Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Gal seretey shkor abet girma beraki hawey edimen tinan yahabkum lebam sebeyat rekibka kemi beli mama ❤
@@tesfommelake2982 ጸቢብነት ግደፍ ሳምሩ ንነብሳን ናይ ስድራ ኣታዓባብያን ጥራይ ያ ትገልጽ ።ዝሕሻ ፈሊጣ ሲ ናበይ ተመርዕያ ከኣ ፍለጥ መልሲ ክርዳኣካ ኢለ የ ብናትካ ።
Getski trhaq,entay amtso hjs serate do gele,mbal tsebab hangol
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@😢lidiatesfay7807
@@dl4055 ታይ ነፊሑካ ጓል ሰረት'ንድያ 😂
ብመጀመራያ ስላምታያ የቅረብ ንዚ መደበ ዝዳሉኩም ኩሉ ግዜ ጽፈት ዘሎዊ ስራሕ ከብ አካዳድናኩም ትሕትናክም አገናዕ ቀጽሎዊ !!! ድምጽዊ በረኪ ምስ በዓልቲ ቤቱ ፍቅረን ስላምን እንዳተመነኩ ድምጸዊ በረካ አብኡ ዘለኒ አኩብረት መወዳእታ የብለይን እቲ አብ ስብ ዘሎዊ እክብረት ሐሊያ ትን ፍቅረን የድነቁ !!! ካብኡ ብምቅጻል አብዚ መደብ ተምጽዊ ብዛዕባ ሐዳረ ጠቂሚ እዬ ቀጽለዊ !!! ከምኡን አደታታ ( singlemom) በየነን ብዝተፍላላ ምክነያት በዓል ቤተን ዘየለ ግን አብ ጽብቅ ፍረ ዘበጻሐ አዴታት አለዋ ንስብ ክምህረ ስለ ዝክእል ሃስስ እንዳበልኩም ከተቅረቡ በአክረት ይምሕጸን!!! ከምኡውን ናያ ሃያማኖት አበታት ከተምጽኡልና መሃረያ ይመስለኒ ካብዚ ብምቅጻል ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎዊ!!!
በራኺ ሓወይ እንቃዕ ደስ በለካ ።ሓዳር ወሳኒ ናይ ሂወት መኣዝን ዩ ደጊመ ጽቡቕ ዕድል ።ቀጺለ ሰበይትኻ ሳምሩ ሕብራ ኣቃውማ ገጻ ኣከዳድናኣ ብፍላይ ኣብ ታ ወኒነይ ትብል ደርፍኻ ክትቅበለካ ካላ 👌👌👌ዋው ብጣዕሚ ያ ትምስጠኒ ።መባልይቲ ይግበርኩም ሳምሩ ካኣ ከማኺ ትመስል ትፍጠረለይ 🙏🙏🙏😍😍😍 ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ከምዚ ናተይ ፍቕሪ ዘለኩም ላይል ረጊጽኩም ሕለፉ ።
እሞ አነ ንዶ እንየኩንውሰደኖ😂😂😂
@@ምሰኩሉብፍቅሪ 😄😄መልሲ ያ ናይ ብሓቂ ኣብዛ ጠቓይ እንትህልዊ ሞ ከኣ ከም ሳምሪ ባሕሪ ጨዲደ ምበር ምወሰድኩኪ 🙏🙏🙏😘😘😘።
ዋውውውውውውው ካብቶም ዝፈትዎምን ዘድንቖምን ደረፍቲ ሃገርና በራኺ እዝጋቢሄር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም
በራኺ ሓወይ ሓላል ብሩኽ ከም ስሙ እዩ ብሓቂ 👍🏽 ሽኮሪና ሰበይቲ ኣላትካ ሓዳርኩም ይባረኽ ጽቡቓተይ❤❤❤
ብጣዕሚ... ደስ ዘብል.... መደብ. በራኺ... ልዕሊ... ማንም... ቅንዕንኡ... እዩ... ደስ ዝብለካ ❤❤❤
❤አዋይ ዋኒነይ ሽኮር ሙሉአ ዕድሜኹም መታኣርግቲ ይግብርኮም❤💪🇪🇷🙏 ተኽሽ ሓወይ ❤💪🇪🇷🙏ህድሞና❤💪🇪🇷
ደስ ትብሉ ብጣዕሚ 🙏She is So Lovely and beautiful ❤❤
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ስነጥበባዊ በራኺ & ሳምራዊት ❤❤❤
ዋውውውውው በራኺ.... ሓወይ.... ዕድለኛ ኢኻ. ጋል.... ዓዲ... ጎነድ ( ዕጣን.... ዘርአ ).... ብምርካብካ...... ብኽቡር.... ባህሊ... ሕብረተሰብ..... ዝዓበየት... ምኻና... ርግጸኛ... እየ. እቲ... ከባቢ... ጽቡቅ ጌረ... ስለዝፈልጦ. ዕድመን... ጥዕናን... ይሃብኩም 🙏🙏🙏
yes 👏👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም ምስ ቃል ኪዳንኩም ንበሩ ብውላድኩምን ብሃህገርኩምን ትሓጎሱ ኣሜን❤🙏🙏🙏🇪🇷
ኣሰይ ደስ ዝቢል ዕላል ከም ናይ ኣቦታትና ሓዳር ኣምላክ መባልይቲይ ይበልኡም ፈታሪ፡❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ኣምልኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ዝተባረኸ ሓዳርን ይግበረልኩም በራኺ ሓወይ ኣጆኻ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ኢኻ I love you and Ilike you with your family
Des tblu btaemi ❤❤❤ bhji gn n filmon mahray bealti betu feruz tesfalem amxulna bejakumAzyom des zblu eyom thank you ❤❤❤
