Getachew Reda forgot about tigray people what happened in tigray what happened to brilliant Ethiopian leaders was but brilliant tigray people forenminster seyume mesfun and all the brilliant people killed by Ethiopian government abbey Ahmed Ali and his godfather Eritrean born criminal evil no Getachew Reda sence the Victoria agreement why did take long to bring 7000 refugees living in Sudan suffering and displaced tigray from their own house still every where now Getachew Reda and his politicians general banda messengers excuse weyaney tigray TPLF .weyaney tigray TPLF means a father mather sister daughter son family grandfather grandmother wife husband original weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF stand with doctor Debretsion and no need Eritrean killer looting repping cancer disease for tigray people and Ethiopian free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF all criminal evil same of tigray people go live with aregawi Berha one way so tigray people to stand up together for their rights free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 💪💪💪
ቃልሲ ብሓሳብ እምበር ደደቢት ዘማላልስ ውራይ ይአኽለና።
ወዲዛ ጋሕባ ባንዳ
ወዲዛ ጋሕባ ባንዳ
ወዲዛ ጋሕባ ባንዳ
"መናእሰይ ሰላም ኢና ንደሊ"
Haki❤❤❤
This people couldn't understand Getachew due to malnutrition.
ጉጅለ ኣደመ ነትወርክ ተበጣጢሱ የጉርዓለዋ ታይ ይበሃል ልመሰልን ፍትሕን ተቃሊስና ንብል ህዝቢ ብሰላማዊ መንገዲ ሓሳብ ከቅርብ ዝበለ ጊ/መ ምኽልኻል ኹሉ ብዘሮ ድምር የሐዝን
ብውስናት ልምዓት ጉጅለ ዝተዘረገ መድረክ ንህዝቢ ሽረን ከባቢኣን ኣይውክልን
ውስናት ንስኲም እኩም ባንዳታት ተላአክቲ ናይ አብያ ሸየጥቲ አድኩም
ልምዓት ጉጅለ እየን ደቀን ህዝበንን ቀስቂሰን ኣጋዲለን ካብ ሑሩጭ ኮይኖም ተበቲኖም ደብረፅዮን, ጌታቸው ኣበይ ኣሎ ኢልና ንደሊ ኣለና ኣብ ዘርኡኩም ኣይብፃሕ ካብ ዝብል ኣውፅአን ናብ ቅድሚ ዓለም ፕሪቶርያ ኣቅሪበን በዛራቹ ኣይድረስ ዝበሃል ዝነበረ ጌታቸው ናይ ግምት ፕሬዚዳንት ዝገበሮ..... ኣይትንዓቅ
አንቱም ሰባት ህዝቢ አትንአቁ ዝህዝቢ እዙይ መላምል አህዋቱን አሀቱን ውላዱን አቦታቱን እኖታቱን ዝሰአነ ህዝቢ እዩ አትናሽው ጉጅለ እናበልኩም ዋላ ናይ ሀደ ሰብ ድምፂ ክነአቅ የብሉን
Tk'kl
ብአምባጓሮ ዝፍታሕ ፀገም ተጋሩ የለን። ሓሳብ ይስዕር!
ጌታቸው ሸያጡ ዓዱ ። ናይ ብጽልግና ምስሌነ። ገና ሕዝቢ ክሓተካ እዩ። ጨፍጨፍቲ ሕዝቢ ተግራይ ንስጣንካ ኢልካ ገጸ በረከት ንብልጽግና ዝሓብካ ጠላም።
ጌታቸው ሸያጢ ዓድ አይኮነን ንኤርትራ ሸይጦም ፍርቅ ትግራይ ንኤርትራ አረክቦም ምስ ኤርትራ ይደራደሩ አለው
@@isaiaskiflay2520 ቆርቆሮ፣፣፣፣፣አይሞትኩምን ይብለኩም አሎ ደብ፣ፅንተትኩም።
@@Eded-s4u አማሓራኸ አሰታውሶ
@@GidayNayzgi ደብረጽዮን ተቃላሳይ ኢዩ።
ብኸብዶም ዝግዝኡ ጌታቸው እንተላይ ብቂም ዝሓረሩ ጻድቃን ጸይቂ
Zarti zhazen dem menesey zlemeda eyen
እዞም ሰባት ተጋሩ ድዮም?
ድሕር ሕዚ ዝደለየ ፓለቲካዉ ምትእርራይ ጌርና ተበሉዉን ኣብ ዉድብ ህወሓት ቐቢፅና ነቶም ብሄረ ትግራይ ዝቓለሱ ዉድባት ብፍላይ ውናትን ሳልሳይ ወያነ ኣጠናኪርና ናብ መሪሕነት ብምምፃኣ ሓዱሽ ናይ ሰላምን እብየትን መገዲ ክንጅምር ከምዘለና ካብዙይ ንላዕሊ ዘምሕረና ክንፅበ የብልናን፡፡
ቕበፅ ህዝቢ ትግራይ!!!
ናይዚ ዕግርግር እዚ ተሓተቲ ፃድቃንን ጌታቸው እዮም
አየ ልምዓት ጉጅለ😢
መናእሰይ ሰላም እና ንደሊ አኸለ ። ኻልእ ዕግርግር ንህዝቢ ሽረ አይምጥኖን።
አየ ጉጅለ ሕወሓት ካብ ሐዚ ንደሐር ዘበት ናብ ስልጣን
ህዝቢ ሽረ በሓቂ ዓሌታዊ ምስሉይ ሕዝቢ እዩ።
Anta gefaf
dedeb ezbi aytferj... denqoro..
ሽረ ዓደይ ኣብ 17 ዓመት ፀኒትና ኣብ 1990 ፀኒትና ሐዚ ተ፡ራእዩ ዘይፈልጥ ፀኒትና ንሰላም መንግስት ከዘራርቡና ህውከት ምፍጣር ፀረ ሰላምናዩ ጌች ዝቅየም ኣይኮነን
ክከፈፍል ዝገብሮ ዘሎ ጠጠው ከብል ኣለወ ፀገም ህዝቢ ኣብ ወንበሩ ከኑ ዘይፈትሕ
አየ ሽረ ካብ ሰላም ውግእን ወረ ውግእን መሪፅኩም ሕዚ ውን
ደደብ እዙይ ምርጫ አኮነን ምቁዋም እዩ ብእግርካ ዲካ ትሀስብ
@@asefage7357 ሽረ ኹናት አይደልን፤ ጉጅለ ስብሓት ነጋ እንክሊል እምበር። ጉጅለ ስብሓት ጀመርቲ ቃልሲ ዝነበሩ ደቂ ሽረ ከም ዐአሽዩ ከምዘጥፍኦም ህዚ ንዳግማይ ሸፈጥ እድል አይውሀቦን።
አየ ጀግና ዝኾነ ህዝቢ ጀጋኑ ከሚዚ ወሽላኽ ህዝቢ ዓዲግራት መጣቃዕቲ አይኮንኩም ተኽሩዑ
zeregna denkoro ግለስ ዓንቃፊ ሰላም ደመኛ
ዘይተቀየመ ንዝበለ ይቅረ ንዝበለ ህዝቢ ክቅየም እውን የሓሰብ እዩ ፣ አየ ጌታቸው ጉሒላ ኻሕዳም ባንዳ ፣ ዕሉል ሰካራም ( ቮድካ ) በል ረአዬ ሰሓና ብገንዘብ ዘይታለለ ህዝቢ ሸረ ጀግና ሰብ ሰረ ፣
ራራ ሚድያ! መርዓን መልስን ዝኾነልኩም ይመስል፣ ብሓቂ ጆርናሊስት እንተኮይንኩም ነጻ ኮይንኩም መንቀሊ እዚ ህውከት ንህዝቢ ክትጽብጽቡ ይግባእ፣ እዚ'ዩ ንህዝቢ ትግራይ ዝረብሕ❤❤
እቲ ኮሜንት አምብቦ
ህዝብ ማለት እንደዚህ ነው ከነፈሰው ንፋስ የማይነፍስ ድሮም የጀግኖች አገር ክብር የሚገባው ሕዝብ የሽሬ ሕዝብ
Ataqatir Ebkih!!!
ጀግና ህዝቢ
ህዝቢ ሽረ ኣካል ትግራይ እዩ ግን እቲ ኣከባ ብሓሳብ ክከዉን ነይርዎ ። ኮይኑ ግን ገታቸዉ ዘምፀኦ ፀገም ኣብከምዚ ዓይነት ኩነታት በፅሓ ኣላ ትግራይ እሞ እናፈላለየ ከይኣስረኩም ገታቸዉ ሕጂ እዉን ሓዲነትኩም ኣጣናክሪኩም ቀፅሉ ኩሉኩም ኣካላት ናይዚ ለማዓንቲ ዝተኣከብኩም ህዝቢ ኣጀኩም ካኣ ኣብጓንኩም እና ።ህዝቢ ዝሓቆፈ ይዕወት❤❤❤❤
በሳል❤
ኣናብስ ደቒ ሽረ። ኣዞም ብቑሩብ ዝጥበሩ ትጋሩ ኣይኮንኩም ዕድግራት ትመስክር ካሎኦት ትጋሩ'ውን ይመስኩሩ ምስ አንባል ገታችውን ጻድቃን ሃተፍተፍ ክብሉ ሪኢናዮም ብጣዕሚ አውን ሓዚና ፡ ኣቱም ንስኻትኩም ደቂ ሽረ እናብስ ፀባ ኣስቲኹምና ምሳኹም እውን ኢና ።
ትግራይ ትዕወት መድሓርሓርቲ ይወድቑ
ዘረኛ መንደርተኛ እንስሳ
ኻቀኛ ህዝቢ እዩ ህዝቢ ሽረ ፅቡቅ ጌርኩም ጌታቸው ዘይጠቅም ሰብ እዩ ፈሊጥክሞ አለኹም ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤
ቡሽቲ
@@sarratimnit8534 አታ ኹርኹር አደመ ኹፋኣት መጋብር ሕማቓት ዓሌት
አንታ ዳይር ደብረ ፅንተት 😂😂😂😂ሽረ ደቃሉ ሻዕብያ😂😂😂
ንሓሳብ ብሓስብ ዘይብድህ ህዝቢ ብኸመይ ጅግና ተባሂሉ።
ገልጣም ዕሱብ
ደናቁር ገና ክትጠፍኡ ኢኩም
ጉጅለ ፃድቃን አባርርዎ
Getachew banda iu qelti hizbina ahlifu ni abey Ahmed sile zihabe izi zeftat hasha
ዋይ ትግረዋይ ሙኳን ምጥዓሙ ካብ ጨርጨር እስካብ ራማ ካብ ኢሮፕ እስካዕ ምዕራብ ሓደ ኮይኑ እንቢ ንምፍልላይን ምትላልን እዩ።
ጋሓፍ ማሃይም ካድረ
@@Yonasgermay-wj1ey ዋይ ሓወይ ስሑው ትርጉም ካድረ ፀርፊ እዩ ዝመስለካ አንቢብካ/ሓቲትካ ተመለስ ምስ ዓብይ አክብሮት
አቱም አያሹ አህዋት
ኣበይቲ ሰባት ዝመስሉ ሓሻክር ዉልቐ ሰባት ጉጅለ ጉሒላታት ኢዮም፡፡ ዘይምፍላጦም ኣይመስለኒን ተደናጊሮም ተኣሺኦምን ንባዕሎምን ንደቖምን ዘይምሕሳቦም ኢዮ ዘርኣና እዙይ። ብዉልቖም ተረባሕቲ ይኮኑ ተኮነዉን ተረፍ ጉሓልቲ ን ኣፈንቲ እምበር ናብርኦም ፍንትት ዘይብል ምኳኑ እሙን ኢዮ፡፡
ነውራም ጉጅለ ልምዓት ሓሳብ ዘይብለን እዚ ነውርኽን ገለፅኽን እምበር ንስኽን ደቂ ሽረ እንትኾና ሓየሎም መን ከምዝቐተሎ እንኳን ሓቲትኽን ኣይትፈልጣን። ነውራማት እንተወሓደ ብሓሳብ ምገጠምኽን።!
አዙይ ኢና ዝፈራህና ደጋፊ ከምዘለው ኩሉ ተቃዋሚ እውን አለው በጃኩም ኮፋ ኢልኩም ተዛረቡ መፋቲሂ እንተኮይንውን ሰልጣን ለቀቁ
እዞም ኩሎም ጊን ትግራይ ትግራውዋ ድዮም
ጀግና ዝኽነ ህዝቢ
ብዙህ ሰብ ብእግርግር ተረባሒ ዘሎ ምካኑ እዩ ዘርእየካ።
ዓዲ ብትሉምን ንፁርን ፖሊሲ እምበር ብሳርሓ መሪሓ አይምራሕን ተራኢዩን ተሞኪሩን ልቀጨረ ሽርሒ ኩሉ ፈታዊ ሰላም ክቃለሶ ይግባእ።
ሽረ አድያቦ ዓንዲ ሕቆ ትግራይ
እዛውግእ ደጋም ባዕልክን እተዋኣ መንእስይ ሰላም ይደሊሎ
@@GidayNayzgi ሌባ ጉሒላ ኢኻ
ናይ ህዝቢ ጭውነት ዘባላሸወ ኣኼባ፣
ህዝቢ ሸረ ሓለኹሰ
ኣይቅበልን ጌታቸው አራቢጣ ኣንጭዎ 2 ኣዴል ከብዳም ክዳን ዘይብሉ ጀሪካን::
ሓማሸን ኤርትራውያን ዕግርግር አይትበሉ አብ ኮመንት , እዚ ውፅኢት ቃልስናዩ ዴሞክራሲዩ.
ራራ ሚድያ ኣይትሓሱ ሎቅማጽ ድጋፍ ኣይኮነን።
ሓሰውቲ ማዓዘይ ድጋፍ ህቡ ይቃወም እዩ ኮ ዘሎ መስለኒ ህዝቢ ይስዕር ማለትሲ ድጋፍ
ኣባላት ጸጥታ ሰላም ናይ ምስፋን ተሳኢኑዎም። እቲ ሰላም ዝደሊ ኣብ ኣዳራሽ ኣትሪፍካ ነቶም መዕገርገርቲ ኣደብ ኣትሒዝካ ወይ ከምዝወጹ ጌርካ ኣኼባ ክቕጽል ኣይተገብረን። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደገኛ ውሽጣዊ ምፍልላይ ኣትዩ። ተጣዒስካ ዘይምለስ ሽግር።
ሓቁ እዩ ኢዝ ህዝቢ ኢንታይ ዘይኾኖ ኣሎ!!! ጥዑይን ሽግር ፈጣርን ንምፍላይ መንግስቲ መጀመርያ ግዴታኡ ይዋፃእ። ተዘይኾይኑ ንዝህዝብ ኣብዘይ ዛርይ መከራ ምህላዩ ኢናትፈለጠ ሽማሽም ምሃብ ኣይግቡኡን።
ኣብ ዘመነ ህወሓት ዘይነበረ ናይ ኣኼባ ተርእዮ እዩሞ ይጠቅምዶ ይጎድእ?
እቲ ኣብ ከተማ ሽረ ስብሰባ ጌታቸው ዝረበሸ እቲ ምሽክን ህዝብን መንእሰይን ዝተፋናቀለን ህዝቢ ኣይኮነን ኣብ ሕገወጥ ማኣድን ዝሳተፉን ስለያ ናይ ኤርትራን ዝተወሰኑ ድማ ካብ ዘይ ምርዳእ ዝገበርዎ እዩ እንበር ህዝብና ህዝና ህዝቢ ትግራይ ናይ ማንም ሓሳብ ሰሚዑ ምፍራድ ዝኽእል ልምዲ ዘለዎ እዩ
Getachew Reda forgot about tigray people what happened in tigray what happened to brilliant Ethiopian leaders was but brilliant tigray people forenminster seyume mesfun and all the brilliant people killed by Ethiopian government abbey Ahmed Ali and his godfather Eritrean born criminal evil no Getachew Reda sence the Victoria agreement why did take long to bring 7000 refugees living in Sudan suffering and displaced tigray from their own house still every where now Getachew Reda and his politicians general banda messengers excuse weyaney tigray TPLF .weyaney tigray TPLF means a father mather sister daughter son family grandfather grandmother wife husband original weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF stand with doctor Debretsion and no need Eritrean killer looting repping cancer disease for tigray people and Ethiopian free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF all criminal evil same of tigray people go live with aregawi Berha one way so tigray people to stand up together for their rights free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 💪💪💪
እንታይ ማሌት እዩ ኣይቅየመልኩምን
እዚ ህዝቢ ዘይኣኽሎ ባዕሉ ዝመረፆ መራሒ ክገብር ዕድል ዘይትህብዎ ኩሉኹም ክትመርሕዎ ቡቁዓት ኣይኮንኩምን ይኣኽለኩም ምድንጋር
አታ ወድዛ በላሊዕ ቓልጢ ሓደ ድ 5 ጎጅልኻ ሰለ ድአከብኻሲ ህዝቢ ይውክል እዩ ማለት ድዩ? እረ ሕፈሩ በይዛኹም ናባዕልኹም ባዕልኹም ግበሩ ዳባሕና አይትምፃአና ደናቑር ባራዩ
አያሹ አህዋት
ሓሳበንን ሓሳቦን ንምግላፅ እንድሕር ዘይደልዩ ዳኣ እንታይ ክገብሩ ናብ ኣዳራሽ መፂኦም ?
ዋጋ ስውአት ዘራኽሱ ሥርአት አልቦ ደም መንዕሰይ ዝጠመየኩም መህፈርቲ
Ashekaelae nay banda nehezeby aykeyemokumen eye malet entay malet eyu gionesayied zefezemu ferimu zesedede ghezyawi menghesty higi entay delyu kabe hezeby
bravo shire you are expline sortliy and prisize
ካብ 4000 እሰካብ 40000 ናይ መናሃሪይ መናአሰይ ብር 200000 ኸፊልካ ፣ ኻናቴራ አሕቲምካ ፣ዝዳናበር ህዝቢ የለን ጌታቸው ቮድካቸው (ባንዳ አብይ አሕመድ)
SHIRE SEB SIRE
ሕማቕ ፋል !!!!
እንታይ ዝበለ ጭራሕ ምራሕ እዩ " 😢😢😢
ዋይ ዕሽነት ርግዕ ኢልካ ከብ ምምይያጥ ብዕግርግር እንታይ መፍትሒ ይግነ ? መን እዩ እዙይ ዝገብር ዘሎ ? መነአሰይ ሽረ ህዝብኹም ብስርዓት ምርሑ። ሓላፍነት ውስዱ። ህዝብኹም ናብ ሕማቕ እንዳኸደ ኣዳዉኩም ዓፂፍኩም ሱቕ ኢልኩም ኣይትርኣዩ ።
ትግራዋይ ምዃነይ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ዓመት ትግራዋይ ምዃነይ ከምዝተሰመዓኒ ሕሉፍ ኩርዓት ሐዚ ድማ እዙይ ክሪኢ ከለኹ ሓፊረ። ተጋሩ ካብዙይ ዝሓሽኩም ኢኹም ብዝረግዐ ኣንደበት ፀገማት ዓዲ ንምፍታሕ ፀዓሩ ። ሓምሳ ዓመት ግዝኣት tplf ደጊም ኣይምለስን እዩ ። ንሓዱሽ ስርዓት ናይ ህዝቢ መንግስቲ ንምንጋስ ኢድ ንኢድ ተተሓሕዝኩም ማእገር ንማእገር ተደጋጊፍኩም ሃገርኩም መስርቱ ።
Getachew leba sekran tigray kisheit iu zdeli
ኣብ ትግራይ ሐዚ ኩሎም ፓርትታት ዘሳተፈ ጊዝያዊ መሰጋገሪ መንግሰቲ ክምስረት ይግባእ፣ክልቲኡ ህወሓት ድሕሪ ሐዚ ክመርሕ ኣይኽእልን፣ብሙስናን ፀረ ዲሞክራስያውነትን ዘበስበሰ ዩ፣ህዝቢ ከፋፊሉ ትግራይ አብ ሐደጋ ከየእተወ ብገንኡ ክእለ አለዎ፣ህዝቢ ንናይ ክልቲኦም ህወሓት ሰልጣን ከናውሕ ክብል ተኸፋፊሉ ንባዕሉ ንሓደጋ ክቃላዕ የብሉን፣ነስተውዕል ልቢ ንግበር።
Ata Fetari aboy yeakelekum endo belena hezbena eco foteyo aykonen chawchaw zebel zelo beka kefeewo fetena bezehewo tay yegber😢😢😢😢
አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ናይ ሻዕቢያ ሚዲያ
ጌታቸውን ደብረጺዮን መህፈርቲ ኢኩም ደናቁርት
ገዎ ብገርሁ ገዎ ብጉርሑ ልምዓት ጉጅለ👎
አየ ትግራዋይ ደንቆሮ
Getachew banda
እቶም 45 ዕሽላት ድዮም? ቂቂቂቂቂቂቂ
እተንዘጉርዓ ንሱ እዩ ክእለተን ጌታቸው እን ሕቶ ህዝቢ ብተግባር ከይመለሰ ከተማታት ምዟር ይፅነሐሉ።
ደደብ ጀጔኑ ደቀን ገባረን እየን ሸጔጥ ተሸጊጥካ ፀኒህካ ትዛረብ ዘጉርዕ ይሀብካ
50 አመ ታት ሰጥለጥ አቢሉ ሰብሓታውያን ዘደቀሰዎ ህዝቢ ሓሳብ ዘይብሎም እንበር ተቃውሞሰ ንቡር እዩ ዝተአፀወ ገዛ ክክፈት ከሎ ይብሰንእ እዞም ሰባት ሓሪቆም ፀጊሙዎም ከምዘሎ ህቶ የብሉን ግን አይ ናይ ይህሸ አንፀርፅሮት ድየ ዝህይሸ ወይሰ ናይልብካ ምዝራብ አይኑ ይጠቅም ?
ሐሳዊ እንዳ ተቃወመ ንገታቸዉ ደጊፎሞ ትብል መዳናገሪ።
ብልምዓት ጉጅሌ ትምራሕ ክልል የሕዝንን።
በሉ በዞም ጉጅለ ዓሌታውያን ጉጅለ ኦሬንቴሽን ተዋሂብዎም ዝኣተዉ ጉጅለ ተዓናቒፉ ትግራይ ዓርስ ብዓርሳ ተዋዲኣ ዋላ ሰብ ዘየብላ ትትረፍ እምበር እዚ ጉጅለ ኣደመ ጥቕመኛ ብሙስናን ብዓሌታውያን ዝተዋቐረ ጉጅለ ዘይመርሐ ኢልካ ግዝያዊ መንግስቲ ብዝኸዶ ምትዕንቓፍ ኣበይ ከምዝበፅሕ ክንሪኦ ኢና ዓዲ ህዝቢ ኣልባ ዋላ ትኹን እምበር ጉጅለ ኣደመን ኔትወርክን ጉጅለ ሴራን ትግራይ ኣይመርሓን
. ገና መፍለስኹም መወደአኹም በፅሑ አሎ እዚ ዋይዋይታ ዘሚፀአልኩም አሎ ተፀበይዎ
ዝንጀሮ ብሰበስብ ይሻለው ነበር! አህባይ ምአከበ ክኸሾ ነይሩ! እንደዝህ የወረደ ህቦረተሠብ ከመሠብሠብ።
😢
ትኽክል ግን ንኹሎም ክኸውን ኣለዎ
Ayni zeybilu hasot!! Kai sirah dille
Band media
Bwsunat ክቱባት ztezerge seminar hazbi ሽረ aywkln ዩ
ድጋፍ ንመን ከምዝሃበ ሪኢናዬ ትሃርፈኦሞ ትስእነኦ ንጌታቸው ደጊፉ ዝብሉ ደናቁር 'ወን እኒሄው።
ህዝብይ ተማርይሩ
ሓሲኹም ኣዋሪዱዎምበር
Yemkawem mulu dimokrasy be tigrai..be lelochm hzbun Dzmtut. HasBu yglets.
ከሚዚ ዓይነት መውጫው ተራእዩን ተሰሚዑን አይፈልጥ ሐሳብ ናይ ምግላፅ መሠል በዲሞክራሲ እዃ ትክክል እንተኮነ ከምዚ ቀይዲ በተክ ፋሉል መድረክ ግን ንህዚቢ ሽሬ አይምጥኖን እንታይ አለዎ ብስነ ስርዓት ኢድኩሞ አውፂኡኩም ሐሳብኩሞ ዘይትገልፁ
Yes ❤❤❤❤👍
Getachew ghetska tirhaq
ኣዶ 30
ግን ክም ሰብ ምሕሳብ ይክሉ ድዮም መሕፈር
ተደንግፁ መጋበርያ ኮንኩም ህዝቢ ትግራይ ቁንዕን ዘይቁኑዕን ምልላይ ሲኢንኩም
Lmat gujile ni afena zeykone ni hadnet tetekemlu
ከራያ የትግራይ ሰው የሚፈልገው መሬቱን እንጂ ሰውን ይደለም። እንደ ጌታቸው ያሉ ወዶ ገቦችም ቢሆኑ እንዲህ ተዋርደው ይባረራሉ።
አንተማ አሁን ቀዳዳ ተገኝታ ተመቸህ።
ዕበዲ ዕሱባት ድሓር ተጋጊና ክትብሉ ኢኹም ክልተ መልሓስ ክትዛረቡ ኢኹም እዙይ ዝኾነ እኮ ናይ ዲሞክራሲ መግለፂ እዩ ህወሓት እዙይ ኣይትፈቅድን ፀረ ዲሞክራሲ ስለዝኾነት
እዝ ንህዝብ ሽረ ዘይክል አስነዋር እዩ
ኣየ ህዝበይ ለባም መስተዋዓሊ ዶ ኣይነበርካን ሆ ኮይኑ ስረሓኻ ኩዕሶ እግሪ ትድግፍ ዘለኻ መሲልካ
ሐዚ እቲመልእኽቲ ንፁር እዩ ዝተወረረመሬትን ዝተፈናቀለ መልሱልና ብሠላምን ዘተን ብዲመክራሲ አየድልየናን እዮም ዝብሉ ዘለዉ እኒሆማይዳ እኒሆ ፈረሰ ምስፋኖን ሻዕብያን ተቃሊሶም ይመልስዎ 4ነጥቢ::
Sham on tplf gujule lmat and balegea cadrea
እዘን ሰረቅቲ ፋፋ እዘን ሰረቅቲ ብላምብለት ሰረቅቲ ቀለብ ሰራዊት ጉጅለ ስብሓታዊያን ተሓባበርቲን እየን
ተልባ ቢጣጣ በአንድ ሞቀጫ
ናይ ደብረፅዮን ሰፍትኔት ተከፈልቲ እዮም ነዚኦም ዘዳምፅ የለን
ባንዳታት ናይ ደብረፅዮን ተለአአክቲ
ደብረፅዮን አብ ሽሬ ክልል ይመስረት
ካብ ሕዚ ንደሐር ደብረፅዮን ድጋሜ ናብ ስልጣን ንምምፃእ ብተለአአክቱ ዝግበር ዓወፅዎፅ ሕልሚ እዩ
ወይ ትግራይ ክትበታተን እንተዘይኮይኑ በምንም አይሕሰብን እዩ
ሐምሳ ዓመት አፊኖም ክገዝኡና አይኽይኽኡልን ስ ሻእብያን ምስ ፍኖን። ኮይኑ ጅኖሳይድ ከኽ ክፍፅመልና እዮ
ደልዮ ዘሎ ክውገድ አለዎ ደብረ ፅንተት
አሳዛኝ ወይ ትግራይ
እዙይ ድሞክራሲ ምኻኑ ኽ ትፈልጡ ዶ፧?