Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጅግና አቦና ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም
ጀጋኑ ትግራይ🙏🙏🙏
እዞም ኩሎም ጀጋኑ እናሃለው ከመይ ዓድና ከምዚ ትከውን🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ጅግና ኢካ እሞ ክብሪ ይግበኣካ 🎉🎉🎉ዕድመን ጢዒናን ይምነየልካ
በዓል ልደት ኣፅቢ ኬድኪ ኣርእይና ብዝተረፈ ቀፅልሉ ጀግና ሓፍትና❤
ጀግናና ከማኩም የብዝሐዬ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
አቦ ጀግና እድመን ጥዕናን ይሓብካ ሓቀኞ ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪
ጀግናና ,ኣለና ዝተረደኣና
ህዝቢ አብ ጎንኩም እዩ 100/100❤❤❤❤
ናይል ጓል ጅግና ቀፅልሉ
ጓል ጅግና ጅግና ክከውን ፅብቅ እዮ ናይል ወ/ጅወርግስ🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ውይ ግዜ ❤❤❤
ጀግና ወዲፈጠነ
❤❤❤❤🙏🙏🙏
እሞ ፀላኢ ብዝሃቡና አጀንዳ ንባላዕ ድዩ እቲ መፍትሒ!ብስሩ ወ/ዊ መርሕቲ ልምንታይ ኣብ ፖለቲካ ይኣቲ !ውፅኢቱ ድማ ናይ ሓባር ምጥፍፋእ እዩ ምእንቲ ምንታይ ዕጡቅ ስለዝኮነ ኢዶም ክስብስቡ ይግባእ ፖለቲካ ንፖለቲከኛታት ይግባእ ንሓበራዊ ሰላምን ድሕንነትን።
አብሊዕኩምና !!!
My hero wodi fetene, you own the fact of our 27 years legacy of Tigray victory's and as you spent your young life time to make ethioopia peace and security, we need you to use your experience to fixed the Tigray peace security as well
እቲ ንህዝቢ ትግራይ cancer ኮይኑዎ ዘሎ TDF እዩ ። ምኽንያቱ ሕማቕን ፅቡቕን ፈልዮም ቀልጢፎም ስጉምቲ ዘይምውሳዶም ስቓይ ህዝቢ ትግራይ ክናዋሕ ገይርዎ።
ብሐደ ውድብ ፣ ሓዳ ከባቢ፣ ሓደ አተሓሳስባ ትግራይ ትጨፍለቅ ዝበሀል ናይ ስብሓት ነጋ ሓንሻሺ ፊውዳል ስርአት አብቂኡ እዩ። ናይ TDF ተጋድሎ ካብ ዝፈጠሮ አወት ሓደ ትግራይ ካብ ርስሓት ስብሓት ነጋ ሓራ ምውጽእ እዩ። ተጀሚሩ አሎ መንእሰይ ክዛዝሞ እዩ።
ልሰምዕኻ የለን
ናይ ህዝቢ ቃልሲ 4ደረጃ አውሪድኻይ እኻ
ናይል‼ ናይ ፀላኢ ማሕብራዊ ሚድያ ሰራዊት ብዝሃብኹም ኣጀንዳ ናብ ዩቱብ እንዳምፃኹም ተሳጥሕዎም ኣለኹም እን ''ደሴ'' ኣሸናፊ እንጣጥ፣እንጣጥ ስለ ዝበሉ ተሳጥሕዎም ኣለኹም ስኽ ኢሎም ስረሖሞ ዘይሰርሑ
ሃያ ሁለተኛ ክፍለጦር ኣይኮነን ሁለተኛ መካናይዝድ እዩ ነይሩ ብሁለተኛ መካናይዝድ ብዝብል ይሰተካከል ምሰራቅ ዕዝ ጀጋኑ ናይ ሁለተኛ መካናይዝድ ኣባላት አልሸባብ ዘምበሪከኩ ደቂ መተማ
ነቨረያ ነበረ እዩ ወግዑ
It is a good recap. This is what Getachew and his reckless team is looping in with now!