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደስ ዘብል ሓዳር ኣምላኽ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I luv him Beraki ❤ 🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሰይ ክልተ ፍቁራት አምላክ ሐዳርኩም ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሸኮሪናታት 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
Beraki zefetweka Behlfi eta Zefetwa MESELAY SUPER 🎉🎉🎉❤❤❤👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏
በራኺ ጎይታ እግሪ መኸል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዳርኩም ይባረኽ
በራኪ ብሩክ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ።
ዋዉ በራኪ ጎይታ ታሪክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
እዳ ቢኺ ቡሉጻት ሰባት እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ሞር ግልጹነት❤❤❤Thanks
በሬ ሓወይ ከ ❣️❣️ ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንህጻን ድማ ብጥበብን ጸጋን የዕቤልኩም ፈጣሪ ❣️🙏🙏
እውይይይ ግርህነት ብሓቂ ጻዕዳ ልቦም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በራኺ:🎉🎉🎉🎉❤❤❤በራኺ:ወራስ:ሕድሪ:ስዋኣትና:ካብ:ልብና:ንፈትዎን:ነፍቅሮ:ሐዳርኩም:ይባርኸልኩም🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Omg ezom hmaq tshfu zelekum gn seb znebero zeykone zelewo eyu zegeds frdi gdefu hadarkum ybarek❤
በራኺ ሽኮር ቁኑዕ,ፈቃር ወዲ ኤረይ ጅግና ሓቂ ስጋ ስዋኣት እወ ስዋኣትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏🏾
ትግረኛ ትንሺ ትንሺ እሰማለሁ ግን በረከትን በፍቅር ነዉ እምወደዉ ሁሉንም ዘፈኖች ሁልጊዜ ከመስማቴ የተነሳ ሸምድጃቸዋለሁ በተለይ ስለጦርነት የዘፈረዉን በእንባ ነዉ እምሰማዉ ❤❤❤❤❤❤ ሚስቱ ታድለሻል 🙏🙏🙏 ኢትዮ ነኝ አማራ፡፡
❤❤❤
❤❤❤❤
Enamesginalen ❤❤❤❤❤❤ from ertriea @@selamsemere9596
ፈሳም ከሀዲ ባንዳ።
Nay Bhaki Abnetawyan Seb Hadar Eg/amlak zeben hadarkum and Kalkidankum ybarkelkum Samri and Beraki ❤❤❤❤❤
Amlak hadarkum ybarkelkum beraki ms samri shkorinatat alalom deymno deki erey halalat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ምቁራት ❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረክ ሳምሪ የ ጽብቅቲ
❤❤❤❤❤❤ ኣነ በራኺ ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትዎ ከም ልቡ ሰበይቲ ሂብዎ ፈጣሪ ብሓቂ ደገኛ ሰበይቲ ካብ እ/ሄር እያ እንቃዕ ሓጎሰካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤
I have observed some exceptional respect thank you guys
May Allah bless Eritrea 🇪🇷
ሹኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጣዕሚ ጽቡቕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በራኺ ሓወይ ለባም ዓቢ ሰብ ሓዳርኩም ይባርኽ ፈጣሪ ጽቡቓተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘድንቐካ ወዲ ኤረይ❤❤❤
Aseyy egziabher hadarkum ybarki
Egzabher hadarum ybarek jeganutatt wuledulina Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina hidmona nebarit kea xbuq sirahi betekirbiwo egibiti eye kexiliwo🇪🇷❤️💪✅️🙏🙏🙏
Breaking one of my favorite 😍 ❤️, his wife and daughter ❤️ are lovely 😍. ❤
ኣቤት ፍቅሪ ኣምላኽ ዝሃቦምሓዳርኩም ይባርክ
Berakaki and Sumrii both of you❤❤❤❤
Hadarkum ybarek kubur artist beraki hawina ❤❤❤
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ:: በራኺ ካብቶም ዝፈትዎም ሐደ ኢኻ እሞ እንቃዕ ቆቃሕ ዝኾነት ባዓልቲ ቤት ፈጠረልካ:: ሳምሪ ድማ ዕድለኛ ኢኺ ዋኒነን ወነንኪዮ
