Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
''ቀንሞስ ቀናንሞስ'ቀንሞስ ቀናንሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦም ድንግል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦት ስርጉውቲ እሳት ዘየሕረራ ኩሉ ግዜ ልምልምቲስምዕኒ ጋለየ ሃብኒ ኣእዛንኪ ህዝብኺ ረስዒ ገዛ ኣቦታትኪ እግዝኣብሄር ኣብ'ዩ ፈትዩ ጽባቐኺወላዲተ ቃሉ መርዓቱ ስርግውቲምድራውያን ኣይኮኑን መትዓብይትኺ ሰማያውያን እዮም'ቶም ዘገልገሉኺ ማርያም ሲሳይኪ ኣይኮነን ምድራዊጎይታ'ዩ ሰራሒ ንጉስ ሰማያዊመላእኽት ወረዱ ሓፍትና እናበሉኣደ ፈጣሪኦም ማርያም ከገልግሉ ጸዋሪተ እሳት ሙኻና ፈሊጦም ኩላቶም ንኽብራ ሰገዱ ደኒኖምናይ ሰማያት ስርዓት ኣብ ምድሪ ርኢናሰማያዊ ማህሌት ኣብ መቅደስ ሰሚዕናህብስተ ሂወት ጽውኣ መድሃኒት ማርያም ወሊዳቶ ዳግም ክይንመውት ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏ጥዕምቲ ልሳን❤
Amen amenaqmen🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ ( 2 ) ስምዕኒ ጋለየ ሃብኒ ኣእዛንኪ ህዝብኺ ረስዒ ገዛ ኣቦታትኪ እግዝኣብሄር-ኣብ ፈትዩ ጽባቀኺ ወላዲተ ቃሉ መርዓቱ ሰሚኪ ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ ምድራውያን ኣይኮኑን መተዓቢትኪ ሰማያውያን ኢዪም ቶም ዘገልገልኺ ማርያም ስሳይኪ ኣይኮነን ምድራዊ ጎይታዪ ሰራሒ ንጉስ ሰማያዊ ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ መላእክት ወረዱ ሓፍትና ናበሉ ኣደፈጣርኦም መርያም ከገልግሉ ጸዋሪተ እሳት ምኻና ፈሊጦም ኩላቶም ንክብራ ሰገዱ ደኒኖም ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ ናይሰማያት ስርዓት ኣብ ምድሪ ሪእና ሰማያዊ ማህሊት ኣብመቅደስ ሰሚዕና ሕብስተ ሂወት ጽውኣ መድሃኒት ማርያም ወሊዳቶ ዳግም ከይንመውት ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ ❤❤❤ ዝማሪ መልኣክት የስምዓልና እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኺ ኣብ ቤቱ
አደ ምስ ወዳ ከሊሎም የዕብዩኺ ብርኽቲ ሐፍተይ!🙏 ብጣዕሚ ጽቡቕ ርግእ ዝበለ መዝሙር ታህዋኽ ዘይብሉ❤
ዝማረ መላእክትችየስምዓልና ብሃቂ እዛ መዝሙር መንፈስካ ተሕድስ ዕበዪ ዝሓፍተይ መንፈስካ ዝወርር መዝሙር ብጣዕሚ የቐንይልና
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኪ፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ሓፍተይ❤❤❤
እስይ ፍሉይ ጸጋ መዝሙር አለኪ ቐፅልሉ ጸጋኡ ያብዘሐልኺ ኣብ ዓዱ ያንብርኺ❤
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብርክተይ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሓፈተይ ናተይ
ኣሜኣሜንኣሜን ዝማሬ ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🥀💒🙏💒
Zmare MELAEKIt YESMAELNA AMENnnnnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መላኣክቲ ይስመዕልና ኣብ ቤቱ ይፅንዕኪ እግዛብሔር ኣምለክ♥💐
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ህድእተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ
ከመይ ዝበልኪ መንፈስ ቅዱስ ዝዓሰለኪ ያሬዳዊት ሓፍትና ኢኺ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላእክት ያሰማልን
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይይይይይ🥺❤️ ድንግል ትባርኽኪ ጥዕምቲ ድምጺ❤👏🏽❤️
ጥዕምተ ልሳን ❤ጸጋሁ ያብዝሕ ለኪ
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና❤❤❤
ካልእ❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመአልና ኣግዚአብሄርብፀግኡን ጥበቡን የእቢኪ ዛጋለይ።
የኔረ ልጅ ያሳድግሽ በቤቱ ያጽናሽ እደጊልኝ ዝማሬ መላእክትን ያሰማሽ።
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbretey egzabiher tsegueu yebzehelki ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና
ኣሰይ ጸግኡ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ንእስተይ ንፍዕቲ❤❤
ዝሓፍተይ ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤
Asey brikti elllllllllll❤ zmare melakti ztekebele Amlak zmarki ykebel elllllll
ጎይታ ይባረኽኪ ፀግኡ የብዝሓልኪ
እግዚአብሔር ይመስገን በርች በምተብሽ ያጽናሽ።
Asyyyyyyyyyyy egzabher mis kbriti adena maram tbarkeki eza galey kexiliyo ❤❤❤❤
Zmare melaikt yesmielna brkhti haftey egziabher bbereketu btsegiu yeibikhi des behali mezmur nfetweki ena ibeylna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ምቅርተይ👏👏❤️❤️❤❤🎉🎉
ዝማሬየ መላኽቲ የስመዐልና ኣሜን ❤❤❤ኣመን ማዓረይ ተባረኺይ ዕልልልል
ኣሰይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Zmare melaikt yesmielna Haftna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ይሠማል 🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን😊😊😊
ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤
zimare melaiktn yasemalin
Ellllllll zmare melaekiti yesmaelna
አይይይይይይእልልልልልልልልልዝማሬ መላአክት የሰመዐልና 😊❤
❤❤❤❤❤❤❤Amannnnnnn
zmarie melaekti yesmealna
አሰይይ ተባረኪ ንፍዕቲ
Amen zmarie melaekt yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalki
ቀል ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤❤
ቀንሞስ እና አናንዋስ ማለት እንታይ ማለተ እዩ ?እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና መዓር አፋ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቀንሞስ ቀናንሞስ-ናይ ጥዑማት ሽቶ አስማት እዮም (ንናይ ድንግል ማርያም ክብሪ፣ንፅሕና ንምግላፅ)
Kale. Hiwet. yesmalena. berkte⛪🙏🙏🙏❤️✔️❤️✔️
Amen amen amen zmarie melaikt yesmalna❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉ብጥበብ ያዕብክ🎉🎉🎉❤❤❤
Elll elll elll 👏👏👏✝️⛪️
Eeeeelllleeeellllee❤❤❤❤❤❤❤
አሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️😍😍😍
እሰይይይ❤❤❤❤❤❤❤
✝️✝️✝️💚
Zemarie Melakti yes Malena
❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ትርጉም በአማርኛ
❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬመላእክቲ የስመዓልና ❤❤
Zmare melakti yesmalna
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
''ቀንሞስ ቀናንሞስ'
ቀንሞስ ቀናንሞስ ኢያቄም ወሃና
ንጎይታ ሂቦም ድንግል ክትኮንና
ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦት ስርጉውቲ
እሳት ዘየሕረራ ኩሉ ግዜ ልምልምቲ
ስምዕኒ ጋለየ ሃብኒ ኣእዛንኪ
ህዝብኺ ረስዒ ገዛ ኣቦታትኪ
እግዝኣብሄር ኣብ'ዩ ፈትዩ ጽባቐኺ
ወላዲተ ቃሉ መርዓቱ ስርግውቲ
ምድራውያን ኣይኮኑን መትዓብይትኺ
ሰማያውያን እዮም'ቶም ዘገልገሉኺ
ማርያም ሲሳይኪ ኣይኮነን ምድራዊ
ጎይታ'ዩ ሰራሒ ንጉስ ሰማያዊ
መላእኽት ወረዱ ሓፍትና እናበሉ
ኣደ ፈጣሪኦም ማርያም ከገልግሉ
ጸዋሪተ እሳት ሙኻና ፈሊጦም
ኩላቶም ንኽብራ ሰገዱ ደኒኖም
ናይ ሰማያት ስርዓት ኣብ ምድሪ ርኢና
ሰማያዊ ማህሌት ኣብ መቅደስ ሰሚዕና
ህብስተ ሂወት ጽውኣ መድሃኒት
ማርያም ወሊዳቶ ዳግም ክይንመውት
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏
ጥዕምቲ ልሳን❤
Amen amenaqmen🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ ( 2 )
ስምዕኒ ጋለየ ሃብኒ ኣእዛንኪ ህዝብኺ ረስዒ ገዛ ኣቦታትኪ እግዝኣብሄር-ኣብ ፈትዩ ጽባቀኺ ወላዲተ ቃሉ መርዓቱ ሰሚኪ
ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ
ምድራውያን ኣይኮኑን መተዓቢትኪ ሰማያውያን ኢዪም ቶም ዘገልገልኺ ማርያም ስሳይኪ ኣይኮነን ምድራዊ ጎይታዪ ሰራሒ ንጉስ ሰማያዊ
ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ
መላእክት ወረዱ ሓፍትና ናበሉ ኣደፈጣርኦም መርያም ከገልግሉ ጸዋሪተ እሳት ምኻና ፈሊጦም ኩላቶም ንክብራ ሰገዱ ደኒኖም
ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ
ናይሰማያት ስርዓት ኣብ ምድሪ ሪእና ሰማያዊ ማህሊት ኣብመቅደስ ሰሚዕና ሕብስተ ሂወት ጽውኣ መድሃኒት ማርያም ወሊዳቶ ዳግም ከይንመውት
ቀንሞስ ቀናኒሞስ ኢያቄም ወሃና ንጎይታ ሂቦምኪ ድልድል ክትኮንና ብወርቅን ብዑንቅን ከም ታቦር ስርግውቲ እሳት ዘይሕረራ ኩሉግዜ ልምልምቲ
❤❤❤
ዝማሪ መልኣክት የስምዓልና
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኺ ኣብ ቤቱ
አደ ምስ ወዳ ከሊሎም የዕብዩኺ ብርኽቲ ሐፍተይ!🙏 ብጣዕሚ ጽቡቕ ርግእ ዝበለ መዝሙር ታህዋኽ ዘይብሉ❤
ዝማረ መላእክትችየስምዓልና ብሃቂ እዛ መዝሙር መንፈስካ ተሕድስ ዕበዪ ዝሓፍተይ መንፈስካ ዝወርር መዝሙር ብጣዕሚ የቐንይልና
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና እግዚብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኪ፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ሓፍተይ❤❤❤
እስይ ፍሉይ ጸጋ መዝሙር አለኪ ቐፅልሉ ጸጋኡ ያብዘሐልኺ ኣብ ዓዱ ያንብርኺ❤
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብርክተይ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሓፈተይ ናተይ
ኣሜኣሜንኣሜን ዝማሬ ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤❤🙏🙏🥀💒🙏💒
Zmare MELAEKIt YESMAELNA AMENnnnnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መላኣክቲ ይስመዕልና ኣብ ቤቱ ይፅንዕኪ እግዛብሔር ኣምለክ♥💐
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ህድእተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ
ከመይ ዝበልኪ መንፈስ ቅዱስ ዝዓሰለኪ ያሬዳዊት ሓፍትና ኢኺ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝሜሬ መላእክት ያሰማልን
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤🎉🎉
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይይይይይ🥺❤️
ድንግል ትባርኽኪ ጥዕምቲ ድምጺ❤👏🏽❤️
ጥዕምተ ልሳን ❤ጸጋሁ ያብዝሕ ለኪ
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና❤❤❤
ካልእ❤❤❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመአልና ኣግዚአብሄርብፀግኡን ጥበቡን የእቢኪ ዛጋለይ።
የኔረ ልጅ ያሳድግሽ በቤቱ ያጽናሽ እደጊልኝ ዝማሬ መላእክትን ያሰማሽ።
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbretey egzabiher tsegueu yebzehelki ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐና
ኣሰይ ጸግኡ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ንእስተይ ንፍዕቲ❤❤
ዝሓፍተይ ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤
Asey brikti elllllllllll❤ zmare melakti ztekebele Amlak zmarki ykebel elllllll
ጎይታ ይባረኽኪ ፀግኡ የብዝሓልኪ
እግዚአብሔር ይመስገን በርች በምተብሽ ያጽናሽ።
Asyyyyyyyyyyy egzabher mis kbriti adena maram tbarkeki eza galey kexiliyo ❤❤❤❤
Zmare melaikt yesmielna brkhti haftey egziabher bbereketu btsegiu yeibikhi des behali mezmur nfetweki ena ibeylna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ምቅርተይ👏👏❤️❤️❤❤🎉🎉
ዝማሬየ መላኽቲ የስመዐልና ኣሜን ❤❤❤ኣመን ማዓረይ ተባረኺይ ዕልልልል
ኣሰይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Zmare melaikt yesmielna Haftna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ይሠማል 🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዝማሬ መላዕክት ያሠማልን😊😊😊
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
zimare melaiktn yasemalin
Ellllllll zmare melaekiti yesmaelna
አይይይይይይእልልልልልልልልልዝማሬ መላአክት የሰመዐልና 😊❤
❤❤❤❤❤❤❤Amannnnnnn
zmarie melaekti yesmealna
አሰይይ ተባረኪ ንፍዕቲ
Amen zmarie melaekt yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalki
ቀል ሂወት የስመዐልና❤❤❤❤❤
ቀንሞስ እና አናንዋስ ማለት እንታይ ማለተ እዩ ?
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና መዓር አፋ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