ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንህዝቢ ትግራይን ኩሎም ህዝብታትን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 76

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 Місяць тому +2

    Happy New Year for Tigray Press family and forl Tagaeru all over the world ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eyob-h1r
    @eyob-h1r Місяць тому +13

    መጀመሪያ እቲ ጌጋ ጌታቸው ዚብኢን ፃድቃን ውኻሪያን ንኽደራደሩ ናብ ፕርቶሪያ ምልአኽኩም ኢዩ እቲ ጌጋ

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya Місяць тому +1

    መሕዘኒ ወንጀለኛታት ምስዳድ ታይ ማለት እዩ

  • @Selamawit-c4o
    @Selamawit-c4o Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @halefomhalefom1210
    @halefomhalefom1210 Місяць тому

    Happy New Year, brother.

  • @saessefa
    @saessefa Місяць тому +2

    Getachew keda he betrayed tgray so sad.

  • @nameOF-bd3yn
    @nameOF-bd3yn Місяць тому

    ብስራት፡ናይሰካራማት፡ደስ፡ዘይብል፡ደርፌ፡ጋቢዝካና፡ደርፌ፡ምምራፅ፡አይትክእልን፡ሶሪ።

  • @BrhanuKiros-b7x
    @BrhanuKiros-b7x Місяць тому

    Gecho briliant

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 Місяць тому +1

    It’s heartbreaking justice for People of Tigray 💔

  • @TyabAli-lf9ci
    @TyabAli-lf9ci Місяць тому

    ❤ ‏3:57‬‏

  • @kinfemesfin5749
    @kinfemesfin5749 Місяць тому +1

    ከህወሃት ተስማምቶ ሲሰራ ከርሞ አሁን ሚስጥር ማውጣት ትንሽንት ነው ። ጌታቸው ቢታረም ጥሩ ነበር ።

  • @asfawkiros2952
    @asfawkiros2952 Місяць тому

    Thank you biserat kebede

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 Місяць тому

    🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ለውጢ የድልየና አሎ ፀጥታ ሕዝቢ ትግራይ ዘይፈለጡ ድዮም ጌቹ ወንጀለኞች ክዳነዩ አለዋም

  • @garzaalem2301
    @garzaalem2301 Місяць тому

    If you're concerning about tigray people you should ask them to rising.

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 Місяць тому +3

    ጌታቸው ረዳ ከሓዲ ኢዩ:: ግዜ ከወሰደ ክውገድ ኣለዎ:: ንዝፈፀሞ ጥፍኣት እውን ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ:: ጥቕሚ ህዝቢ ትግራይ እውን ኣሕሊፉ ሂቡ ኢዩ::

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 Місяць тому +1

    " ዘግናኝ ? " ዘስካሕክሕ

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 Місяць тому

    ዶክተር ደብረጽየን ምስ በዝሑ ን ንህዝቢ ን ውድብ ኢሉ ኩሉ ኪኢሉ ፍልልይ ከይመጽእ ይሰርሕ ጸኒሑ ብዙሕ ጥፍኣት ዝግበር ዘሎ ብ ጌታቸውን ጻድቃንን መወዳእታ ኣብሪህዎ ብዙሕ ትዕግስቲ ብምግባር ምጽንሑ ጌጋ እዩ እቲ ሓቂ ምግላጹ ዋላ እንተደንጎየ ጽቡቕ እዩ

  • @asfawkiros2952
    @asfawkiros2952 Місяць тому

    Beynu Getachew ayikonen tehababerty alewu eyom

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 Місяць тому

      ፃድቃን በየነ በኩሩ ወዘተ

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 Місяць тому +2

    እሞ ንዶ/ር ደብረፅዮን ዘይተቅርብዎ ትግራይ ፕሬስ

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 Місяць тому

    እዛ ትግራይ ኣብ ኣዝዩ ዓቢ ቤት ማእሰርቲ ምህላዋ መሬታ እንተኮነ'ውን ተጨራሪሙ እቲ ህዝባ'ውን ተበታቲኑ ኣብ ዘለወሉ ግዜ ኩሎም መራሕቲ ጊዜያዊ ምምሕዳርን መራሕቲ ውድብን ዋላ'ውን እዞም ምሁራት ዝብሃሉ መልቀስቲ እዛ ዓዲ ኣብ ካርሸሊ እናሃለወት ብዛዕባ ዲሞክራሲ ዶ ብዛዕባ ነፃ ፕረስ ዶ ዝምድሩ ጉዳመኛታት ነብሶም ዘዋርዱ ሰባት ምዃኖም ክሳብ ክንደይ ውርደተኛታት ምዃኖ ዘይተረድኦም መርገም'ዚ ህዝቢ የቃልሑ ኣለዉ እሞ ሕፈሩ ንበሎም ሓቢርና እዩ‼