ኣሰይ ጽቡቓት በራኺ ጡዑይ ሰብ አንዲኻ እንቃዕ ሓጎሰካ ❤
በራኺ & ሳምሪ ሓዳርኩም አምላኽ ይባርኸልኩም
Des zeblu sdra God bless them 💖. Beraki we love your great music keep it up &Samri wereja Lebanon seb eki edmen tienan yhabkum🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
Beraki 525 eu Nifuati eyom kulom❤❤❤❤ alka do awu zinbrka deki Eriay xida
ዋውውውውውአንታ አብነታዊ እንዳጠሐኒት ጸኒሐስ ጸብሒ አታ ንስኻስ እድመ ጥእና ❤🎉
በሬ ሓወይ & ሳምሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ምስ ጎልኩም ❤❤❤❤
🎉🎉🎉Aseyyyy Egzabhier Amlak edmen tienan yhabkum 🤴👸🏽💎💓💓❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻hadarkum ybark❤
ህድሞና ኑፉዓት በጃኹም ናይ ሰብ ሓዳር ኣብነታውያን ኩሉግዜ ኣምጹልና ❤🇪🇷
ቡኡነት ሰምሪ ኣደይ ኮይና ተሰሚዓትኒ ከምዚ ክገልጻ ዝጸነሐስ ኣደ ያ ❤❤❤❤
Beautiful couple ❤I hope you guys grow old together 🙏🏽🥰
Hadarkum ybarek. Mis fkrkum.yenvrkum .👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉
edmen tinan yhabkum xbuqat Familie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
ጽቡቓት ፍጥረት ምስ ሒማኹም የንብርኩም።❤❤❤
Aseyyy beraki hawey mqrti kemaka xaeda sebeyti rekibka hadarkum ybarek fquratey❤❤❤❤
ደቂ ኤረይ ጽቡቓት ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቃልክዳንኩም የጽናኣዮ
መባልይቲ ይግበርኩም ኣምላኽ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Waww miqurat hadarkum yebarek ❤❤❤
Edmen tenan yehabkum berakin & samrin hadarkum ybarek ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቁኑዕ ሰብ በራኪ,, በሓቂ ኣምላኽ ንዑኡ ትበቅዕ ሰብ ሂብዎ,, ፍቅርኩም ይብዛሕ 🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ፍጹም ፍቕርን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቓተይ። 👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🇪🇷
Bera abi sab gerhi lewhi egzabhier amlak haderkum yrbark❤❤🎉🎉
Aseyyyyy xebekete mereate Beraki hawena edmen tenann yehbekom mebalete yegberekome♥️♥️♥️♥️🌷🌷
Egzabihere qalkidankum hadarkum ybark ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Edimen teinan yhabekum fetariy yewatyy 🎉🎉🎉🎉
ሰላም ህድሞና መደብኮም ጽቡቅ እዩ ግን ንሓደ ኪልተ ጋሻስ ሰለስቲ ኣቅረብቲ በዚሖም ክሎም ክዛረቡ ይደልዩ ነቶም ዕዱማት እኹል ግዜ ኣይህብውሙን ኣብ ገሊኡ ባዕሎም ይዕብልልዎም ስልዚ ነቶም ትዕድምዎም ኣጋይሽ እኹል ግዜ ኪትህብዎም ኣለኮም።
ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amlak hadarkum ybarkelkum ❤❤
Beraki Anbesa btami zfetwo derafay ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏 Hidmona btami xbuk medeb ❤❤❤❤
Hadarkum ybarek beraki xaeda ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Shekorina fetret welcome kemu breaking thanks hedmona nebarit ❤❤❤
Btaemi des zblu seb hadar ❤❤❤❤❤❤❤
መርዓት ምልሶት ቀጣን ስጋለት እትብል ደርፍታቱ ኣዚዬ እዬ ዘድንቖሰበይትኻ ማለት ክኣእታ ነታ ለዋህ ወላዲት ቀጺላ ሰላ ናይምሉእ ዕድሜኻ የማናይ ኢድ ናይ ሂወትካ ምዃና ፈሊጥካ ንዝተረፈንዕድሜኻ ከተስተማቕሮ ብትሕትና ክምሕጸነካ እፈቱ❤❤❤❤🙏🏿🙏🏿🙏🏿👏👏🎁😍🌹🌹