ወዲ ፈጠነች ናይ ሕዚ ትግራይ ዶስ ኢ/ያ ተቆርቅሪ
ጎጠኛ ምዃንካ ኢኻ ነጊርካና
ፀግዒ ሓደ ኢካ ወዲ ፈጠነ ፈሊጥናካ ኢና
እዝገ'ፍለጠካ 😂
Birhane teklay mehaym Barti Aybehaln Parti Elka Armo Ybeha Ela Habal Tekuhila
እሱ እዩ እቲ ናይ ውድቀትና ፍልፍል
ብዛዕባ ፓርቲ እንታይ ይምልከተካ ?
አነ ጥያቆ አለኒ. እቲ ካብ ፀላኢ ምልክት ክትሪኡ እንተለኹ ህዝቢውን ክነግረኩም ከሎ ኢግኖር ገይርኩም እቲ ሽግር ክሳብ ዘአቢይ ትዝንጉኡ ስቅ ኢልኩም ትፅበዩ ንምንታይ እዩ ንባእልኹም እውን ንህዝቢ እውን ንአዲውን ይጎድእ አሎ ንባእሉስ እቲ ድኽሪ ፕሪቶርያ ውእል ጀሚሩ እቶም አብ ግዚያዊ ምኽደራ ዘለው ሰባት እቲ ዝተውሃቦም ሥራህ ሓዲጎም አብ ውድብ ህውሃት ተፀሚዶም ካብኡ ከአ ቀስ እንዳበሉ ናብ ሰራዊት እንዳኸዱን ቀጥታ ንህዝቢ ትግራይን ንትግራይን ከምዘይሰርህ ፀላእቲ እንዳእተው እቶም ጆኖሳይደራት ከምልቦም እናአንደሩ ናይ ህዝቢ ትግራይ መአድን እንዳዘረፉ ብሰልፊ እውን እነታት እናተፃረፉ ሕጋውነት ዘይብሉ ከንቲቫ አቅሙጥሉና እንዳበሉ ክእንድሩ እንዳረአኹም ንህዝብን አድን ኢና ንሕሉ እንዳበልኩም አበይ እኒአ እቲ ሓለዋ እንታይ ክሳብ ዝገብሩ ኢኹም ንጀኔራል ፃርቃንን ንጌታቸውን ተኸተልቶምን ትፅበዩ ?
ስለ ባርቲ ታይ ይመልከታካ
ደጋል ዋርድያ ሓደ ፓርቲ ታይ ይምልከተካ ስለፓርቲ ወላ ኣብ 12 ዘይምቀል ብሰንኪ ዞም ደናቁር መራሕቲ ሰራዊት እዩ እኮ ክንደይ ምሁርን በጃ ህዝቡን ዝኾነ ሰራዊት ትግራይ ዝንቋሸሽ ዘሎ
ወዲ ፈጠነ ኣይትጋገ ብሕጊ ዘይግዛኣ ንመንግስት ጥራይ ዝግዛኣ ናይ ሓደ ፓርት ልእኹ እዩ ዝፍፅም ነይሩ ዋጋ ኻኣ ኣኽፍልኩም
እሞ እሳ ኸዚ ኣብ ትግራይ ልምንታይ ገለልተኛ ዘይትኮኑ!
Atrit gaztana foo fanfan
እቶም ስምካ ዘጥፍኡ ንምንታይ ብሕጊ ዘይትሓቶም እቲ ትብሎ ሓቂ ተኾይኑ
በቃ ፀላእቲ አጀንዳ ሂቦሙኩም የባልዕኩም አለዉ ሰቅ ኢልኩም ሰራሕኩም ግበሩ
ከጥፉእካ ነይርዎም
ስለ ፖለቲካ ኣይአትወካን ነዚ ተጠቒምካ ውልቀ ድሌየትካ ንምፍፃም እትጥቀመሉ ሜላ ዩ።
Agame/Tegaru Hassewtti
አጋመ እኮ አሰራሶሩካ እዩ ትፈልጡ ኢኹም አይነክእን እንተተነኺኡ ግን አይረድ እዩ ዋ !