  • @DawudMalikamu
    @DawudMalikamu Місяць тому

    ውጤቱ በህዝቡ ንሮና እድገት ምስክር ነው።

  • @AWrt-c7p
    @AWrt-c7p Місяць тому

    ካድረ አስኩት

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 Місяць тому +1

    ዋና ካንሰር ኮኑ ትግራይ ዝብጽብጽ ዘሎ ጻዶቃን ኢዩ ሕመቕ ደብረጽዮን እዩ ሉሙስ

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 Місяць тому +1

    gobz msaka alena❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 Місяць тому

    ዶር ደብረጽዮን ምስተፈነዉ ሪፖርት በጹሁኒ እዩ ዝበለ

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey Місяць тому

    እት ፍልል መጀመሪያ ምፍላጥ የድል ካልአይማእካላይ ኮምቴ ማዕሮ ማዕሮ ምክን ንምውሳ ንተሽግሮም ድብርፅዪን ብዝተዛረበ ቁፅር ስልጣን ደለይ ይባሀል ጌታቸው ነውር ዝባሀል የብሉን ንባል ደብረፅ ውንጀለኛንምግባር እንዳአለም ይሓርካብዚወፅኢ ካልኢ ራሕ የብሉን ደብረፅዮን ካልኢ አማረፅ የብሉን እትሓቂ ህዝብ ክፈልጦምግባር ግድ እዩ እዚ ጌጋአይኮነን

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 Місяць тому

    Abtgiray mahbret alewa kitbl semaka aleku tegagika eka nexa zkon mahber yeln bhwehat zwunena mahbert eyen mesarh kadrtat eyn

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp Місяць тому

    ዋእ 55 ድኽመት ፀርፍን ዋላ የልዕሉ ፀረ ህዝብን ባዳታትን ለያቡን እዮም ክፃረፉ ዝውዕሉ ዘለው።
    ድልዮቶም ይበሉ ኢሎም ክግድፍዎ እዮም። ህዝብና ፅባሕ ተዓዊቱ ክወፅእ እዩ።

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 Місяць тому

    ንመራሕቲ ትግራይ ? ንህዝቢ ትግራይ ?

  • @yehationagazi1393
    @yehationagazi1393 Місяць тому

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 Місяць тому +2

    መፍቲሒኡ ብንጌታቸው ዝምራሃ ናይሌያብ ኁጀለ ሚሑውካ ምድብራይ ኢዩ

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 Місяць тому

    ናይ ፕሪቶሪኣ ስምምዕነት ብጸገም ልተፈጠረ ዓብይ ዕድል ኢዩ። ትግራይ ካም ሓንቲ ባዕላ ልኬአለት ዓዲ ናይ ሓያላት ዓዲታት ስሕበት ኮይና ትርከብ። ብናይ አቦታትና ታርክን ጀግነትን።
    ቀልጢፍና ሓቛፊን አሳታፍን ልኮነ መስሪትና ትንከውን ግዝ አታዊ ሓድነትን ናይህዝብና ጸጥታን መራጋገጽና ነርና።
    አብዕንክሊል ለንበረና ለሎ ሓይሊ ልጊዚኡ ልተዓወተ ክመስሎ ይኪኢል ይክርውን ነገር ግን ግን ለውጢ ለይቃረ ሙኳኑ ፈሊጡ ሓላዋቱ ብቅልጡፍ ምስለውጢ ሓይሊ ክመዓራረ ይግባእ። ተለይ ኮይኑ ግን ማጀመሪኣ ባዕሉ ላብሓደጋ ካሌአቱ ክፈልጥ ይግባእ።