እግዝአብኄር ሓዳርኩም ይባርኽ ። ❤❤❤❤❤
ህድሞና ነባሪት እዚ ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ዝብል ፕሮግራምኩም ብጣዕሚ መሃሪ ፣ ኣዘናጋዒን እዩ ። ኣነ ኣብ ኣሜርካ ይቅመጥ ዝለዓለ ናይ ሕክምና ትምህርቲ ተማሂረ ጽቡቅ ስራሕ ፣ ጽቡቅ ኣታውን ኣለኒ ፣ እዚ ግን ፈጺሙ ዕግበት ፈጢሩለይ ኣይፈልጥን ምኽንያቱ ኽልተ ግዜ ሓዳር ፈቲና ስለ ዘይቀደወኒ፣፣ ምስ እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝተቀስክዎ ንዋታዊ ርክበት ፣ ኩሉ ብገንዘብ ዝግዛእ ክገዝእ እንዳ ኸኣልኩ ድኻ እየ ምኽንያቱ እቲ ዘድልየኒ ፍቅሪ ፣ ምዉቅ ሓዳር ሰለ ዘይብለይ ኣብ ሂወተይ ሕጉስ ኣይኮንኩን። እቲ ጠንቂ ናተይ ወይ ድማ ናተን መጻምደይ ዝነበራ ዘይኮነስ እቲ ሎሚ መዓልቲ በዛ ንእሽተይ ሓፍትና ሳምሪን ብሓውና በራኺን ዝተገልጽ እዩ ፣፣ ኣነ ኽልተ ግዜ ክፍትን ከለኹ ብሰብ እየ ተፋሊጠ እቲ ጌጋ ድማ ኣብኡ ይመስለኒ ፣ ከምዚ ናይ በራኺ ርእይ ምስ ኣበልካያ ፣ ምስ ተዓዘብካያ ፣ ጦምቦላህ ኢላ ኣብ ልብኻ ትኣቱ ፣ ኩሉ ነገራ ዝስሕበካ ምርካብ እያ እታ ምስጢር ፣ ሳምሪ እውን እዝስ ንሓዳር ይኾነኒ ኢለ ምስ ነብሰይ ተዛትየ ወሲነ ዝበለታ ነጥቢ ኣዝያ ወሳኒ እያ ፣ እዚ ክትብል ከላ እቲ ናይ መጀመርያ ጦብላሕታ ክሳብ ክንደይ ወሳኒ ምኳኑ እዩ በሪሁለይ ፣ እዞም የሕዋተይ ዓቢ ትምህርቲ እዮም ሚሂሮምኒ ። እዚ ሰብ ዘማጽኣልካ ከምዚ ደላላይ ብዛዕባ ሓንቲ ክሸጣ ዝደሊ ነገር ጌሩ ዝነግረካ ኢካ ትሰምዖ ትእምኖ እውን ባዕልካ ነታ ንብረት ምስ ረኣኻያ ግን ካብቲ ዝተገለጽልካ ኣዚያ ዝረሓቀት ኮይና ኢኻ ትረኽባ፣፣ እምነት ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ፣ ምትእምማን ክህሉ ኣለዎ ወሳኒ እውን እዩ ፣፣ በዚ ንዓይ ዘጋጠመኒ ክርእዮ ከለኹ ግን ናይ እምነት ጸገም ኣይነበረናን ፣ ኣነ እሙን እየን ፣ ዋላ እተን መጻምድተይ ዝነበራ እውን እሙናት እየን ፣፣ እቲ ጸገም ንዓይ ኸምዚ ኮይኑ ይርድኣኒ ፣ ሓንቲ መፍትሕ ማዕጾ ፣ ኣርማድዮ ፣ ገዛ ትከፍተልካ ፣ እዛ መፍትሕ ነታ ክትከፍታ እትኻል መዋስብታ ማዕጾ ፣ ኣርማድዮ ፣ብሽክለታ ወዘተ ጥራህ እያ ትኸፍተልካ እምበር መፍትሕ ስለ ዝኾነት ንዝድለኻዮ ማዕጾ ኩሉ ትኸፍተልካ ማለት ኣይኮነትን ፣ ስለዚ እዛ መፍትሕ ንሕደ ማዕጾ ፈቲንካያ እንተ ዘይከፈተትልካ ሕማቅ እያ ፣ ኣበር ኣለዋ ፣ ኣይትጠቅምን እያ ፣ ክትጉሓፍ ኣለዋ ማለት ኣይኮነን ፣፣ ነቲ በሪ ዘይከፈተቶ መውስብታ ማዕጾ ስለ ዘይኮነ ጥራሕ እዩ ፣ ካልእ ዝዋሰባ ትከፍቶ በሪ ግን ኣለዋ ፣፣ ኣነ ምስተን ኣሕዋተይ እውን ሓዳር ክንገብረሉ ዘይከእልና ምኽንያት እቲ ኣነ ዘለኒ መፍትሕ ልበን ኣይከፈቶን ፣ እቲ ናታተን መፍትሕ እዋን ነቲ ናተይ ልቢ ኣይከፈቶን ፣ ስለዚ ብምርድዳ'እ ብኽብሪ ፣ ብዘይ ቤትፍርዲ ላዕልን ታሕትን ነቲ ናይ ቃል ኪዳን ውዕልና ሰሪዝና ከም ኣሕዋት ክነብር ወሲና፣፣ እዚ ነገር ሓዳር ብጣዕሚ ስለ ዘተሓሳበኒ ኣብቲ ሙያ ዘለዉ መሳርሕተይ የዕሩኽተይ ፣ ሳኮሎጂስት ፣ ሳይካትሪስት የዕልል እየ ፣ ግን መውስቦ ባህላዊ ኽብርታት ስለ ዘለዎ ፣ ብናይ ሕብረተሰብ ኣቃውማ ፣ ኣመጻጽኣ ፣ ሃይማኖት ወዘተ እውን ኣብ ውሽጡ ዝሓዘ ስለ ዝኾነ እቲ መሳርሕተይ ኣብ ሳይንስ ዝተመርኮሰ ምኽርታት ፣ መልስታት ኣየዕገበንን ፣ ንሕቶይ እውን ኣይመለሰለይን ፣ ኣነ ካብ ልበይ ሃገርይ ዘፍቅር ኤርትራዊ እየ ፣ ባህለይ ፣ ህዝበይ ፣ ክብርታት ኤርትራ ኩሉ ኣብ ልበይ ዓቢ ተራ ኣለዎ ፣ ስለዚ ሓሓሊፈ ኣብ ግዜ ዕረፍተይ ናይ ኤርትራ ቻናላት ይዕዘብ እየ ፣ ናይ ሎሚ መዓልቲ ግን ኣዝያ ዘገረመትኒ መዓልቲ ኮይና ረኺበያ ፣ እቲ ንነዊሕ ግዜ ግድል ኮይኑኒ ዝጸንሔ ሕቶ እዮም መሊሶምለይ ፣፣
Niska wen kubur hawena bitaqmi abi sebe eka beslame mis zen yehwatna miflelayka wen abi xega eu ❤❤❤❤
ኣምላኽ ንልብኻ ትመልእ ሓዳራን ዉሉዳን ባዓል ቤታን ኣክቢራ ትኸይድ ይፍጠረልኻ❤❤❤
Egziabiher natka hewan mesengelka etmeli yhabka.
Ajoka nska wn emun ika bhaki.mknyatu tefelalika eqa ente konka gin emunat mnbaren gelixkayen aleka.zgermeka Seb lomi Ms tefelaleye hmak na mexamtdu eyu zzareb emo kibret yhabka.amlak kea Kem dlyetka yhabka
Ajoka zhawey mearey amlak natka zbela kfetrelka eu
Beautiful couples 🎉❤❤️🙏
Hadrkum yibark.
