መጠቃለሊ መደረ ህዝባዊ መድረኽ ዞባ ምብራቕ ብፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን ሌ/ጀ ፃድቃንን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 34

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 2 місяці тому +1

    እሰዬ ፣ መልካም የበሰለ ተስፋ ያለው ከመድረክ መሪዎች ሁሉም የሚያስተቃቅፍ አስተዳደራዊ ንግግር ተደረገ ። ሕዝብ ኃይል ነው ። ብራኸ ሸው መድህን ለሞላው ዓለም ጋዜጣዊ ሥራሽን በተግባር እያስመሰከርሽ ነዎና ዋጋሽን መሏው ሕዝብ ነው ። ❤❤❤ ከአሜሪካ

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 місяці тому +1

    ቃል ብተግባር ኣርእዩ! ህዝቢ ትግራይ ብተግባር እምበር በዘረባ ምኽሓስ ኣይከኣልን!!!

    • @gaydigets7061
      @gaydigets7061 2 місяці тому +1

      ድብረፀየን ካብ ዘቅትለና ጌታቸው ብተስፋ የንብረና

    • @Barry-m3w
      @Barry-m3w 2 місяці тому

      ክብረት ይሃብካ!!!! ኣንታ ኽቡር!!!!!.

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 місяці тому +3

    Hamli wedi hamli hzbitgray mnbar keliekmo

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 2 місяці тому

      deqi menilik gud koynkum

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 2 місяці тому +1

    General tsadikan my hero

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 Місяць тому

    ጻድቃን ጉሒላ መድናገሪ።

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w Місяць тому

    ብራኼ ሸው ብጣእሚ የቀንየለይ ናብ፣አሜሪካ ፣ናብ አሜሪካ እነተመፂኺ ዋሽንግተን ከዛውረኪ ቃል ይአትወልኪ።
    መድሕን፣ነፃድቃን፣ክትቺ፣ወይ፣ክሰፍር፣ዙኸእል፤ሰባት፣ብጣእሚ፣ውሑዳት፣እዮሞ። መን፣እዩ፣ዝሙቺ፣ናብሩኡ፣ደርብዩ፣አብታ፣ቁርፂ፣እዋን፣ንሞት፣ሒወቱ፣አብ፣ጥሮቱኡ፣እዋን፣ሒወቱ፣ንዝፈትዋ፣ትግራይ፣ሒወቱ፣ዘፈወየ፣ውሑዳት፣እዮሞ። ዘይሞጥንዎ፣ክሰፍርዎ፣ግን፣የሕሞሞ።

  • @habtamuareaya3048
    @habtamuareaya3048 2 місяці тому

    አረ መድህን ናይ ድሚፂ ሪከርድ ብዙሕ ኑፅር ኣይኮነን ።ከም ካልኦት ሚድያ ንፁር ኣይኮነን ።

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 2 місяці тому +1

    General tsadikan hero of africa

  • @GoiteomTeklay
    @GoiteomTeklay 2 місяці тому +3

    ትግራይ ሕጂ እያ ቅኑዓት ኣያታት ዝረኸበት

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 місяці тому

    ከም ረዳኢ ሓለፎም ዝኣመሰሉ ጎጠኛታት ካብ ሚድያ ምእላይ ይግባእ :: ካፍቶም ብሚድያ ተጠቒሞም ዘይኸፋፍሉ ሚድያ መንግስቲ እንዴተጠቐመ ዝኸፋፍለና ክእረም ይግባእ::

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 2 місяці тому +1

    ጌች ቀፀል ኩሉ እቲ ሓቂ ዘረግፎ እቶም ሓስውቲ ባዕሎም ከከስሙ እዩም

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 2 місяці тому

    ብዘረባ ዘመፀእ ነገር የለን

  • @emunman
    @emunman 2 місяці тому

    Hizbi Tigray zimerexo mengsti kelo n 2 amet ab berekatat Tigray hizbu merihu n 3 hagerat ziseares. Arenan beal Gebru Asiratin blxiginan zimerxiwom wulqe sebat njizbi Tigray Meratika gizawi mengsti eu ktiblwo neziom 3 4 sebat ? Wey Gud hizbi zirekbo 😊😊😊😊😊😊

