግን ትህቦ ዘለኻ ዘይሓቃዊ ኣሪኽ ኣቋርጾ። ግን ተስፋ ንገብር ኣብቲ ዘልኻዮ መድያ መጺኦም ከጋልጹኻ። ኣለዉ ዘይተሰዉኡ ብጾት ነቲ ዝነበርካዮ ቦትን መዓስን ምስ መንን ዝገልጹ። ትቭ ሰነድ መድያ ነቶም ሓቀኛታት ተጋደልቲ ነበር ክትዕድምዎም ይላቦ። ብዙሕ ግዚውን ነቐፌታ ተጻሒፉሉ ነይሩዩ፡ ግን ሸለል ኢልካ ዝተሓለፈ ይመስል።
ኣፍልጦ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ተሞክሮን ሕሉፍ ታሪኸን ዉጺኢታት ኣወንታውን ኣሉታውን ዓወትን ፍሽለትን ዝነበረ ጅግንነት ትብዓትን ጽንዓትን ብኡ መጠን ክድዓትን ክሕደትን ጉዕዙኡን መሰናኽላቱን ናይ ውረድ ደይብ ሃልኪ ተጻዊርካ ናብ ዕላማ ሽቶኻ ንምብጻሕ ዝተሓልፈ ብስፍሓት ደረጃ ቃልሲ ብፈጸምቱን ተሳተፍቱን ገና ተሪኽካ ቀዲሕካ ኣይዉዳእን ክትዝልሎን ክትብርዞን ኣይካኣልን:: ኮይኑ ግን ዝዋዓልካዮን ዝተቓለስካሉን ብተዘከሮኻን ኣፍልጦኻን ምግላጽካ ይበል ዘብል ኢዩ:: ካብ ዕላልካ ግን "ንሕና ተሐኤ ድላይና ንዛረብ ኣብ ሻዕብያ ከምኡ ኣይኮነን" ኢልካ እሞ እንታይ ውጽኢት ኣፍረየ/ ድላይካ ምዝራብ መርኣያ ዲሞክራሲ ዘይኮነ ናብ ስዲ ዲሞክራሲ ኣዘንቢዑ ነናትካ ኣተሓሳስባ ኣስሪጹ ናተይ/ናትና ይሓይሽ ብምባል ጥምረትካ ፈቲኑ ሓድነትካ በቲኑ ጉዕዞኻ ኣሰናኺሉ ምብትታን ኣኸቲሉ ብዘይ ዕላማ የትርፍካ'ምበር/
ወዲ "በላዕ ጉቦ" ጅግና!
ወዲ በላዓይ ጉቦ ሓደ ሰራቂ ዓማጺ ደቂ አንስትዮ እዩ ህዝቢ እንዳ ገርግስን ኽሳድ ዒቃ።
ኣብ ትግራይ ወያነ ዝባሃል ዉድብ ዶ ኣሎ ኢዩ ሑዋሓት ክትብል ዲኻ? ምዉያን ማለት ኣብ ትግራይ ንመሰልካ ምቅላስን ኣይግዛእን ኢልካ ምቅላስ ኢዩ።
ኣብ ትግራይ እንትርፎ ህዉሓት ካልእ ዉድብ ኣይነበረን ፡እቲ ወያነ ዝብል ድማ ንዕኦም ዝገልጽ 'ዩ ። እምበር ኣብ ኤርትራ 'ዉን እኮ " ሻዕብያ " ዝብሃል ዉድብ ኣይነበረን ሕጂ 'ዉን የለን ፡ ብልምዲ ግን ሰብ ን ህግሓኤ ሻዕብያ ኢሉ ይጽዉዖም
This dude is Junta!
አይ አንቶንዮ ተሰፋይ ኹልሻዓ ንሓሶት ታሪኻዊ ሽፍትነ ከተዘንቱ ካን ኮይንካ። ንቲ ብጀባሃ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ግና ኮነ ኢልካ ምሕባአ ይገርም።
ሰላም ኣንተንዮ ስለ ቲ ትገብሮ ዘሎኻ ታሪኽ ምስናድ ኣዝየ የድንቐካ ክሉ ግዜ መደብካ ብሃንቀውታ የ ዝዝጽበያ፡፡
ጋሻ ግርማይ ሃይለ ን የድንቆ ዝኸበርካ ግርማይ ስለቲ ምእንቲ ኤርትራ ዝኸፈልካዮ መስዋእቲ ከየድነቑኩ ኻ ኣይሓልፍን፡፡
ኣነ ንሰውራ ኤርትራ ኣየርክ ብኩሉን ከም ዘምበብኩዎን ዝተፋላለየ ቃለ ምልልስን ዝሰማዕኩዎ፣
ሪኢቶይ ክህብ፣
ሪኢቶኻ ኣቂምን በቐልን ዝተመስረተ ኮዩኑ ረኺበዮ !
1/ ጀብሃ ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ዝገበሮቶ መጥቃዕቲ ንዝያዳ ሓበሬታ ናይ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ጽቡቅ ገይሩ ይገልጾ።
2/ ኩቡር ጠ/ሚ ኢልካና ን ኣስታት 100,000 ንጽሃት ኤርትራውያን ኣደዳ ሞትን መዳርግቲ ዘይብሉ ግፍዕን ዝፈጸመ መራሒ ኩቡር ምባልካ። ነቲ ይቃለስሉ ትብሎ ህዝቢ ምንእኣስ ዶ ኣይኮነን።
3/ ጀብሃ ፍጹም ድኽመት ምሕደራ ዝነበራ ዩ ብጀካ ምርሻን ን ምቕንጻልን ካልእ ክእለት መሪሕነት ኣይነበራን። ትር መሪሕነት ድማ-------። ንኣብነት። እዚኦም ዝስዑቡ ተጋደልቲ ጀብሃ /ናይ ስምረት እንታይ በልዖም
1/ ፍትዊ ኣድሓኖም 2/ ገብረዮውሃንስ ወልደስላሴ 3/ መሓመድ ዓሊ ኢብራሂም 4/ ሃይለ ሒድጉ
5/በርሀ ሓድጉ። ወዘተ ካብ 15/08/65 ክሳብ 15/02/66 ጥራይ ዝጠፍአ መንእሰይ ኤርትራ ክንደይ ክንብሎም።
4/ ኩብሮም/ሳንቲም/ ከም ምንጪ ምጥቃምካ ከ ፣ ኩብሮም ሳንቲም ኣ ብ ሽመልባ ምስ ናይ ኢትዮጵያ /ትግራይ/ ክንዲ ምንታይ ግፍዒ ከም ዝፈጸመ ኸ ትፈልጥ ዶ ትኸውን ? ሳንቲም እና ኢይገበርኩን ዝብል እንተ ኮዩኑ ክረኽበኒ ይኽእልዪ።
ብዝኾነ ወይን ምንጻፍ ኣንጺፋ ከም ተቐበለትካ -----