እዝኦም እዮም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ
ደቂ ኤድስ ቦርኮታት ንሱኹም ኢኹም ካንሰር ትግራይ❗️
ወለዶ ብ hiv ዝብክሉ ዘለዉ ደናቁር
ክብሪካ ብዜሮ ኣራቢሕካዮናይ ሓደ ፓርቲ ኣፍልጦ ዝህብ መረፃ ቦርድ ጥራሕ እዩ።ናይ ሕውሓት ተጋዳላይ ምኳንካ እንቋዕ ነገርካና።
Ata. Gegena. Ewe. Be gegna. Tehaxilom. Gegena. Thetsawetu. Yeakele. Beluwem
መንእሰይ ዝፈጠሮ እዩ ፈጢርናዮ አይትበሉ ካብዚ እዩ ዝበገስ እቲ ምድዕናን ስራሕኩም ጠፊእኩም ክትባሃሉ ህዝቢን መንእሰይን ሰረሑ ሰሪሑ ካብ አፍ ገበል እዩ ኢዱ ኣእትዩ አውፂኡኩም እዚ መጀመርያ አዕርዩዎ😡
ንህቢ ብዘይ አውራ ዝንቢ እዬ
❤❤❤💊✌️✌️💙💙✌️🌿🌿💯💯💯💯
እዚ ኩርኩር መለስ እዩ እዚ ስልጣን ዘረክብ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ይብል ንስልጣንካ ክትብል እባ ኣግፊሕካ ክትበልዕ ድኣ እንበር
ደናቁ ደቃሉ እወ ንባንዳ ስምኦም ።
ናይ ዝሓለፈ ሓሊፉሐዚኸ ናይ ትግራ ቅልውላው ደው ክተብልዎ ዲኹም?
ኣብ ፖለቲካ ኢድኩም እናእተኩም ብዓል ንስካ ኢኩም ትሕምስዋ ዘለኩም ወዲ ፈጣን ዓጃቢ ሓደ ጉጅለ እምበር ሓላዊ ህዝቢ ኮይንካ ኣይትፈልጥን
ሳብስክራይብ ግበረልና ኣሕዋተይ
ክክክክክክክክክክክክክኩላ አብ አፍደገ መቓብር ኮይና ትናዘዝ አላ ክክክክክክክክክክክናብ ኤርትራ ዝገበርኩሞ ወራር መወዳእታ ካብ ገጽ መሪት ደምሲስኩም ደቒ ማይ ጠላሚ
ስቅ ኢልኩም ሪኢኪሞ ሕዚ ቲዲኤፍ ስቅ ኢሉ እናረአየ እዩ ህዝቢ እናበተንዎ ስቅ ኢልካ ???
ድኹም ትንታነ እዩ?
ብምንታይ መንገዲ እኻ ክልተ ህወሓት የለን ትብል ዘለኻ ? ሕጋዊ ህወሓት መን ሙኻኑ ዕላዊ ዝገብር መረፃ ቦርዲ ኣይኮነን ድዩ ?
ግምምት ብልፅግና እዬም ናይ አብይ አህመድ ውራይ ዘሳልጡ ምቃል ህወሓት ብዝብል ጉልባብ ዝሸቅጡ ባንዳታት እዬም. ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ፀላኢኻ አብ ጋጋኻ ዘሎ ግምምት እዬ ካፍቱ ናይ ሩሑቅ ፀላኢ ዝገደደ ንዙይ ከዬአለኻ መሰልካ አይሕሎን ባርያ ናይ አብይ አሕመድ ንክትከውን ግምምት የሳልጥ አሎ 😕
መን ድዩ ህዝቢ ትግራይ ❓ ኣንሕና እኾ ኢና ቆማል ድሑር
Wey wuridet merahiti TPLF.
ፓርቲ ይመቐል ኣይመቐል እንታይ ወቐጠካ
Nayi kalalat gacat ba kabid barat kathalwo
ፓርቲ ኣብ ክልተ ትመቐል ኣይትመቐል እንታይ እዩ ዝምልከቶ?እቶም ዝራግሑ ዘለው ሓይልታት ባዕልቶም ከምኡ እንተዝብሉዶ ኣይመሕሸን?
