"ምስ ሻዕብያ ዝዓሰለ ሓይሊ ብምጥባር ዝመፅእ ለውጢ የለን" ! ጋዜጤኛ ቴድሮስ ፀጋይ//Interview With Journalist Tedros Tsegay

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 726

  • @GirmayBerhe71
    @GirmayBerhe71 8 місяців тому +26

    ብራኸኡ ዝሓለወ ቃለ መሕትት
    ብራኸ ዘመስከረ ዕዱም
    እንኳዕ ናትና ኾንኩም ክልተኹም።

    • @TT-ky6rz
      @TT-ky6rz 8 місяців тому

      Denkoro media yerashin yalhone litiwesid yebahr neger endegena ledem eyegabezachuen naw ena ezaw yagenanegn Resehat fitret fooooooo yihe degmo aynu bicha sayhon libum ewur naw komalat kondafat wadi maen kimotelkum ekum tideliyu nay kuentikum zeytigebru kulatina Esayas ena dihri Esayas yerakibena Hasewti

  • @haregmusr5624
    @haregmusr5624 8 місяців тому +79

    ቴዲይ ባዓል ፅኑዕ መትከል ንህዝቢ ዝወገነ ወዲህዝቢ እንኳዕ አማዕዲና ንሪአካ ዘይናህና አይኮንካ
    We proud of you our heroes !!

  • @zenebeteka9810
    @zenebeteka9810 5 місяців тому +1

    Good Point Tady

  • @hi-zp4ud
    @hi-zp4ud 8 місяців тому +13

    ዋው ዋው ዋው ቴድሮስ ጅግና ብሩህ ልቦና እወ ናይ ብሓቂ ጅግና ኣታ እንካዕ እስቲ ኮንካናትና ኩርዓት ሐበን ኢኻ ናይ ህዝብና ዋልታጎበዛይ ዶ ክብለካ መብራህቱ ብብልሒ መጊቱ ረቲ ዑ ዝኣቱ ስም ስኢነ ኣነስ መንየ ክብለካ በል ቐጽለሉ እሞ ኣምላኽ ይሓግዝካ 🙏❤🙏👏👏👍👍!!

  • @gfg4696
    @gfg4696 8 місяців тому +31

    መዲ ሽኮር ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ትሰርሒ ኣለኺ ብቁዕ ሓሳብ ዘለዎም ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ዘገድሶም ንትግራይ ዝጠቅሙ ሰባት ተቅርብልና ኣለኺ ቀፅሉሉ ❤❤❤

    • @merhawiabraha3593
      @merhawiabraha3593 6 місяців тому

      መድህን ጠምባር በየን ትህልዉ ጸላእቲ ህዝብ ኤርትራ ካብ ምባል ተቆጢብኪ ንህዝብኺ ህዝዝቢ ትግራይ ይጠቅም ትብልዮ ሃሰው ተትብሊ ጽቡቅ ኔሩ።ኣብዚ ፍጭም ምባል እልፍ ዘይጠቅሙ ትርጉም የብሉን።

  • @haiylaykiros3495
    @haiylaykiros3495 8 місяців тому +11

    ቴድርስ ፀጋይ ንዝገበር ቃለ መሕትት ብጣዕሚ ዕሙቕ ዝበለ ትንታነን ኣብ ጉዳይ ተጋሩ ኾነ ትግራይ ገይሩ ፅቡቕን ንቐፃሊ ብሙሉእ ዓቕሙ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ክሰርሕ ተስፋ ኣለኒ ክምስገን ድማ ይግበኦ። መድህን ጉዳይ ትግራይን ተጋሩን ዓብዪ ጉዳይ ገይርኪ ንዝተፈላለዩ ዓይነት ኣመለኻኽታ ዘለዎም ፖለቲከኛታት ዕድመ ብምግባር ተጋሩ ውሽጣዊ ሕመቕናን ፅቡቕናን ፈሊና ክንፈልጥ ብፍላይ እቶም ዓንኳር ዝበሃሉ ድኽመት መራሕቲ ትግራይ ኮነ ህዝቢ ከም ህዝቢ ኣብ ከመይ ዝበለ ፀገም ከምዘለና 'ውን ነፂርና ክንርዳእ እትገብርዮ ፃዕሪ ዝነኣድ 'ዩ ክቕፅል ኣለዎ በርትዒ።

