As ppl told me Arkebe is given z name by shabya,..he was there 2 B part of z hell ..& he did it things went smooth ..now he is alive .... great bro mine correct disition. ❤❤❤ Bro..correct me if I am wrong
Although as an Eritrean I do not like Tplf but Debrtsen Tigray Tplf is doing the right thing, at least they have to keep their 17 years struggle for self determination.
After Ethiopian constitution had been set up TPLF leaders became Amharu rather than being Tigrawot still now the TPLF leaders with the same vicious circle
As you have said, yes political game has changed and who knows we, Eritreans 🇪🇷 might be the one who will safe Tigray people because Getachew is Prime Minster puppet in Tigray.
ጆሲ ዓቢ መምህር ኩሉ ጊዜ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዕድመንጥዕናን ይሃብካ
Lay
ዝተሰወእኹም ብፆተይ ዕድለኛታት እኹም🥺💔
ጅግና ዮሴፍ ገብርህይወት እዚታሪኽእዚ ዘይፈልጥዎኣምለኽቲ ህግደፍ ሰዓብቲ ሻዕብያ ክርድአም እዛ ኣለውሃምላሽ ትግርኛ ዝዛረቡ ከይሓበሩ ቀሲኑ ክነብር ኣይ ክእልን ቃል ኣቶ ወልድኣብ ወልልደማርያም።
Yekeniyeley brother Yosef for telling the facts. I'm convinced!
Hawka wedi-Mekelle
እወ ኣብ ኩሉ ዝሕግዝ እቲ ደላይ ፍትሒ እዩ እዚ ድማ ሓደ ግንባር ውግእ እዩ ልክዕ ኣሎኻ፧
How I love this song❤❤ we R speak tigrigna we R one & few Bini & Giday Teklisebet & Doctor of who & name the rest VIVA Tigrgna speakers alll❤❤❤❤❤😂
Ur view is correct 4 me Jossi bro I as one 2nd it ❤
ሓው ዮሴፍ ነቲ ኣዝዩ በሊሕን ትኩርን ዓሚቅን ትንተና ኻ ንዝሓለፈ ኩነታት ትማሊ; ሎሚ ; ጽባሕ ብደቂቅ ዘብርህ ኣታሓሒዙ ግቡእ መረዳእታ ዘለዎ ትንተናኻ ኣዝየ የድንቅ ብብልሕኻ ድማ ይድነቅ፧🫶💙🌿🫶
ክልተ ሓሰዉቲ ቀጸሉ!!!!!!🇪🇷
አበይ ደአ ፀኒሕኩም
Who start it ?answer the question
መአየ ዐንዲት መን እካ ንስካ ንወንገላዉያን ከይቃለሱ ትክልክል መጀርታ ሞስ መቃለልስትካ ተሰሜማዕ ዳሕራይ ንገዛእ ርእስካ ከሞ መራሕ ሃገር ጌርካ እካ ትሐስባ መጀመርታ ናይ ጋዜጠኛ ሞያ ተማሂርካ ወድእ ጆሲ ከአ መጽሐፍ ቁዱስ ድሕሪ ሃገር ሰሪዕካዮ እግዝአብሄር ሞሕረት ይግበረልካ ዓለም ብቃል አሞላኽ. ከምተፈጠረ አይትፈልጥን ዲካ ይገርም እዩ
MES YEHWATU EUKO EYU KE EREK ZEDELI ZELO. ETOM DEKI HAWEBUE GHEN YEHZNU SEBOM BEHIWETOM NEDIDOM, KAB GHEDEL TEDERBIYOM, ADITATOM TEKAXILU, AWALDOM/ANSTOM TEAAMIXEN DEHRI EZI KULU REKEWB KEGHEBRU N HEZBOM N NEBA ALOMN HAMEMA WY WAGHA ZEYBELU ZETEREMESE ADGHI DEYOM ZEHASBUWO.
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ከም ሰብ ኣብዚ ምድሪ ዓለም ክነብር ተኾይኑ ህግደፍን ወያነን ጠቅሊሎም ክጠፍኡ ኣለዎም
ህግደፍ' or ህወሓት በል እምበር ወያነ ምስ ህወሓት ዘተሓሕዝ የብሉን ኣብዚ ፈሊኹም ክትፈልጡ ይግባእ ክብሩይ/ተይ❤
ጆሲ አንዳት welcome back . እንታይ ደአ ናይ ሐድሽ አመት ጰአዳ ክዳን ደይተከደንኩም. አመ ምሰ ሰልጠነ ውፍይ ሰለስተ ሰላሴ አጰቢቁልኩም ኔሩ .
