#ራያ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 44

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi Місяць тому +1

    ኣይ ኣደታትና ዝረክብኦ እዝይ ዶ ይግበአፀአኪን ብዝወፀአ ይተከአልኩም እግዝእብሔር ኣምላክ መምህረይ ግልበትካ የፅንዕካ እበር ከብድ እዩ ሰላም ይውርደልና ፈጣር😢😢😢😢😢

  • @mizangebre7709
    @mizangebre7709 Місяць тому +3

    አንታ ሐወይ ብጣዕሚ መሕዘኒ ህዝቦም ብጥምየት እንዳ ተሳቀየ ከብዶም አግጂፍም ኩናት ይእዉጁ

  • @Grmawitsiwit
    @Grmawitsiwit Місяць тому

    ብስም ከተማ ማይጨው የቐንየልና መምህር ፀጋይ ሳአን ሓባርን ጠያቅን ጠዋራ ዘይብለን ውላድ ዘይብለን ዝቀረያ አዴታት አለዋ እና ልቅፃሊ ክትጥይቀን ንላበ ብዝገበርክሞ ሓገዝ የቀንየልና 👏👏👏👏👏👏

  • @AbebaKahsay-v7m
    @AbebaKahsay-v7m 26 днів тому

    ዝጠመየት ዝዓንጎልኹም ዝዓረቐ ዝኸደንኩም እ/ር ኣብ ሰማይ ፃማኹም ይኽፈልኹም መ/ር ፀጋይ ውን ምስ መሳርሕትኻ እ/ር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it Місяць тому

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣሕዋተይ❤❤
    መምህሪ ፀጋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ወሪቂ መስቀሉ ይፅሓፈልካ ወድኖ❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 26 днів тому

    Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Adey. 🙏😢😢😢😢

  • @MihretEtsay
    @MihretEtsay Місяць тому

    አይይይ ዓደይን ህዝበይን 😢😢እግዚአብሔር አምላክ ንህዝብ እስራኤል ዝመገበ ይመግቡኹም መምህር ፀጋይ ክዓ ንእት ግብሩዋ ኹሉ ሰናይ ተግባራት እግዚአብሔር አምላክ ዓሱቡ ይኽፈልኹም❤❤❤

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 Місяць тому

    ፈጣሪ ሆይ ናይ ህዝበይ ንብዓት ዘይንርኤሉ እዋን ኣምፀኣልና😭😭

  • @medhinbirhan4306
    @medhinbirhan4306 Місяць тому

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ወላዲተይ ኣጆኩን እግዚኣብሔር ክምሕሮ እዩ ናብ ማጮሎት ውሰደኦ ተስፋ ሲኢነ ኢልክን አብ ገዛ ኮፍ አይተብልኦ ካብ አብ ገዛ ኮፍ ክብል አብ ማጮሎት ኮፍ ይበል ንእዚኣብሔር እንታይ ይሰኣኖ❤

  • @Ksa-s2k
    @Ksa-s2k Місяць тому

    እዛኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩሙ ብዝወፅአ ይተክአልኹሙ🙏🙏🙏

  • @ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ

    አይ ህዝብና መዓዝ ኮንእዩ ፀገቢ ዝሓድር 😢 መር ፀጋይ ሓወይ አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 Місяць тому +1

    🥰🥰🥰🥰💔😭😔❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @عليا-ظ2ح
    @عليا-ظ2ح Місяць тому