  • @SfgCbjj-ej6ql
    @SfgCbjj-ej6ql 8 місяців тому +3

    ትኽክል ዕላል መልእኽቲ። ኽልተ ንፉዓት ። ብሩሃት።

  • @gebreamlakgebremedhin7344
    @gebreamlakgebremedhin7344 8 місяців тому +5

    የቐንየልና ቴዲ ብዝተረጋገዐ መንፈስ ዝሃብካና ትንታኔ❤።

  • @AwetGeremeskel
    @AwetGeremeskel 8 місяців тому +13

    ክልተ ብርትዓት ❤❤❤ንህዝብኩም ብትገብርዎ ዘለኩም ቃልሲ ኣዝየ ከመስግነኩም🙏🏽🙏🏽🙏🏽
    መድህን ሓፍተይ ግርማይ በርሀ እባ ኣቅረብልና በጃኪ 🙏🏽

  • @tewoldesebhat9158
    @tewoldesebhat9158 8 місяців тому +32

    ቴወድሮስ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ዕድለኛ እያ ከማካ ዝበለ በሊህ ጅግና ምውላዳ ብጣሚ የመስግነካ

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 8 місяців тому +15

    Tedy, brilliant as always ! And Medi shukor, please bring back Tedy soon. Also, please keep up the good work. Tigrai will always remember journalists like you two, who fought for the people of Tigrai day and night. Because, all this evil will come to pass.🙏🙏🙏

  • @mebratutarekgn8722
    @mebratutarekgn8722 8 місяців тому +6

    መድሂን ኩል ግዜ ፅቡቅ ስራህ ትሰርህ አለኺ

  • @genygen5351
    @genygen5351 8 місяців тому +13

    Teddy bravo as always! Specially in tigringa.

    • @yohannesweldu5047
      @yohannesweldu5047 8 місяців тому

      አብርሃ ደስታባ አቅርብልና❤😂?

    • @kiliawta
      @kiliawta 8 місяців тому

      Tedy the son of the devil don’t know tigrignia at all

  • @rezeneambaye8714
    @rezeneambaye8714 8 місяців тому +5

    ልበ ብርሃን ዝኾነ ረአዮ አሓዳዊ እዮ አምሓራይ ዝድግፍ እናበሉ ስሙ ዘጥፍእዎ ዝነበሩ ተጋሩ እንታይ እዮም ክብሉ ሀዚ።ንስኺ ምቅራብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶ ኹውን ጽፉፍን ሓቅን ብምካን ደስ ይብል ቀጽልሉ መዲ

  • @maekelemehari1146
    @maekelemehari1146 8 місяців тому +6

    Thanks teddy, very much rational, tigray people needs you most

  • @EAHUNTRS
    @EAHUNTRS 8 місяців тому +2

    ተጋሩ ሓንቲ ወሳኒት ነገር ተማሂርና ኢልና ተስፋ ይገብር። ምስ ኤረትራ ነገር ዘይምጅማር፣ ተተጀሚራ ከዓ ዋላ ሓደ ሻዕብያ ከምዘይተርፍ፣ ካልኣይ ከምዘይምለሱ ገይርካ ምዉዳእ የድሊ። ብድሕሪት ሓዊ ናደጎንና ንቅድሚት ክንከይድ ኣይንኽእልን። ንህዝቢ ኤረትራ ዘይኮነ ስርዓት ምሳና ክዛነ እዩ ኢልካ ምሕሳብ ዘበት እዩ።

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray1989 8 місяців тому +6

    ቴዲዋይ ብሱል ብሉፅ ፍጥረት ❤❤❤❤❤

  • @mekdeshagos5888
    @mekdeshagos5888 8 місяців тому +11

    Very informative conversation! This kind of discussion should be done more often. Much appreciation to you both, Teddy & Medhen. Thank you. ❤️ ❤

  • @destaway4950
    @destaway4950 8 місяців тому +1

    I appreciate your way of explanation and understanding towards the current geopolitical scenarios