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 2 місяці тому

    ኣብዚ ኽረምቲ ነቲ ዘፈናቐሉዎ ህዝቢ ናብ መረበቱ ምምላስ እያ ትኹረትና ኽንገብራ ኢና ድማ ከምዘይበሉ ሀዚ ደኣ እናዞርካ ኩታ ኽደኑና ኣብ ውሽጥና ተፈላሊና እናበልካ እናዞርካ ምስዕሳዕ በበይ መፀ? እያ ናይ ፕሪቶርያ እትበሃል ቀደሙውን ተስፋ ቖሪፆም ተዳሂሎም ከም ኣመሎም ክሃድሙ ግን ናበይ ገፅ ከምዝሃድሙ ድንብርብር ኢሉዎም ስለዝነበረ ዝቐረበሎም ፈሪሞምስ ድሕሪኡ ናይ ትግራይ ናይ ስልጣን ወንበር ናብ ምውራር እዮም ዝኣተው:: ሀዚ ሓንሳብ ደብረፅዮን ሓንሳብ ፃድቃን እናተቐባበሉ እናዞሩ ነቲ ኣብ ጭንቂን ስቓይን ዘኒሀ ህዝቢ ተመሊሶም የሕምሙዎ ኣለው እንታይ ይበሃል::
    ብጦርነት ምምራሕ ዝበሃል ዓይኒ መርፍኡ ጠፊኡዎም ወለዶ ክውቃዕ ክበርስ ጌሮምዎ ንምንታይ ከምኡ ከምዝገበሩን መን እንታይ እዩ ብፅሒቱ ንገምግም እንተተብሃሉ ብፍላይ ታደሰን ፃድቃንን መቐለ ኾይኖም ንመርሕ ኣለና እናበሉ ብTMH እናቐረቡ እናወስለቱ ወለዶ ከምዘብረሱ ስለዝፈልጡ እንተገምጊምና ገበንና ፀሓይ ዝወቕዖ ክኸውን እዩ ኢሎም መሕብኢ ኣጀንዳ ኣብ ምድላይ ተዋፊሮም ንሶም ንመሕብኢ ኣብ ዝመሃዙሉ ኣጀንዳ ተወላዲ ኮለል ምባል ኮይኑ ስራሕ ተወላዳይውን:: ፃድቃን ብዙሕ ገንዘብ ከይቀረየ እናፍሰሰ እውን እዩ ብዛዕቡኡ ቦቕ እናበሉ ዝሕሱዉ ከበራኽትን ትግራይ ብኸምዙይ ክብክላ ዝሰርሕ ዘሎ:: GSTS ዝባል ናይ ተጋሩ ምሁራት ማሕበር ብፃድቃን ኣቢሎም ህዝቢ ኩሉ ነገሩ ዝተዋቐዖ ክኸውን ይገብሩ ኣለው:: ትግራይ ቀዳሞት ፀላእታ ተጋሩን ተጋሩ ዝመሱን እዮም እተበልናኩም ወይከ ኣይንሰምዕን ኢሉ ትግርኛ ዝዛረብ ዘበለ::ፃድቃን ኣፍቲ እዋን ጦርነት ዘይሓሰዎ ዘይጭበርበሮ የለን ሀዚ ከይሕተት መህደሚ ክደሊ ድቃስ ስኢኑ ኣሎ ዝበኣሰ ሓደጋ ይፅውዕ ኣሎ:: ትግራይ መሕብኢት ጌታቸው ኣሰፋን መሎቕመፂት ፃድቃንን ኮይና ተሪፋ!!!!!

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 2 місяці тому

    ስርሑ ናበይ ጥውይው ካብ ከተማ ንከተማ። እቱይ አብ ጸለምቲ ናብ ሽሬ ይምለስ።
    ጸላእ ሕዝቢ PP እዩ። እክንዕዘብ ግን ጸላኢ TPLF ምስባኽ አይዋጽእን ።ናይ ቂምታ ፓርቲ ጻድቃን ።
    Long live TDF!!!!!!!

  • @zeraihagoshailemariam5496
    @zeraihagoshailemariam5496 2 місяці тому +1

    Correctness

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 Місяць тому

    ፃድቃን ካብ ሽረ ንመቐለ ኣብ ዝነበረ ህድማ ስዓሩ መሰስ ኢሉ ይበሃል ኣሎ:: ኣብ መቐለ ዋንጫ ክትሽልሙዎ ትፅቢት ኣሎ እንዳውም ብ1991 ዓ.ም እውን ካብ ፆረና ንዘውቀዖ ሰራዊት ራሕሪሑ ሻንጥኡ ሸኪፉ ካብ ፆረና ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ማንም ኣይቀደሞን ነዚኣውን ሸልሙዎ::
    ብጣዕሚ ወስላት እዩ ፃድቃን ልኡኽ እውን እዩ ስምዑዎ ንህዝቢ ዓዲግራት ይመስለኒ ዓለም ይሰምዐኩም ኣሎ ይብልም ኣሎ:: ንዓድግራትስ ይትረፍ ንትግራይ ዓለም ክሳብ ክንደየናይ እዩ ዝፈልጣ? ንፃድቃን ግን ዝፈልጡዎ ጥራሕ ዘይኮንስ ካብ ዝምውሉዎ ነዊሕ ዘቑፀረ ታሪኽ ዓቂቡዋ እዩ::
    እቲ ዝገርም ግን ደቁ ብኸመይ ከምዘህለቑዎም ክነግሩዎ ህዝቢ እናተፀበየ ንሶም ኣብ ቀረባኻ ዘለው ፍትሒ ዶ ይህቡኻ ኣለው ንሕና ሃዋርያት ፍትሒን ሰላምን ኢና እቶም ካልኦት ሸይጣናት እዮም ይብሉ ኣለው::
    ግስሩጣት እዮም እምበር ነቶም ንባዕሎም ፃድቕ ጌሮም ብህዝቢ ከርግሙዎም ሒኽ ዝበሃለሎም ዘሎ ሀወሓት ዝበሃሉውን ወሲኾም ብሓባር ናብ ህዝቢ ክቐርቡን ንሶም ከጭበርብሩ ክዛረቡ ዘይኮነስ ንህዝቢ ከዳምፁ ሓቢሮም ክቐርቡ ምተገበአ ኔሩ መጭበርበርቲ ስለዝኾኑ ግን ነንበይኖም ይጏሰጡን ህዝቢ ስማስም እናውፅኡ ነንባዕሉውን ከባልዑዎ እዮም ዝሰርሑ ዘለው::

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 2 місяці тому

    መሬት መን ተቖፃፀረ ብዘየገድስ ዝብል ኣቋምካ ጠጠው ኣብል:: ህዝቢ ትግራይ ናብ በላዒዖም ድሕንነቶም ከይተሓለወ ክትፈርደሎም የብልካን: ካብ TDF ወፃኢ ድሕንነቶም ክረጋገፅ ኣይኽእልን::

  • @markrison
    @markrison 2 місяці тому

    46:02

  • @yoyokaf5678
    @yoyokaf5678 2 місяці тому +5

    ሌያቡ

  • @tesfaikifle7170
    @tesfaikifle7170 2 місяці тому +1

    Empty bla mmm bla emmmm bla talk, self serving Tplf as usual with empty results

  • @berhanedesta9218
    @berhanedesta9218 2 місяці тому +2

    I call this general, a wishy- washy ! Whatever he say’s is not honest

  • @selam5239
    @selam5239 2 місяці тому

    ካብ ክልተኹም ሐዲኤኹም ሑሞራ ምዕራብ ትግራይ አይአልዓልኩምዎን ኢኹም አረ ላበይ ኢና ክንምለስ ደቂ ምዕራብ እስካዕ ሐዚ አበይ ኢኹም ነይርኩም
    ምልፍላፍ ሚስጢር ምውፃእ ከይኮነ ስራሕ ስርሑ ተፈናቓላይ ላብ ገዝኡ መልስዎ አነ ከምቱ ተፈናቓላይ ከምኮንኩ ኸ ኢልኩም አብ ባዕልኹም ፈትኑ እንታ ከምዝስመዖኩም ለፍለፍቲ

