Telam Aytbelwa - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 202

  • @ove6164
    @ove6164 Рік тому +29

    ኪሮሰይ👑👑👑
    .....ኣይትበልዋ ጠላም ኣይትበልዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን ሙካን 'ዩ ኣብይዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ.....2023 ዝሰምዓ🎧💙

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem Рік тому +29

    ኣይትበልዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን
    ሙኻንዩ ኣብዩዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ
    ዕልል ተባሂሉ እንተ ኣሰረት ጋማ
    ካልእ ተመርዕያ እምበር ማዓሰይ ጠሊማ
    ኣይተሰክፍዋ ይኣኽላ ሕማማ
    ኣብ ነብሲ ወከፍኩም ትኹን ከም ቀደማ
    እንተ ትጠልም ዳኣ ውሽጣኳ ኣይምረበሻ
    ንዓኣ ምሓሻ
    በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር
    በየናይ ልቢ ክልተ ምፍቃር
    ልባ'ቲ ልቢ እቲ እሙን ልባ
    ጠሊሙ ኣይኮነን ጉድያ ረኺባ
    ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
    ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
    ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
    ሰልዚ ጠላም ኣይትበልዋ
    ኣይትበልዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን
    ሙኻንዩ ኣብዩዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ
    ዘክሩ ትማሊ ፍቕሪ ምስሳዓራ
    ንብዓታ ናውሓዘት እንታይ ትብል ኔራ
    ልባ ምስ ኣዘዛ'ኳያ ብኣፋ ነጊራ
    ከመይ ዳኣ ሎሚ ጠላም ተባሂላ
    ክትፈልጡ ልባሲ ሽመይ ምስተጻሕፎ
    የለን ዝሓለፎ
    ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል
    ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል
    ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ
    ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ
    ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ
    ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ
    ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ
    ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
    ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ
    ሸተት'ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
    ልሳና ንወዮ ጋና ኣሚነይ እንተበሎ
    ኣነንድየ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቐሎ
    ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ እንተ መርሐት
    ትዝክረኒ'ያ እና ፈርሐት
    ንውሽጢ እና ነብዐት
    ስጋ እምበሪ ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
    ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ
    እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ
    ሓቚፍካ ዝርሮሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
    ኣይትፍረዱ ዓይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣዩ ኸይዱ
    ልባ ግን ልባ ልባ ልባ ልባ
    ልባ ዳኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ
    ካብ ውሽጣ ጊዕዙ ቃልኪዳኑ ሒዙ
    ኣብ ልበይ ሞይቱ'ሎ ፍቕሪ ተገኒዙ
    በጃኹም ኣይትበልዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
    ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
    ጠላም ኣይትበልዋ

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 9 місяців тому +31

    2024 ዝሰማዕካያ ፡ በቃ ካብ ምስትምቓራ ዓዲ'ይትውዓል ክሳብ ግብኣተ መሬት ከዊኑ ግብ ትብል ስምዓያ ፡ ኣስተማቕራ 🖤🤝

  • @merhawichayna4305
    @merhawichayna4305 2 роки тому +15

    ኣነ ዝገርመኒ ኪሮስ ግጥምታቱ ካበይ ኢዩ ዚኢልሾ ይገርመኒ ኢዩ

  • @fnankidane-tm7yi
    @fnankidane-tm7yi Рік тому +4

    ናይ ኪሮሰይ ደርፊ ካይሰማዕኩ ዊዒለ ኣይፈልጥን 😌

  • @YonasBahabolom
    @YonasBahabolom 6 днів тому

    Kirosey ናብቲ ናይ ቀደም ደርፍካ አትየ ክስሞዓ ከለኩ እውይ ዝኮኖ ❤️✅✅

  • @misgnazaid3193
    @misgnazaid3193 3 роки тому +51

    ስጋ'በሪ ኣይጠልምን'ዩ ልቢ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ
    እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ ልሳን ዘደናግሮ ሓቒፍካ ዝርርሮ ሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
    ኪሮሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ብሉጽ ክበር ንበር።