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ተጋሩ እቲ ዝንጠቅሶ ከም መበገሲ መረጋገፂ ትገብርዋ ዘለኹም ናይ ፀላአሰትና ዘረባታት ምጥቃስ ምውጋን እዩ ዘርእይ እቲ ተጋዳላይ እቲ ምስኣለም ዝተረኸበ ዝራኸብ መንድዩ ነይሩ እቲ ፀገም ተጋሩ ንምፍራድ ዝነልእለን ጊጋታት እዩ እቲኦም ዝተለቀቁ ጌታቸው ጥራይ ድዮ ወሲኑ ሙሉእ ስልጣን ዝጓየዩ ዘለውኸ ፍርዲ ጌቹ ወዲ ወረደ ፃድቃን ደብረፂዮን አበይ ነይሮምዩ ጌቹ ንከፀልሙ ዝግበር ዘሎ ምፅራይዶ አይሓሽን ነፃርዮ

  • @meazaassefa3515
    @meazaassefa3515 Місяць тому

    ምሽጥርያ ክልተ ሕማቓትስ አብ ባእሶም ይወፅእ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 Місяць тому +1

    ደም እቶም ብኢድ ፅላእቲ እንዳባህረሩ ዝተረሽኑ ደሞምን ንብዓት ስድሮኦምን ይፍረዶ‼️💔💔💔💔💔🥲🥲🥲🥲

  • @kokebnegn6832
    @kokebnegn6832 Місяць тому

    ንብፆቱ ይንገር አይንገር ብምንታይ ፈሊጥካ ንቅድም ሕሕተት

  • @kokebnegn6832
    @kokebnegn6832 Місяць тому

    ሞንጎኘ ንክትመሰል ዘይትፈልጦ ነገር አይትዘባርቅ ተጠይቁ መልሲ ሂብሉ እዩ ሠራዊት ትግራይ ዚሀብዋ መልሲ አሎ ጠይቅ ነድመፅቲ አይተዋናብድ

  • @equarhadera
    @equarhadera Місяць тому

    ለይአራጋገፅኻ ልሐደ ሰብ ወንጀለና ልኻልኦት ነፃ ምግባር ነገራት ለባባአስ እዩ። ልሕዝቢ ደዉ በሉ ።

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 Місяць тому

    Member gebrkdaen zkera

  • @wewe5688
    @wewe5688 Місяць тому

    ደብረጽዮን ክዛረብ ዝኸአለ ጌታቸው ምስጥር ክሕዝ ስለ ዘይካአለ እዩ፡ ጌታቸው እኮ አብ ምድያ ክዝረብ ዘይግብኦ ከም ኖርማል ዘረባ ክዛረብ ክትሪኦ ኾለኻ ዘሕፍር እዩ ንሙዃኑ ጌታቸው ፖለትከኛ ድ'ዩ ዘብል እዩ፡ ደብረጽየን ምስጥር ከውጽእ ዝተገደደ ጌታቸው ንምስጥር ፍሕ አብሉ ከጥቀቖ ስለዝፈተነ እዩ።

  • @frewoinitesfay6818
    @frewoinitesfay6818 Місяць тому

    Manem akem yelewem melesen le mewekes no one ayenachew eko yahunochun ahefiromna

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 Місяць тому

    ትግራይ ፕሬስ ሓሞኹም ንኣማኒኤልን ንዶ/ር ደብረፅዮንን ኣቅርብዎም

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 Місяць тому

    ጌታቸው ረዳ ጀኖሳይድ ተባሂሉ ከይጽዋዕ ንኣብዪ ከሕጉስ ኣፉ ሓቲሙ እዩ ጌታቸው ወንጀለኛ እዩ ብቡዝሕ ነገር ።

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    አነናይባእሎም አይኮነን ዝቧቀሱ ዘለው ደብረፂዮን እቲ ስልጣን ብሽም ህወሓት ን አነ እየ ዝመርሓኩም እዩ ዝብለና ዘሎ ሕዝብና ኖ ክብል እንትጅምር ጀነራል ወዲ ወረደ ደብረፂዮን እዩ ክመርሓኩም አብዚ እዩ እቲ ፀገም ዝጅምር

  • @berhanegebreselasie2639
    @berhanegebreselasie2639 Місяць тому

    Shame. Do we fall into the traps of the enemy because of stubborn leaders who are running between Mekele and Addis back and forth then scold one another BANADA. Which one is band? So awfull. After loosing more than 1 million tigrians this to happen is a grief that all tigrians in right now. God save Tigray!