ደንቆሮ ፓሎቲከኛ አይኮነን ናይ መጨረሻ ሓደጋ ዝሽከም ሰራዊት እዩ
ውልቀ ጥቅሚ
40 amet Tegadilka tay atrifka .🤑🤑🥵 kisara tray
Kulom bebeynom ezarebu ezom merahti TPLF
ብህርያት ዝብኢቀትርስ ክሳብሕጂ ኣብትግራይ ይንጻባረቓሎ ኮታስ ጭራጥራሕዩ ተሪፉዋ ወያነምበር አንጉይ ተሪፉዋምበር ሰባይትገድፍ ጥሪት ኣይትገድፍያ ትበልዕዘላ
ሓንቲ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ፤ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ . . . 😂 😂 😂 😂
ዝተዋህቦም ብረት ፈቲሖም ክገጥሙ ዘይክአሉ ሰራዊትስ ዱሉዉ ሰራዊትኔሩና ክብልይሑሱሎ ኣታዚኦምኮ ነዚሑሶት ከምሄረዲቲ ኣብዓንጎሎም ዩ ሰሊጡዎ ዝሳቐየዩዘለዉ
ሰለ ፖርቲ እንታይ ይምልከተካ ብሰንክኹም ኽንደይ መላምል ቀጢፍኩም
እንታይ ድኣ ከብድኻ ተነፉሑ በልዮ እኻ ?? ጓል ጄኔራል 😅
ብዛ ጫማኺ ባ ሓንቲ ግዜ ገፁ
😂😂😂
ኣየ ናህና ነገር በቃ ዛኩሉ መስዋእትስ ነኒባዕልና እናተማነጭትና ክንሓልፎ ካብዚ ንዉፃእ ሓዉ ርግእ ኢልና ንርኣዮ መን እዪ ጌገኛ
መራሕቲ ትግራይ ሓቂ ምዝራብ የሕምመኩም ኢዩ ኣብ ቅድሚ ዓለም ናይ 45 ደቒቕ ኦፐሬሽን ጌርና ንሰሜን ዕዝ ኣጥቂዕናዮ ኢልኩም ነጊርኩምናስ ሕጂ ትክሕዱ ኣለኹም ደናቑር ሓቂ ትቕበር መሲልኩም እንተኾይኑ ካብ ድቃስኩም ተበራበሩ😅😅😅
ገጽኩም ትከወል ካሕዳማት ጥልመት ሓሶት ስርቒ ምድንጋር ኩሉ ለኪምኩም ጠፊኡ
ህሱራት ናይ አለም ንማንካን ጀሪካንን ልተሰዉኦ የብሎምን ጨነዉቲ አራዊት
❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና አቦና ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም
ጀጋኑ ትግራይ🙏🙏🙏
እዞም ኩሎም ጀጋኑ እናሃለው ከመይ ዓድና ከምዚ ትከውን🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ጅግና ኢካ እሞ ክብሪ ይግበኣካ 🎉🎉🎉ዕድመን ጢዒናን ይምነየልካ
በዓል ልደት ኣፅቢ ኬድኪ ኣርእይና ብዝተረፈ ቀፅልሉ ጀግና ሓፍትና❤
ጀግናና ከማኩም የብዝሐዬ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
አቦ ጀግና እድመን ጥዕናን ይሓብካ ሓቀኞ ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪
ጀግናና ,ኣለና ዝተረደኣና
ህዝቢ አብ ጎንኩም እዩ 100/100❤❤❤❤
ናይል ጓል ጅግና ቀፅልሉ
ጓል ጅግና ጅግና ክከውን ፅብቅ እዮ ናይል ወ/ጅወርግስ🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
ውይ ግዜ ❤❤❤
ጀግና ወዲፈጠነ
❤❤❤❤🙏🙏🙏
እሞ ፀላኢ ብዝሃቡና አጀንዳ ንባላዕ ድዩ እቲ መፍትሒ!
ብስሩ ወ/ዊ መርሕቲ ልምንታይ ኣብ ፖለቲካ ይኣቲ !
ውፅኢቱ ድማ ናይ ሓባር ምጥፍፋእ እዩ ምእንቲ ምንታይ ዕጡቅ ስለዝኮነ ኢዶም ክስብስቡ ይግባእ ፖለቲካ ንፖለቲከኛታት ይግባእ ንሓበራዊ ሰላምን ድሕንነትን።
አብሊዕኩምና !!!