    • @mussiedebesay2350
      @mussiedebesay2350 3 роки тому +5

      ኪሮስ ኣስፍሃ ብትጥም እዪ ዝፍትዊ ግጥምን ዘመን እታይኪወጾ 100 ምእት ምእት 100 ሃበዪ ኣሎኩ

  • @Mulugetazemo
    @Mulugetazemo 2 місяці тому +1

    🎉🎉❤❤❤❤❤kulu kem kiros nay moral zhb👐👉👈

  • @fetariymesgen
    @fetariymesgen 11 місяців тому +2

    Kiros keay anjele kolo fuluy neyru❤❤❤

  • @RahwaSium-p3d
    @RahwaSium-p3d Місяць тому +1

    Ksab hji 2024 keman ena ❤

    • @HenokTsegay-j9j
      @HenokTsegay-j9j 27 днів тому

      Ane sebn derfin ymeni eye mo nkirosn derfun gn mmnaw sineyom keyesemiakwo zeywil kulu derftatu wela interview zgebero eye zdegmo❤❤

  • @KerkebedelRECS
    @KerkebedelRECS 2 роки тому +7

    ኪኪ ናይ ወትሩ ህያው ህርመት ልቢ! ሕጂ ውን ምሳካን,ምስ ዝፈትዎም ኣዕርኩተይ" ምስ በዓል ዋዜማ ፍቅሪ"ኮይነ ይሰምዓ ኣከኩ! 19/5/2022 so ኪሮስ is king of the kings music"!ኣድነቅቲ ኪሮሰይ ኣብ ዘለክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ!!

  • @12huregaasili
    @12huregaasili Рік тому +1

    Anes kiros abi hawey koynu ysimeani msiu hanti mealti knrakeb testa aleni bnatu derfi tray ena ncherim Ms jema kab Kampala 2023 love u kirosey

  • @abrehethans7389
    @abrehethans7389 Рік тому +2

    ዋላ ምስ ፍቅርካ ኩነታት ብዘይምጥዓሙ ምፍልላይ ኣሎ ሓቂ ኪሮሳዊ❤

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 3 роки тому +6

    ኪሮሰይ ሽኮርርር ፥ ርህሩህ ፍጥረት።

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 2 роки тому +19

    ሥጋ'ምበሪ ፡
    ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
    ልቢ ሥጋ'ይኮነን ፡
    ሻቡ ተረካቢ
    እወ ፡ ልቢ ሥጋ'ይኮነን
    ምቾት ዝጥብሮ
    ልሣን ዘዳናግሮ ፡
    ሓቚፍካ ዝርሮ'ሞ
    ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
    💚🖤

  • @ከምኡየዘለኹበስ
    @ከምኡየዘለኹበስ 3 роки тому +21

    ኤፐ ጊዘ ላድሮ ምስ ተዘክሮታት ጥራይ ፋሪግና
    ሓሊፉ ክንብል ሂውትና ኣብ ኢድና ሞይታትና
    ኮምፓስና እኮ ጠፊእና ኣቱም ሰባት
    With my best friends 2010 high school

  • @MeronGoytom-cm1pz
    @MeronGoytom-cm1pz 11 місяців тому +1

    Atum sebat unka teftrka eski beluley....kiros edmen tnan

  • @herannaod658
    @herannaod658 3 роки тому +30

    ኪሮሰይ ሰላም ኣብ ሂወትካ ዓወት ኣብ ስራሕካ የምነየልካ ናይ ኩሉ ግዝየ ኣድናቂካን ኣፍቃሪ ጥበብካን እየ :
    ብምቅጻላ ክትምልሰለይ ተስፋ እናገበርኩ ክሓተካ : በዛ ጠላም ኣይትበልዋ እትብል ደርፍካ እንታይ ደኣልና ክንብላ ምስ ካልእ እንተ ተመርዒያ ደኣ ብዙሕ ግዝየ ሰባት ነናቶም ትንተና ክቡላ ሰሚዐ ግን ካባካ ክሰምዓ ደልየ: ጠሊማ ኣይኮነትን ምካን ዩ ኣቢዋ እንታይ እዩ ከ ምኻን ኣቢዩዋ: ተስፋ ይገብር ክትሕንጥጠለይ ሓዲሽ ነገር ሒስካ ክትመጽእ ከኣ ወትሩ ኣብ ትጽቢት የቀንየለይ ።