Amlak edmen tenane yehbkem ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mechem kalat yebleyin hedarkum Egiziaebher aemlak yibarek ketisliwo edmen tienan yhebkum fetary beautiful 😍 🤩 👌 ♥️ ❤️ ✨️ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Hadarkum ybarekh bataemi xbuk fkri ❤❤❤
ብሓቂ ዝግባኣ እያ
Bini qedamay wexu🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The best 🎉❤
ሓዳርኩም ይባረኽ🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you all
ናይ በሓቂ ደስ ዝብሉ ስድራ ❤❤
ሰሚራዊት ጽብቕቲ ኩሉ ግዝየ ጽጋኹም ይብዝሓዮ❤❤❤❤❤❤
ኣሜን አያይ ❤️❤️⏰⏰⏰⏰🍇🌳🌳🌳🇪🇷🏡🏡🏡🏍️🎖️🎋🎋⏰⏰🐪🐪🍇🇪🇷
Hadarkum ibarkelkum🎉🎉❤❤
Aemlak hedarkum yibarkelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤
በሬ ሓላል ትግብኦ ኢዩ ምቅልልቲ ሰበይቲ ❤
ካብ ስርሑ ትሕትንኡ ካብ ትሕትንኡ ቅንዕኒኡ ሙቕሉል ዝኾነ ሰብ ናይ ሰበ ሰባት
ዋዉ አዚና ነኽብሮን ንፈትዎን ሐያል ስነጥበበኛ በሬ ሽኮር አዚያ ጽብቅቲን ዋሐለን ባዓልቲቤትካ ምጭዉቲ ዉላድኩም ፈጣሪ ፍቅርኹም መመሊሱ የብዛሐልኩም ሙቁራት ደቂ ኤረይ ።በሬ ደድሕሪ ጀግና ሰብአይ ጀግና ሰበይቲላ ኢኻ ትብለና ዘለኻ ።መልክዓን ፍሽሕታዓን እሞ ንርእዮ አለና አዚኹም ደስ ትብሉ ሰብ ሐዳር ሕድሞና አዚዩ ጽቡቅ መደብ በርትዑ ።ደቂ ኤረይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👏
First off all thanks hidmona nebarit and tumat sidra bet beraki memheran hizbi hidmona dima kemzi seb hadar zineharulu medeb entetigebru des yiblena thanks any way
ናይ በሓቂ ደስ ዝብሉካ ን ይምሰል ዘይኮኑ ሓቀኛ ሂወቶም ደስ ኪብሉካ
ህድሞናሽው ማዐር ዝፈሰሶ ዕላል እዩሞ ቀጽልዎ ማሀርን ኣዛናጋዕን እዩ ተንኪው❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤እንኳዕባ ኣይሓለፈትካ ሽኮሪና ኪዳንኩም የጽናዓዮ❤❤
በራኺ መስ ባዓል ቤቱ በቲ ዝርኣኽዎም ማራ ገርህታት አዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጋልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gal seretey shkor abet girma beraki hawey edimen tinan yahabkum lebam sebeyat rekibka kemi beli mama ❤
@@tesfommelake2982 ጸቢብነት ግደፍ ሳምሩ ንነብሳን ናይ ስድራ ኣታዓባብያን ጥራይ ያ ትገልጽ ።ዝሕሻ ፈሊጣ ሲ ናበይ ተመርዕያ ከኣ ፍለጥ መልሲ ክርዳኣካ ኢለ የ ብናትካ ።
Getski trhaq,entay amtso hjs serate do gele,mbal tsebab hangol
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@😢lidiatesfay7807
@@dl4055 ታይ ነፊሑካ ጓል ሰረት'ንድያ 😂
ብመጀመራያ ስላምታያ የቅረብ ንዚ መደበ ዝዳሉኩም ኩሉ ግዜ ጽፈት ዘሎዊ ስራሕ ከብ አካዳድናኩም ትሕትናክም አገናዕ ቀጽሎዊ !!! ድምጽዊ በረኪ ምስ በዓልቲ ቤቱ ፍቅረን ስላምን እንዳተመነኩ ድምጸዊ በረካ አብኡ ዘለኒ አኩብረት መወዳእታ የብለይን እቲ አብ ስብ ዘሎዊ እክብረት ሐሊያ ትን ፍቅረን የድነቁ !!! ካብኡ ብምቅጻል አብዚ መደብ ተምጽዊ ብዛዕባ ሐዳረ ጠቂሚ እዬ ቀጽለዊ !!! ከምኡን አደታታ ( singlemom) በየነን ብዝተፍላላ ምክነያት በዓል ቤተን ዘየለ ግን አብ ጽብቅ ፍረ ዘበጻሐ አዴታት አለዋ ንስብ ክምህረ ስለ ዝክእል ሃስስ እንዳበልኩም ከተቅረቡ በአክረት ይምሕጸን!!! ከምኡውን ናያ ሃያማኖት አበታት ከተምጽኡልና መሃረያ ይመስለኒ ካብዚ ብምቅጻል ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎዊ!!!
በራኺ ሓወይ እንቃዕ ደስ በለካ ።ሓዳር ወሳኒ ናይ ሂወት መኣዝን ዩ ደጊመ ጽቡቕ ዕድል ።ቀጺለ ሰበይትኻ ሳምሩ ሕብራ ኣቃውማ ገጻ ኣከዳድናኣ ብፍላይ ኣብ ታ ወኒነይ ትብል ደርፍኻ ክትቅበለካ ካላ 👌👌👌ዋው ብጣዕሚ ያ ትምስጠኒ ።መባልይቲ ይግበርኩም ሳምሩ ካኣ ከማኺ ትመስል ትፍጠረለይ 🙏🙏🙏😍😍😍 ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ከምዚ ናተይ ፍቕሪ ዘለኩም ላይል ረጊጽኩም ሕለፉ ።
እሞ አነ ንዶ እንየኩንውሰደኖ😂😂😂
@@ምሰኩሉብፍቅሪ 😄😄መልሲ ያ ናይ ብሓቂ ኣብዛ ጠቓይ እንትህልዊ ሞ ከኣ ከም ሳምሪ ባሕሪ ጨዲደ ምበር ምወሰድኩኪ 🙏🙏🙏😘😘😘።
ዋውውውውውውው ካብቶም ዝፈትዎምን ዘድንቖምን ደረፍቲ ሃገርና በራኺ እዝጋቢሄር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም
በራኺ ሓወይ ሓላል ብሩኽ ከም ስሙ እዩ ብሓቂ 👍🏽 ሽኮሪና ሰበይቲ ኣላትካ ሓዳርኩም ይባረኽ ጽቡቓተይ❤❤❤
ብጣዕሚ... ደስ ዘብል.... መደብ. በራኺ... ልዕሊ... ማንም... ቅንዕንኡ... እዩ... ደስ ዝብለካ ❤❤❤
❤አዋይ ዋኒነይ ሽኮር ሙሉአ ዕድሜኹም መታኣርግቲ ይግብርኮም❤💪🇪🇷🙏 ተኽሽ ሓወይ ❤💪🇪🇷🙏ህድሞና❤💪🇪🇷
ደስ ትብሉ ብጣዕሚ 🙏
She is So Lovely and beautiful ❤❤
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ስነጥበባዊ በራኺ & ሳምራዊት ❤❤❤
ዋውውውውው በራኺ.... ሓወይ.... ዕድለኛ ኢኻ. ጋል.... ዓዲ... ጎነድ ( ዕጣን.... ዘርአ ).... ብምርካብካ...... ብኽቡር.... ባህሊ... ሕብረተሰብ..... ዝዓበየት... ምኻና... ርግጸኛ... እየ. እቲ... ከባቢ... ጽቡቅ ጌረ... ስለዝፈልጦ. ዕድመን... ጥዕናን... ይሃብኩም 🙏🙏🙏
yes 👏👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም ምስ ቃል ኪዳንኩም ንበሩ ብውላድኩምን ብሃህገርኩምን ትሓጎሱ ኣሜን❤🙏🙏🙏🇪🇷
ኣሰይ ደስ ዝቢል ዕላል ከም ናይ ኣቦታትና ሓዳር ኣምላክ መባልይቲይ ይበልኡም ፈታሪ፡❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ኣምልኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ዝተባረኸ ሓዳርን ይግበረልኩም በራኺ ሓወይ ኣጆኻ ኣይትሕመቕ ቀጽሎ ኢኻ I love you and Ilike you with your family
Des tblu btaemi ❤❤❤ bhji gn n filmon mahray bealti betu feruz tesfalem amxulna bejakum
Azyom des zblu eyom thank you ❤❤❤
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደስ ዘብል ሓዳር ኣምላኽ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I luv him Beraki ❤ 🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሰይ ክልተ ፍቁራት አምላክ ሐዳርኩም ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሸኮሪናታት
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
Beraki zefetweka Behlfi eta Zefetwa MESELAY SUPER 🎉🎉🎉❤❤❤👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏
በራኺ ጎይታ እግሪ መኸል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዳርኩም ይባረኽ
በራኪ ብሩክ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ።
ዋዉ በራኪ ጎይታ ታሪክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
እዳ ቢኺ ቡሉጻት ሰባት እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ሞር ግልጹነት❤❤❤Thanks
በሬ ሓወይ ከ ❣️❣️ ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ንህጻን ድማ ብጥበብን ጸጋን የዕቤልኩም ፈጣሪ ❣️🙏🙏
እውይይይ ግርህነት ብሓቂ ጻዕዳ ልቦም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በራኺ:🎉🎉🎉🎉❤❤❤በራኺ:ወራስ:ሕድሪ:ስዋኣትና:ካብ:ልብና:ንፈትዎን:ነፍቅሮ:ሐዳርኩም:ይባርኸልኩም🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Omg ezom hmaq tshfu zelekum gn seb znebero zeykone zelewo eyu zegeds frdi gdefu hadarkum ybarek❤
በራኺ ሽኮር ቁኑዕ,ፈቃር ወዲ ኤረይ ጅግና ሓቂ ስጋ ስዋኣት እወ ስዋኣትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏🏾
ትግረኛ ትንሺ ትንሺ እሰማለሁ ግን በረከትን በፍቅር ነዉ እምወደዉ ሁሉንም ዘፈኖች ሁልጊዜ ከመስማቴ የተነሳ ሸምድጃቸዋለሁ በተለይ ስለጦርነት የዘፈረዉን በእንባ ነዉ እምሰማዉ ❤❤❤❤❤❤ ሚስቱ ታድለሻል 🙏🙏🙏 ኢትዮ ነኝ አማራ፡፡
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
Enamesginalen ❤❤❤❤❤❤ from ertriea @@selamsemere9596
ፈሳም ከሀዲ ባንዳ።
Nay Bhaki Abnetawyan Seb Hadar Eg/amlak zeben hadarkum and Kalkidankum ybarkelkum Samri and Beraki ❤❤❤❤❤
Amlak hadarkum ybarkelkum beraki ms samri shkorinatat alalom deymno deki erey halalat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ምቁራት ❤❤❤❤ ሓዳርኩም ይባረክ ሳምሪ የ ጽብቅቲ