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y Місяць тому

    ደብረጽዮንን ጌታቸው ረዳን ካብ ስልጣን ምጉኀፉ እዩ ዘድሊ።
    እዚኦም መራህቲ አብ ህዝቢ ትግራይ ሂወት ብተደጋሚ ይጻወት አለው። ህዝቢ ትግራይ እዙይ አመራርሃ አይጠቅመካን
    እንታብ ትህዝቶኦም ትሪኦ አለካ
    ብዙህ ጊዜ ወሲዱ ምእራፍ ክግበረሉ ይግባእ።

  • @benyamasgdom4722
    @benyamasgdom4722 Місяць тому

    Getachew Reda Genocider

  • @benyamasgdom4722
    @benyamasgdom4722 Місяць тому

    Getachew Reda too evil TIGRAWAY better off him.

  • @frewoinitesfay6818
    @frewoinitesfay6818 Місяць тому

    Thank you Bisrat ❤

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 Місяць тому

    Abkidmi hweht men ka kadr etkonka kingiruka eyo hzbi tgiray kulu zgber tengrwo ayfltn nsak gin nhwehat eka tdgf zsmaka

  • @wewe5688
    @wewe5688 Місяць тому

    ፕረሲደንት ኢሰያስ ነጊሩኩም እዩ ወያነ ገይም ኦቨር ኢሉ አይሰማዕኹምን ህዝቢ ለኪሙ ጠፊኡ

  • @gabrielashebr9725
    @gabrielashebr9725 Місяць тому

    Abi addisababa enihalika selam ena zinidil tebahilu tizemiru xelieti mexiom hizib tigray chefichifom 2nd mis nay wexai hayil malit enitay malit eyu confused and convinced malit diyu

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 Місяць тому

    ጀኖሳይድ ዝባሃል ነገር ኣብ ትግራይ ኣይተገብረን፡ ብሕዚ ባዕላትኩም ክትፍጽምዎ ኢኹም፡እቲ ናይ ሓሶት መልሓስኩም ዝዘሮኦ ጽንተት ባዕሉ ክመጸኩምዩ።

  • @MH-dm3oo
    @MH-dm3oo Місяць тому

    Getachew eyu lekbat wela mis Eritrea selam kibil inkelo mis hizbi ilu debresion gin mis mengisti Eritrea ilu selzi Getachew mis abi koynu kedakim zideli zelo eyu

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 Місяць тому

    ብትኽክል ናይ ህወሓት ጌጋ ብዙህ ናይ ዲፕሎማሲ ተሞክሮን ፍልጠት ዘለዎም ብዓል ፍስሓ ኣስገዶም እኒ ብዓል ብርሓነ ገ/ክርስቶስ እኒ ብዓል ዲፕሎማት ዮሓንስ ኣብርሓ ገዲፋ ኣዛብዕ ምልዓኻ እዩ።

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 Місяць тому

    Kab tgiray znxl zlo debrxn zmerho eyu kigajf eyu zlewo

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 Місяць тому

    Getachew banda zile zikone gheruwo

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ከመይ ገይርና ኢና ከምዚ ትጭርሖ ዘለኻ ባይዝ ጌቹ ፈንፂሒኻ አውፃእኻዮ መን መራኺ ትገብር ኢኻ ትቃለስ ዘለኻ ደብረፂዮን አቦና ጥሮታ ክወፅእ ከምዘሎ ተዛረብ ስበኽ እንታይ ሓዱሽ ነገር ሒዝኻ መፂእኻ ዲኻ ህወሓት ዝውክል ደብረፂዮን አፍን ርዕስን ዘይብሉ ከመይ

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ደብረፂዮን ብማእከላዊ ኮሚቴ ወሪዱ እንሓለየ እቶም ጀጋኑና ንምንታይ ብስም ውድብ ከይትፈርሕ ነቲ ዲሞክራሲያዊ አመራርፃ አፍሪሰምዋ