    • @KirosAsfaha
      @KirosAsfaha  3 роки тому +53

      ስለ ተገዲስካ ምሕታትካ ብልቢ የመግነካ እቲ ታሪኽ ነዊሕዩ ብዝኾነ ደርፍታተይ ኩሉ ኣይኮነን ምሉእ ደርፊ ካብ ቃል ናብ ቃል ከማን ነብሱ ዝኻኣለ ታሪኽን ትዝታን ዘለዎ ሓቀኛ ፍጻመ እዩ
      እዛ ደርፊ ድማ ከምኡ ዝሓዘቶ ታሪኽ ኣለዋ ኣብዚ ክዝርዝሮ ግዜ ክወስደለዩ ኣብ ቢዲዮ ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ክምልስ መደብ ስለ ዘለኒ ኣውኡ ኣስፊሐ ክገልጾየ ምምርዓውን ምጥላምን ግን በበይኖም እዮም ብፍላይ ኣብ ዓድና ምስ ኩነታት ባህልናን ምስቲ ናይ ሃገርና መንግስቲ ዝመጸኦ ዘይስሩዕ ሂወት መንእሰያት ምስ ፍቕሮም ከለዉ ዝተፈላለዩ ኣዝዮም ብዝሓትዮም ብዝያዳ ኣብ ቀጻሊ ኣስፊሐ ክምልሶየ እምበር በኸምዚ ዝውዳእ ኣይኮነን

    • @herannaod658
      @herannaod658 3 роки тому +16

      ዋውው መሊስካ ትጽቢተይ ሰማይ ሰቂልካዮ እወ ብጣዕሚ ቡዙሕ ኣሎ ኣብርሃልና ደኣ ኪሮሰይ ተገዲስካ ምምላስካ ሽሕ ግዝየ የቀንየለይ ተስፋ ንገብር ከኣ ኮሮና ምስ ተፍአ ክትመጸና ።

    • @senait9742
      @senait9742 3 роки тому +8

      @@KirosAsfahakirosey nuguse libey kulunitinaka eyo zimsiteni hanti maliti tezrekbekas kndey xbukk neru

    • @amanoneloves2506
      @amanoneloves2506 2 роки тому +4

      @@KirosAsfaha abet kbret hhbretesbka zeleka ablak ab abi dereja bexihka kreka tesfa aleni krosawi eta abconcert Germany 2020 koln nay Harbena Bitew lebiskaya zderbekalna msay ala nmezekerta ksab hji abet fkri menseyn hzbkan zeleka shu nfelema gze ye reka neta maliya kea teawitela Long live xada lbu ❤️👈

  • @dungadunga-f1z
    @dungadunga-f1z Рік тому

    ወዲ ኣስፍሃ ጅግና ጎብለል ጥበብ

  • @danieltesay3188
    @danieltesay3188 4 роки тому +7

    Kiros nay mudey nay fkri tray eba drefelna

  • @yewaeyob6765
    @yewaeyob6765 4 роки тому +9

    Kiros yh mera e zftwka🥰🇪🇷🙏

  • @abielkifletsion7566
    @abielkifletsion7566 3 роки тому +6

    ኪሮስ ጅግና በቃ ናብ ቀደምካ ተመለሰና እዚ ዩ ኔሩ ደርፍካ

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 3 роки тому +4

    ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::

  • @henektsegay
    @henektsegay Рік тому +2

    ኪሮሰይ ኣብ ሊብያ ከለና ናትካ ደርፊ ጥራይ እየ ዘስምዖም ነይረ ብደርፍታትካ ጥራይ ኪሮስ ዝብል ሳጋ ወጺኒ ነይሩ

  • @Fnanyonas12345
    @Fnanyonas12345 3 місяці тому +1

    Seb 24 2024 2:30 telam ay tblwa 😢,kirosey king

  • @ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ

    ኤፐ!...............ኪሮስ ናይ ቀደም! ደርፊ እኳ፥ ምስትምቓር እምበር፥ ምስማዕ ኣይኰነን!