  • @tehabenhizbey2778
    @tehabenhizbey2778 8 місяців тому +9

    መራሕቲ ትግራይ ንምዕራባውያን ክትብሉ ንህዝብኹም ብሐሶት ካብ ዘይናትኩም ዝኾነ ምትምናይን ብሐይሊ ምዉናንን ካብ ምምሃር ብሰላም ምስ ጎረባብቱ ክነብር ምሃሩ። ብዝተረፈ ኣብ ዞባና ውግእን ደም እንዳፈሰስ ክነብር እዩ።

    • @TuryKeder-sz5gj
      @TuryKeder-sz5gj 8 місяців тому

      ምሽዶ ንመራሕትኻ ንገሮም ሐምሐም

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 8 місяців тому

      @@TuryKeder-sz5gj ደንቆሮ ከውሒ ርእሱ!! መራሕተይ ንሕጊ ተቐቢሎም ኣኽቢሮም ዝኸዱ ውርዙያትን እሙናትን እዮም። ጂቡቲ የመን ብሕጊ ተወዲኡ። መራሕትኻ ሐሶትን ግፍዕን ምኽዳምን ስርቅን ምዕማጽን ኡይ ኢልካ ምብካይን ካልእ ምንም የብሎምን።

    • @TuryKeder-sz5gj
      @TuryKeder-sz5gj 8 місяців тому

      @@tehabenhizbey2778 😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀 አየ ወዲ ኤረ መራሕትኻ ንሕጊ ይግዝኡ ኢዮም ባጋ መራሒኻ ኮ ባድመ አይኮነን መባአሲና ኢሉካ እስከ ሕተቶ እንታይ ድአሉ ኢልካ 😀😀

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 8 місяців тому +7

    It was nice to see you both.Interesting conversation as expected.

  • @daivex6068
    @daivex6068 8 місяців тому +2

    መድሕን ሽኮር እንኳ ንቴዲ ኣምጽኪዮ ሰሚኤዮ ሕዝብ ትግራይ ለብም ፍለጥ እዚኣ እያ እቲ ሓቂ ሕወሓት ማለት ለሚሱ እዩ ደጊም ጠቅሊሉ ከየብርሰና ጸግካ ሓዝ ዝበሓለሉ እዋን ከምዝኮነ እዩ ተረዲኤ ኣዝዪ የቀነየልና ልበ ብርሓን ቴዲን መድሕን ❤🙏🙏🙏

  • @yirgaderbew5137
    @yirgaderbew5137 8 місяців тому +5

    ቴዲ እንኳዕብሰላም ኣምፅኤኳ ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ፀገማት ማዕረ ዝሞገትኳን ንኣለም ዘቓለዕኳ ጀግና ትግራዎ ኢኳ ብውልቀይ ኣብይ ቦታ ኣለኒ ዕድመ ጥዕና ይሐብኳ።

  • @ዮሰፍገብረ
    @ዮሰፍገብረ 8 місяців тому +7

    ❤❤❤ቴዲ ጅግና

  • @pj6930
    @pj6930 8 місяців тому +1

    ቴዲ ባዓል ርእሲ የቐኒየልና ልሓሳባትካ ብጣዓሚ ፅብቕን ንትግራይ ዝጠቕሙን እዮም❤

  • @beana3912
    @beana3912 8 місяців тому +4

    Thank you both of you😍😍😍😍👏👏💛❤️💛❤️💛🙏🙏

  • @abcabc-r3f
    @abcabc-r3f 8 місяців тому +5

    እዚ ሰብ ሓደ ካብቶም ብባሕሪ ኤርትራ ዝሓሙ ኢዩ።ጻሕታሪ ኩናት

  • @ቤኪሪዝነብል
    @ቤኪሪዝነብል 8 місяців тому +7

    ቴዲ አንድ ለሚልዮን የሆነ ነው ብቻውን ክፈለጦር ነበር ነውም በርታልን ቴዳ!

  • @gebraisamuel8369
    @gebraisamuel8369 8 місяців тому +4

    Amazing perspectives.
    Thank you both of you.

  • @KalayouBerhe-i8l
    @KalayouBerhe-i8l 7 місяців тому

    Brilliant analysis from both sides. Long live our hopes!!

  • @DanielKebede-kz3jy
    @DanielKebede-kz3jy 8 місяців тому +4

    የቐንየልና በርትዒ ❤

  • @amiharina2063
    @amiharina2063 8 місяців тому +3

    TEDDY NAYNA 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏 👏

  • @fikreatsebha3148
    @fikreatsebha3148 8 місяців тому +4

    Brahke show is on another level top media in all over TIGRAY, Medhin Haftey Thank you so much for bringing one of the brightest TIGRAYAN mind Tedy (Reyot) to your show.
    TIGRAY needs different perspectives and ideas from different corners.

  • @ka7484
    @ka7484 8 місяців тому +1

    ዝገርም ትንታኔ ቴዲ ብሓቂ ዓይኒ ኣይኮነን ዝርኢ ልብን ኣእምሮን እምበር።

  • @teklearaya2273
    @teklearaya2273 8 місяців тому +4

    Brakhe show, good job you and Teddy are the best people Tigray have. I really surprised, Teddy is excellent in Tigrigna as he is in Amharic.

  • @abemeshe
    @abemeshe 8 місяців тому +7

    ትግሪኛ ባልችልም፣ ከቴዲ የማልስማማቸው ጉዳዮች ቢኖሩም፣ በብዙ ጉዳዮች ስለማደንቀው እያጠጋጋሁ እየሰማሁ ነው!

  • @bereketalem9133
    @bereketalem9133 8 місяців тому +8

    Teddy, the iron man! You nailed at each and every question. Your intelligence is beyond amazing man. I hope one day you will get to the top of mountain and become a bacon of democracy and freedom.

  • @kibreabhabtetsion717
    @kibreabhabtetsion717 8 місяців тому +8

    It was very fantastic discusion.

  • @tsehaye9438
    @tsehaye9438 8 місяців тому +4

    I love it. Thank you Teddy and Medhn

  • @abdulwahabfaid7140
    @abdulwahabfaid7140 8 місяців тому +12

    Denkoro Eritrea never tgray , afar never tgray . You are in Dream

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 8 місяців тому +1

    መድህን ሓፍተይ ጎበዝ ኢኪ ቀፅልሉ ቴዲ ብዙህ ሰብ እዩ ድካታተሎ ቀፃሊ አቅርብዮ ❤❤❤

  • @zulumake3017
    @zulumake3017 8 місяців тому +8

    ሰላም ቴድሮስ ፀጋይ፣መድህን ገ/ስላሴ ክምኡዉን ሉሙሉኦም መዳለወቲን ብራክ ሽው እንኳዕ ብስላም መጻዕኩም ።

    • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ
      @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ 8 місяців тому

      @ zulumake ዬ መዓረይ ሰላም ክቡረይ ጀግና ወዲ ጀግና ንጉስ አሉላ ክቡር ወርቂ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ሓወይ ናተይ ክቡረይ ኣብ ዘለካዮ ቅድስት ድንግል ማርያም ፂዮን ታብ ክፉእ ነገር ታሓልወለይ ፅቡቀይ ክቡረይ 🙏❤🙏❤❤😍💊💊💊

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 8 місяців тому +10

    Brakhe show, Tedros, thanks you very much. Very satisfied.

  • @samuelg.mariam7595
    @samuelg.mariam7595 8 місяців тому +7

    ታላቁ ቴድሮስ 🙏🙏🔥

  • @fggb468
    @fggb468 8 місяців тому +4

    Teddy in Tigrinya ; a very refreshing discussion 👍

  • @tdf7226
    @tdf7226 8 місяців тому +4

    Thank you both!🙏🙏🙏

  • @richardbrook9318
    @richardbrook9318 8 місяців тому +20

    30 ዓመት ብሄር ብሄረ ሰባት ክጥብሩ ግዜኦም ኣሕሊፈሞ

  • @keseteteklay190
    @keseteteklay190 8 місяців тому +6

    ተጋሩ ናይ ሓሶት ታሪኽ ካብ ምንዛሕ ዕረፍቲ የብልኩምን ኣበየናይ ዘመን'ዩ ኤርትራ ምስ ባሕራ ናይ ትግራይ ዝነበረት ወሽላኽ።

  • @azmachmeresa6059
    @azmachmeresa6059 8 місяців тому +12

    Teddi, great man, you are special, keep it up

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 8 місяців тому +2

    ብላዕ ዘይበልዎስ ጽብሑለይ በለ ይብሉ ኣቦታት።ተጋሩ ገና እናራኣኹም እናሰማዕኩም፡ኣይትሪኡን ኣይትሰምዑን።ህዝቢ ትግራይ ጸቢብዎ ራህዋ በየን ንረክብ እናበሉስ፡ገና ብትዕቢት ዝተወጠሩ ኣብ ሃለውለው ዘለዉ ሊሂቓን ባሃልቲ ክትሪኢ ዘሐዝንዩ።ትግራይ ከም ትግራይ ከምዘላስ መወዳድርቲ ሻዕብያ ኮይኖምሲ ሓሳብ ክህቡ ህዝቢ እንታይ ይብለና የለን። ትማሊ ትማሊ ካብ ጎዳጉዲ ሳላ ኣሜሪካ ወጺእካስ ሃለውለው ክትብል ፡ዝዕዘብ ኣሎ ዶ ኣይባሃልንዩ ? ህዝቢ ትግራይ ለሚድዎ እዩ።ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ክንዕቀና እዩ ክባሃል ኔሩዎ።

  • @biniambeyene4526
    @biniambeyene4526 8 місяців тому +5

    Best interview ❤

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ 8 місяців тому +1

    ቴዲዬ ጀግና. ልበ ብርሓን ክቡር ሓውና ንበረልና ክቡረይ 🙏❤❤❤💊💊💊💊💊🎉🎉🎉🎉

  • @3NAB_768
    @3NAB_768 8 місяців тому +4

    Brilliant ideas from Teddy as usual 💡 👏

  • @gebrudesta4119
    @gebrudesta4119 8 місяців тому +3

    Great discussion 👍🏼

  • @Khm1103
    @Khm1103 8 місяців тому +8

    Thanks Medhin, He doesn't understand the history, political and armed strugge of Eritrea. When you ask about agreements, you to respect the algeries agreement, the final binding decision by international court of arbitration. TPLF was the government for the last 30 years and tried to expand their territory against the demaracted boundaries between Eritrea and Ethiopian territory by force including declaring war and tried to control Eritrea by force by mobilising the whole Ethiopian population.

    • @urbanhymns6757
      @urbanhymns6757 8 місяців тому

      so what is your main point, are you saying you are okay even if you commit genocide, you invade Tigray in order to rape women, girls & commit bestiality.beyter to say if you are enough to be a country.

    • @haddisasheberom9805
      @haddisasheberom9805 8 місяців тому

      ውዕል ኣልጀሪስ ፈሪሱ እዩ። ።

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 8 місяців тому +3

    የቐንየልና ቴዲ ሓውና!! ብትኽክል ገሊፅኻዮ ኹሉ:: ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ!!!!

  • @AlmazGermay-j9e
    @AlmazGermay-j9e 8 місяців тому +5

    Teddye yne jegna tebarek ❤❤🙏Egzabiher edme ena tena ychemrlik wondeme ❤❤

  • @azmachmeresa6059
    @azmachmeresa6059 8 місяців тому +4

    thank you very much appreciate both of you.

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ኣነስ ቴዲ
    እስታለን
    ኣሊላ
    ሃይለ ሚካኤል
    ደቂ ሃገረ ትግራይ ሙኻኖም ኩሉ ግዜየ እየ ዝሕበን ሩታኣት ኣንደበት ናይ ዳያስፓራ ጀነራላትና ዕደመን ጥዕናን ይምነየልኩም ኣቱም ሰብ ፎሮሮ💔❤💛🙏

  • @NiguseTeklu-m3i
    @NiguseTeklu-m3i 8 місяців тому +1

    መድህን ብጣዕሚ የመስግን ፅቡቋትን ናይ በሓቂ ንቴዲ ምስገና ኣቅርብለይ ብጣዕሚ ኣብውሽጢ መዓሙቅ ሕልናይ ዘጭንቀለይ ዝነበረ ሕቶን መልሲ ኾይኑ ስለዝረኸብክዎ እና ከመስግነኩ እፈቱ ።

  • @ዓርሞሸሽ
    @ዓርሞሸሽ 8 місяців тому

    መድህን ቆንጆ ፍልጠትክን ፖለቲካዊ አቀራርባኺን ከመቲ ቁንጅናኺ ስለዝኾነ ነዓኺ ዘለኒ ክብረት ወሰን የብሉን ብሽም ህዝቢ ትግራይ ድማ ክብረት የሃበለይ ይብል።❤

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 8 місяців тому +1

    የቐንየልና ቴዲ ልበ ብርሃን ህዝቢ ትግራይ ንሕውሓት አድሒንዋ

  • @tammy3542
    @tammy3542 8 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ከድንቐኪ ከመስግነኪ ይደሊ እዚ በሳል ወዲ ኩላ ብእርይ ቁፅር ከረድእ ብምግባርኪ ሞሳን ክብርን ተወንዘፈ በርትዕልና ዋዕሮ

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 8 місяців тому

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ንህዝቢ ዝጠቅም ሐሳብእዩ እንድህር ዝጥዕመኪ እንተነአሰ አብ ሰሙን ሐደመዓልት ብተከታተሊ ከተቅርቡ ዝበለፀ አፍልጦ ሕዝቢ ትግራይ ክረክብ ይክእል

  • @amankok135
    @amankok135 8 місяців тому +4

    ❤ ቴዲ ናይ ጸልማት ብርሃን :ናይ ሙሁራን ሙሁር :

  • @FasilYohannes-l8b
    @FasilYohannes-l8b 8 місяців тому +2

    ተጋሩ ቴድን ብራከ ሸውን አድምፁ መፃኢና ንህሰብ ።

  • @romantafere275
    @romantafere275 8 місяців тому +8

    ብ ጣዕሚ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ሰብ እዩ ቴደ እዉቀት እና እውነት ምስ ቴዲ ኣላ ❤❤❤❤

  • @tefetawit1
    @tefetawit1 8 місяців тому +1

    Open-minded brilliant Theodoros
    Well said 👏 👌 👍 ❤ thank you

  • @temtugesese8620
    @temtugesese8620 8 місяців тому +3

    We proud of you both of you ❤

  • @bmeng9780
    @bmeng9780 8 місяців тому +3

    Tady hawey wedi AABAY Tigray good to C you with journalist Medhin am proud of you guys and I love your Tigrigna special time . Very good explanation 👏 👌 ❤

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 8 місяців тому +1

    ቴድ ናተይ ብሉጽ ናይ ዘመና ጋዜጠኛ እካ ንኣይ መድህን ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ጋሻ 😊❤

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 8 місяців тому +1

    ኣነ ንተዲ ከማሓልፈሉ ዝደሊ መልእኽቲ ካፍቲ ኣምሓርኛ ሓሙሽተ ሻዕ ኣብ ሰሙን እቲ ውሱን ማዕልቲ ትግርኛ ክፍለ ግዜ እንተ ትገብር ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ምኾነ ይብል
    ምኽንያቱ ሓብካ ፅቡቕ ገይረ እየ ተረዲአዮ
    እቲ ናይካ ፕሮግራም ሰሚዐዮ ኣይፈልጥን
    ስለዙይ ትግርኛ ፕሮግራም ግበር ክም ትግረዋይ መጠን ወይ ትግርኛ ምዝራብ ኣብ ሪኦት የሕፍረካ እዩ?

  • @tsadkantwelde4361
    @tsadkantwelde4361 7 місяців тому +1

    Dess zbl diskussion bhaki agekom alena ❤❤❤

  • @wolderufael
    @wolderufael 8 місяців тому +3

    Teddy, an influential political thinker, beneficial not to Tigray only, but the Region in general.

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 8 місяців тому +1

    ቴዲ እንኳእ ትግራዋይ ኮንካ ዝሓወይ ብአካ ንኮርእ ንሕና አሕዋትካ ተጋሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azebstefanos8253
    @azebstefanos8253 8 місяців тому +1

    Thanks so much my dear brother and sister.

  • @VisitTigray
    @VisitTigray 8 місяців тому +1

    Great job both of you. Thank you 🙏

  • @goitomweldegebriel-cc6mk
    @goitomweldegebriel-cc6mk 8 місяців тому +4

    Thanks

    • @goitomweldegebriel-cc6mk
      @goitomweldegebriel-cc6mk 8 місяців тому

      ንግርማይ በርሀ ኸዓ አቅርብልና ወለላይ😍😍😍

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 8 місяців тому +4

    Great points- that is exactly what Tigray leadership missing, fighting for justice for the #Tigraygenocide was big advantage for themselves.

  • @wowo9142
    @wowo9142 8 місяців тому +1

    ቴዲ ናይ ኣታሕሳሰባ ለዊጢ ኣይገበረን!
    Ethiopianism as long as you dominate Ethiopia; and ትግራይ ትስዕር , when the going gets tough.

  • @sisayt1041
    @sisayt1041 8 місяців тому +1

    @Medhin thanks🙏hope you will invite him soon again b/c Tigray needs scholars like Tedy

  • @ሎሚከናበይ
    @ሎሚከናበይ 8 місяців тому

    ግርማይ በርሀ'ባ ኣቅርብልና መዲ ሓፍተይ!❤

  • @yakobtsegay1710
    @yakobtsegay1710 8 місяців тому

    ቴዲ ካብ አብ ዓለም ብርህ ኣእምሮ ዘለዎም ቁርብ ሰባት ሐደ እዩ። ዘመንካ የባረኽ ኩቡር ሓዉ። ንፋዕ ጋዜጠኛን ናይ ሕጊ ባዓል ሞያ።

  • @AbutiMebratu-jn9lu
    @AbutiMebratu-jn9lu 8 місяців тому +28

    Tedi is one of our Assets let's appreciate him and Medihin keep shining Hafteyi

    • @tolesaebsa4261
      @tolesaebsa4261 8 місяців тому +1

      Indeed, she is brave. It is clear she is enduring a lot of obstacles and threats, but she pliws through and shines through it. She is my hero, hopefully she is yours too???

    • @loyalbelieve6954
      @loyalbelieve6954 8 місяців тому

      💯

  • @hailetesfay3313
    @hailetesfay3313 8 місяців тому +6

    መድህን ምስ ቴድሮስ ብቐጻልነት ኣብ ሰሙን ሓደ ጊዜ ንኣጋይሽ እንዳዓደምኹም ብቋንቋ ትግርኛ መደብ እንተተቕርቡ ብዙሕ ተኸታታልን ከምኡውን ኣብ ሕ/ሰብና ፖለቲካዊ ንቕሓትን ለውጥን ብምምጻእ ንመጻኢ ዓብዪ እጃም ንክተወፍዩ የተስፉዉ ።

  • @ፍጹምሰላም
    @ፍጹምሰላም 8 місяців тому +66

    medi desylal tedin makrebsh በጥያቄ አጣድፊልኝ እሱ እዴት በጥያቄ እደሚያጣድፍ ታውቂያለሽ ቴዲ ማለት ምርጥ የምቺ መድሃኒትነው ብዙ የሱ ድምፅ ሲሰሙ የሚያጓሩ አሉ።

    • @Rasamabaafar
      @Rasamabaafar 8 місяців тому +1

      አውርቶ ምን አመጣ።በሞቀበት ሚጣድ።

    • @NTA130
      @NTA130 8 місяців тому

      😁😁😁😁😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷 antem indesu denkoro neeh komal agame 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ertedi9470
      @ertedi9470 8 місяців тому

      ዓይኑን ልቡን ዝዓወረ ናይ ሕሶት ማሽን ናይ ሩሹን ሱዩም መስፍን ሓር ኢ

    • @keratkedir6913
      @keratkedir6913 8 місяців тому

      Denza aske alke neya resya awera​@@ertedi9470

    • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ
      @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ፈ5ጠ 8 місяців тому +1

      @@ertedi9470 ደንቆሮ ማሓይ ከም ቴዲ ንምኳን ብሕልምካም ኣይትረኽቦን

  • @ngstik2kahsu699
    @ngstik2kahsu699 8 місяців тому +2

    ቴዲየ ለባም እዛ ትግራይናስ ከማኻ ኣሽሓት ትውለደልና❤

  • @weghta3315
    @weghta3315 8 місяців тому +4

    Taddy is Our hero we proud of you 🌍👏❤💙♥💜🌍👏

  • @haftomasefa1989
    @haftomasefa1989 8 місяців тому +1

    ቴዲየ ንፉዕ ፍልጠቱ ልዑል ብሩህ ልቦና ዝተዓደለ በዓል ምጡቅ ክእለት እዩ የቅንየልና መዲ ሓፍተይ

  • @eritrea1st594
    @eritrea1st594 8 місяців тому +1

    Thanks All Dave,John, Bini, Wonderful As Always.!!

  • @kiliawta
    @kiliawta 8 місяців тому

    ዝኽየድ ዝነበረ ክያዶ ታይ ማለት እዩ ?? ኣየ ተጓሩ !!!
    እስከ ብከምዚ ኣርምዮ። ዝኽየድ ዝነበረ መንገዲ ወይ ጊዕዞ ኣማራጺ ይመስል።
    ተወሳኺ ፣ ያው ፣ እና ፣ዝበሃላ ክልተ ቃላት ቦታ የብለንን ኣብ ትግርይና።
    ብተወሳኺ። ብጣዕሚ ትበሃል ቃል ፣ መግለጺ መቐረትን፣ ምቹእ ህይወትን ዝገልጽ እዩ። መተካእታ ብጣዕሚ ኸኣ ፣ ኣዝዩ ፣ እምብዛ ፣ ምሒር ተጠቐሙ።

  • @ykyyky-l5n
    @ykyyky-l5n 8 місяців тому +7

    ብሩህ ልቢ 🎉🎉🎉❤

  • @kidanetsegaye2482
    @kidanetsegaye2482 8 місяців тому +2

    Tedie brilliant man I am happy to hear you

  • @hailuabreha9675
    @hailuabreha9675 8 місяців тому +4

    Medhin thank you for bringing knowledgeable people like as our brother Tedros on your show

  • @TekaHailu
    @TekaHailu 8 місяців тому +2

    *ቴ ዲ❤ሓውና ስምዑዎBrilliant mind💥ዅሎም...ፖለቲካኛታት🇪🇹ትግራይ❤ልትግራይ🇪🇹እንድሕር ትሓስቡ ኾይንም... ቁምነገርን ተግባራዊ ንሙዃን እንድሕር ትደልዩ...እንሆ🙏ምሁሮ።ብዙሓት ቴዲ♥️ይህልዉ ይኾኑ🤷‍♂️ግን ዕድል ሚዲያ ካብ ላግነዩ ሰባት ቁም ነገረኛ ስለ ልኾነ✅ግን ሓደ ነገር ለይትርድአኒ? 🤔እታ ጋዜጠኛ ሰብ ትመርፅ ድያ?ወይስ ናይ'ቲ ተጠያቒ ሓሳባት..ብኡኡ ልክዕ እዩ... Brilliant💥ልገብራ?🤔ተግባራዊ ጥያቄ እዩ* 👌❤️🙏

  • @abrahamhagos8529
    @abrahamhagos8529 8 місяців тому +2

    Www nice thanks very much 😊

  • @Almaz-e4l
    @Almaz-e4l 8 місяців тому +2

    YES YES YES 🙏🙏🙏🙏

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 8 місяців тому +1

    No word to thanks to Di. Just persist in what you doing.
    You and Ldetu are real political analysts.

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 8 місяців тому +1

    ቴዲ ፀጋይ ከማኻ ንፅረተ ሓሳብ ዘለዎም፣ Very Organized ፣ስልጡን ፣ ምስ ዝነፈሰ ዘይነፍስ ሰብ ብርክት ምበሉልና ክንደይ ምተዓደልና። ብግልባጡ ትግራይና ርእሶም ብሓደራ ዘቐመጡ ፣ ሓሳብ ዘፍርሖም፣ ዓርሰ እምነት ዘይብሎም ቁራታትን [ካድረታት] ሎቕዛያትን ወሪሮማ።

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki 14 днів тому

    ብጣዕሚ መስተውዓላይ ወዲ