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ወሲንካ ናብ ምይይጥ ይእተይ ድዩ እቲ ፀገም ዘሎ ስልጣን ብዘይ አቅሙ ዝድሓዘ ሰብ እንሓለየ ከፈጌቹ ኩልና ተጋሩ ማእሮ ክንረኣይ አለና ማእሮ ናብ ስልጣን ክንወዳደር አለና እዩ ናይጌቹ ሓሳብ ጌቹ ምስ አብይ ዝውግን እንተኾይኑ ብኣል ፃድቃን ብኣል ታደሰ ወረደ አይጥየቁልን ማለት ዲኻ ትብለና ዘለኻ አይንጋገይ

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 Місяць тому

    ስለምንታይ ደብረጽዮን ኣቀዲሙ ዘይተዛረበ ዝበልካዮ ምኽንያቱ ጌታቸው ብቀጥታ ንደብረጽዮን ከጥቅዖ ስለዝጀመረ'ዩ ። ደብረጽዮን ብቀጥታ ምስ መራሕቲ ሻዕብያ ርከብ ኣሎዎ ስለዝበሎ ። ደብረጽዪን ይኹን ጌታቸው ብዛዕባ ረብሓ ህዝቢ ዘገድሶም ኣይኮኑን ።

  • @tesfaledetkidane9092
    @tesfaledetkidane9092 Місяць тому

    Getachew leba new kedonale hodame derose ye alcohol susegna

  • @MH-dm3oo
    @MH-dm3oo Місяць тому

    Miki raya akribo izi nay tigray kunetat zelo kidmi 2amet keykewun yeferih zinebere eyu

  • @tesfuleakemariam2023
    @tesfuleakemariam2023 Місяць тому

    ብስራት ከበደ የኽብረካ እየ ግን ቅድሚ ህቶ ምቅራብካ ብኽሊትዑ ወገን ዘሎ ኣማዛዝን ዶር ደብረጽዮን ብዙህ ነገር ሓቢዐኩም እየ ምዕንቲ ህዝቢ ኢለ ኢሉካሎ ጌታቸው ረዳ ከም ድላዩ ክህትፍ ኸሎ ዶር ደብረጽዮን ካብ ወጽዩ ግልጺ ምግባር ወጻዒ ካሊዕ ዕድል የብሉንሞ ህዚ ንዓኻ ክሙግተካ ዝኽዕል ብናትካ ርድዒት you need to call spade spade i dont care witch side you think have the trueth

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y Місяць тому

    ጌታቸው ረዳ ንምታይ ጀኖሳይድ
    ዝፈጸሙ ብነጻ ለቂቅዎም?ንምንታይ ንደብረጽንን ካልኦትን ዘይማከረ‍ ዝበልካዮ አሞንጉኦም ምንእአቅን መን ኮይኑ እዩ ልመን ልዝዝ ዝብል ትእቢት አመነጎኦም እስለዘሎ እዩ። ሀቢሮም ዝሰርሁ
    ዘይክእሉ ብብውልቆም ዝደለይዎ ዝሰርሁ ምዃኖም የርእየካ ስለዚይ ከምዙይ ዝበለ መንግስቲ ልትግራይ ክጠቅም ኢልካ ምህሳብ ዘይከአል እዩ። አነ ከምዝመስለኒ እዚኦምአብቁጽጽር አትዮም ብዝፈጸምዎ ወንጀሎ ክህተቱ አለዎም።

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b Місяць тому

    ሰላም ብስራት ሃዉና እንካዓ አብፅህካ ደዎል ህዝብ ትግራይ ጀጉኑና በደንብ ህዝብኩም አንቁሁዎ !!!