  • @yohannessbhat4434
    @yohannessbhat4434 3 роки тому +11

    ጠላም ኣይትበሉዋ ምካን እዩ ኣቢይዋ ........

  • @abrehethansiamtigraweyti1369
    @abrehethansiamtigraweyti1369 3 роки тому +6

    ኪሮሰይ♥

  • @Hevennatsnet
    @Hevennatsnet 4 місяці тому +2

    Kiros ኣይትበልዋ❤❤❤❤

  • @zerommhretu2276
    @zerommhretu2276 3 роки тому +11

    Kirosey abo haki 🎤🎤💯💪👈

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 3 роки тому +35

    ዋይ ግጥሚ ፖውው 💚🖤

  • @teklenegash8847
    @teklenegash8847 3 роки тому +11

    ኪሮሳ ብዓል ጥዑም ዜማን ግጥምን ኩሉ ግዜ ኣይትጥፍኣና

  • @makihabeshawut7987
    @makihabeshawut7987 3 роки тому +7

    Way men ke kon nay lebey negeruka kirosey eza deref kulegize benibaat jemiru benibeat ziwedia men ke yihelewu 😭natey tarek yimeselen

  • @merhawitgebre7187
    @merhawitgebre7187 2 роки тому +2

    ኪረሰይ ጥበብ

  • @MulueHaile
    @MulueHaile Рік тому +2

    20023. Zisemea yhlu do 20024
    Bselam yexnhana haderakum 20024 ente anbibkuma Selam beluni❤

  • @lov3888
    @lov3888 2 роки тому +2

    Neger gal koynu shtet eyu elwa aye Kirosey marey nay kulen deqi hewan tegem eka gelxkayo 👏❤️

  • @liveasaking-n2g
    @liveasaking-n2g 4 місяці тому +1

    2024 amet mlui zsema alo do kemzi kemay

  • @michaelyemane169
    @michaelyemane169 Рік тому +4

    Nice lyrics
    Nice melody
    Nice voice
    Feels deep in our ♥

  • @fisaha434kidanekidane4
    @fisaha434kidanekidane4 2 роки тому +2

    Kirosawi ezukulu tbebb hzka lekbat enkae aykonka 😍😍😍😍😍

  • @kibromberahi7231
    @kibromberahi7231 Рік тому +2

    Kiros demey❤❤❤ fetewti kiros tray layk❤❤❤❤

  • @fnankidane-tm7yi
    @fnankidane-tm7yi Рік тому +1

    2023 /20/ jul 5:37 ዝሰምዓ ኣሎ ዶ ከምዚ ከማይ 😌😌😌

  • @amanberhane3703
    @amanberhane3703 3 роки тому +5

    Kirosey Love you from Dc

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 13 днів тому

    ✊🏿✊🏿✊🏿☝🏽✌🏿✌🏿ኺሮስ

  • @mussiedebesay2350
    @mussiedebesay2350 2 роки тому +4

    ነይነገር ጎል ክየነዊ ሽተት እልዊ ጥልመ ኣይትበለዊ ፡🇪🇷🇪🇷😘

  • @Mussie979
    @Mussie979 2 роки тому +6

    Kiros please derfka ab Spotify eba tseano

  • @muazabumuaz9941
    @muazabumuaz9941 2 роки тому +4

    Mara zefatwa derfi ❤💖🤩😍

  • @wizmdb4102
    @wizmdb4102 2 роки тому +9

    Live legend ❤🔥✌🏾

  • @cvsipwis1
    @cvsipwis1 4 місяці тому +2

    ab eritra zteserhe musiqa meqeret alewo

  • @Etchannel607
    @Etchannel607 3 роки тому +4

    One of my best eri singer ❤❤❤ kemzi zemenawi derfi nafiqu eznna kiki hawey.