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 місяці тому

      ሓፈተይ ምዕራብ ክትምለሱ ኢኩም።ጌታቸው ንምዕራብ ገፁ ክገብር እንተል እቲ ብድሕሪት ዘሎ ናይ ኣደመ ሽርሒ ስለ ዘይዓፀዎ ንምዕራብ ገፁ ክከይድ እንተሎኣደመ ካሊእ ይሰርሑ ኣለው።ንሕና ከም ተጋሩ ግን ከም ሓደ ኮይንና መሬትና ክነምልስን ኢና ኣጆኪ❤❤

  • @semere.0830
    @semere.0830 2 місяці тому +2

    ኣየ ሌ/ጀ/ል ፃድቃ ሸቃጢ ንመን ክተዐሹ?
    ክሳብ ሎሚ ኣበይ ነርካ? ንህዝቢ ዓድግራት
    ሓዱሽ #ፕሮጀክት ከምትሰርሕ ትዛረብ ኣለካ ብዙሕ
    መጣቅዒ ንምርካብ ግን ይትረፍ #ሕዱሽ ፕሮጀት ምስራሕ ክትጅምር
    #ቅድሚ ኹናት ኣብ #ትግራይ ዝስርሑ ዝነበሩ #ፕሮጆክትታት
    ክሳብ ሎሚ ዋላ ሓንቲ #ምስራሕ ኣይተጀመረትን።
    ፃድቃን ወይ ጌታቸው ዘምፅእዎ #ሰላም የለን።
    ሰላም #ብመስዋእቲ ጀጋኑ #ሰራዊት ትግራይ ዝመፀ እዩ።

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 2 місяці тому

    ጻድቃን ብሰላም እንተተኣሊኻ: ህዝቢ ትግራይ ብሰላም ክነብር እዩ::: ንስኻ ስጋብ ዘለኻ ህዝቢ ትግራይ ኮነ አከባቢኡ ሰላም ረኸበ ማለት
    ግመል ብ ዓይኒ መርፍእ ሓለፈት ማለት አዩዩዩዩ""!""❤❤❤❤

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 2 місяці тому +1

    ጻድቃን መልመጽ ቢያት፡ውዳቕ፡ሓሳዊ፡ዓለም ዝሰምዖ እትብሎስ ኣይትሓፍርን።ትግራይ ንርእሱ ዓለም እዩ ዝፈጥር እምበር ከም በዓል ከማኻ ከደምቲ ኣይኮናን።ሕጂ ከኣ ካልእ ከይጠጃእኩም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ክንተዓረቕ ጸዓሩ።ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከይተብእሱና።ዓለም ኣይትበል ረሳሕ ኢኻ።ቅልጽምካ እዩ ዓለም ዝበሃል።ዓለም ዓለም ኣይትበለና።ኩሉ ግዜ ከተኸድሙና ኣይትጾኣሩ፡የኣኽለና።ጻድቃን ኮነ ጌታቸው ኣይንኣምነኩምን ኢና፡ብኣኹም ክንዝንግዕ የብልናን።ደቅኻን ሓዳርካን ኣበይ ኣለዉ ? ኣሜሪካ ድዮም ዘለዉ ?ኣብ ርእሲ መኸል ዘወዳእካና ይዝከረካዶ ? ያኣከኣስ ክእሊ ትበሃል ብወተሃደራዊ ክእለት።ንስኻ ግን ሰራዊትና ዘወዳእካ ሰብ ኢኻ።ሕጂ ከኣ ብኻእል መልሚሎም ኣምጺኦሙኻ ኣለዉ። ኣበይኮን ክትጠብሰና ኢኻ ? እዞም ጥልዕ ጉምብስ ትብለሎም ዘለኻ በዓል ማይክ ሃመር ዕቡባት ረኺቦም ኣለዉ፡ ጻድቃን በኻዩ።

  • @berhanedesta9218
    @berhanedesta9218 2 місяці тому +1

    I call this general, a wishy- washy ! Whatever he say’s is not honest