ኩሉ ግዜ አይጥዕመካን እዩ ።
ሕውሓት ክትብል ከለኻማ ብሽም ሕውሓት ንዝሽቅጡ በሎም
Josi ረብሓ ህዝቢኢ ንኹሉ ህዝቢ ኣብ ኩሉ ዓለም ኣፈላላይ የብሉን። ንሕና ተጋሩ/ተዛረብቲ ትግሪኛ ካብ ብናይ ርሑቕ ገዛእቲ/ ፀላእቲ ነንባዕልና ክንጠፋፋእ እንኸዶ መንገዲ እዩ እቲ ዝኸፍአ ሓደጋ። ብዝኾነ ሕዚ ሕዝስ ብኣምላኽ ዝተረገምና እዩ ዝምለስ።
መሊእና ከይጠፋእና ግዳ ካብ ኤርትራዊ ትግራዋይ እንዳበልካ ምውዓል ኣብ ዓምዲ ትግራውነት መቃለሲ መንገዲ ንመፃኢ ወለዶ ዘይትሓስቡሉ፡ ዘትትልሙሉ። እንተዘይኮነ ኩዑሾ ናይርሑቕን ቀረባን ጸላእቲ ኮይንካ ምትራፍ እዩ።🎉🎉🎉
ካብ ዝቀበረስ ዘላቐሰ እይትግበሮ እታ ዕደ ዝብልዎ
ዑሱቦ ካብ ጉዳይ ከስዔ ሓሊፉ ፡ መን ፖሎቲካ ተንትን ኢሉዎ ???
መሕፈራት ዝኾኑ ዉዱባት እዮም
How about your brother Meles like you Yosef!!!
Who break the law?
እዛ ናይ መለስ መጽሓፍ ባ ኣበይ ትርከብ?
እታ ኣብ ልቢ ትግረዋይ ዝነበረትን ዘላን ተጎግ ኣቢልካያ ።
ጆሲ ሐወይ ብእሑእ ይህለፈልካ ንዚ እቡድ ከልቢ ዝገደፍካሉ የብልካን
❤❤❤❤ ብሐቂ አይተጋገኻን ቡሩኽይ እቲ ሐቂ ንሱ እዩ
You are always in our heart for your historical music you will be remembered.❤❤❤❤❤❤❤❤❤
As ppl told me Arkebe is given z name by shabya,..he was there 2 B part of z hell ..& he did it things went smooth ..now he is alive .... great bro mine correct disition. ❤❤❤ Bro..correct me if I am wrong
ናታትኩም እጃምከ እንታይ እዩ ?ጆሲ ሓወይ ትኸደካ ኣላ አብ ባይታ ወሪድኩም ዘይትኳሽሑ ኩልሳብ ኾለል አብ አውሮፓን አሜሪካን ጥዑም በሊዕካ ደቅኻን ሰበይትኻን ሓቁፍካ እንዳሓደርካስ ሕዝብ ትግራይ no ክብል አለዎ ።ታይ እዩ ወሪድኩም ሰለስተ ኣመት ታይ ኣይነት ምትዕርራይ ጌርኩም።ካሊእ ድማ ገና ልገና ምስ ኢሳያዝ ብዛዕባ ገለ ተዛሪቦም ኢልኩም ዓኔገረር አይትበሉ ንሕና እንታይ ጌርና አብ ባይታ በሉ ባዕልኹም ፈትሹ እስከ ኽሓተካ ጆሲ ንስኩም ይኮነልና ኢልኩም አዲስ አበባ ኬድኩም አኼባ ብርጌድ ንሓመዱ ክታካይዱ አይናይ ትግራዋይ እዩ no በሉ ዝበለ ዶስ ንስኹም ክትገብሩ ሓላል ካሊእ አሊያንስ ክፈጥር ጫው ጫው ግደፉ በእልኹም አይተግምቱ
2ይ በይናይ ናይሞራል መለክኢ እዩ ሓደ ክትገብሮም? እዚ ኹሉ ነገር ትሪኦ ዘለኻ ቁሩብ ተኾነም ናይ ዲሞክራሲ አብላጫ ስለዘለና እዩ አይትኽሓድ
3ይ ሕጅውን ክሓተካ ዝደልዮ እንታይ እዩ ናትኩም እጃም ካብ no በሉ ዝሓለፈ ፓለቲካ። ይቅርታ ብአምሓርኛ ተትኾን ክንደይ መሓተትኩካ እዚ ኹሉ ክብለካ ግን ምስ ፋሽስት ኢሳያስ አሊያንስ ምፍጣ ፅቡቅ እዩ እንዳበልኩ ኸምዘይኮነ ተረዳኣለይ
2ኛ
ንፋዓት👌😊
ብጡዑም ግዜ ዝዓበየት ቻነል እባ ድሕሪት ትመልሳ ኣለኻ ኣንታ ቱኻን
Justido...........Media...........Tg............CITEY.............COUNTRY
ሓቂ ትነግር ኣለኻ ጆሲ❤ሰማዒ እንተሎ💙👌💙
Josi nmntay asmatom zeytzrzrom nmntay tshfnelom aleka key geremeni ayterefen.
So what?
Stop layi Yosef ,low profile misleade politician!!!
