Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጁጉኑ ሽኮር አማዕሪግካዮ እዚ ውድድር ❤❤❤❤
ንኺዲን ደቂ ኤረይ ንሓግዞ ኣስታት 40 ዓመት ኣብ ኣርት ዝኽርቲት ዘሎ ዓቢይ ጥበበኛ እዩ❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኪዳነ ግርማይ ናይ በሓቂ ከብደይ በሊዕኒ ❤
Anes baba Kidane kebdey eyu zbelani adengx yebleni ❤❤❤
Ya argu eyu mesknay
ናይ ብሕቒ እቲ ሞያ ከምቲ ዝጸዓረሉ ዓስቡ ኣይረኸበን መሽኪናይ ማራ ጥዑይ እዩ ከኣ።
Bhaki ane nibiat ysereni gele ngberelu😢😢😢
ብክያት መጺኒ ወላዲ ኣበይ ይርከብ ሎሚ
Ane Wala mara nbeatey mkutsitsar sieneyo
ባባ ኪዳነ ግርማይ ዝፈትዎ ኮመዲያን ብጣዕሚ እዩ ዘደንግጸኒ ንዓይሲ።
አዘኬሪኩምና ከመደ የለን አብ ዓለም አምላኽ አብ ገነት የንብረን ነተን ዘለዋ አደታት ድማ ጥዕና ይሃበን ሩሑስ አውድአመት ይግበረለን🎉🎉🎉
እውይይይ ተመስገን ኣነ ካኣ ሓሪቀ ጸኒሐ ንኩሎም እንቃዕ በጊዕ ሃብኩሞም❤❤ ሩሑስ ባዓል ንኩሉኩም ሕዝበ ክርስትያን 🙏 ራኪተይ❤🎉
ደቂ ኤረይ ተባረኩ ጤና ይብዛላቹአይዛቹ በርቱ ኩችናሬ ፈላጓት ብቻ ነዉ የሚያስፈልግ። በርቱ ተባረኩሺኮረናታት❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷😅😅
ምቁር ውድድር ህድሞና ጹቡቅ ስራሕ🌹🌹🇪🇷🌹🙏
ንመንኩም ጸዊዕ ንመንኩም ኽገድፍ ኩሉኹም የማነይ ዓይነይን ጸጋማይ ዓይነይን ስለ ዝኾንኩም ሰላም ንዓኹም ይኹን አብ ህይወትኩም ሙሉእ ጥዕና አብ ስራሕኹም ዓወትን አሳልጦን ሩሑስ በዓል ልደትን ሐድሽ ዓመትን ምስኩሎም ስድራቤትኩምን ፈተውትኹምን ከምኡ ውን አድነቕትኹምን ሐድሽ ዓመት ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዓመተ ሐጎስ ሰሐቕን ክኾነልኩም ካብልበይ ይምነየልኩም ጅግኑ መተዓቢቲ ይብላ ዛርቲ ንድሕሪት መሊስካኒ አብ በዓል ሲኔማ አዝማራ ሲኔማ ኦድዮን ናይዛ ሕጂ ዝደረፍካያ ደርፊ አክተራ ሻሚካብር ኮይኑ አርእስቲ ናይ'ዛ ፊልም ድማ ቱምሰ አቻ(tumse acha)ትብል እያ ደጊመ ሩሑስ በዓል ልደትን ሐድሽ ዓመት ይኹነልኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎄🎄🎄🌻🌻🌻❤❤🌻🌻🎄🎄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤
deqi Eri Jeganu ❤Rhus Awedamet deqi Eri Shikoritat 🇪🇷🇪🇷🍾🥂🍾🥂🇪🇷🙏🙏❤
Senu shukor kemzi elki margki kreki kelkus nay bhaki hgus ybil admen tanan yhabeley fetari ❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ናይ ዓድና ጥዑም መግቢ አዘካኪርኩምና ብሩካት አርቲስትና እንቃዕ ብሰላም መጻኩሙና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰❤️🎉🎉🌺
Hidmona ❤You brought us the legends again , thank you so much
ናይ በሐቂ አድኒቀኩሙ ንኩሎም በጊዕ ምሃብኩም ህድሞና ነባሪት
ምቁር መግቢ ውድድር ጽቡቕ ስራሕ Hidmona Nebarit በዞም ዝፈትዎም ኮሜድያን ብምጅማራ ኬፍ ዘለዎ ♥️🥰🌹🇪🇷♥️🌹🌺🌹♥️👏👏👏💯💯🇪🇷
ኪዳን ሽኮር ያሆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
btaemi tsbuk medeb nkulom abeytn gedaymn snetbebawyanna kea edmen tenan yhabkum fetari❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ 3 በጊዕ፡ነታ ኣደ ቆልዑ ዳኛ ድማ ረርብዒ ናይ ነፍሲ ወክከፍ በጊዕ፡ክትወሃብ ኣለዋ።
Thank you hedmona nebarit 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጹቡቅ መደብ አዩ አና ተመሃርካ ትዘናጋዕምስ ጹቡቅ ተዘኩሮ
Asey deqi erey aytsunu ♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🎉
Beautiful program...Beautiful kitchen set up...very organized....Eritreawi show...keep up....Keep it Eritreawi
ንኺድ 🇪🇷🇪🇷ደቒኤረይ ዘበና እዮ እዚ ግዜ 🌹🌹🌹
Thanky hedemona 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🐫❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እንኾዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ልደት ብሰላም አብፃሐኩም 🎉🎉🎉
Hdmona Good job keep it up. God bless you all.
Deki erey uakum tkewn gize tmxae nabra terirkum kem zelos gexkum yfleyt ajokum amlak hagerna tarika kikyro eyu😢😢❤❤❤❤
ኩብራት ዓበይቲ ኮሜድያን ተዋሰእቲ ኤሪትራውያን ሃገርና ንዘላኣለም ንበሩልና።❤❤❤❤❤ ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና
ዋዉ ቤላ መደብ፣ እናተማሃርካ ትዘናጋዕ፣ ትፈትዎ ገጽ ትርኢ! 👌👍
ሁድሞና ነባሪት መደብኩም ብጣዕሚ ጹቡቅ ነይሩ ቀጽልዎንብለኩም እንተኾነ ደያኑ ክጥዕሙ ዎ እነከለዉ ናይቲ ቀዳማይ ጢዒሞም ካላአይ ቅድሚ ምጥዓሞም ማይ ክሰትዩ ነይሩዎም ምኽኒያቱ ናይቲ መጀመርታ ዝጠዓምዎ መቀረት ገና አበአፎም ሰለዘሎ ምሰብዙሕ ይቀሬታ
ኩዱነይ ሹኮር ❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤሬይ ናተይ ❤❤❤ ርሑስ ኣዉድኣመት ይግበረልና❤❤ ሓባይበይ❤❤❤❤
Best people...Wooooow❤❤❤❤
ጽቡቅ መደብ❤🎉❤🎉❤🎉
good starting and keep continuing for students and all parts of our community who have a cooking interests.❤❤❤
ኪድን ሐወይ ብጣሚ አብኪካኒ ኩሉ ሰብ ከሙ እዩ የልፌዎ ❤❤
Ahhhhhh Love u ደቂ ኤረይ Made me Nostalgic ቐደም ኪዱን ክሳብ ዝነብዕ የስሕቕኒ ነሩ ፡ጂግኑ ፡ቨላ ኪዲን ፋታ ምስ ምካኑጀሚረ ክሳብ ትውዳእ ንብዓት ንንብዓት ኮይነ ምስ ናፍቖት ካብ ስደት Love u so much
❤🎉❤❤🎉❤🎉ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ዝያዳ ቆልዑት ወድን ጋልን ብሪጋ እዳሰርሑ ክዓብዩ አሎዎም።
ደቂ ኤረይ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ኪዳነ❤ዳኒ❤ግርማይ❤ዝፈትዎኩም❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🤣🤣🤣🤣ኪዱን ሞይተ ኣሰይ ቪላ❤🙏🙏🙏🙏🐪🇪🇷💪ኪፉን ኩልና ክሙኡ ዓቢና❤🙏💔😭
ጽቡቅ ውድድር አናብስ ርሑስ አውድአመት ጽቡቅ ፍርዲ ደያኑ በላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇸🇪🐫🐫⛪️💵💐💐🌽🍓👏🥜❤️🍇🥀🎂🎆
ደስ ዝብል ውድድር❤
Wow Thank you Hidmona tihztokum ybarek kulatkum kodamot ekum Rakitey Senu Fike nbmulueu hizbina Ruhus Beal lidet biflay Kea njeganu hailitat miklkal Eritrea 🇪🇷 i love you all ❤
👌🏼❤️❤️❤️🇪🇷 !Thank you Villa hawey neana mezekareka !I wish you all the best . 🫶🏼
ዲያኑ ውን ንፊኣት 🎉🎉🎉❤❤❤
ርሑስ ባዓል ንኣባላት ህድሞና ነባሪትን ምስ እዞም ገዳይም ስነጥበባዊያንናን መላእ ህዝብናን ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ቅንያት ባዓል ልደትን ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና ኣብ እትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ እዳኣዛጋዕኩም ምትብባዕ ኣዚና ነመስግነኩም ህድሞና ነበረት ኣገናዕ✋️❤🇪🇷
Amen yhatey kmena yhlifn nafkeku gbu ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Deqi erey muqurat bejakum neziom interview amxueulna ❤❤❤
Happy Christmas 🎄 and happy new year 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብታሚ ጽቡቕ መደብ
ኣየ ደቂ ኣስማሪኖ ሽኮሪናታት❤❤❤❤❤❤❤
Waww gele ayent megbi 🎉🎉🎉🎉🦁🇪🇷🙋
Yekenlna yehwatye Gen afna mye amiukumsn ❤❤
Btami yhzinomni kidun sdrana Gagonu eyom❤❤❤❤❤❤
Food and entertainment... blessings
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amazing eway elalkum tarik hiwetkum des kitblu
ኣሕ ኪዱን
Asey deki aesmer shukorinat❤❤❤🎉🎉🎉🎉 kexiliwo
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣጀኹም በሉ
Happy now jear 🎉🎉🎉
Raki shkor gal erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎊🎊🍾🍾🍾🍾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዞም ኒሪኦም ዘለና ጀጋኑ ኣቦታት ተክ ትንፋስ መታዓብቲ እዮም ትብሉ ኣለኩም ዶ
diq eriay rhues hedish aemat❤❤❤🎉🎉🎉
ያ ፋታ ናፊቐ ኣፈይ ማይ መሊኡ ፕያሳ ሚኪኤለ ኣዘክርኩምኒ ኣሕ
Enda qoray kkkk
❤❤❤❤❤❤❤
Adey azekirkumni
Nay Behaki hdmona kiberi yehbkum nezom arkanat artist Ruhus bal awdeamet yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo villa..Hayltatt miklikal mizikirarka..gignu, kidunn
Wellcame deqi erey habiyb nity❤❤❤🎉❤❤❤❤
ካብ ካናዳ ብታኢሚ ደስ ዘብል
Happy New year merry Christmas deqi erey ❤❤❤❤❤❤
ጅግኑ ኣንበሳ ኮቦሮ እዝንና እንታይ ገዲፍካሉ ❤❤❤❤❤
Nberulna ske burukat❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኩላትኩም ደስ ትብሉ
ብመጀመርታ ሩሑስ ባዓል ልደት ንኩሉኩም ብዛዕባ ናይ ወለድና ዝበልክሞ እሞ ኣብ ስደት ኮይንካ ክትሰምዖ ቡዞሕ የዛኻክረካ የዳፋንቀካ ጽቡቅ መደብ ጠጥዑሙ ደቂ ኤረ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ruhes Awedamet❤❤❤
Moyte eye sehak kulom des kibluka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Happy new year my people💕
👏👏🇪🇷👍👍👍
Deki eri happy new and ldet
Villa yekenyela dkam deki anstyo dkamna mmsgankum kulatkum yekenyelna kidun nay dbiza elu zelela meare kindey shigr kemzhalf temesitena msaka mrka weledna aygadefena 🎉🎉🎉❤❤❤
Rahela ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good job hedmona nebarit ❤❤❤
Good job ❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice show🇪🇷❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዳኛታት ከኣ ብመግቢ ስራሕ ዝተመረቑ ተዝኾኑ: ኣብ ሰላም ከም ዘላ ኤርትራ ዘርኢ መደብ።🎉🎉🎉🎉🎉👍🥳
ኩሉካ ስነ ጥበባዊ ኤርትራ ኣስተውዕል እዞም ጀጋኑ ኣቦታት ተዋሰእቲ ናይ ኤርትራ ንምንታይ እዮም ኣብ ፍልሚ ንክሰርሑ ዘይዕድምዎም ኢልኩም ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ ሰበይ ሰብካ ኮኑ ብከሙኡ ምክንያት ዓዲ ዊዕል ኮኖም ካብ ተዋሶኦ
Btaemi kudus hasab eu hedmona nebarit temsgenu eikum emo amlak ybarkum bmaere kefelalekum nay behaki degimena nemesgnekum nezom akeranat artiset hagerna ygbeom eu❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
Yekenyelna kuburat sle ti ab galansteyti zelekum kbri🙏🙏🙏
Bfata aytmxi ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትህትናኩም ዘገርም ስፍሓት ዩ:: ደቂ ሃንቲ ስድራ ትመስሉ::❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽⭐️⭐️⭐️💯💯💯💯💐💐💐💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Naibhaki deskibluka edmen tienan yhabom🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉❤❤
Rahel mierigty, she is always humble.
Effff Kudun efffffff kebid zereba ny weladit neger higy u zeredani ewe hakika efffffff 🎉love u all Edmen teonan yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደያኑ ዓገብቪላ ኣብ ፋታ ሰላጣ ረሲዑ ከሎ የሕሊፍኩሞንጅግኑ ናይ ሶፍት ነጥቢ ሂብኩሞንኪዳነ ግን ዘይትትን ጨውን ቀሪቡ ከሎ ነጥቢ ኣይተዋህቦን፣ ሕሰቡላ፣ መአረምታ ትፈትዉ ተኾንኩም ሕሰቡላ፣
ጁጉኑ ሽኮር አማዕሪግካዮ እዚ ውድድር ❤❤❤❤
ንኺዲን ደቂ ኤረይ ንሓግዞ ኣስታት 40 ዓመት ኣብ ኣርት ዝኽርቲት ዘሎ ዓቢይ ጥበበኛ እዩ❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኪዳነ ግርማይ ናይ በሓቂ ከብደይ በሊዕኒ ❤
Anes baba Kidane kebdey eyu zbelani adengx yebleni ❤❤❤
Ya argu eyu mesknay
ናይ ብሕቒ እቲ ሞያ ከምቲ ዝጸዓረሉ ዓስቡ ኣይረኸበን መሽኪናይ ማራ ጥዑይ እዩ ከኣ።
Bhaki ane nibiat ysereni gele ngberelu😢😢😢
ብክያት መጺኒ ወላዲ ኣበይ ይርከብ ሎሚ
Ane Wala mara nbeatey mkutsitsar sieneyo
ባባ ኪዳነ ግርማይ ዝፈትዎ ኮመዲያን ብጣዕሚ እዩ ዘደንግጸኒ ንዓይሲ።
አዘኬሪኩምና ከመደ የለን አብ ዓለም አምላኽ አብ ገነት የንብረን ነተን ዘለዋ አደታት ድማ ጥዕና ይሃበን ሩሑስ አውድአመት ይግበረለን🎉🎉🎉
እውይይይ ተመስገን ኣነ ካኣ ሓሪቀ ጸኒሐ ንኩሎም እንቃዕ በጊዕ ሃብኩሞም❤❤ ሩሑስ ባዓል ንኩሉኩም ሕዝበ ክርስትያን 🙏 ራኪተይ❤🎉
ደቂ ኤረይ ተባረኩ ጤና ይብዛላቹ
አይዛቹ በርቱ ኩችናሬ ፈላጓት ብቻ ነዉ የሚያስፈልግ። በርቱ ተባረኩ
ሺኮረናታት❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷😅😅
ምቁር ውድድር ህድሞና ጹቡቅ ስራሕ🌹🌹🇪🇷🌹🙏
ንመንኩም ጸዊዕ ንመንኩም ኽገድፍ ኩሉኹም የማነይ ዓይነይን ጸጋማይ ዓይነይን ስለ ዝኾንኩም ሰላም ንዓኹም ይኹን አብ ህይወትኩም ሙሉእ ጥዕና አብ ስራሕኹም ዓወትን አሳልጦን ሩሑስ በዓል ልደትን ሐድሽ ዓመትን ምስኩሎም ስድራቤትኩምን ፈተውትኹምን ከምኡ ውን አድነቕትኹምን ሐድሽ ዓመት ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዓመተ ሐጎስ ሰሐቕን ክኾነልኩም ካብልበይ ይምነየልኩም ጅግኑ መተዓቢቲ ይብላ ዛርቲ ንድሕሪት መሊስካኒ አብ በዓል ሲኔማ አዝማራ ሲኔማ ኦድዮን ናይዛ ሕጂ ዝደረፍካያ ደርፊ አክተራ ሻሚካብር ኮይኑ አርእስቲ ናይ'
ዛ ፊልም ድማ ቱምሰ አቻ(tumse acha)ትብል እያ ደጊመ ሩሑስ በዓል ልደትን ሐድሽ ዓመት ይኹነልኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎄🎄🎄🌻🌻🌻❤❤🌻🌻🎄🎄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤
deqi Eri Jeganu ❤Rhus Awedamet deqi Eri Shikoritat 🇪🇷🇪🇷🍾🥂🍾🥂🇪🇷🙏🙏❤
Senu shukor kemzi elki margki kreki kelkus nay bhaki hgus ybil admen tanan yhabeley fetari ❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ናይ ዓድና ጥዑም መግቢ አዘካኪርኩምና ብሩካት አርቲስትና እንቃዕ ብሰላም መጻኩሙና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰❤️🎉🎉🌺
Hidmona
❤
You brought us the legends again , thank you so much
ናይ በሐቂ አድኒቀኩሙ ንኩሎም በጊዕ ምሃብኩም ህድሞና ነባሪት
ምቁር መግቢ ውድድር ጽቡቕ ስራሕ Hidmona Nebarit በዞም ዝፈትዎም ኮሜድያን ብምጅማራ ኬፍ ዘለዎ ♥️🥰🌹🇪🇷♥️🌹🌺🌹♥️👏👏👏💯💯🇪🇷
ኪዳን ሽኮር ያሆ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
btaemi tsbuk medeb nkulom abeytn gedaymn snetbebawyanna kea edmen tenan yhabkum fetari❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ 3 በጊዕ፡ነታ ኣደ ቆልዑ ዳኛ ድማ ረርብዒ ናይ ነፍሲ ወክከፍ በጊዕ፡ክትወሃብ ኣለዋ።
Thank you hedmona nebarit 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጹቡቅ መደብ አዩ አና ተመሃርካ ትዘናጋዕ
ምስ ጹቡቅ ተዘኩሮ
Asey deqi erey aytsunu ♥️♥️♥️♥️♥️🎉🎉🎉🎉🎉
Beautiful program...Beautiful kitchen set up...very organized....Eritreawi show...keep up....
Keep it Eritreawi
ንኺድ 🇪🇷🇪🇷ደቒኤረይ ዘበና እዮ እዚ ግዜ 🌹🌹🌹
Thanky hedemona 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🐫❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እንኾዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ልደት ብሰላም አብፃሐኩም 🎉🎉🎉
Hdmona Good job keep it up. God bless you all.
Deki erey uakum tkewn gize tmxae nabra terirkum kem zelos gexkum yfleyt ajokum amlak hagerna tarika kikyro eyu😢😢❤❤❤❤
ኩብራት ዓበይቲ ኮሜድያን ተዋሰእቲ ኤሪትራውያን ሃገርና ንዘላኣለም ንበሩልና።❤❤❤❤❤ ርሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና
ዋዉ ቤላ መደብ፣ እናተማሃርካ ትዘናጋዕ፣ ትፈትዎ ገጽ ትርኢ! 👌👍
ሁድሞና ነባሪት መደብኩም ብጣዕሚ ጹቡቅ ነይሩ ቀጽልዎንብለኩም እንተኾነ ደያኑ ክጥዕሙ ዎ እነከለዉ ናይቲ ቀዳማይ ጢዒሞም ካላአይ ቅድሚ ምጥዓሞም ማይ ክሰትዩ ነይሩዎም ምኽኒያቱ ናይቲ መጀመርታ ዝጠዓምዎ መቀረት ገና አበአፎም ሰለዘሎ ምሰብዙሕ ይቀሬታ
ኩዱነይ ሹኮር ❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤሬይ ናተይ ❤❤❤ ርሑስ ኣዉድኣመት ይግበረልና❤❤ ሓባይበይ❤❤❤❤
Best people...
Wooooow
❤❤❤❤
ጽቡቅ መደብ❤🎉❤🎉❤🎉
good starting and keep continuing for students and all parts of our community who have a cooking interests.❤❤❤
ኪድን ሐወይ ብጣሚ አብኪካኒ ኩሉ ሰብ ከሙ እዩ የልፌዎ ❤❤
Ahhhhhh Love u ደቂ ኤረይ
Made me Nostalgic
ቐደም ኪዱን ክሳብ ዝነብዕ የስሕቕኒ ነሩ ፡
ጂግኑ ፡ቨላ ኪዲን ፋታ ምስ ምካኑ
ጀሚረ ክሳብ ትውዳእ
ንብዓት ንንብዓት ኮይነ
ምስ ናፍቖት ካብ ስደት
Love u so much
❤🎉❤❤🎉❤🎉ጽቡቅ መደብ
ቀጽልዎ ዝያዳ ቆልዑት ወድን ጋልን ብሪጋ እዳሰርሑ ክዓብዩ አሎዎም።
ደቂ ኤረይ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 ኪዳነ❤ዳኒ❤ግርማይ❤ዝፈትዎኩም❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🤣🤣🤣🤣ኪዱን ሞይተ ኣሰይ ቪላ❤🙏🙏🙏🙏🐪🇪🇷💪ኪፉን ኩልና ክሙኡ ዓቢና❤🙏💔😭
ጽቡቅ ውድድር አናብስ ርሑስ አውድአመት ጽቡቅ ፍርዲ ደያኑ በላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇸🇪🐫🐫⛪️💵💐💐🌽🍓👏🥜❤️🍇🥀🎂🎆
ደስ ዝብል ውድድር❤
Wow Thank you Hidmona tihztokum ybarek kulatkum kodamot ekum Rakitey Senu Fike nbmulueu hizbina Ruhus Beal lidet biflay Kea njeganu hailitat miklkal Eritrea 🇪🇷 i love you all ❤
👌🏼❤️❤️❤️🇪🇷 !
Thank you Villa hawey neana mezekareka !
I wish you all the best . 🫶🏼
ዲያኑ ውን ንፊኣት 🎉🎉🎉❤❤❤
ርሑስ ባዓል ንኣባላት ህድሞና ነባሪትን ምስ እዞም ገዳይም ስነጥበባዊያንናን መላእ ህዝብናን ርሑስ ሓዱሽ ዓመትን ቅንያት ባዓል ልደትን ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና ኣብ እትገብርዎ ዘለኹም ኣበርክቶ እዳኣዛጋዕኩም ምትብባዕ ኣዚና ነመስግነኩም ህድሞና ነበረት ኣገናዕ✋️❤🇪🇷
Amen yhatey kmena yhlifn nafkeku gbu ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Deqi erey muqurat bejakum neziom interview amxueulna ❤❤❤
Happy Christmas 🎄 and happy new year 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብታሚ ጽቡቕ መደብ
ኣየ ደቂ ኣስማሪኖ ሽኮሪናታት❤❤❤❤❤❤❤
Waww gele ayent megbi 🎉🎉🎉🎉🦁🇪🇷🙋
Yekenlna yehwatye Gen afna mye amiukumsn ❤❤
Btami yhzinomni kidun sdrana Gagonu eyom❤❤❤❤❤❤
Food and entertainment... blessings
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amazing eway elalkum tarik hiwetkum des kitblu
ኣሕ ኪዱን
Asey deki aesmer shukorinat❤❤❤🎉🎉🎉🎉 kexiliwo
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣጀኹም በሉ
Happy now jear 🎉🎉🎉
Raki shkor gal erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎊🎊🍾🍾🍾🍾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዞም ኒሪኦም ዘለና ጀጋኑ ኣቦታት ተክ ትንፋስ መታዓብቲ እዮም ትብሉ ኣለኩም ዶ
diq eriay rhues hedish aemat❤❤❤🎉🎉🎉
ያ ፋታ ናፊቐ ኣፈይ ማይ መሊኡ ፕያሳ ሚኪኤለ ኣዘክርኩምኒ ኣሕ
Enda qoray kkkk
❤❤❤❤❤❤❤
Adey azekirkumni