    ደቅ ዓደይ ኣይይይይይይይ ኣደታተይ ብጥምየት ብሓዘን ተሳቅኺን😢😢

  • @SelamYamene-2716
    @SelamYamene-2716 Місяць тому

    አታይ መድሃኒ አለም አቦይ መዓዝኮን ይኾን ህዝብና ዘብቅዕ😥 መድሃኒ አላም ካሕሰ ይፍጠረልኹም 🙏😍

  • @elsabezabh
    @elsabezabh Місяць тому +2

    ሰላም ዝሓወይ እትሰርሖ ዘለካ ሰራሕ እግዛብሄር ይክፈልካ ግን ድማ ናትካ ሰራሕ ምሰራእኩ ተመሳሳሊ ፀገም ዘለዎም ሰባት አለው ኣብ ከባብየይ እና ታሕሳሰ 5/6 ድማ ርጥባን ኣዳልየን ነይረን እዘን ወላዲት እናሓፀባ እናጋገራን አዕብየንኦም ክጥውርኒ አብዝበለኦ ሰዓት ድማ ሓሙሞምወን እቲ ሓደ ልዕሊ 5ተ ዓመት ካብ ገዛ ዘይወፅእ ሰብ ክርኢ ይሕባእ ፀበል ድማ አይሕፀብን ማይ ዝበሃል አይነክእን እቲ ሓደ ድማ ልዕሊ 7 ዓመት ኣብ ገዳም መኒኑ ዝተቀመጠ ድማ ንሱውን ሓሙሙ ፎቆዶ ጫካ ይዘውር በረካ ይከይድ ንሱውን ናብ ፀበል ክፅጋዕ አይከአለን አሲረን ከይወስደኦም ድማ አወዳት ኮይኖም ይፈርሓ ንቀለብ ድማ ዓቅሚ ሲኢነን ሐዚ ግን ርጥባን ገይረን ኣብቲ ርጥባን ዝመፀ ሰብ እይ ናትካ ሚድያ ነጊርና ሰለዚ ፀጋይ ሓወይ ነዘን ወላዲት ክትሕግዘን ብስም ፈጣሪ ይልምነካ ኣድራሸአን ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓድነት እዩ ናተይ ሰልኪ ድማ ከራኸበካ 0914723856 እዩ ፡፡

    • @gedamtube
      @gedamtube  Місяць тому

      መቀለ ኣብዝመፀሉ ክረኽበኩም ምሕረት ድማ የውርደሎም

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it Місяць тому

    ተጋሩዋ ላይክ ግበሪሉ ኣይክፈሎን❤❤❤

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢🎉🎉🎉

  • @mizangebre7709
    @mizangebre7709 Місяць тому

    ናዓይ ይጥዓመኒ ዝብሉ መራሕቲ አጥርያ ህዝቢ ተግራይ ተማህለሉ መፍትሒ ካብ አምላኽ እዩ

  • @مريمم-غ2ت
    @مريمم-غ2ت Місяць тому

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @GgfFffy
    @GgfFffy Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ Місяць тому

    👏👏👏👏👏👏👏👏😍😍😍

  • @SalAm111-q8u
    @SalAm111-q8u Місяць тому

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @SaudiTaif-ox9xy
    @SaudiTaif-ox9xy Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 Місяць тому

    ኣይይይይ መዓዝኮን ይኾን መከራ ህዝብና ዘብቅዕ
    መድሃኔኣለም ካሕሳ ይፍጠረልኩም

  • @Bieti21149
    @Bieti21149 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @Nebu1619
    @Nebu1619 Місяць тому

    ደሙሩኒ ኣሕዋተይ

  • @FyuhYytyuuy
    @FyuhYytyuuy Місяць тому

    🤲🤲🤲🤲🤲🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @አማንጋልትግራይ
    @አማንጋልትግራይ Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @KebromWaka
    @KebromWaka Місяць тому

    😍😍😍😍🎉🎉🎉🎉

  • @Samsunga05s-o1r
    @Samsunga05s-o1r Місяць тому

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @KurkubaYosef
    @KurkubaYosef Місяць тому

    Ewayy hateyy

  • @عليا-ظ2ح
    @عليا-ظ2ح Місяць тому

    ደቅ ዓደይ ኣይይይይይይይ ኣደታተይ ብጥምየት ብሓዘን ተሳቅኺን😢😢

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕልፊጓልሓያ
    @ሕልፊጓልሓያ Місяць тому

    ❤❤❤

  • @HsGs-c8d
    @HsGs-c8d Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @FreweyniFthome
    @FreweyniFthome Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HheHgw
    @HheHgw Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhienzmechile2167
    @brhienzmechile2167 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ

    ❤❤❤❤

  • @yordanoshaile87
    @yordanoshaile87 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Maryam-f4d
    @Maryam-f4d Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