My hero wodi fetene, you own the fact of our 27 years legacy of Tigray victory's and as you spent your young life time to make ethioopia peace and security, we need you to use your experience to fixed the Tigray peace security as well
እቲ ንህዝቢ ትግራይ cancer ኮይኑዎ ዘሎ TDF እዩ ። ምኽንያቱ ሕማቕን ፅቡቕን ፈልዮም ቀልጢፎም ስጉምቲ ዘይምውሳዶም ስቓይ ህዝቢ ትግራይ ክናዋሕ ገይርዎ።
ብሐደ ውድብ ፣ ሓዳ ከባቢ፣ ሓደ አተሓሳስባ ትግራይ ትጨፍለቅ ዝበሀል ናይ ስብሓት ነጋ ሓንሻሺ ፊውዳል ስርአት አብቂኡ እዩ። ናይ TDF ተጋድሎ ካብ ዝፈጠሮ አወት ሓደ ትግራይ ካብ ርስሓት ስብሓት ነጋ ሓራ ምውጽእ እዩ። ተጀሚሩ አሎ መንእሰይ ክዛዝሞ እዩ።
ልሰምዕኻ የለን
ናይ ህዝቢ ቃልሲ 4ደረጃ አውሪድኻይ እኻ
ናይል‼ ናይ ፀላኢ ማሕብራዊ ሚድያ ሰራዊት ብዝሃብኹም ኣጀንዳ ናብ ዩቱብ እንዳምፃኹም ተሳጥሕዎም ኣለኹም እን ''ደሴ'' ኣሸናፊ እንጣጥ፣እንጣጥ ስለ ዝበሉ ተሳጥሕዎም ኣለኹም ስኽ ኢሎም ስረሖሞ ዘይሰርሑ
ሃያ ሁለተኛ ክፍለጦር ኣይኮነን ሁለተኛ መካናይዝድ እዩ ነይሩ ብሁለተኛ መካናይዝድ ብዝብል ይሰተካከል ምሰራቅ ዕዝ ጀጋኑ ናይ ሁለተኛ መካናይዝድ ኣባላት አልሸባብ ዘምበሪከኩ ደቂ መተማ
ነቨረያ ነበረ እዩ ወግዑ
It is a good recap. This is what Getachew and his reckless team is looping in with now!
ወዲ ፈጠነች ናይ ሕዚ ትግራይ ዶስ ኢ/ያ ተቆርቅሪ
ጎጠኛ ምዃንካ ኢኻ ነጊርካና
ፀግዒ ሓደ ኢካ ወዲ ፈጠነ ፈሊጥናካ ኢና
እዝገ'ፍለጠካ 😂
Birhane teklay mehaym Barti Aybehaln Parti Elka Armo Ybeha Ela Habal Tekuhila
እሱ እዩ እቲ ናይ ውድቀትና ፍልፍል
ብዛዕባ ፓርቲ እንታይ ይምልከተካ ?
አነ ጥያቆ አለኒ. እቲ ካብ ፀላኢ ምልክት ክትሪኡ እንተለኹ ህዝቢውን ክነግረኩም ከሎ ኢግኖር ገይርኩም እቲ ሽግር ክሳብ ዘአቢይ ትዝንጉኡ ስቅ ኢልኩም ትፅበዩ ንምንታይ እዩ ንባእልኹም እውን ንህዝቢ እውን ንአዲውን ይጎድእ አሎ ንባእሉስ እቲ ድኽሪ ፕሪቶርያ ውእል ጀሚሩ እቶም አብ ግዚያዊ ምኽደራ ዘለው ሰባት እቲ ዝተውሃቦም ሥራህ ሓዲጎም አብ ውድብ ህውሃት ተፀሚዶም ካብኡ ከአ ቀስ እንዳበሉ ናብ ሰራዊት እንዳኸዱን ቀጥታ ንህዝቢ ትግራይን ንትግራይን ከምዘይሰርህ ፀላእቲ እንዳእተው እቶም ጆኖሳይደራት ከምልቦም እናአንደሩ ናይ ህዝቢ ትግራይ መአድን እንዳዘረፉ ብሰልፊ እውን እነታት እናተፃረፉ ሕጋውነት ዘይብሉ ከንቲቫ አቅሙጥሉና እንዳበሉ ክእንድሩ እንዳረአኹም ንህዝብን አድን ኢና ንሕሉ እንዳበልኩም አበይ እኒአ እቲ ሓለዋ እንታይ ክሳብ ዝገብሩ ኢኹም ንጀኔራል ፃርቃንን ንጌታቸውን ተኸተልቶምን ትፅበዩ ?
