ሰበር ሓድሽ መግለፂ ህወሓት፣ኣዋጅ ቃልሲ ተኣዊጁ [ሎማዓንቲ] /ጌታቸውረዳ ምዕራብ ትግራይ ወዲእና ተስማዕሚዕና ኢሎም/ tigray news

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 45

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 Годину тому +5

    ጌታቸው ዝኣመነን ማይ ዝሓቖነን ውፅኢት ኣልቦ እዩ።

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 Годину тому +4

    ጌታቸው ንትግራይ ኣይውክልን መሽረፈትን ብልፅግናን ኢዩ ከሃዲ ወንጀለኛ ደም ደቅናን እንዳዋሓጀ ከሎ ስዉኣት ዝጠለመ ጠላምምም ኢዩ

  • @michaelkidane6578
    @michaelkidane6578 19 хвилин тому +2

    Viva Tplf let's stand together for Tigray people period

  • @Tigraway872
    @Tigraway872 3 години тому +3

    ቀፅለሉ ፅቡቅ ኣለኻ

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 Годину тому +5

    ጌታቸው በአብይ መተት ደንዝዝዋል 😂

  • @መረረው_24
    @መረረው_24 3 години тому +4

    ደቂ ዓደይ ደሙሩኒ 1000 ኣብፅሑኒ ሓውኩም ተጋዳላይ መረረው መልዒሳ እየ።

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx 2 години тому +2

    እዚ ናይ ጌታቸው ስብስባ ተረዲኡኩም ተኾይኑ ልክዕ ህወሓት መግለፂ ምስተውጽእ ይሰርሕ ኣለኹ ንምባል ሓባል ከትብለኪ ቀድምያ ዝዓይነቱ ስብሰባ ከምዝኾነ ፀሓይ ዝወቀዖ ሓቂ ዩ እዚ ናይ ጥፍአት ከምቲ ውድብ ህዝቢ ትግራይ ዝበለቶ ክውገድ ዩ ዘለዎ ህዝብና ብመፅብዓ ን ተስፋን ረብሪቡ እዩ ስልዚ ሕጂ ውን ቃልስና ኣጠናኺርና ከነወግድ አብ ጎኒ ህወሓት ደው ምባል ኣማራፂ ዘይብሉ ስለ ዝኽኮነ በዚ አኼባ ዶ ስብሰባ ናበልካ ምድንጋር ጠጠው ክብል ኣለዎ ካብ ዝበስበሰን አብይ ኣሕመድ ዩ ሽሙኒ ካብ ዝብል ሓይሊ ክሕደት ንቃለስ ንቃለስ ንቃለስ ንቃለስ ስጋብ መውርዳእታ ንቃለሶ ክብርን መጎስን ነቶም ምእንቲ ህዝቦም ዝሓለፉ ሰማእታትና ትግራይ ይስዕር

  • @Girmay-j8w
    @Girmay-j8w 6 хвилин тому

    መግለፂ ኻልእ ኣብ መሬት ኻልእ....ጌች..ጀ/ፃድቃን ዘሸንፍ የለን

  • @Mulugeta8615
    @Mulugeta8615 3 години тому +3

    ባእልትኹም ስለ ዘይካአልኩም ክልቴኹም ፍርዱ ውሳኔኡን ንሕዝቢ ተግራይ ቅረቡ ፍርዱ ናይ ሕዝቢ ይኹን😅😅😅

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m 3 години тому +2

    ዋይዛ 2+ሰሙን ትባሃል ወግዒ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 3 години тому +1

    ግምት ፕረሲዴንት ብምቅይያር ዝመፅእ ለውጢ የለን። ክልቲኦም ጉጅለታት ፀገም ህዝቦም ኣቐዲሞም ብልዝብ ክፍታሕዎ ኣለዎም።

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx Годину тому +1

    ርድእ ነገር ኣይተርድእ ዩ ሞ ልሳን ኣብይ ኣሕመድ ዝኾነ ድቃላ ክወርድ ኣለዎ

  • @mearggebrezgabher974
    @mearggebrezgabher974 2 години тому

    ይበል ግምት ❤

  • @shishaykifluwoldegebriel162
    @shishaykifluwoldegebriel162 3 години тому +2

    መሓመድ ታይ ይምልከተካ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዓኳር

  • @TmnitTekle-rh7kf
    @TmnitTekle-rh7kf Годину тому

    Ya kexlelu

  • @GereKiros-m7s
    @GereKiros-m7s Годину тому

    ህፃን ኪኻ ህፃን

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 5 хвилин тому

    ልዕሊ ክልተ ዓመት ናይ ግምት ሓሶት :- ህዝቢ ናብ መረባቱ ንኽምለስ ኣብ ዝሓሽ ምርድዳኣ ኣሎ i i

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha 2 години тому +2

    ጌታቸው ንትግራይ አይውክልን ኣማሓራይ እዩ

    • @StrangeStick
      @StrangeStick Годину тому

      Shush getschew orjenal tigraway new gech❤ rayaaa tigraway new demachen atyntachenen enkeseksalen mydre buda ahya tigrWayn atagegutem bekaaaannn

  • @abdayuabaygm2394
    @abdayuabaygm2394 Годину тому

    ንክልቲኦም “ተመዛበልቲ ናብመረበቶምን መሬት ትግራይ አብ ምምላስ ተገዲሶም ወይካኣ ናብ ቅድሚት አምፂኦም ንምታይ ዘይትፈትሕዎ?” ኢልኩም ዘይትሓትዎም።

  • @አረጋውካሳው
    @አረጋውካሳው 57 хвилин тому

    ጌታቸው ጊዜ ሓሊፋቶ እያ ውዲት አብይ ዘተግብር እዩ እዚ ኹሉ 2ተ ሙሉእ ብህዝቢ ይቅለድ ነይሩ ግዝአት ትግራይ ወይ ሞተ ክብለ ነይርዎ በዚ አሰንዝላልነትቱ ብዙሕ ተመዛባለ ግፈዐ በፀሕዎ እዩ

  • @teweldehaileselassie2016
    @teweldehaileselassie2016 3 години тому

    ሹሽ 😂

  • @Tekle-lr6it
    @Tekle-lr6it Годину тому

    ንሱስ ዳሓን ይኹን ንህዝቢ ዘለዎ ረብሓ እኮ እንታይ እዩ?

  • @BKMGA
    @BKMGA 3 години тому +1

    fack accusation from the mafya group.

  • @mohemmedabdelwaheb-n8s
    @mohemmedabdelwaheb-n8s 4 години тому +2

    ሐቅነት አለዋ ድዩ ንሱ ወሪዱ ሰላም እንተንረኽብ ሻነ

  • @NegaGebre-p7p
    @NegaGebre-p7p Годину тому

    ጌታቸው ፡ ረዳ ፡ ትግራይንትግራዋይንንምብታን ፡ ናይአ ብይ ፡ ኩርኩር ፡ ኮይኑ ፡ ይሰርህአሎ

  • @zeekee2767
    @zeekee2767 3 години тому

    TPLF is working with fano. That's why welikayit is not free.

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb Годину тому

    ህወሓት ሓሽሻም ሰኺራ ጨኔቅዎ

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 3 години тому +2

    Getachew maz ika twerdelna telaki nay shwa

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 2 години тому

    Debrestntet tnafku eta bret bkdmekumn bdhrekmn hansavn nhawarun hzbi gena aysteneten kem tblu zelekum fleti tesawida zela shaebya bzey quinat hade bhade kttefue ekum lewti dleywa ktdhnu

  • @mearggebrezgabher974
    @mearggebrezgabher974 2 години тому +1

    ዘጣየሽናዮ ዝብል ህወሓት ዘጣየሸቶ ግምት የለን ምኽንያቱ ግምት ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ።

    • @MehariWeldu-vv2sx
      @MehariWeldu-vv2sx 2 години тому

      ደምባር ዘይትፈልጥ ኣይትናገር መን ዳ ኣብይ ኣሕመድ ዓንዛር

  • @haymimillen166
    @haymimillen166 3 години тому

    😂😂😂😂😂😂

  • @Noname-n7b3u
    @Noname-n7b3u 2 години тому

    Girmba bokok

  • @HaftomTadese-wb8wj
    @HaftomTadese-wb8wj Годину тому

    ጉጅለ አደመ ብዘሕዝን መንገድ ፀለመ ተወድእዎም

  • @kirosgebremeskel
    @kirosgebremeskel Годину тому

    ንሕና እነውርዶ ወዲ ዓጋመ የለን፥ ንሕና እነውርዶ ፥ ወዲ ራያ የለን፥ ንሕና እነውርዶ የለን፥ ንሕና እነውርዶ ወዲ ዓድዋ የለን፥ ንሕና እነውርዶ ወዲ አክሱም የለን፥ ንሕና እነውርዶ ወዲሽረ የለን፥ ንሕና እነውርዶ ወዲ ሕሞራ የለን፥ ንሕና እነውርዶ ወዲ እንደርታ የለን፥ ንሕና አውሪድና ቀጥቂጥና ቀቢርና ዘይንጸግቦ ስድራን ዕስለን እንዳ ረሳሕ ነጋ እዩ። እንዳ ረሳሕ ነጋ ቀይሕ ደም አለዎም፤ ንሕና እውን ቀይም ደም አለና። እቲ ን 60 ዓመት ደም ዘንበዐና ዕስለ እንዳ ርስሓት ነጋ እንቈብረሉ እዋን አብ ወርኃ ታኅሣሥ ኢዩ። እሕና ለባማት ተጋሩ ኣብ ግን
    ጎኒ ጊዜዊ መንግሥትና ኣለና!።

  • @AbelBrhane-e3o
    @AbelBrhane-e3o 52 хвилини тому

    ናይ ጉጅለ ኣደመ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዳቀረበ እዩ

  • @All-w9s
    @All-w9s 3 години тому

    ህዝቢ ትግራ ንቓሕ! እዚ ጉጅለ ጥፍኣት ስብሓት ነጋ ድሕሪ ክለተ ሰሙን ናይ ሕድሕድ ኲናት ንኽልዓል ክገብር እየ እዩ ዝብል ዘሎ።

  • @LetebrhenFisihe
    @LetebrhenFisihe 2 години тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb Годину тому

    ህወሓት ሓሻዊት ጨኒቅዎ
    ህወሓት ጨናዊት ኤርትራዊት

  • @AbuYousuf-dq3bj
    @AbuYousuf-dq3bj 2 години тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