ጆሲ ትንታነታትካን ርድኢትካን ታብቶም ምሁራት ሳዋን ዝሐሸ፡ እዩ እንተኾነ የመና ምግናን ይትረፍካ ነቲ ተሕልፎ መልእኽቲ ስለዘህስሶ። ናብነት ተንዲኖ፡ ካብ ምግዳስ እዩ.....
H
Hsawe kedmntay tehsw
Andewu zezew taanede😂😂😂 bal nskum diyu ktmerhu zhseb zelo 😂😂😂
ጆሲ ዓንዳት አንኳእ ንቅድስ ዮሐንስ ናብ ዘመን ማትያስ ብሰላም አሰጋግረኩም::
Although as an Eritrean I do not like Tplf but Debrtsen Tigray Tplf is doing the right thing, at least they have to keep their 17 years struggle for self determination.
You are teru
😢😢😢😢ሑሓት ገልፅኻያ ጆሲ
ለባም መሰተውዓሊ+ ኣስተውዒሉ ዝምህር
ክብሪ የሃብካ።
2017 zbeneselam zbeneftih zbene mekyro mestrho yfterlu. Nhzbna
ትንታነኻ ግርም ኮይኑ false equivalence ይበዝሖ... ወያነ ምስ ሻዕቢያ ማለተይ እዩ :: At least ህወሓት ኣብ ናፅነት ህዝቢ ኤርትራ ዝነበራን (ድሕሪ እቲ ኹሉ ግፉዒ ሻዕቢያ ከማን) ዘለዋ stand መቸም ኣይትስሕቶን... ናይ ሻዕቢያ ከ ?....
ክናን ምናናን ለውጢ ከምጹልና ኢዮም ኢልካ ምሕሳብ መይ ይዕኮት ኢዩ ምባል ይሓይሽ።
ፅቡቅ ሓቅዊ ትንታነ ኣብዚ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሕና ጥራሕ (ትግርኛ ተዛረብቲ) ኣይኮንናን ዘለና ሶማል ፣ዓፋር፣አሮሞ ኣለዉ እቶም ካሎአት ኣብዝደለዮ ይንበር ነኒባዕሎም ብቁጠባ ሓቢሮም ይሰርሕ እንተ ንሕና ግን ነኒባዕልና ንባላዕ ክሳብ መዓዝ ????ንሕና እኮ ቅድሚ 200 ዓመት majority ዝነበርና ሕዚ ግን minority ኮይንና ኩናት በሊዕና ናይዚ ዉፅኢት ካዓ ቁፅርና ዉሒዱስ ሓቢርና መፃኢና እሂም ሚሂን ክንብል ኣይካኣልናን እዚኣ ክሳዕ ዘይስተካክል መሊእና ክንጠፍእ ንክእል ኢና ሕዚ TpLF or ሕግደፍ ኣይኮነን ዘድሊየና strategic leader እዩ ዘድሊየና እምበር ንሶም እማ ልዕሊ 50 ዓመት ተሞኪሮ ወዲቆም ካብ ዉድቀቶም ካዓ ክማሀሩ ኣይካኣሉን።ሕዚ ዘድሊየና ካብ እምየ ኢ/ያ ወፃኢ ክሓስብ ዝኽእል political leader የድሊ ኣሎ ኣለበለዚያ ምጥፋኣና እዩ
After Ethiopian constitution had been set up TPLF leaders became Amharu rather than being Tigrawot still now the TPLF leaders with the same vicious circle
ብሕወሓትን ሻዕብያን ዝግበር ርክብ ብቀጥታ ፅረ ክልቲኦም ተጋሩ እዩ። ብኩሉ መደይ ማለት ታሪኮም፣መሬቶም፣ማንነቶም፣እምነቶም ወዘተ
You don't even us fighters rookie learner,go ahead add your lies!
Both fronts don’t care for their citizens
As you have said, yes political game has changed and who knows we, Eritreans 🇪🇷 might be the one who will safe Tigray people because Getachew is Prime Minster puppet in Tigray.
Ata Komal Agame, as a matter of fact , We, Eritreans 🇪🇷 are the one finally safe Tigray people. Mark my word, Eritrea 🇪🇷 will safe Tigray people.
Maakorka kden mejemerta
ስደተኛ ኪድ walfare እንዳበላዕካ ከም ሐሰማ አንገርግራ ንነብስካ ደየድመንካስ😂😂😂😂
ባራያ እንታይ ናጽነት ትፈልጥ።
@@gezenatips ...Yes indeed We, Eritreans 🇪🇷 are blessed to be Barya HGDEF unlike you Tigray komal Tplf Barya.
ሓቂ ጥራይ ዋሓጥዎ ወያነን ሻዕቢያ ኮሚኒስ ተሓጊጦም ህዛብ ንቁልቁል ደፊኦሞ።
ጉዝዋ 😂😂😂😂😂😂