  • @Winning.Mentality
    @Winning.Mentality Місяць тому

    ኦ ህዝቢ ትግራይ ፀላእትኻ እንመን ምኻኖም ኣነፂርካ ፍለጥ እቲ ብሹም ውድብ ህወሓት ብሹም ህዝቢ ትግራይ ዝሽቅጥ ዘሎ እቲ ናይ ሓደ ቤተሰብ እኽብካብ ክፉእ መጋብሩ ሩጉም ኣራዊት ፀሊም መንደላይ ተመን ዝኾነ ጉጅለ ኔትዎርክ ስብሃት ነጋ ደብረፅንተት ፈትለወርቂ ሞንጆሪኖ እዩ እቲ ደመኛ ፀላኢ ናይ ህዝቢ ትግራይ ::
    ካሊእ ፀረ ህዝቢ ትግራየ‍እ ዝኾና ብሹም ትግራይ ዝነጥፋ ዘለዋ ሚዲያታት
    ቀዳማይ
    ዛራ ዩቱብ
    ትግራይ ፕረስ
    ትግራይ ኦን ላይን
    ደደቢት ሚዲያ
    የሓ ሚዲያ
    ሓኽፈን ሚዲያ
    ኣሎጌን ዩቱብ
    ትግራይ ሚዲያ ሃውስ
    ብግሊ
    እምኒ ዓረ
    ይባቤ

  • @GrmaBru
    @GrmaBru Місяць тому

    ህዋህት ክእለቱ ህዝብታት አባሊእካ አብ ስልጣን ምንባር እዪ አብ ኢትዬጲያ ጌርዎ ንብኡ ምስተአልየ አብ ትግራይ ጀሚርዎ

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ትግራይ አብ ትሕቲ እቲ ዘይተበተኸኔት ወርክን ተሰግራይ ካብ መሸምቀቅ ከውፅኣ ዝቃለስ ዘሎ ሓይሊ እያ ነዝውን ከምቲ ዝሓለፈ ዓመታት ምስቲ ጉጅላዊ ቤተሰባዊ ኢድ ዘውፅእዋን ሕዝብና አብ ካፍቲ መሸምቅ ዘየውፅዕዋ ወታሓደራዊ ግዝኣት እያ ትወድቅ እቲ ሕዝቢ ወይሓልፈሉ ንባእሉ ዘይቃለስ ሙሁር ይኣኽለኒ ይሉ ከይልኣል ኸዚ እቲ አፈላላይ ብቶም ስድራ ኢድ ንክትፀንሕ ሠራዊት ትግራይ ተሓታቲ እዩ መናእሰይ ነዚ ወታሓደርራዊ ሓይሊ ጠጠው እንድሕር ዘየበለ ፀገሙ ብ ሰላማዊ ሰልፊ ንከይገልፅ እቶም ዌድባት ብዘረባ ጥራሕ ሕዝብውን ከምሌማዱ አብ እስሪ ውሽጢ እዮ ዘሎከመይ ይውፃእ ከመይ ካብቶም ንአድዋ ዘይውክሉ ኸዝውን ብደብረፂዮን ዝምራሕ አነ እየ ዝሓይሽ ብዘይ አነካሊእሰብ አይመርሕን ዝብል ምስቲ ሰራዊት ወጊኑ ዘሎ ደብረፂዮን ጠጠው ክነብሎ አለና ጀነራል ወረደ ን እቶም ጀነራላት ካፍቲ ብውድብ ሽም ዝሽቅጡ ዘለው ተጋሩ እንታይ ኢና ንገብር ዘለና ? ፍትሒ ሕዝብና ዘይትመለሰ ብፀላእቲ ተኸቢብና እንሓሎና እዚኦም
    ዘይቸኣወትና ብፕሪቶርያ ዝተፈፀመ ነገር የለን ዝንብል ዘለና ሰላም ውግእ ምስ አሜሪካ ን አለም ንራኸብ እንዲና ዘለና

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 Місяць тому

    ጌታቸው ናይ ኣብይ ልኡኽ እዩ ስለዚ እሱ ዝበሎ ጥራሕ እዩ ክፍፅም ዝኽእል

  • @Matebkom
    @Matebkom Місяць тому

    ዶር ደብረፂዮን ሓሳቡ ምግላፅ አቅሚ ዘይብሉ ብከባቢያዊ ዝመርሕ ዘሎ?

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 Місяць тому

    What you need to afraid is Getachew, Tsedkan and Kendya singing off Western Tigray to the Amhara expansionists.
    These are working in tandem with Aregawi Berhe, Araya, Lilay, Giday, Samora and Gebru. Listen to what they all saying about the current issues. They all say similar things.

  • @Yehatsion
    @Yehatsion Місяць тому

    ❤❤❤❤