  • @ፍሽክበሊ
    @ፍሽክበሊ 2 роки тому +2

    Kirosey fewsi lbey 🥰

  • @BabaNatey-sb6xf
    @BabaNatey-sb6xf 11 місяців тому +6

    ኣነ ክኣ ክሳእ 2024 ይሰምኣ ኣለኩ ግን ነቲ ናይ ቀደም ኪሮስ

  • @selamsalam1590
    @selamsalam1590 2 роки тому +93

    ክሳብ 2022 ይሰማዓ ይህሉ ዶ ከሜዚ ከማይ

    • @lomisyeakleni7894
      @lomisyeakleni7894 2 роки тому +3

      Gena keman zarkey 😘😘😘 nay kiros dea

    • @samiti2033
      @samiti2033 2 роки тому

      Ya buenet ksab hji ysemia aleku kirosey❣️❣️❣️

    • @msgnagebrhiwet1223
      @msgnagebrhiwet1223 2 роки тому +1

      Hiji win ysemia aleku kbretey

    • @simontesfamariam27
      @simontesfamariam27 2 роки тому +1

      Hji keman ysema aleku kirosey asli

    • @king_kiros_
      @king_kiros_ 2 роки тому +1

      ክሳዕ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ

  • @kibromberahi7231
    @kibromberahi7231 Рік тому

    ❤❤❤❤ derfka tezeysemie yhamm kirosey❤

  • @Wehazitkesete
    @Wehazitkesete 14 днів тому

    Kirosey ❤❤❤

  • @freweinihabte5401
    @freweinihabte5401 3 роки тому +7

    KIROS LEWAH HAGERAWI

  • @heriakleguzaye7935
    @heriakleguzaye7935 3 роки тому +22

    Legend of my generation kirosey.

  • @simsim2287
    @simsim2287 Рік тому

    Nice music kiros

  • @tesfomgebremikael6816
    @tesfomgebremikael6816 2 роки тому

    Tedros kahsay(xadu) kemzi lomi naybalu derifu keytefelte b nay kiros asfeha abidu neyru ab mesajin kelena kem beal gororoy endilka dbla derfitat kiros ❤

  • @SemereEriChannel
    @SemereEriChannel 3 роки тому +6

    king eritrea❤️

  • @damitsegay5349
    @damitsegay5349 3 роки тому +8

    Kirosey ካብ ዝፈልጠካ ምስ ኣፍቀርኩኻ ኢየ ኣምላኽ ይመስገን ግን ኡንቃዕ ጋል ኣይኮንኩ
    ሓደን ቡሉጽን ኢኻ ነዓይ ሓደ ማዓልቲ ክረኽበካ ድማ ደስ ይብለኒ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @ftsumteweldebrhan6643
    @ftsumteweldebrhan6643 2 роки тому +1

    Derafay malet 100%

  • @fekarwediu5161
    @fekarwediu5161 3 роки тому +4

    #King Kiros Abo Meneseyat🤴🏽🦁🇪🇷❤️❤️

  • @lov3888
    @lov3888 2 роки тому +3

    The king Kirosey 👑❤️

  • @ShamAbrham
    @ShamAbrham 2 місяці тому

    Still 2024/10/03 ysema aleku kemzi kemaysi thlwu do

  • @gebshatesfay5408
    @gebshatesfay5408 3 роки тому +17

    ኪሮሳዊ ፍቅራዊ🎶😘

  • @ኣሮንረስነክ
    @ኣሮንረስነክ 4 роки тому +12

    ኪሮስ ብዓል ምሉእ ሕልና ጉዳይ ሃገር ልዕሊ ኩሉ ዝሰርዕ ሰብ'ዩ

  • @kirosbeluley3395
    @kirosbeluley3395 2 роки тому +3

    King of kings

  • @samieldesta1860
    @samieldesta1860 4 роки тому +10

    #King 🤴🤴

  • @مصطفىابوبكر-ن4ي
    @مصطفىابوبكر-ن4ي 3 роки тому +3

    Mennetna🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @yaserisak3206
    @yaserisak3206 2 роки тому +2

