Tesfazion. ስለምታይ ጋሽ ባርካ ስነልቦና ናይ ትግሪኛ-ኤርትራ ዘይብሎም?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 372

  • @yifdeatbaraki2051
    @yifdeatbaraki2051 2 роки тому +6

    ዕላማ -ኣልቦ! ዕቡድ ከልቢ ጥራሕ'ዩ ሓሓሊፉ ዝናኸስ!!!

  • @ተስፋስንቁ
    @ተስፋስንቁ 3 роки тому +7

    ኣምላኽ ብኣኻ ጌሩ ኣዒንትና ቆሓ ኣቢሉልና ተስፋጽዮን አንቃዕ ናትና ኮንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 роки тому

      ወሪድዎ ኣይትጻረፉ ዝብል ኣምላክሲ ብጸርፊ ሳጨን ባ ኣይትወክሎ።

  • @kflezionzerazion8876
    @kflezionzerazion8876 3 роки тому +30

    ሓቀኛ ክትኸውን ተባዕ ክትኸውን ኣለካ.
    ትብዓትን ብልሕን ተስፋጽዮን ካኣ ንመንእሰያት ትግርኛ ከም ማይን መግብን ኮይኖም ኣብ መንነቶም ነኺሶም ከምዝቃለሱ ጌርዎም ኣሎ.

  • @bahribinam4796
    @bahribinam4796 3 роки тому +12

    እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ወዲ ከንተበይቲ።

  • @lovemeeri5249
    @lovemeeri5249 2 роки тому +5

    ምህሩን ደንቆሮን እዋይ ኣይተሓዘካን,ዩ ምሕረት የዉርደልካ ዓረቂ ኢካ ትሰቲ ጸኒሕካ ዘረባኻስ ሰሚዒናዮ ግን ንሕና ከኣ ክንመክረካ ንቤተክርስትያን እንተ ትማላለስ ምሓሸካ ኔሩ
    እንተ ከፈአ ሓሊፉ ምጸንሓካ።

  • @AhmedMohamed-fq2xo
    @AhmedMohamed-fq2xo 2 роки тому

    ጹቡቅ መተ

  • @ወዲኣባት
    @ወዲኣባት 3 роки тому +10

    ተስፍየ ሰላሊዓ ንስካ እንቃ ተፈጠርካ ንሕና ክንከብር

  • @respectprivace4496
    @respectprivace4496 2 роки тому +6

    መቕሰን ኣይትጥፋእ። እታ ናይ ፑሽኪን ሓወልቲ ብናይ ዶክተር. መም. ገ/ኪዳን ክንትክኦ ኢና።

  • @habtomkahsay9216
    @habtomkahsay9216 2 роки тому

    Ane eta zeytrdani ms serawitna alena mbalya,Etom serawit nay eseyas serawit do aykonun?
    Ane kemu eu Zrdani.

  • @abiabex4942
    @abiabex4942 2 роки тому

    What about deqianestyo member yelewan deyen

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 3 роки тому +3

    bravo memhr

  • @TwYakob
    @TwYakob 3 роки тому +15

    Wow! Thank you ayani.

  • @ዋልታጺዮንዓንደጺዮን-ጸ3ጰ

    እንካ ዝወደይ!
    እንካ ኒሕ - እንካ ዛንታ
    ውረስ ተዓጠቆ - ኣንብብ በብታርታ፣
    ዝወደይ!
    እንካ ኲናት - እንካ ዋልታ
    ኣነጺርካ ወርወር - ፍጹም ከይትስሕታ፣
    ዝወደይ!
    እንካ ብራና - እንካ ዳዊት
    እንካ እምነት - እንካ ታቦት
    ቃል ኪዳንካ ኣጽንዕ - ከምቶም ናይ ኣቦታት
    ካብ ላዕላይ ፈጣሪ - ክትረክብ በረኸት
    ሓልዎ‘ቲ ምስጢር - ክሳብ ዘንተእለት።
    ዝወደይ!
    እንካ ፍቕሪ - እንካ ሓልዮት
    ካብቶም ወለድኻ - ዘመንጭዉ ለውሃት
    ኣውርስ ንደቅኻ -ንዕንዱ ንሕንጢት
    ጽቡቕ ጌርካ ኣዕብዮም - ይኹኑ ጎብለላት።
    ዝወደይ!
    እንካ መሬት - እንካ ልእላውነት
    ሓልዋ ትንፋስ‘ያ - ትኽበር ዘንተእለት
    ሕድሪ ተረከቦ - ሕድሪ ናይ ሰማእታት
    ኣውግሓዮ ለይቲ - ክረኽቡ ቅሳነት።
    ዝወደይ!
    ደምስሶ እቲ ክታም - ናይ ምንሊክ ጥልያን
    ኣካልካ ዝጉዚ - ናብ ትግራይ ኤርትራን
    ወጊድ በሎ ደጊም - ሓንሳብ ንሓዋሩን
    ኣርሞ ቲ‘ታሪኽ - መስርታ ኣግኣዝያን።
    ዝወደይ!
    ምለሶ ሬሳታት - ካብ ሊብያ ሲናይን
    ኣውጻኣዮ እሱር - ካብ ጉድጓድ በዓትን
    ደብሳ ነዴኻ - ካብ ጓሂ ንብዓትን።
    ዝወደይ!
    ሰኣሎ‘ቲ ካርታ - ንደፎ‘ቲ ፕላን
    ሓንጽጽ ስትራተጂ - ናይ‘ዚ ሓድሽ ዘመን
    ኪድ ተወዳደር - ምስ ኤሮጳን ኣስያን
    ሓምብስ ኣብ ሰማያት - ናብ ህዋ ጋላክሲን
    ስራሕ ነፈርቲ - ፈጣናት ሮኬታትን
    ጽቐጥ እምኒ - ናብ Trappist 1e ን ካልኦትን።
    Trappist 1e is a planetary system about 40 light years away from the earth. Trappist 1e ሓደ ናይ ፕላኔት ስርዓት ኮይኑ፣ ዳርጋ 40 ናይ ብርሃን ዓመታት ካብ መሬት ርሕቀት ኣለዎ። ኣግኣዚት ሃገርና ብተክኖሎጂ ዝማዕበለት ኮይና፣ ደቅና ኣብ በዓል Trappist 1e ን ኣብ ካልኦት ፕላኔታትን ክበጽሑን፣ እምኒ ክጸቕጡን፣ ኣብ ካልእ ዓለማት ክሰፍሩን(ዓለም ኣብ ከምኡ እንተበጺሓ) ክኣ ትምኒተይ እዩ።

  • @fiorigebraeb7259
    @fiorigebraeb7259 2 роки тому +3

    💯✔

  • @tekilamichael3997
    @tekilamichael3997 3 роки тому +26

    ሳጨን
    ሓዘካ መጀር እዩ ግዚኡ ናይብሓቂ ምዓንጣ ትበተክ!

    • @anbesainfocenter8139
      @anbesainfocenter8139 2 роки тому +1

      Kela entay manta alewo ezi hadami! Be 10 camera tekebibu enda’kede

    • @ማህደር-ዸ9ፈ
      @ማህደር-ዸ9ፈ 2 роки тому +2

      @@anbesainfocenter8139 ኣበይ ርኢኻዮ እቲ ካሜራ ባ ጀዲድ ማይ ዘይጣዓመጥ ሕክያ

    • @awettesfandrias3395
      @awettesfandrias3395 2 роки тому

      እንታይ ዳኣ ወዲ ኣዲጊ ወያኔ

    • @fshalegebrezgabhier5377
      @fshalegebrezgabhier5377 2 роки тому

      @@anbesainfocenter8139 መን ትባሃል ንስኻ ለቕላቒ ባዕልኻ ብዛዕባ ትብዓት ትዛረብ

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 2 роки тому

      @@awettesfandrias3395 ኣድጊስ ንስኻ ኢኻዋ 🤣🤣

  • @desaleweldeslase1140
    @desaleweldeslase1140 2 роки тому +1

    ትኽክል ገሊጽካዮ ተስፌ ኣባጥረግ ፡እዞም ጋሽ ባርካ ዘይ ሓላፍነታዊ መሕፈር ዝኾነ ዘረባ ፡ብህልቂት ደቂሰባት ዝሕጎሱ ፡ ኣብ ደም ክነብሩ ዝድልዩ መብዛሕቶም ንሶምዮም

  • @bana4me935
    @bana4me935 3 роки тому +11

    💯🙏🙏💪👍👍💕💕👌👌

    • @adayoflight8982
      @adayoflight8982 2 роки тому

      Hi ሰላም ከምና ዶ ትኸውን እታ ኣረቂ ኣረቂ 🍾🥂🍸🍸ንቀደም hhhh

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 2 роки тому +6

    This is a true lecture by Tesfazion.
    I really like and admire it.

  • @natnaelman6795
    @natnaelman6795 2 роки тому

    My phone was limiting me to write because of the past writing then
    n
    11:23-11:24 According to the Alianisms with the Agazian guy's voice then

  • @azeibseyoum424
    @azeibseyoum424 2 роки тому +4

    ሙሁራት. ዝባሀሉ ከማኻ ዝአመሰሉ እንተኾይኖም ትሩፍ ይኹን መስኪናይ ብዓለትን ብዞና ክትዛረብ ጸሐይ ዓሪብካ

  • @eriasli8655
    @eriasli8655 2 роки тому

    ata falaq entay tbel aleka ?

  • @dawitabraha7238
    @dawitabraha7238 2 роки тому

    ናይባሓቂ ገሊጽካዮም

  • @chikulemhreteab9635
    @chikulemhreteab9635 2 роки тому +2

    ኣነ ዝገርመንስ ነዛ ኤርትራ ጎዛዝዋ: ካተሊክ ,ጀበርቲ, ጋሽ ባርካ, ኣከለ ,ሰራየ ,,,,,እዞም ኩሎም ትግርኛ ኣይናትናን ኢዩም ይብል ኣሎ መን ኢዩ ሞ ዳኣ እቲ ሕብረተ ሰብ ትግርኛ ንኣፍልጦ ኢየ

    • @equilibrium352
      @equilibrium352 2 роки тому +1

      Bete seb wuchu tiray kitkewun aleka tigrigyna kitibehal

  • @danieltesfay1627
    @danieltesfay1627 2 роки тому +9

    አታ ጎባጥ ሃዳሚ ኤርትራ ናይ 9 ብሄራት ሃገር እያ ።ንኹለን ቢሄራት ድማ ብማዕረ ትብጽሔን

  • @natnaelman6795
    @natnaelman6795 2 роки тому +1

    My device was being slow in it, then

  • @yonasgezaibrhane8875
    @yonasgezaibrhane8875 3 роки тому +7

    መምህር እንቃዓ ብሰላም መጻካ ኣባ ጥረግ

  • @donbon8955
    @donbon8955 3 роки тому +1

    The sound was not good

  • @Kokob100
    @Kokob100 2 роки тому +4

    ኣታ ወዲ ኣብዜይ ትፈልጦ ሕብረተስብ ብዙሕ ኣቲሃውቲት
    ኣነ ጽቡቅ ገረ ይፈልጦም እየ ብፍላይ ላዕላይ ጋሽ ትቀብልቲ ጋሻ መርሓባ እንዳብሉ እዮም ዝቅብሉ ብሓጽሩ ሰብ ኣይትጸሊም ኩፉእ

    • @halib-mentelhalibay1359
      @halib-mentelhalibay1359 2 роки тому

      ኣጋባብ ስነ ሰርዓት ዘይፈልጥ ሰብ እንተ ኣሎ, ህዝቢ ጋሽን ኣብ ሱዳን ዝነበሩ እዮም.... ብፍላይ እዘን ኩለን ሸራሙጥ ኣብዚ ኢረጳ ዘለዋ ኣዋልድ ጋሽ ባርካ እየን

    • @michealestifanos2708
      @michealestifanos2708 2 роки тому +2

      @@halib-mentelhalibay1359 ንስኻ ኢኻ ኣገባብን ስነ ስርዓትን ዘይትፈልጥ እምበር ኩሉ ኤርትራዊ 6 ዞባታት ስነ ስርዓት ዘለዎን መኽበሪ ሰቡን ምዃኑ ይፈልጥ።እዚ ኣውራጃውነት ግን ምስ መግዛእቲ ኢንግሊዝ ዝመጸ ኢዩ።ሰብ ምዃኑ እኹል ኢዩ።ኩሉ ክብሪ ይግበኦ ክብሪ ሃቦ ።እዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ጽባሕ ዋጋ ከኽፍለካ ኢዩ። ክቡር ሓው

    • @awalomteklemariam4088
      @awalomteklemariam4088 2 роки тому

      @@halib-mentelhalibay1359 agebab ktgber zeleka neska eika gash barka sele zeytfeltom ezie hade hibreseb aleileka mezntali ketgdfewuo alekum mekniatu resahe hangolkum axereyu nertriea kemey geyrika zeytamamn hzibi megbare eyu eti elamakum anafira qokahie zeyfelti si ayhadanayn

  • @wedimahari1222
    @wedimahari1222 3 роки тому +8

    ጠረግ ጠረግ ንኹሉ በበትኡ ስኹዕ ስኹዕ ከምዛ ንብረት ኣብ ሸልፍ:: ብ ኡነት ኣነ ከምዚ ናትካ መዓንጣን ሓይልን ሓቦን ክበኒ እየ ዝጽሊ ኣደ ወሊዳ ትምከን ተስፌ ንበረልና

  • @yonaskidane4667
    @yonaskidane4667 2 роки тому

    Nmntay daa music gedifkayo

  • @filmawitade9029
    @filmawitade9029 2 роки тому +4

    መን ኣሎ ከምተስፋጽዮን ነታ ዘላ ሓቂ ብትብዓት ወጺኡ ከምዘላታ ጌሩ ዘንቱጓ ! ፖውውው ኣቤት ትብዓት ! ኣቤት ጭውነት ! ኣቤት ንጹሩነት !

  • @woldemichaelfilimonzello7649
    @woldemichaelfilimonzello7649 3 роки тому +2

    I you love Tesfie hawey edmen tana yhabka egziabhier amlak

  • @jossiboy5464
    @jossiboy5464 3 роки тому +6

    ሓንቲ ርእይቶ አላትኒ ነዞም አባላት አጋዛኣያን አብ እስራኢል ዘለው እዩ ተስፋጽዮ ንኢስራኤል ክመጸኩም እዩ አብ ዝመጽእ ሰሙን በጃኹም እባ ከም ሓደ ንጉስ ወይ ከም ሓደ መሪሒ ብጽቡቅ አብ ኢርፖርት ኤሳራኢል ተቀብልዎ ምኽንያቱ ዓቢ መልእኽቲ አለዎ በጃኹም እልፊ ዋጣ ወዲ ዋጣ ኸማን ይቅበልዎም አለው።

  • @negodanegode5390
    @negodanegode5390 2 роки тому +8

    ከም ዑቡድ ከልቢ ምስ ኩሉ ትናኸስ ኣለኻ ገና::
    እቲ ክትውክሎ ትደሊ ዘለኻ ናይ ትግርኛ ተዛራቢ ህዝቢ ክብረቱ ዝሓለወ ልኡምን ዝዛረቦ ዝፈልጥን ክብርታቱን ክብርታት ካልኦትን ኣነጺሩ ዝፈልጥን ዘኽብርን ህዝቢ እዩ:: ከምዚ ናትካ ኣጸያፊ ዝኾነ ዘረባታት ኣብ ልሳኑ የለዋን::

  • @Hankewta8196
    @Hankewta8196 2 роки тому +4

    እንኮ ተቓዋሚ!

  • @mahariabraha7054
    @mahariabraha7054 2 роки тому +1

    Merhaba Rhus Hadish Amet For you

  • @kidaneftsum4010
    @kidaneftsum4010 3 роки тому +3

    Welcome back brother

  • @samsonsamson2071
    @samsonsamson2071 2 роки тому +3

    ሓቂ ተዛርብካ መገዲ ባቡር ደቂስ ይብሉ ኣቦታት ኣጆኻ ቀጽሎ መምህረይ

  • @meseretafowerki3073
    @meseretafowerki3073 3 роки тому +6

    ነዛ ሓፍ ሓፍ ትብልን ሽፍታ ደብያ እናበለት ባንዴራ ዝሓዙ ትሃድንን ዝነበረት ኣከለ ጉዛይዶ ፡ሰራየ ክሳዳ ረጊጽካ ሰጥ ለበጥ ምስ ኣበልካያ እዛ እንዳ ሸሪፈይ ዝጫጭሐት ፍርቒ ጎድና ቀቢላ ጋሽ ባርካ ድማ ከምዛ ብቕልጽማ ዝወጸት ሕጂ ከተዕገርግርን ተደናጋጺት ቐቢላ ክትከውንን ጀሚራ እዛ መልሓስካ ኣይፈለጥዋን በል ክሳዶም ረጊጽካ ካብታ ክፍእቲ ኣመሎም ግብረ ሰዶምን፡ ለዝብያንን ኣድሕኖም ደቕዛ ጃጃዊት።

  • @josephephrem7303
    @josephephrem7303 2 роки тому +1

    Gash Barka the Hero people you don't know Gash barka people

  • @crocetti4643
    @crocetti4643 2 роки тому

    ብጻይ ጎይትኦም ኣይኮነን፡ ጎይትኦም ብጻይ እዩ ዝበሃል። ብጻይ ሳጉኡ እያ ነይራ።

  • @tefetromaletnatsenet2943
    @tefetromaletnatsenet2943 2 роки тому +3

    Welcome aardom

  • @betaisrael1641
    @betaisrael1641 2 роки тому +7

    እዞም ኣብ ጋሽ ባርካ ዘለዉ ትግርኛ ኣብ ክንዲ ነቶም ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ቀቢላታት ክንዲ ዝጸልዉ ንሳቶም ናብ ቀቢላ ተቀይሮም ዳርጋ እንስሳታት እዮም

  • @abrahalegeberemarym5850
    @abrahalegeberemarym5850 3 роки тому +4

    ኣድሃ ንበር እስኪ

  • @kunamaculture8681
    @kunamaculture8681 3 роки тому +3

    ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ብሊን ብሊን እዮም።ኣብ ኣገዉ ላስታ ላሊበላ ይሃሉ።ዓፋር ኣብ ኤርትር ኢትዮጵያ ጅቡቲ ይሃሉ ኩሉ ዓፋር እዩ።ኩናማ/ናራ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ሓደ እዩ።ፋራ ዓገጀን ሓደ ምዃንኩም ሕጂ ነቂሕኩም።

    • @Kiros.meksebalem
      @Kiros.meksebalem 3 роки тому +3

      ኣስሚረልካ ኣታ ከልቢ ዓረብ

    • @kunamaculture8681
      @kunamaculture8681 3 роки тому

      @@Kiros.meksebalem ዓረብ ኣግኣዝያን ምዃኖምከ ትፈልጡዶ ኣቱም ፋራታት?

    • @tekilamichael3997
      @tekilamichael3997 2 роки тому +1

      @@kunamaculture8681 haki aleka neto kustmo natka tigrinya kea belom

    • @netsanet7155
      @netsanet7155 2 роки тому

      @@kunamaculture8681 ብከመይ መለክዒ እዮም ዓረብ ኣጓዝያን ዝኸኑ??

    • @kunamaculture8681
      @kunamaculture8681 2 роки тому

      ርእሲ እዝኒ ዓይኒ ኢድ ስኒ መልሓስ ብትግርኛ።ራስ እዝን ዓይን ኢድ ስን መልሓስ ብዓረብኛ።ደቂ ሓደ ቁሸት ዘርኢ እናቆጸርኩም ትፈላለዩ ብከመይ ምስ የዕራብ ሓደ ትኾኑ።ሕጂ ኢኹም ምስ ተጋሩ ሓደ ኢልኩም ተጽምሙና ዘለኹም።ደናቁር።

  • @ameerhas2393
    @ameerhas2393 2 роки тому

    Keyboard donkoro ress

  • @ilovemam9017
    @ilovemam9017 2 роки тому

    ሐቂ ተዛሪብካ ሕጂ ተስፋጼን አነ ብትግርኛ ይጽሕፍ ትግርኛ ይዛረብ ስለዚ ዓረብን ዓረብነትን ሒዝካ እዩ ዝጠፍእ አነ ጀበርቲ እየ ሓሳብካ ደጊፎዮ አለኩ

  • @tesfana
    @tesfana 3 роки тому +10

    ካበይ ከምጽእዎ ኢልካዮም ኢካ ተስፌ ኩሎም እክብካብ ኢዮም ።እቶም ካብ ላጂን ዝመጹ ለኪሞሞም። እቶም ካብ ከበሳ ዝከዱ ከኣ መብዛሕተኦም ደቂ ተጋደልትን ኣገልጉሎትን ኢዮም ስልዚ ምስ ኣቦታቶም ኣይፋልርጡንዮም ናይስድራቤት ምፍራስ ኢዩ ከሙ ዝገብሮም ዘሎ።

    • @tesfana
      @tesfana 2 роки тому

      @@gimashtegezab4093 ክላስውበል,,,,,!!!!!!? ኣታ'ታይ ኢካ ትብል ዘለካ ክክክ ።መንእሰይ ጋሽባርካ ከማካን ወዲ ከማካን ስለዝኮነ እኮ ኢና ንዛረብ ዘለና። ዝበሃል ዘሎ ካልእ ንስካ ትብሎ ካልእ ,,,፡ ብምንታይ ክንረዳዳእ ። ክክክክ ባድመ ክክክክክ ሞይተ

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436 2 роки тому

    እቲ ዘረባ አብርሃዮ አብ ጋሽ ባርካ ዘሎ ኩሉ ትግርኛ ደቂ ዓንሰባ እዮም ካብ ሓማሴን ዝዉለዱ እዮም ተለአአኽቲ ጀነራላት ሓማሴን ነዚ ንምንታይ ትሓብኦ። ውሑዳት አከለጉዛይ ን ሰራየን አለው አሞ ሕሰብ አይትጋገ ብሰንኪ ውልቀሰባት ህዝቢ ከባቢ አይትጽረፍ ንኤርትራውያን አይትፈላሊ

  • @kibratesfa6210
    @kibratesfa6210 2 роки тому +1

    Aye zelale! Dehan, you are not the first trader and betrayer! Eternal Glory to Our Martrys!!! You won't destroy nohing! Awet N'Hafash!!!

  • @mebrahtommahary2432
    @mebrahtommahary2432 3 роки тому +3

    🐅🐅

  • @rusomghirmay8933
    @rusomghirmay8933 3 роки тому +7

    ተስፋጺዮን ስለ እቲ ከምዚ ከማካ ደለዎም ኣታሓሳስባ ደው ምባልካ ነመስግነካ

  • @adonaiadonai2081
    @adonaiadonai2081 3 роки тому +2

    Welcome tesfit

  • @ወዲኣባት
    @ወዲኣባት 2 роки тому +3

    ሓቂ መራር እያ ግን ከኣ ሓቂ እያ ፍታሕ ተምጽአ ተስፋጼን

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 2 роки тому +1

    Seraki Tesfatsion bezaba gash barka entay yetewka bezaba eta nabra kelbi nabraka zeytegeber!

  • @melaketsegay7397
    @melaketsegay7397 2 роки тому

    ስሚ ብላዕ ከልቢ

  • @Hager_hamassien
    @Hager_hamassien 2 роки тому +3

    ኣብ ኣስመራ ብኽልተ ኩርምቲ ኣይተኾምስዕ፡ ኢድካ ኣይተልምጽ እንዳተባሃልና ኢና ዓቢና ። እዞም ረሳሓት በቲ ሽምና ክሽቅጡ ክፍቀደሎም የብሉም። ዓሌታውያን፡ ጨካናት፡ ሕጊ ዘይግዝኡ ሸፋቱ ፡ ቀብላ ከንጽርዮም ኢና ሓደ ብሓደ ኣብዚ ሜድያ።

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 3 роки тому +5

    Tesfazion kemzom nay qedem eritreawan teba mensey

  • @eriasli8655
    @eriasli8655 2 роки тому

    Wait we will get you

  • @adatekelu8362
    @adatekelu8362 2 роки тому

    La storia di grande ueldechiel Solomun

  • @sabasabina2038
    @sabasabina2038 2 роки тому

    Kab zi zkefie aletnet yelen mhret yewrdelka.Mhur eye tbl ente halika denaqur yhshuna enber beaka ente temerihna 500 amet ndhrit knmles ena.

  • @yemanyeman6795
    @yemanyeman6795 3 роки тому +2

    ገቦዝ

  • @gurumsele2562
    @gurumsele2562 2 роки тому +5

    እቲ ዕረ ዝጣዓሞ ይጥዓሙ ሸግርና ቅረ ፍ ጥራይ ቦሎም ሓበን ህዝቢ ትገርኛ ኢኻ፠

  • @A.b.e.l_G
    @A.b.e.l_G 2 роки тому +2

    🕎🕎🕎🕎

  • @easyandtastyrecipes4512
    @easyandtastyrecipes4512 2 роки тому

    ሓማሴን ጥራሕ ድዩ ትግርኛ ?????

  • @michaelkfle276
    @michaelkfle276 2 роки тому +1

    Welcom tesfie anbesa haki zfetu kem abotat

  • @kiros123
    @kiros123 2 роки тому

    ኣባ ጥረግ ካብታ ኣውራጃዊ ጸቢብነት ግን ውጻእ

  • @haileabtsegai7867
    @haileabtsegai7867 2 роки тому

    ታሪኽ ኣይተቈማጥዕ

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 2 роки тому

    ህልም ይበል

  • @dejenaraya12
    @dejenaraya12 3 роки тому +6

    ተስፌ ናይ ሕሜክስ❤

  • @Efidelu7
    @Efidelu7 2 роки тому

    ኣያያ ባዓል ሓሞት ከም ኣቦታቱ መጊቱ ዝረትዕ ።

  • @kokobgere8053
    @kokobgere8053 2 роки тому +4

    ሳጨን ቀባጽ አያ አታ ክትብላ ትደሊ ቶግቶሮግ ክክክክክክክ

  • @zekariasbahlibi2890
    @zekariasbahlibi2890 5 місяців тому

    ኣባ ጥረግ በተኽ ኣቦ ሓቂ

  • @danielandemariam9094
    @danielandemariam9094 2 роки тому +3

    እዞም ጸበብቲ ርእሲ ቆራሪጾም ክጸርፉ ይዎዑሉ ኣለዉ ኣጆካ ዓወትና ናይ ግድን እዩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @ዛንታናዛንታና
    @ዛንታናዛንታና 3 роки тому +7

    ተስፌ ጎይታ ሓቂ ቦሎ ጥራይ ኣንጎድጉዶ ነዚ ሓቂ

  • @TwYakob
    @TwYakob 2 роки тому +3

    ሰላም! ኣብ ሂወት ስደት ብኣካል ብዙሓት ደቂ ጋሽ-ባርካ ረኺበ ኣለኹ። ወረ ካብ ሳዋ እንተጀሚረዮስ ንበይኑ'ዩ ። ብትምህርቲ ዝሓመቑ ኣብ ስራሕ ዝሓመቑ፡ ኣብ ታዕሊም ኩሎም ዓካሳት፡ እዮም ነይሮም። ኣብ ስደት ድማ መብዛሕትኦም ካራ ሒዞም ዝዞሩ፡ ቶምባኻት፡ ሰተይቲ ሽጋራ፡ ዘረበኦም ስብርባር ዓረብ ዝተሓወሶ ትግርኛ ፡ ጃህራን ሓሶትን ፉፍ ዝብሉ ስራሕ ዘይፈትው እዮም 100%። ብፍላይ ደቂ ተሰነይ ጉልጅ ኦምሓጀር ዝደንቆሩ እዮም። ትግርኛ እዮም ክትብሎም ኣይክእል'የ። ናብ ኣስላም ይቐርቡ ካብ ናብ ትግርኛ። እዚኦም ዋላ ሽማግለታት እዮም ለባም ዘይብሎም። እንቋዕ ደኣ ተሰደዱ እዚኦም ሲ። መንሽሮ ዣ ሃገር እዮም ካብ ስድራቤቶም ጀሚርካ ንሱዳንን ንትግራይን ዝሃደሙ ሃደምቲ እዮም ከምትቲ ዝበልካዮም። ኣነ ብዙሓት ደቂ ኣድያቦን ወልቃይትን ዕባይ ወያነ ዝሰጎጎቶም ይፈልጥ እየ። ካብተን ዝጉስዩወን እንስሳ መፍለዪ የብሎምን።

  • @nahomtareke7694
    @nahomtareke7694 2 роки тому +1

    Tebatay

  • @ባዓልራኢ
    @ባዓልራኢ 3 роки тому +15

    መምህረይ እንቃዓ ብሰላም መጽኣኻ።

  • @piratebc-ge1iq
    @piratebc-ge1iq 2 роки тому

    ሳጨን ርእሲ ጽጋመይቲ ፍርንጭተይ እንኳዕ ሓሶትካ ኣስማዓና

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 3 роки тому +3

    Tesfasion anbesa

  • @kebronsbahatleab7176
    @kebronsbahatleab7176 3 роки тому +2

    Tkikl neti haki kem zelowo nwsedo trah

  • @yordanossolomon5629
    @yordanossolomon5629 3 роки тому +20

    ተስፋጽዮን እቲ እሙን ጋሳ ንህዝቡ!❤❤❤
    ስለ'ቲ ኩሉ እትገብሮ ሓልዮትካን ደገፍካን ምስጋናና ወሰን የብሉን!!!

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 роки тому

      ህዝቡ ብጸርፊ እናኣዋረደስ ጓሳ ህዝቡ ክክክክ😀

    • @yordanossolomon5629
      @yordanossolomon5629 3 роки тому +2

      ጸርፍን ማዕዳን እባ ፈላልዮ!ዳሓር ካኣ
      ወይ ካብ ጸራፊኻ ወይ ካብ ማዓዲኻ እኮ እዩ!

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 роки тому

      @@yordanossolomon5629 ሓፍተይ ተስፋጽዮን ጸርፍን ደኣ ብምንታይ ክንፈላልዮም እሞ ኣይኮነን ተራ ሰብ ንቀሺ ኳ ህዝብና ዝፍንፍኖ ጸርፊ ዝጻረፍ ዘይስነምግባራዊ ሰብ እንድዩ።

    • @yordanossolomon5629
      @yordanossolomon5629 2 роки тому

      @@God-db9vp ኣየናይ እዩ እቲ ጸርፊ ትብሎ ዘለኻ?

    • @menkabmen5751
      @menkabmen5751 2 роки тому

      @@God-db9vp anta neaba seb kun abey u zelo eti tserfi....dos yemanay gexqa zharemeqa tsegamay muegurtqa habo zey gebero eqa deliqa

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 роки тому

    Tesfazion resha hiberetesbe
    regeme zere

  • @gurumsele2562
    @gurumsele2562 2 роки тому +1

    ኤረ ፈሪ ዋን ኣውራጃዊ ሕማም ስለ ዝነበረካ ክትእለ እውን ይሓሽ ፠ ርእሲኻ ሓጺብካ ምጻእ እዚ ሓሳብ እዚ ክዕውት ምኳኑ ኣይትጣራጠር፠

  • @6996-u7b
    @6996-u7b 3 роки тому +3

    # እቲ ኮኮብ ።

  • @yemanetesfayohannes2382
    @yemanetesfayohannes2382 2 роки тому +3

    Kkkkkkk መዳናገሪ እምበኣር ነዚ መምህር ሓሶት መምህር ምኑቃት ሲ ኮሓሒልካ ኣምጺእካዮ ለክባጥ ዋሒድ

  • @tumzghitesfay9684
    @tumzghitesfay9684 3 роки тому +5

    በርትዕ ንቕሓት መንእሳይት ካብቲ ትህቦ ኣስተምህሮ ኢዩ ትጽቢቱ።

  • @ሕቡንዓቃባዊጽዮናዊ
    @ሕቡንዓቃባዊጽዮናዊ 2 роки тому +2

    ኢንቋዕ ብድሓን መጻአኢካ ተስፌ ኣቦ ራኢን ተስፋን ግኢዛዊት ኤርትራ ሃገረ ህዝቢ ትግርኛን መንኢሰያትን፡ በቲ መሪርን መርዛምን ዝኾነ ሓቅታትካ ጌርካ በል ነዞም ፍርቂ ጎኖም ቀቢላ ዝጸረዩ ሕብረ ብሄራውያን ሰብ መሰል ተዛረብቲ ኢንሣሳታት መድሃኒቶም ነስንሰሎም ኣድሓ !!

    • @natnaelman6795
      @natnaelman6795 2 роки тому

      Google probably hadn't translate it to be correct because it would've shown the entire paragraph as a translation then

  • @natnaelman6795
    @natnaelman6795 2 роки тому

    Our body can be a shell for spirits to come in like selling your soul as an example then

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 3 роки тому +3

    ብቕዓት ክህልወካ ኣለዎ ሓቂ ክትቅበል።
    ግርም።

  • @filmon6824
    @filmon6824 2 роки тому

    hxr zbele gashbarka zelewu tigrinya ab nay aslam bahli ztelabesu eyom.

  • @crocetti4643
    @crocetti4643 2 роки тому

    United Nation ኣይኮነን United Nations እዩ ትኽክል። ሕቡራት ሃገራት እምበር ሕቡራት ሃገር ኣይኮነን።

  • @erilv2575
    @erilv2575 2 роки тому +1

    እዋይ ተሐጉሰኒ ዘለኻ ተስፌ ጅግና😍

  • @Filimonstraat
    @Filimonstraat 2 роки тому

    Bemjemerta selam kexel kebeleka Daly zoloku eti abe gash bark zolo heze kabey zewerd tegedeseka melsely

  • @yassinali4917
    @yassinali4917 2 роки тому

    eway denqoro kab polotikas qirub kalie moya mehasheka

  • @wadnakfa128
    @wadnakfa128 2 роки тому

    agamy

  • @ሳሕለይስፍራጀጋኑ
    @ሳሕለይስፍራጀጋኑ 3 роки тому +8

    ንስካ ኢካ ስነልቦና ናይ ትግርኛ ዘይብልካ ምክንያቱ ናይ መንነት ተቃላሳይ ኢየ እንዳበልካ ከተብቅዕ ትገብሮም ትዛረቦም ትጸርፎም ቃላት ኣዝዮም ዘሕፍሩ ናይ በጋሚዶ ቃላት ኢዩ።ህዝቢ ጋሽባርካ ከኣ ሕጂ ትግራይ ትዕወት ተዘይበለ እንታይ ግበር ትብሎ ምክንያቱ ዝወግአ እንተረሰዐ ዝተወገአ ግን ኣይርስዕን ኢዩ 3ይ ወራር ጥሪቱ ንብረቱ ዝሰኣነ ህዝቢ ኢዩ።ስለዚ ነዚ ህዝብታት ዘቃራርብ ካልእ ሜላታት ተጠቀም እንበር ግዕዘይ ቃላት እንዳተጠቀምካ ዝመጽእ ለውጢ የለን።

    • @godetail5686
      @godetail5686 3 роки тому +4

      እንታይ ትፈልጦ ንስኻ ናይ ትግርኛ ስነ ልቦና?
      ኣብ ትግርኛ ፡ ሽርሙጥና ነውሪ ኢዩ።
      ኣብ ትግርኛ ዓሌትነት ነውሪ ኢዩ።
      ኣብ ትግርኛ እምነት ናይ ካልኦት ምትንካፍ ነውሪ ኢዩ፡ (ኣጋኣዝያን ወይ ካኣ ተስፋጽዮን ዝነቕፎ ዘሎ ነቲ ፖሎቲካዊ ክፋል ናይ ሃይማኖት ናይ ኢስላም ይኹን ናይ ካቶሊክ ይኹን ኦርቶዶክስን ካልእን ) ደኣምበር ኣብ እምነት ናይ ሰብ ዝኣቱ የለን።
      ትግርኛ ዝጸልኦ ሓሳብ እምበር ዝጸልኦ ሰብ ጽልኢ የብሉን ፡ ዝጸልኦ ሓሳብ ማለት
      ንግረ ሰዶም ዝዕድሙ ከምዚ ናይ ኣስላም ንሓደ ሰብኣይ 7 ሰበይቲ ወይከኣ ከከም ሃብቲ ናይቲ ሰብኣይ ክምርዖ ይፍቀዶ ኢዩ ዝብል ፍኑው ናይ ጸታዊ ርክብ ሓሳብ።
      ስነልቦና ከባላሹ ዝኽእል ሕውስዋስ ባህሊ ። ሰብ ክትሓዋወስ ኣለዎ ፡ ሓሳብ ግን ክደባለቕ የብሉ።
      ኣብ ኤርትራ ካብ ግዜ ጥልያን ሰበይቲ ኣብ ባራት ክትሰርሕ ጀሚራ።
      በዚ ምኽንያት ዋላ ደኣ ሰበይቲ ኣብ ባር ክትሰርሕ ኣይከልከል እምበር ባሪስታ ዝምርዖ ትግርኛ ግን የብልናን ሓደ ትም ኢሉ ንባዕሉ ሸርሙጣ ተዘይኮይኑ።
      ስለዚ ትግርኛ ኣንጻር ሕማቕ ሓሳብ ኢዩ።

    • @wedimahari1222
      @wedimahari1222 3 роки тому +3

      ቆርባዕ ምሳኹም ደኣ ለባም ለባም ዘይሰርሕ ምቁራጽኩም ጥራይ እዩ

    • @tekilamichael3997
      @tekilamichael3997 3 роки тому

      Lajin heswas kkkkl kid nabtom kebilatatka

  • @warsayhaneta561
    @warsayhaneta561 2 роки тому +1

    ኣታዚ እንታይወሪድዎ ጸቢቡ ጸቢቡ ኣብ ሓንቲ ኣውራጃ ወሪዱ

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 2 роки тому +1

    The war with Abey Ahmed has given the Tigray people freedom and chance to return to their original language, culture, tradition and indignity. This is an opportunity for them to preserve the Tigray culture, tradition, alphabet, language and pride.

  • @abelkael7281
    @abelkael7281 2 роки тому

    Nay baki