ቤት ክርስቲያና እትጥቀመሎም መሳርሒታት መዝሙር ምስጋና orthodox tewahdo mezmur instruments/ like,share,subscribe /

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 4

  • @akliluhagos381
    @akliluhagos381 Рік тому

    የቀንየልና ጸጉኡ የብዝሕ

  • @merathetewahdo2539
    @merathetewahdo2539 Рік тому +1

    ኣነ ምሉእ እየ ዝሰማማዕ

  • @goitomemha3214
    @goitomemha3214 Рік тому +3

    ሰላም ኩቡር ሓው መጀመርታ ብጣዕሚ የመስግነካ ናይ ህሉው ኩነታት ተረዲካ ከምዚ ጌርካ ጾሚቅካ ብምምጻእካ ጸግኡ የብዘሓልካ።
    ብምቅጻል፡ ኣብዚኣ ናይ ክራር ዝበልካያ ኣዚኻ ተተስፍሓልና ጹቡቅ ኔሩ። ነኣብነት ከመይ ይመስል ኣመጻጽእኡ......ወዘተ። ናተይ ሕቶ ግና፡ ኣብ ገጻት ናይ ልሳን ተዋህዶ ከምዚ ዝብል ጹሑፍ ንረክብ ኢና "" 2. ኣብ ዐፀደ ቤተ ክርስቲያንን ድኅረ ዑደት ዘክብረ በዓላት ኣብ ዓውደ ምሕረት ዚቐርብን፦ ከበሮ ጸናጽልን መቐሚያን፣ በገና፡ መሰንቆ፡ መለኸት፡ ሻምብቆ፡ እንዚራ (ባህላዊ ክራር)"" ሕቶይ ድማ እንዚራ ባህላዊ ክራር ተባሂላ ዘላ ጥራይ እዮም ሰምዝዮማ ዘለዉ እሞ እቶም ካልኦት ክራራት እንጥቀመሎም ዘለና ካብ ጹሑፋት ንወጽእ ኣለና ዶ ትብል?
    ብእትህበኒ መልሲ ኣቀዲመ የመስግነካ የቀንየለይ ኩቡር ሓው።

  • @merathetewahdo2539
    @merathetewahdo2539 Рік тому +2

    ጭራ ዋጣ ብትግርኛ ጥራይ እዩ ብግእዝ መሰንቆ ብኣምሓርኛ ማሲንቆ ይበሃል