❤❤❤❤❤❤ ኣነ በራኺ ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትዎ ከም ልቡ ሰበይቲ ሂብዎ ፈጣሪ ብሓቂ ደገኛ ሰበይቲ ካብ እ/ሄር እያ እንቃዕ ሓጎሰካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤
I have observed some exceptional respect thank you guys
May Allah bless Eritrea 🇪🇷
ሹኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መጣዕሚ ጽቡቕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በራኺ ሓወይ ለባም ዓቢ ሰብ ሓዳርኩም ይባርኽ ፈጣሪ ጽቡቓተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘድንቐካ ወዲ ኤረይ❤❤❤
Aseyy egziabher hadarkum ybarki
Egzabher hadarum ybarek jeganutatt wuledulina Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina hidmona nebarit kea xbuq sirahi betekirbiwo egibiti eye kexiliwo🇪🇷❤️💪✅️🙏🙏🙏
Breaking one of my favorite 😍 ❤️, his wife and daughter ❤️ are lovely 😍. ❤
ኣቤት ፍቅሪ ኣምላኽ ዝሃቦም
ሓዳርኩም ይባርክ
Berakaki and Sumrii both of you❤❤❤❤
Hadarkum ybarek kubur artist beraki hawina ❤❤❤
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ:: በራኺ ካብቶም ዝፈትዎም ሐደ ኢኻ እሞ እንቃዕ ቆቃሕ ዝኾነት ባዓልቲ ቤት ፈጠረልካ:: ሳምሪ ድማ ዕድለኛ ኢኺ ዋኒነን ወነንኪዮ
ኣሰይ ጽቡቓት በራኺ ጡዑይ ሰብ አንዲኻ እንቃዕ ሓጎሰካ ❤
በራኺ & ሳምሪ ሓዳርኩም አምላኽ ይባርኸልኩም
Des zeblu sdra God bless them 💖. Beraki we love your great music keep it up &Samri wereja Lebanon seb eki edmen tienan yhabkum🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤
Beraki 525 eu Nifuati eyom kulom❤❤❤❤ alka do awu zinbrka deki Eriay xida
ዋውውውውውአንታ አብነታዊ እንዳጠሐኒት ጸኒሐስ ጸብሒ አታ ንስኻስ እድመ ጥእና ❤🎉
በሬ ሓወይ & ሳምሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ምስ ጎልኩም ❤❤❤❤
🎉🎉🎉Aseyyyy Egzabhier Amlak edmen tienan yhabkum 🤴👸🏽💎💓💓❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻hadarkum ybark❤
ህድሞና ኑፉዓት በጃኹም ናይ ሰብ ሓዳር ኣብነታውያን ኩሉግዜ ኣምጹልና ❤🇪🇷
ቡኡነት ሰምሪ ኣደይ ኮይና ተሰሚዓትኒ ከምዚ ክገልጻ ዝጸነሐስ ኣደ ያ ❤❤❤❤
Beautiful couple ❤I hope you guys grow old together 🙏🏽🥰
Hadarkum ybarek. Mis fkrkum.yenvrkum .👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉
edmen tinan yhabkum xbuqat Familie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
ጽቡቓት ፍጥረት ምስ ሒማኹም የንብርኩም።❤❤❤
Aseyyy beraki hawey mqrti kemaka xaeda sebeyti rekibka hadarkum ybarek fquratey❤❤❤❤
ደቂ ኤረይ ጽቡቓት ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቃልክዳንኩም የጽናኣዮ
መባልይቲ ይግበርኩም ኣምላኽ❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Waww miqurat hadarkum yebarek ❤❤❤
Edmen tenan yehabkum berakin & samrin hadarkum ybarek ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቁኑዕ ሰብ በራኪ,, በሓቂ ኣምላኽ ንዑኡ ትበቅዕ ሰብ ሂብዎ,, ፍቅርኩም ይብዛሕ 🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ፍጹም ፍቕርን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቓተይ። 👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🇪🇷
Bera abi sab gerhi lewhi egzabhier amlak haderkum yrbark❤❤🎉🎉
Aseyyyyy xebekete mereate Beraki hawena edmen tenann yehbekom mebalete yegberekome♥️♥️♥️♥️🌷🌷
Egzabihere qalkidankum hadarkum ybark ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Edimen teinan yhabekum fetariy yewatyy 🎉🎉🎉🎉
ሰላም ህድሞና መደብኮም ጽቡቅ እዩ ግን ንሓደ ኪልተ ጋሻስ ሰለስቲ ኣቅረብቲ በዚሖም ክሎም ክዛረቡ ይደልዩ ነቶም ዕዱማት እኹል ግዜ ኣይህብውሙን ኣብ ገሊኡ ባዕሎም ይዕብልልዎም ስልዚ ነቶም ትዕድምዎም ኣጋይሽ እኹል ግዜ ኪትህብዎም ኣለኮም።
ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amlak hadarkum ybarkelkum ❤❤
Beraki Anbesa btami zfetwo derafay ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏 Hidmona btami xbuk medeb ❤❤❤❤
Hadarkum ybarek beraki xaeda ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Shekorina fetret welcome kemu breaking thanks hedmona nebarit ❤❤❤
Btaemi des zblu seb hadar ❤❤❤❤❤❤❤
መርዓት ምልሶት
ቀጣን ስጋለት እትብል ደርፍታቱ
ኣዚዬ እዬ ዘድንቖ
ሰበይትኻ ማለት ክኣ
እታ ነታ ለዋህ ወላዲት
ቀጺላ ሰላ ናይምሉእ ዕድሜኻ የማናይ ኢድ ናይ ሂወትካ ምዃና ፈሊጥካ ንዝተረፈ
ንዕድሜኻ ከተስተማቕሮ ብትሕትና
ክምሕጸነካ እፈቱ❤❤❤❤🙏🏿🙏🏿🙏🏿👏👏🎁😍🌹🌹
እግዝአብኄር ሓዳርኩም ይባርኽ ። ❤❤❤❤❤
ህድሞና ነባሪት እዚ ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ዝብል ፕሮግራምኩም ብጣዕሚ መሃሪ ፣ ኣዘናጋዒን እዩ ። ኣነ ኣብ ኣሜርካ ይቅመጥ ዝለዓለ ናይ ሕክምና ትምህርቲ ተማሂረ ጽቡቅ ስራሕ ፣ ጽቡቅ ኣታውን ኣለኒ ፣ እዚ ግን ፈጺሙ ዕግበት ፈጢሩለይ ኣይፈልጥን ምኽንያቱ ኽልተ ግዜ ሓዳር ፈቲና ስለ ዘይቀደወኒ፣፣ ምስ እዚ ኹሉ ኣብ ላዕሊ ዝተቀስክዎ ንዋታዊ ርክበት ፣ ኩሉ ብገንዘብ ዝግዛእ ክገዝእ እንዳ ኸኣልኩ ድኻ እየ ምኽንያቱ እቲ ዘድልየኒ ፍቅሪ ፣ ምዉቅ ሓዳር ሰለ ዘይብለይ ኣብ ሂወተይ ሕጉስ ኣይኮንኩን።
እቲ ጠንቂ ናተይ ወይ ድማ ናተን መጻምደይ ዝነበራ ዘይኮነስ እቲ ሎሚ መዓልቲ በዛ ንእሽተይ ሓፍትና ሳምሪን ብሓውና በራኺን ዝተገልጽ እዩ ፣፣ ኣነ ኽልተ ግዜ ክፍትን ከለኹ ብሰብ እየ ተፋሊጠ እቲ ጌጋ ድማ ኣብኡ ይመስለኒ ፣ ከምዚ ናይ በራኺ ርእይ ምስ ኣበልካያ ፣ ምስ ተዓዘብካያ ፣ ጦምቦላህ ኢላ ኣብ ልብኻ ትኣቱ ፣ ኩሉ ነገራ ዝስሕበካ ምርካብ እያ እታ ምስጢር ፣ ሳምሪ እውን እዝስ ንሓዳር ይኾነኒ ኢለ ምስ ነብሰይ ተዛትየ ወሲነ ዝበለታ ነጥቢ ኣዝያ ወሳኒ እያ ፣ እዚ ክትብል ከላ እቲ ናይ መጀመርያ ጦብላሕታ ክሳብ ክንደይ ወሳኒ ምኳኑ እዩ በሪሁለይ ፣ እዞም የሕዋተይ ዓቢ ትምህርቲ እዮም ሚሂሮምኒ ። እዚ ሰብ ዘማጽኣልካ ከምዚ ደላላይ ብዛዕባ ሓንቲ ክሸጣ ዝደሊ ነገር ጌሩ ዝነግረካ ኢካ ትሰምዖ ትእምኖ እውን ባዕልካ ነታ ንብረት ምስ ረኣኻያ ግን ካብቲ ዝተገለጽልካ ኣዚያ ዝረሓቀት ኮይና ኢኻ ትረኽባ፣፣ እምነት ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ፣ ምትእምማን ክህሉ ኣለዎ ወሳኒ እውን እዩ ፣፣ በዚ ንዓይ ዘጋጠመኒ ክርእዮ ከለኹ ግን ናይ እምነት ጸገም ኣይነበረናን ፣ ኣነ እሙን እየን ፣ ዋላ እተን መጻምድተይ ዝነበራ እውን እሙናት እየን ፣፣
እቲ ጸገም ንዓይ ኸምዚ ኮይኑ ይርድኣኒ ፣ ሓንቲ መፍትሕ ማዕጾ ፣ ኣርማድዮ ፣ ገዛ ትከፍተልካ ፣ እዛ መፍትሕ ነታ ክትከፍታ እትኻል መዋስብታ ማዕጾ ፣ ኣርማድዮ ፣ብሽክለታ ወዘተ ጥራህ እያ ትኸፍተልካ እምበር መፍትሕ ስለ ዝኾነት ንዝድለኻዮ ማዕጾ ኩሉ ትኸፍተልካ ማለት ኣይኮነትን ፣ ስለዚ እዛ መፍትሕ ንሕደ ማዕጾ ፈቲንካያ እንተ ዘይከፈተትልካ ሕማቅ እያ ፣ ኣበር ኣለዋ ፣ ኣይትጠቅምን እያ ፣ ክትጉሓፍ ኣለዋ ማለት ኣይኮነን ፣፣ ነቲ በሪ ዘይከፈተቶ መውስብታ ማዕጾ ስለ ዘይኮነ ጥራሕ እዩ ፣ ካልእ ዝዋሰባ ትከፍቶ በሪ ግን ኣለዋ ፣፣ ኣነ ምስተን ኣሕዋተይ እውን ሓዳር ክንገብረሉ ዘይከእልና ምኽንያት እቲ ኣነ ዘለኒ መፍትሕ ልበን ኣይከፈቶን ፣ እቲ ናታተን መፍትሕ እዋን ነቲ ናተይ ልቢ ኣይከፈቶን ፣ ስለዚ ብምርድዳ'እ ብኽብሪ ፣ ብዘይ ቤትፍርዲ ላዕልን ታሕትን ነቲ ናይ ቃል ኪዳን ውዕልና ሰሪዝና ከም ኣሕዋት ክነብር ወሲና፣፣
እዚ ነገር ሓዳር ብጣዕሚ ስለ ዘተሓሳበኒ ኣብቲ ሙያ ዘለዉ መሳርሕተይ የዕሩኽተይ ፣ ሳኮሎጂስት ፣ ሳይካትሪስት የዕልል እየ ፣ ግን መውስቦ ባህላዊ ኽብርታት ስለ ዘለዎ ፣ ብናይ ሕብረተሰብ ኣቃውማ ፣ ኣመጻጽኣ ፣ ሃይማኖት ወዘተ እውን ኣብ ውሽጡ ዝሓዘ ስለ ዝኾነ እቲ መሳርሕተይ ኣብ ሳይንስ ዝተመርኮሰ ምኽርታት ፣ መልስታት ኣየዕገበንን ፣ ንሕቶይ እውን ኣይመለሰለይን ፣ ኣነ ካብ ልበይ ሃገርይ ዘፍቅር ኤርትራዊ እየ ፣ ባህለይ ፣ ህዝበይ ፣ ክብርታት ኤርትራ ኩሉ ኣብ ልበይ ዓቢ ተራ ኣለዎ ፣ ስለዚ ሓሓሊፈ ኣብ ግዜ ዕረፍተይ ናይ ኤርትራ ቻናላት ይዕዘብ እየ ፣ ናይ ሎሚ መዓልቲ ግን ኣዝያ ዘገረመትኒ መዓልቲ ኮይና ረኺበያ ፣ እቲ ንነዊሕ ግዜ ግድል ኮይኑኒ ዝጸንሔ ሕቶ እዮም መሊሶምለይ ፣፣