    King 🤴 kersoyy

  • @erilifemusic4420
    @erilifemusic4420 3 роки тому +4

    kirosey alemey

  • @ሳካናተይ
    @ሳካናተይ Рік тому +4

    ነዛ ደርፍስ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ ከምዚ ከማይ ይህሉ ዶ 2023

  • @meseretbrhane2378
    @meseretbrhane2378 2 роки тому

    ክሮሰይ ❤️🥺😢

  • @nebyattareke2212
    @nebyattareke2212 Рік тому

    Filye 23 år jeremen 🌍🇪🇷💒🇪🇷🌍💍💍🇪🇷🌍 gali haftey 🌍🇪🇷🚘🫵🇪🇷💒💍💒🇪🇷🌍

  • @amangoitom111
    @amangoitom111 4 роки тому +18

    The best artist of eritrea 🇪🇷 ❤ 💜 ♥ 💖 💙 🇪🇷

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 3 роки тому +5

    ኪሮሳዊ ግርማ ከተማ

  • @MamaAfrica03
    @MamaAfrica03 9 місяців тому +1

    2024❤

  • @nevrgivup2717
    @nevrgivup2717 Рік тому

    Wedi Asfha ♥️🤩

  • @sinitmehari9012
    @sinitmehari9012 Рік тому +1

    Ksab 2023 nsema alena giena wn knsema ena

  • @samsomtekle407
    @samsomtekle407 3 роки тому

    Nska tray ayttlemeni kiriseyyy my king 🥰😍♥️💖

  • @filmontewelde-w7n
    @filmontewelde-w7n 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤ keros shikorrr ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ksanetdebesay2949
    @ksanetdebesay2949 8 місяців тому

    Telamu aytubelewa 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢kalueyu tuguday 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @tesfamariamabreha9670
    @tesfamariamabreha9670 Рік тому

    Kiros King

  • @henokmehari2916
    @henokmehari2916 4 роки тому +5

    Kiros lbi menseyat

  • @awetteweldemedhin2637
    @awetteweldemedhin2637 3 роки тому +4

    Hiwet ms Jema 2010

  • @yohanahagos5000
    @yohanahagos5000 4 роки тому +37

    ኪሮሳዊ ግርማዊ 👑❤️

  • @filimongerezgiher4004
    @filimongerezgiher4004 3 роки тому +2

    Good

  • @asmeret14tesfu63
    @asmeret14tesfu63 3 роки тому

    Ewe Nay bhaki kiros hawey

  • @קטנטןקטן
    @קטנטןקטן 2 роки тому

    Kirosey king

  • @Dave_loyal23
    @Dave_loyal23 Рік тому

    Kiros ❤️😫

  • @mebrahtom1989
    @mebrahtom1989 3 роки тому +10

    ኪሮስ ሽኮር መሊስካኒ ንድሕሪት

  • @ፒፒኣራዳድሩዩ
    @ፒፒኣራዳድሩዩ 2 роки тому

    Kikey niber

  • @EfremEseyas
    @EfremEseyas 4 роки тому +14

    Ata kiros eti derfi ab kale Chanel eu tezrghu zolo nsu kemzdemses geber kabu seb abzi mexu yesemo

  • @meronking3761
    @meronking3761 4 роки тому +6

    Kiki king

  • @eyobkidane5732
    @eyobkidane5732 3 роки тому +5

    eti qedeme ewe keme lomi keykone sedete kewexana abe gezana kofe ele eye desetemaqero nere geza telame

  • @amgamoore8344
    @amgamoore8344 2 роки тому

    ፋያ

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 3 роки тому +3

    10-10-2021👂☝️

  • @selammeasho2938
    @selammeasho2938 4 роки тому +5

    Kros shukor

  • @yosef_M7
    @yosef_M7 Рік тому +3

    2023😊

    • @yosef_M7
      @yosef_M7 11 місяців тому

      2024 ❤

  • @qdusgiyorgistube2476
    @qdusgiyorgistube2476 Рік тому

    ቤትምህርተይ ትብል ደርፍኻ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል