ኣብ ካናዳ ዘሎ ናይ ሓቂ ህይወት እንሆ። Part 1

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 311

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 9 місяців тому +18

    ልዕሊ ሰላም ጌርካ ትንቀሳቀሰሉ ዓዲ ዝድለ የለን።

    • @ምንባርብዓቅሊ
      @ምንባርብዓቅሊ 9 місяців тому +2

      Ab tray kebdki selam enty kigbrelki yu

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 9 місяців тому

      ኣብኣ ብታንትኪ ጌርኪ ዊጥዊጥ ክትብሊ ተራኢኪ ምሽ

    • @koala10ish
      @koala10ish 9 місяців тому

      እሞ ንአፍሪቃ ዘይትምለሳ ምስ አዴኽን፧

  • @meazatekleberhan9744
    @meazatekleberhan9744 9 місяців тому +1

    ሓፍተይ ካናዳ ዝበልጸ ሃገር አዩ አቲ ናትና ሽግር ኤንግሊሽ ድኣይ ምዝራብ ኤዩ.ነቶም ገንዝብ ወስዱም ትብልዮም ዘሎኪ ክኣ ብእው ልቅኬ ክሰስዮም. ነቲ ሰርሑ ዝነበር ኣይትለክምዩ. ኣጆኹም አቱኦም ን ካናዳ ትመጹ ኣብ ዘለክሙ አንግልሽ ክትምሃሩ ጽዓሩ

  • @mannamogos6249
    @mannamogos6249 10 місяців тому +16

    ክብርቲ ሐፍትና ሐፈሻዊ ንኩሉ ሰብ አይተለካክምዮ ካብ ስደተኛ ሳንቲም ዘይወስድ ከአ አሎ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ አይትግበርዮ ህዝና የቀንየለይ ዘይፈልጥ ከአ አሎ

    • @semuamha6653
      @semuamha6653 10 місяців тому

      Yes❤

    • @almazaskale7593
      @almazaskale7593 9 місяців тому

      Bhki you are correct ❤

    • @almaztesfalem7289
      @almaztesfalem7289 9 місяців тому +2

      Ya tkkl dehar kea sister process nkgebrelka fetika zhabkayo dea dlietu ygbero felitka tgebro aykefien eyu bhafesha kea ab africa selam u tesainu

    • @koala10ish
      @koala10ish 9 місяців тому

      እሞ ንአፍሪቃ ዘይትምለሳ ምስ አዴኽን፧

  • @bi2107.
    @bi2107. 9 місяців тому +9

    የሕዋተይ ብልቢ እመኑኒ ኣነ ኣብ ካናዳ የ ዝነብር ዘለኹ ። ካናዳ ብልጽቲ ዓዲ ኢያ ።ስራሕ ኣይኮነን ተሳኢኑ ናይ ጉልበት ስራሕ ኢዩ ዘየለ ግን ብውሑዱተጸሚምኩም ናይ 1 ዓመት ኮርስ ተወዲእኩም ብልዑል ደሞዝ ኢኹም ትቑጸሩ።ዲፕሎም ዲግርን ከኣ ካብኡ ዝበልጽ ማለት ኢዩ።እዚ ትምርቲ ከኣ ብልቢ ማራ ቀሊል ኢዩ።Just ተጸሚምካ ምሃር ኢያ።

    • @alwaysblue2572
      @alwaysblue2572 9 місяців тому

      Excellent information good on you

    • @NituTes
      @NituTes 9 місяців тому +1

      I live in Canada too. Living expenses and rent r so expensive so hagez ente zeyblom kemey gerom kimharu . Nay Gülbet tray zeykone customer service and cashier jobs r not easy to find it is very competitive - at least English temhariom ymxu .

    • @AoneAone-d6g
      @AoneAone-d6g 9 місяців тому

      Exactly we should not expect everything to be easy but it’s good to explore as well options ua-cam.com/video/5q0ff2Tw0XQ/v-deo.htmlsi=vf_FSnTwcYaFpBAA

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 9 місяців тому

      ዓርኩ ዘየለ ኣይትኸልም

    • @bi2107.
      @bi2107. 9 місяців тому

      @@whatabouttomorrow1990 ከመይ ማለትካ ኢኻ ዘየለ ፡ Bro ንክትምሃር ውን እኮ መንግስቲ (OSAP)ናይ ትምርትኻን ገዛ ክራይካን ይኸፍለልካ ዩ ናይ ቀለብካን ናይ ሓዋላን ከኣ 4 ሰዓት ን መዓልቲ ትሰርሕ ሓንቲ ዓመት ዶ እንታይ ኣለዋ ኢዩ ።ወይ ሲ መዋእልካ ሎሚ ዶ ጽባሕ ይሶጉኒ ኢልካ ምጭንናቕ።ኩሉ ጊዘ ብውሕዱ certificate እንተሊካ ወላ ስራሕ ክትቀያይር ከማን ትኽእል ኢኻ ። ይርደኣኒ ዩ ብዙሕ responsibility ክህልወካ ይኽእል ኢዩ ግን ንሱ ዩ እቲ ሓቂ ። ኣነ ብጣዕሚ ብገዛ ብዙሕ ሓላፍነት ኣለኒ ግን ንሓንቲ ንኽልተ ዓመት ግድን ዝገብሮ ዘለኹ ኢዩ ።ኣምላኽ ይመስገን ኪኢለዮ ኣለኹ ከኣ ።

  • @Eamazo
    @Eamazo 10 місяців тому +20

    ኣቱም ሰባት ካናዳ እታ ዝበለጸት ሃገር እያ። ብ ቑጠባ፣ ዲሞክራሲ፥ ዕድላት ስራሕን። ስራሕ ተሲኢንካ ነብስካ ሕኸኽ። ስራሕ ዘይምርካብካ ን ካናዳ ኣይተላግበሉ። ምስ ቀዳማይ ዓለም ዘይሳነ ሞያ የብልካ ቋንቋ ኣይትኽእል መን እዩ ክቖጽረካ። ኩልና ሓንቲ ሕቶ እስኪ ንሕተታ ንነብስና "ኣነ ቢዝነስ ተዝህልወንስ ንነብሰይ ስራሕ ምቆጸርክዋ ዶ"? ኢልና። ስስዐ እዩ ኩሉ ተቀሪቡ ክጸንሓካ ምድላይ። ጽዒርካ ነብስኻ ትልውጠሉ ዓዲ እዩ ካናዳ። ንነብስካ ክንዲ ኣነ ን ካናዳ ዝሰማማዕ ሞያ ኣለኒ ድዩ ኢልካ ምሕታት ፨ ከምዝሓሰብናዮ ኣይጸንሓናን ዝብል ዘረባ ሃለውለው እዩ።

    • @Sarakahsay-l2c
      @Sarakahsay-l2c 10 місяців тому

      ጥራይ ኢልካ የቀንየልና ጽቡቅ ዘረባ ኢዩ።

    • @AbrahamTekle2010
      @AbrahamTekle2010 9 місяців тому

      ኤማ ኣበይ ከተማ ኢኻ ትቅመጥ sorry ማለተይ ቡዙሕ ሰብ ስራሕ ዝሰኣነ ኣሎ ።እቲ ዝበልካዮ ሞያ ትምርቲ ድበዝሐ የብሉን ጽቡቅ ኣለኻ ግን ወላ ብጉልበትካ ናይ ጉልበት ያ ተሳኢና ዘላ ኣነ ርኸበለይ ሕጂ ከመጽእ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ ኣብቲ ዘለኻዮ

    • @Eamazo
      @Eamazo 9 місяців тому

      @@AbrahamTekle2010 እወ ብዙሕ ሰብ ስራሕ ይስእን ኣሎ እቲ ምኽንያት ግን እቲ ጉልበታዊ ስራሕ ብ ቴክኖሎጂ ይትካእን ይውሕድን ኣሎ። ካምፓኒታት ከም ብዓል ኣማዞን ቢልዮናት ወጻኢ ጌረን ብ ሮቦት ይትከኦኦ ኣለዋ warehouse ስራሕ። ስደተኛ ከኣ ይበዝሕ ኣሎ (ናይ ጉልበት ዝደሊ)። ጉልበታዊ ስራሕ ከኣ ተመክሮ ስለዘየድልዮ ወላ ትማሊ ዝመጸ ክትከኣካ ይኽእል'ዩ። ድሕሪ 5-10 ዓመት ጉልበታዊ ስራሕ ዘየለ ውን ክከውን ይኽእልዩ። እታ ኣማራጺት ተጸሚምካ ኩሉ ዘይገብራ ሞያ ምሓዝያ።

    • @ምንባርብዓቅሊ
      @ምንባርብዓቅሊ 9 місяців тому

      ​@@Eamazo enty aynet timhrti wey moya mimhar yihaysh emo

    • @kendelKebedom
      @kendelKebedom 9 місяців тому

      Eway gude emo srah ajemirena eske abi seb

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 10 місяців тому +11

    Most Eritrea people are very nice ,they brought so many people , just few are greedy

    • @shalomlove498
      @shalomlove498 10 місяців тому +2

      Yeah EXACTLY i don't know why she said only bad things and framed everyone as thieves when most of us trying to help as many as we can with out a cent, that's really messed up. wrong info. people can just check the Canadian website on how much they need to pay and its a done deal.

  • @abitvtube6823
    @abitvtube6823 10 місяців тому +2

    ናይ ብሓቂ ንጥፈልጦ ንህዝብካ ምምሕልላፍ ደስ ዝብል ዩ፡ካናዳዊት😂እበር ሰባትሲ ካልእ ስእሊ ዩ ዘለዎም እቶም ዝሃርፍዋ ሰባት

  • @y.g5890
    @y.g5890 9 місяців тому +4

    ንምንታይ ዘይትምለሲ

  • @tesfalemg.ghebremariyam2876
    @tesfalemg.ghebremariyam2876 10 місяців тому +6

    ብጣዕሚ ለባም መንሰይ፡ ምኽርኺ ኣገዳሲ ኢዩ ኣይትሕመቒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
    ኣብ ህይወትኪ ዓወትን ኣሳልጦን አምነየልኪ።

  • @Sarakahsay-l2c
    @Sarakahsay-l2c 10 місяців тому +18

    በዛ ጉዳይ ሲ ኩሉ ሰብ ይዛረበላ መብሊዒ ዩቲብ ጊርክሞ ኩሉ ሰብ ሓደ ዓይነት ይዛረብ ሰብ ከይኣተወ ከሎ ኣይትጨንቅዎ። ይቅሪታ ግን...

    • @NituTes
      @NituTes 9 місяців тому +1

      I think it is better to know what to expect rather than getting shocked- people in Africa should at least learn English - communication is important .

    • @koala10ish
      @koala10ish 9 місяців тому +2

      እሞ ንአፍሪቃ ዘይትምለሳ ምስ አዴኽን፧

    • @NituTes
      @NituTes 9 місяців тому

      @@koala10ish haftey/ Hawey Neta Bealti you tube resieya Emo - ksab process zselt our people should learn how to communicate properly in English. Mewedartika mkflat xbuk yu abti nay srah alem!

  • @michealemha236
    @michealemha236 9 місяців тому +2

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ጽቡቕ ጌርኪ ገሊጽክዮ ኣነስ ኣፍሪቃ እንከለኹ ይህብትም ነይረ ከናዳ ዝሰራሕካዮ ንመንስቲ እዩ

  • @almazgebresilassie8260
    @almazgebresilassie8260 9 місяців тому +3

    ቋንቋ ትግርኛ አባላሽኪዮ ክብርቲ ሐፍቲ ሰማዒ ክትረክቢ ምእንትን.

    • @Wediuser
      @Wediuser 9 місяців тому +1

      ቋንቋ ትግርኛ ብከመይ 'ያ ኣባላሺቶ፥

    • @almazgebresilassie8260
      @almazgebresilassie8260 9 місяців тому

      @@Wediuser አምሐርኛ ሐዋዊስትሉ።

    • @habulove4955
      @habulove4955 9 місяців тому +2

      ካብዚ ንላዕሊ እሞ እንታይ እያ ክትዛረብ ምናልባት ክንደይ ድዪ ዘሎ ቃንቃ ኣዲኡ ኣጢፊኡ ትግርና ክዛረብ ዘይክል እቲ English ከይከውን ትግርና መሲልካ እንተኪእልና ነተባባዕ so thanks sis

    • @habulove4955
      @habulove4955 9 місяців тому

      @@almazgebresilassie8260
      Eti English Amharic koynu tesemika 😢

  • @meharikiros6707
    @meharikiros6707 9 місяців тому

    Thanks sister xbuq astemhro qexlyo zehaftey

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 9 місяців тому +1

    ሕጂስ በሓጽሩ ከናዳ ሕማቅ ሃገር ኢዩ ትብሊ አለኪ መስለኒ።

  • @hiwiabebe7495
    @hiwiabebe7495 10 місяців тому +8

    ከናዳ ፅቡቅ ዓዲ ብነፃነት ትነብርሉ ዓዲ ሀተፍተፍ አይትበሊ ጂባ ሰብ ዝነብረሉ ዓዲ ድዩ ?

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 9 місяців тому +3

    I am in Canada i been here near 7 years you are 100% true about this you talking but always when u give advice no one wants to believe you even myself but the reality is just to try yourself and give to others advice to not to come to canada

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  9 місяців тому +1

      That’s true 🙌

  • @zebibgebremeskel9122
    @zebibgebremeskel9122 10 місяців тому +3

    Thank your honest information

  • @desbelearayamehari2479
    @desbelearayamehari2479 9 місяців тому +1

    Good advice shkorrina❤

  • @meharino1957
    @meharino1957 9 місяців тому +3

    በቲ ዝሃብክና ሓበረታ ብጣዕሚ የመስግነኪ አይትፈለይና

    • @user-cm8qh2ns1k
      @user-cm8qh2ns1k 9 місяців тому

      she gave all of the negative information

  • @hizbawit
    @hizbawit 9 місяців тому

    thanks for your topic. I have lived in Europe almost all my life and previously came from Uganda. I was there for work for 3 weeks. I have seen beautiful resorts, houses and beautiful nature places. Over the last week I have been to other places where many Habesha families live and talked to people. they have indicated that they do not feel safe and therefore want to leave Uganda for the Western world. I understand what they say. You can have a nice life in Uganda and earn money if you have hotels, restaurants or resorts, but you simply don't have safety. Africa is good for people with money and not for everyone.

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 10 місяців тому +3

    ከም ኣነ ኣብ ኣፍሪቃ ዝስገኣኒ እኮ ጸታን ውሑስ ዘላቒ ሰላምን እዩ ።ኣብ ምዕቡል ዓዲ ተዳሊናሉ ንኸይድ ኣይመስለኒን ንኣብነት ቃንቃ ትምሪት ካልእስ ይትረፍ ሞያ መሳሊ።ብዛዕባ ንኸዶ ቦታ መጽናዕቲ ኣይንወስድን ኢና (ንቕሓት የለን )

  • @SaeedEnglish
    @SaeedEnglish 9 місяців тому

    Thanks so much! I admire your video and I subscribed to you channel 9:15

  • @hope2021-p5t
    @hope2021-p5t 9 місяців тому

    kbrti habti this is good information for those who have unrealistic expectation if they can got your main point.keep posting such helpful information

  • @tesfitgebreslasie992
    @tesfitgebreslasie992 9 місяців тому

    Yes you right

  • @msgnaandebrhan6807
    @msgnaandebrhan6807 9 місяців тому

    Thank dear sister for you gave good advice

  • @alemalarm8788
    @alemalarm8788 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤💯✅ thank haftn. Yes yes

  • @Sabaaa-u1y
    @Sabaaa-u1y 9 місяців тому +2

    Absolutely 💯

  • @bilenshumbari5234
    @bilenshumbari5234 9 місяців тому +1

    Good information evaney thanks life is difficult but God is mercy

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 10 місяців тому +5

    Expectation for most newcomers is our worst enemy .
    When you don't do your homework about the place you are traveling, a lot can go wrong.

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 9 місяців тому +1

    አንበሲት ጽቡቅ ሐበረታ ጽቡቅትምህርቲ ንፍዕቲ ልዕሊ ዕድመኪ ትገልጺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @esuesu-i1l
    @esuesu-i1l 9 місяців тому +1

    Feshiketaki gne wow❤😮

  • @simonluul3417
    @simonluul3417 10 місяців тому +2

    ኣጆኪ ቀጽሊዮ! ቀጽሊዮ

  • @englishpracticetogether.wi7043
    @englishpracticetogether.wi7043 9 місяців тому

    True. Thank you, and love your video so short and loved it.

  • @SamiSami-rz5tt
    @SamiSami-rz5tt 9 місяців тому

    Thanks

  • @tesfamichaelazmera3060
    @tesfamichaelazmera3060 9 місяців тому +1

    Egziabiher ybarki brkti nesnetki namlak bmfrah ywedae xibqtey

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 10 місяців тому +6

    ተመስገን ኣምላኽይ ንሕናስ ብጣዓም ጽቡቅ ኢና ዘለና ብፍላይ ናይ 3 ዓመት ኮርስ ትምህርቲ እንተ ተማህርካ ጽቡቅ ስራሓ ትስርሕ ❤❤❤❤❤

    • @Divora-bv2ty
      @Divora-bv2ty 10 місяців тому +2

      Ezgera ezgi bleae

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  10 місяців тому

      That’s good if you do too❤

    • @MRG87248
      @MRG87248 9 місяців тому +2

      ክረኽበካ/ኪ ምደለኩ ጋሻ ኢየ ኣብዚ ዓዲ ዝሓሸ ኮርስ ንምውሳድ ምኽሪ የድልየኒ ኣሎ እሞ ፍቃደኛ እንተክይንካ/ኪ ብኸመይ ክንራኸብ ንክእል? ኣቀዲመ ንምትሕብባርካ/ኪ የመስግን።

    • @ንግዜ
      @ንግዜ 9 місяців тому

      @@MRG87248 ጸገም ዘለዎ ኣይኮነንን እንድዩ ኣነ ኣብ ካናዳ ኣይኮንኩን ዘለኩ ሓወይ

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 10 місяців тому +2

    U are right me also I was caming before 2 year stile know I am study and work good advice ❤sis

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 10 місяців тому

      no was coming I came two years before now I am studying and working ኢዩ ዝባሃል ኢቲ ቅኑዕ አንግሊዝኛ

    • @user-cm8qh2ns1k
      @user-cm8qh2ns1k 9 місяців тому

      If don’t speak good English of course you are going to have problems.They don’t speak Tigrinya here.

  • @herityhadgu536
    @herityhadgu536 10 місяців тому +6

    Eway temesgen zeymbal
    Embear Afrika si hiwet alewo u

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 9 місяців тому +1

    Thanks so much sister

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  9 місяців тому

      You are most welcome

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 10 місяців тому +6

    ኣብ ኩሉ ዓለም ከቢድ አዩ ክትጽዕር ኣለካ ተማሂርካ ጺዕርካ አካ ምስ ግዜ ዘሓሸ ሂወት ተመርሕ ቁሩብ ኣታዊ ተግበር.. አምበር ሓበሻ ምጽእ አላ ክትህብተም ገንዘብ ክትግበር ክትመርዖ ትካል ኩሉ ሕልሚ ኩውን ይኾውን ማለት ኣይኮነን ወላ USA ምንም የቡሉን system ኣዝዩ ሓያል ክትመሃር ኣለካ ገንዘብ ኣተሓሕዛ ውን ወሳኒ ኣብ ፈቆዶ አንዳ መሰተ ሺሻ ኣብ ምሕዋል ኣብ ኣዋልድ ምንስናስ ይጥፍእ ሽዑ ክንድዚ ዓመት ሰሪሐ ገንዘብ ዘይበልይ አልካ stress ምግባር ሰለዝስ ንመሃር ተጸሚምና ድሓር ምስቲ community ምሕዋስ ምፍላጥ ቡዙሕ ነገር ዕድላት ክትረክብ ትኽእል

  • @heluabraham9239
    @heluabraham9239 9 місяців тому

    ለባም ዋዕሮ ኢኪ በርትዒ ጌታ እየሱስ ይባርኪ❤

  • @rahwarahwatekhlay602
    @rahwarahwatekhlay602 10 місяців тому +1

    Sister aytgageyi ab afrqa bdolar mkfal yeln afrqa bxerka eika tnber kab edka nab afka mhkemi keman yeblkn

  • @tarikkalsi6749
    @tarikkalsi6749 10 місяців тому +10

    ኤርትራዊ ብጀካ ወያነ ኣሜሪካ ምባልን ስደትን እንታይ ይፈልጥ።

  • @tsigetatsigeta9447
    @tsigetatsigeta9447 9 місяців тому +1

    Brilliant!

  • @asmoromhabtom9958
    @asmoromhabtom9958 9 місяців тому +1

    የቐንየልና

  • @dians1273
    @dians1273 9 місяців тому +2

    Yes sister in back 🏠 home they think when u live USA or Canada you get$easily like 🌧️☔ but we have to work long hours pay rent,tax etc , thanks for explaining that 🙏🇺🇲🇨🇦 in Eritrea 🇪🇷 no stress for living

  • @tesfagabrteklai4134
    @tesfagabrteklai4134 9 місяців тому

    Than yuo mikirty gole

  • @AmanuelTewedemedhn-gz5vz
    @AmanuelTewedemedhn-gz5vz 9 місяців тому

    Thanks xbikti ftret

  • @GenetTbirhan
    @GenetTbirhan 9 місяців тому

    Thanks so muche sister❤❤❤

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 9 місяців тому

    I live in USA. I have been here more than 19 years believe or not Africa is the most beautiful place to live in in terms of weather in terms of food in terms of social life and everything. But people are always brainwashed that living in abroad is the idea life. I agree with your point of view Keep teaching

    • @NituTes
      @NituTes 9 місяців тому

      Do you have any plans to go back to Africa ? Only if u have money you can live better than in western countries . I don’t get it what’s your advice to the people who are waiting for their process to come to US or Canada .

  • @goytomaddis7410
    @goytomaddis7410 9 місяців тому

    Thnaks

  • @zebibgebremeskel9122
    @zebibgebremeskel9122 10 місяців тому +5

    But if you have plan to have kids in Canada; it’s better opportunity for them to get better education and job.

  • @MaruZemichael
    @MaruZemichael 9 місяців тому

    First haftey ab mnbar zegedseka selam qesanet eyu haqey mejemery hiwetka ketwhs aleka

  • @amunaweldesellassie2783
    @amunaweldesellassie2783 10 місяців тому +1

    Bravissima haqi tzaribki felitwo ytsenh eti bhggi zeatu seb

  • @habtomghebremedhin9829
    @habtomghebremedhin9829 9 місяців тому

    I like your show Evu

  • @Rarakibrab
    @Rarakibrab 9 місяців тому

    Eidimek kinideyi you

  • @gueshgebrehiwot-nh3qn
    @gueshgebrehiwot-nh3qn 9 місяців тому

    ya sister rsi manm selamna kwuhs eu dletna gdefna

  • @eyobnegassi
    @eyobnegassi 9 місяців тому +1

    ብራቮ ዓይነት ኣገላልጻኺ ፈቴዮ
    ብዙሕ ሰብ እጋገ ምህላዉ ኣስተዉዒልኪ እቲ ዝረኣኺዮ ሽግር ንየሕዋትኪ ኣብ ጸገም ንኸውይወድቁ ሓሲብኪ መልእኽቲ ማለት ዝመስለኪ ምኽርኺ ተገዲስኪ ከተመሓላልፊ ምኽኣልኪ ዘሐጉስ'ዩ ።

  • @RtRt-t5n
    @RtRt-t5n 9 місяців тому

    ሰላም ዛሓፍተይ ማዓረይ አበጃኪ ቢዛ ልኣክለይ

  • @Messiadwa
    @Messiadwa 10 місяців тому +1

    የቀንየልና ፅብቅተይ

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 9 місяців тому +1

    Kkk ab 5 ametkes tegrna tefiki aye hebushe

  • @binimehari9716
    @binimehari9716 10 місяців тому +4

    ናይ በሓቂ ክብርቲ ሓፍተይይ ምክሪኪ ኣይፈለየኒ ኣምላክ ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ ፈታሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Techbeny
    @Techbeny 9 місяців тому

    waw

  • @justicetoallhope9727
    @justicetoallhope9727 9 місяців тому

    Sorry about your experience here in Canada. But don't feel so down. You do have the choice to go back to Uganda/Juba and have a better life.
    As for me (and many others as well), I love the freedom and safety that I have here but NOWHERE IN in Africa.

  • @samuelmelake5967
    @samuelmelake5967 9 місяців тому

    Yay

  • @abelabi6782
    @abelabi6782 9 місяців тому

    Ok why nski hji Afrika temeliski zeytnebri?????

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 9 місяців тому

    Which ctiy do you live

  • @TeklehaymanotAynialem
    @TeklehaymanotAynialem 9 місяців тому

    Very smart

  • @wolduhabte1726
    @wolduhabte1726 10 місяців тому +6

    Africa no guarantee permit to leaving

  • @hailetesfay3313
    @hailetesfay3313 10 місяців тому +3

    Bravo 👍 genuine ምኽሪ ፤ ቅንዕቲ ናይ ብሓቂ ።

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 10 місяців тому +1

    Great explanation sweet heart

  • @musietesfay5004
    @musietesfay5004 9 місяців тому

    Evann you are smart and beautiful girl and continue your advance 💕 ❤️ 💖

  • @MrAman4051
    @MrAman4051 9 місяців тому

    You are organic.

  • @DbabHadgu
    @DbabHadgu 9 місяців тому

    Klae tmbeli kemey geruyu hmaq Adi zkewn Afriqa hizkas harakat

  • @amanuelgebrezgi
    @amanuelgebrezgi 9 місяців тому

    Haftey natey kab Usa 🇺🇸 aye zxhfelki zeleku Numberki aba sdedley.

  • @NaomiAbebe-h9j
    @NaomiAbebe-h9j 9 місяців тому

    ትሕቲ ሸኮር ወይ ጓለይ ወይ ሞውስቦ ምሳኪ እንተዝህልወኒ ደስ ምበለኒ ቆልዓ ከይንኪ ለባም ገርምክኒ እሞ ካብ አፍሪቃ ይሐይሽ ብገፊሕ ምድላይ ክይኮውን ትሽግር ግደፊ ነዞም ዝሐስቡ ተስፋ አይትክልእዬም

  • @bereketbrhane9867
    @bereketbrhane9867 9 місяців тому

    your smile is make me to finish this video😂😋

  • @neymardemay2051
    @neymardemay2051 9 місяців тому

    Ane kemelese eye ne Africa seabuni Haye

  • @musietesfay5004
    @musietesfay5004 9 місяців тому

    But i have one question please .your face the same with Dr.saron your mother or not can you tell me p/s❤

  • @okbayhadish4283
    @okbayhadish4283 10 місяців тому

    thank you for nice information.

  • @abeltessfamariam4468
    @abeltessfamariam4468 10 місяців тому +8

    So let me ask u one question if u don’t like living in Canada why u don’t go to Africa don’t advise for other people if u don’t do by u r self first go there and people they will follow u okay

  • @NerkeboKesete
    @NerkeboKesete 9 місяців тому

    Habtey. Selam ekayu zeyele. Ab afrika

  • @KulfuMerhawi
    @KulfuMerhawi 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HabenTekie-pr2rp
    @HabenTekie-pr2rp 9 місяців тому

    ኣቲ ኣነ ከመጽእ ኣየ ናዓኪ ኢለ ፈቲኪ ❤

  • @eyobghebremedhin3914
    @eyobghebremedhin3914 9 місяців тому

    👍

  • @amlesomhidru2614
    @amlesomhidru2614 9 місяців тому

    Every where is the some,even back home normal job take time to get it . maximum from 5 to 12 months.

  • @tigstitesfalem9639
    @tigstitesfalem9639 9 місяців тому

    Ezge aflteki galey

  • @DebelaAsefa-x7k
    @DebelaAsefa-x7k 10 місяців тому +2

    seke elka eyu canada kebid adi asmara yehayesh

  • @habulove4955
    @habulove4955 9 місяців тому

    ህይወት ቀዳማይ ዓለም ኣይተካእለን ነቲ ብማዕዶ ዘሎ ካልእ ስእሊ ብምህላው ግን የሕዝነካ

  • @lovegrowshere371
    @lovegrowshere371 9 місяців тому

    Bejaki mis edlk8 amaririiii

  • @rflruth9854
    @rflruth9854 10 місяців тому +2

    You know we being hearing complying from most Eritrean,but really if you don't like why don't you Live,you still here what I'm saying is you have to have goal ,you just wanna came and how you want to live give us a break

  • @saron-si5ym
    @saron-si5ym 9 місяців тому

    Hebey entay eya ke temesel lekebat😂😂😂😂

  • @noahshikor8923
    @noahshikor8923 9 місяців тому

    Men dea b free kemtseaki Wela nbaelki keman genzeb ketekfli eki seb ketemtsie keleki b/c people they give you time and energy

  • @lulamehari2486
    @lulamehari2486 10 місяців тому +27

    Hello! It is sad that some are exploiting others. But what are you saying? Why don't you talk about the security and safety you have now. It is true every country has its challenge. But how are you comparing Africa and Canada? The problem is that we habesha don’t think different. If one starts to say positive or negative things about something, we just follow. We don’t have our own opinion. We don’t let others think differently as well. If people use their time and the opportunities they encounter, Canada is a good country. What’s 6 months compared to the many years you lived in Juba and Uganda. Just organize yourself, focus on your goal. I am sure you and your mamma will find your place in Canada.

    • @Divora-bv2ty
      @Divora-bv2ty 10 місяців тому +3

      I agree with you .Africa eko wuhsnet yblun.aftican kedamy alemin aywedadrun eyom

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  10 місяців тому

      🙏❤️

    • @daniel.j9062
      @daniel.j9062 10 місяців тому +1

      What do you mean, WE habesha ? Everyone is entitled to their opinion, so just speak for yourself .

    • @hizbawit
      @hizbawit 9 місяців тому

      I agree with you. habesha are fake just like this woman here. what is she doing in Canada if she thinks Uganda is better than Canada. I plan to live in Africa within 2 years. I also plan to share my story on social media when I've been there for about a year. I have my reasons and I want to leave Europe. I've lived here too long. this woman here talks positively about Africa, what is she doing in Canada. she only lives once. live what you feel comfortable with.

  • @shamlatsegai
    @shamlatsegai 9 місяців тому

    Abze’a gn objection, b ny sponsorship temxhi enta koynka Kisab 1 amet halafnet alwom Kulu nager afford kigabrhkua take care kigaberuka, gn Etom sponsorship neta advantage tateqom Netom newcomer beqa kimzmzeom weys kicqnwom yom zidalyu

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 10 місяців тому +2

    ክብርቲ ሓፍተይ ጽብቅ ምክሪ ግን ሓደ ነገር ሽክሓተኪ ምስ ሰባኣየይን ምስ ክልተ ቀደይን ብቢንዝነስ ክመጽእ ይሓስብ ኣለኩ ትምህርት ውን የብልናን እንታይ ይሓይሽ ኢልኪ ትመክርኒ ፣ ወይሲ ኤውሮፓ ይሓይሽ

    • @SirakOkbamichael-bl2vh
      @SirakOkbamichael-bl2vh 10 місяців тому +1

      Ne Canadas be business ketmxi bejaki eti genzeb ketmlsewo zayhseb eu zekone businesses fetnlu ab uganda way kigali ruwanda bejakum Canada helmi teray eu

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  10 місяців тому +1

      Thanks brother 🙏🥰 right

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  10 місяців тому +1

      Open a business in Africa please 🙏

    • @tigestyssebhatuh8358
      @tigestyssebhatuh8358 10 місяців тому

      Xebuk gerkum hesebula wala ety ne bussiness temxewo genzeb tax yekefel eyu

    • @awetabrham4438
      @awetabrham4438 9 місяців тому

      Ruanda kemey eyu eti adi Aflto teleka gele belena ​@@SirakOkbamichael-bl2vh

  • @akliludesale2053
    @akliludesale2053 9 місяців тому

    kus emkum canada drbay zkonet adi

  • @Teki1926
    @Teki1926 10 місяців тому

    Thanks for nice informotion about canada life,so what is your advaice before come to canada.i live Adiss abebe

    • @Evannn-Tek
      @Evannn-Tek  10 місяців тому +1

      Okay Okay before you come prepare that. like your mentality first like you got to understand that this is the first word and then you need to have like something no late about the language and the culture. And the money as well, so prepare your mind for that.

    • @NituTes
      @NituTes 9 місяців тому

      Learn English - Canada values communication skills for example if you have a degree or masters and you can’t communicate it is useless for them - so take language lessons and practice on you tube .

  • @natnaelmsigna6935
    @natnaelmsigna6935 9 місяців тому

    Ane Aqarixeyo alku mekad way shiger

  • @SimonEmeha
    @SimonEmeha 9 місяців тому

    Endiyamo adina kulu kemgele eyu adina halal