Nay Behaki hdmona kiberi yehbkum nezom arkanat artist Ruhus bal awdeamet yegbrlna nemla hezbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bravo villa..Hayltatt miklikal mizikirarka..gignu, kidunn
Wellcame deqi erey habiyb nity❤❤❤🎉❤❤❤❤
ካብ ካናዳ ብታኢሚ ደስ ዘብል
Happy New year merry Christmas deqi erey ❤❤❤❤❤❤
ጅግኑ ኣንበሳ ኮቦሮ እዝንና እንታይ ገዲፍካሉ ❤❤❤❤❤
Nberulna ske burukat❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኩላትኩም ደስ ትብሉ
ብመጀመርታ ሩሑስ ባዓል ልደት ንኩሉኩም
ብዛዕባ ናይ ወለድና ዝበልክሞ እሞ ኣብ ስደት ኮይንካ ክትሰምዖ ቡዞሕ የዛኻክረካ የዳፋንቀካ ጽቡቅ መደብ ጠጥዑሙ ደቂ ኤረ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ruhes Awedamet❤❤❤
Moyte eye sehak kulom des kibluka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Happy new year my people💕
👏👏🇪🇷👍👍👍
Deki eri happy new and ldet
Villa yekenyela dkam deki anstyo dkamna mmsgankum kulatkum yekenyelna kidun nay dbiza elu zelela meare kindey shigr kemzhalf temesitena msaka mrka weledna aygadefena 🎉🎉🎉❤❤❤
Rahela ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good job hedmona nebarit ❤❤❤
Good job ❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice show🇪🇷❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዳኛታት ከኣ ብመግቢ ስራሕ ዝተመረቑ ተዝኾኑ:
ኣብ ሰላም ከም ዘላ ኤርትራ ዘርኢ መደብ።🎉🎉🎉🎉🎉👍🥳
ኩሉካ ስነ ጥበባዊ ኤርትራ ኣስተውዕል እዞም ጀጋኑ ኣቦታት ተዋሰእቲ ናይ ኤርትራ ንምንታይ እዮም ኣብ ፍልሚ ንክሰርሑ ዘይዕድምዎም ኢልኩም ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ ሰበይ ሰብካ ኮኑ ብከሙኡ ምክንያት ዓዲ ዊዕል ኮኖም ካብ ተዋሶኦ
Btaemi kudus hasab eu hedmona nebarit temsgenu eikum emo amlak ybarkum bmaere kefelalekum nay behaki degimena nemesgnekum nezom akeranat artiset hagerna ygbeom eu❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
Yekenyelna kuburat sle ti ab galansteyti zelekum kbri🙏🙏🙏
Bfata aytmxi ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትህትናኩም ዘገርም ስፍሓት ዩ:: ደቂ ሃንቲ ስድራ ትመስሉ::❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽⭐️⭐️⭐️💯💯💯💯💐💐💐💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Naibhaki deskibluka edmen tienan yhabom🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🎉🎉🎉❤❤
Rahel mierigty, she is always humble.
Effff Kudun efffffff kebid zereba ny weladit neger higy u zeredani ewe hakika efffffff 🎉love u all Edmen teonan yhabkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደያኑ ዓገብ
ቪላ ኣብ ፋታ ሰላጣ ረሲዑ ከሎ የሕሊፍኩሞ
ንጅግኑ ናይ ሶፍት ነጥቢ ሂብኩሞ
ንኪዳነ ግን ዘይትትን ጨውን ቀሪቡ ከሎ ነጥቢ ኣይተዋህቦን፣ ሕሰቡላ፣ መአረምታ ትፈትዉ ተኾንኩም ሕሰቡላ፣