ስለ ባርቲ ታይ ይመልከታካ
ደጋል ዋርድያ ሓደ ፓርቲ ታይ ይምልከተካ ስለፓርቲ ወላ ኣብ 12 ዘይምቀል ብሰንኪ ዞም ደናቁር መራሕቲ ሰራዊት እዩ እኮ ክንደይ ምሁርን በጃ ህዝቡን ዝኾነ ሰራዊት ትግራይ ዝንቋሸሽ ዘሎ
ወዲ ፈጠነ ኣይትጋገ ብሕጊ ዘይግዛኣ ንመንግስት ጥራይ ዝግዛኣ ናይ ሓደ ፓርት ልእኹ እዩ ዝፍፅም ነይሩ ዋጋ ኻኣ ኣኽፍልኩም
እሞ እሳ ኸዚ ኣብ ትግራይ ልምንታይ ገለልተኛ ዘይትኮኑ!
Atrit gaztana foo fanfan
እቶም ስምካ ዘጥፍኡ ንምንታይ ብሕጊ ዘይትሓቶም እቲ ትብሎ ሓቂ ተኾይኑ
በቃ ፀላእቲ አጀንዳ ሂቦሙኩም የባልዕኩም አለዉ ሰቅ ኢልኩም ሰራሕኩም ግበሩ
ከጥፉእካ ነይርዎም
ስለ ፖለቲካ ኣይአትወካን ነዚ ተጠቒምካ ውልቀ ድሌየትካ ንምፍፃም እትጥቀመሉ ሜላ ዩ።
Agame/Tegaru Hassewtti
አጋመ እኮ አሰራሶሩካ እዩ ትፈልጡ ኢኹም አይነክእን እንተተነኺኡ ግን አይረድ እዩ ዋ !
እዝኦም እዮም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ
ደቂ ኤድስ ቦርኮታት ንሱኹም ኢኹም ካንሰር ትግራይ❗️
ወለዶ ብ hiv ዝብክሉ ዘለዉ ደናቁር
ክብሪካ ብዜሮ ኣራቢሕካዮ
ናይ ሓደ ፓርቲ ኣፍልጦ ዝህብ መረፃ ቦርድ ጥራሕ እዩ።
ናይ ሕውሓት ተጋዳላይ ምኳንካ እንቋዕ ነገርካና።
Ata. Gegena. Ewe. Be gegna. Tehaxilom. Gegena. Thetsawetu. Yeakele. Beluwem
መንእሰይ ዝፈጠሮ እዩ ፈጢርናዮ አይትበሉ ካብዚ እዩ ዝበገስ እቲ ምድዕናን ስራሕኩም ጠፊእኩም ክትባሃሉ ህዝቢን መንእሰይን ሰረሑ ሰሪሑ ካብ አፍ ገበል እዩ ኢዱ ኣእትዩ አውፂኡኩም እዚ መጀመርያ አዕርዩዎ😡
ንህቢ ብዘይ አውራ ዝንቢ እዬ
❤❤❤💊✌️✌️💙💙✌️🌿🌿💯💯💯💯
እዚ ኩርኩር መለስ እዩ እዚ ስልጣን ዘረክብ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ይብል ንስልጣንካ ክትብል እባ ኣግፊሕካ ክትበልዕ ድኣ እንበር
ደናቁ ደቃሉ እወ ንባንዳ ስምኦም ።
ናይ ዝሓለፈ ሓሊፉ
ሐዚኸ ናይ ትግራ ቅልውላው ደው ክተብልዎ ዲኹም?
ኣብ ፖለቲካ ኢድኩም እናእተኩም ብዓል ንስካ ኢኩም ትሕምስዋ ዘለኩም ወዲ ፈጣን ዓጃቢ ሓደ ጉጅለ እምበር ሓላዊ ህዝቢ ኮይንካ ኣይትፈልጥን
ሳብስክራይብ ግበረልና ኣሕዋተይ
ክክክክክክክክክክክክክ
ኩላ አብ አፍደገ መቓብር ኮይና ትናዘዝ አላ ክክክክክክክክክክክ
ናብ ኤርትራ ዝገበርኩሞ ወራር መወዳእታ ካብ ገጽ መሪት ደምሲስኩም ደቒ ማይ ጠላሚ
ስቅ ኢልኩም ሪኢኪሞ ሕዚ ቲዲኤፍ ስቅ ኢሉ እናረአየ እዩ ህዝቢ እናበተንዎ ስቅ ኢልካ ???
ድኹም ትንታነ እዩ?
ብምንታይ መንገዲ እኻ ክልተ ህወሓት የለን ትብል ዘለኻ ? ሕጋዊ ህወሓት መን ሙኻኑ ዕላዊ ዝገብር መረፃ ቦርዲ ኣይኮነን ድዩ ?
ግምምት ብልፅግና እዬም ናይ አብይ አህመድ ውራይ ዘሳልጡ ምቃል ህወሓት ብዝብል ጉልባብ ዝሸቅጡ ባንዳታት እዬም. ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ፀላኢኻ አብ ጋጋኻ ዘሎ ግምምት እዬ ካፍቱ ናይ ሩሑቅ ፀላኢ ዝገደደ ንዙይ ከዬአለኻ መሰልካ አይሕሎን ባርያ ናይ አብይ አሕመድ ንክትከውን ግምምት የሳልጥ አሎ 😕
መን ድዩ ህዝቢ ትግራይ ❓ ኣንሕና እኾ ኢና ቆማል ድሑር
Wey wuridet merahiti TPLF.
ፓርቲ ይመቐል ኣይመቐል እንታይ ወቐጠካ
Nayi kalalat gacat ba kabid barat kathalwo
ፓርቲ ኣብ ክልተ ትመቐል ኣይትመቐል እንታይ እዩ ዝምልከቶ?
እቶም ዝራግሑ ዘለው ሓይልታት ባዕልቶም ከምኡ እንተዝብሉዶ ኣይመሕሸን?
ደንቆሮ ፓሎቲከኛ አይኮነን ናይ መጨረሻ ሓደጋ ዝሽከም ሰራዊት እዩ
ውልቀ ጥቅሚ
40 amet Tegadilka tay atrifka .🤑🤑🥵 kisara tray
Kulom bebeynom ezarebu ezom merahti TPLF
ብህርያት ዝብኢቀትርስ ክሳብሕጂ ኣብትግራይ ይንጻባረቓሎ ኮታስ ጭራጥራሕዩ ተሪፉዋ ወያነምበር አንጉይ ተሪፉዋምበር ሰባይትገድፍ ጥሪት ኣይትገድፍያ ትበልዕዘላ
ሓንቲ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ፤ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ ኣዕሪዩ . . . 😂 😂 😂 😂
ዝተዋህቦም ብረት ፈቲሖም ክገጥሙ ዘይክአሉ ሰራዊትስ ዱሉዉ ሰራዊትኔሩና ክብልይሑሱሎ ኣታዚኦምኮ ነዚሑሶት ከምሄረዲቲ ኣብዓንጎሎም ዩ ሰሊጡዎ ዝሳቐየዩዘለዉ
ሰለ ፖርቲ እንታይ ይምልከተካ
ብሰንክኹም ኽንደይ መላምል ቀጢፍኩም
እንታይ ድኣ ከብድኻ ተነፉሑ በልዮ እኻ ?? ጓል ጄኔራል 😅
ብዛ ጫማኺ ባ ሓንቲ ግዜ ገፁ
😂😂😂
ኣየ ናህና ነገር በቃ ዛኩሉ መስዋእትስ ነኒባዕልና እናተማነጭትና ክንሓልፎ ካብዚ ንዉፃእ ሓዉ ርግእ ኢልና ንርኣዮ መን እዪ ጌገኛ
መራሕቲ ትግራይ ሓቂ ምዝራብ የሕምመኩም ኢዩ ኣብ ቅድሚ ዓለም ናይ 45 ደቒቕ ኦፐሬሽን ጌርና ንሰሜን ዕዝ ኣጥቂዕናዮ ኢልኩም ነጊርኩምናስ ሕጂ ትክሕዱ ኣለኹም ደናቑር ሓቂ ትቕበር መሲልኩም እንተኾይኑ ካብ ድቃስኩም ተበራበሩ😅😅😅
ገጽኩም ትከወል ካሕዳማት
ጥልመት ሓሶት ስርቒ ምድንጋር ኩሉ ለኪምኩም ጠፊኡ