ጌታቸው ብቐጥታ ፈነው ዝበልዎ፣ካብ ሞኾኒ (ክርአ ዘለዎ )/ህዝቢ ሕቶ ኣለኒ ኢሉ፣ተስፋ ጌሩ ዝወፀ/ tigray news

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 49

  • @ZssdfGaff
    @ZssdfGaff Місяць тому +3

    ሓቂ ያሀብካ ትኽክል ❤❤❤

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 Місяць тому +1

    ትክክል እቲፁቡቅ ፀቡቅ እናበልና ንከይዲ ፀቡቅ እዩ ዘይሩዘይሩ ሀደእና ሀገረ ሀገር ናትና

  • @BirhanWoldu-pv4yt
    @BirhanWoldu-pv4yt Місяць тому

    ናይ ብሓቂ ኡዩ

  • @rona7755
    @rona7755 Місяць тому

    Ok.thank you.

  • @HayelomReda-e1p
    @HayelomReda-e1p Місяць тому

    ትኽክል ፅቡቅ ሓሳብ እያ

  • @tankieerbot4102
    @tankieerbot4102 Місяць тому +1

    🎉men eyu emo zefreso zolo baelu eze gubegia banda zadkann eyom

  • @محمدعسيري-ل8ط7ت
    @محمدعسيري-ل8ط7ت Місяць тому +1

    ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ እዩ ሓድነትና ዘጠናኽረልና ቐፅለሉ ክቡር ሓውና

  • @fff-g3q
    @fff-g3q Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EnanuEnanu21
    @EnanuEnanu21 Місяць тому

    ሀገር ተክለብርሀ ታይመስለካ ፀላእትና ኩሉግዜ ኒህዚብ ትግራይ ኒፈቱዎ ይብሉሞ መራህቶም ግን አይፈቱዉዎምኒ ምክኒያቱ መራህ ዘይብሉ ከቲርፉዎ ስለዝደሊዩ እዩሞ ነስተዉዕል በጃኹም ተጋሩ ምአረይይፈትዎኩምየ❤❤❤❤?🎉🎉🎉🎉

  • @BirhanWoldu-pv4yt
    @BirhanWoldu-pv4yt Місяць тому

    ግን ንሰላም ንዘምር❤❤❤

  • @MaryamuRaya
    @MaryamuRaya Місяць тому

    💊💊💊👑👑👑

  • @solomunsolomunWgabrale
    @solomunsolomunWgabrale Місяць тому +1

    ❤❤

  • @mulualemegebremaryam
    @mulualemegebremaryam Місяць тому

    አይስማዕን

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789 Місяць тому

    ምስ ገችዋይ ንቕድሚት ❤❤❤❤❤❤

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Місяць тому

    ፅቡቅ ሓሳባት እዮም ቀፅልሉ።

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk Місяць тому

    ገች የቐንየልና ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @adonay7097
    @adonay7097 Місяць тому +1

    እታይ ክመያየጥ ይህንክር እምበር ፡ ንምንታይ አላማጣ ወይ ሁመራ አይከድን ፍርቂ ትግራይ ዘየለ ተስፋ ዝቅደድ

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray1989 Місяць тому

    እሶም ብገንዘብ ሕሊናኦም ዝሸጡ
    ይዮም ፈጣሪ ናብ ልቦናኦም ይመልሰሎም 😢 ግን ክነስተውዕል እዩ ዝግባእ።
    ሓደ መልሲ ክህብ ሓደ ውን ከምኡ ኣየድልን

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx Місяць тому

    ትክክል ጌች ኣነ፡ ናባዕላይ አስተያየት በቃ ቶም ኦሮግቶት: ያሀክል ንማለት እዩ ካሊህ ኣይኮነን።። አንባቢ ጋዜጠኛ ቶም፡ የቀደም ሌያቡ: በኔትወክ እዩ ነይሮም ፅልዕ ቻ ንምግላፅ እዩ።ህ.ወሓት በሓዲሽ ወለዶ ያ ሓንብብ

  • @fisshadesta
    @fisshadesta Місяць тому

    እንዃን ዳሕና መፃእኻ። እተቕርቦ ፀብፃብ ብጣዕሚ መምሃሪ እዩ ኮይኑ ግን ክሊቲኦም ጉጅለ መሪሕነት ህወሓት ክመሃርሉ ኣይከኣሉን ዘሕዝን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎዲ TDF ኩን መራሕቲ ህወሓት ልቦኖ ይሃቦም። ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ሽትኡ ንኽወቅዕ ኩሉ ብሓቂ ይሳተፍ።

  • @NaodSyum
    @NaodSyum Місяць тому

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ሃገር ሓወይ እቲ ህዝቢ ሕዚ ውን ኣይተረድኦን በቲ ዝበፅሐና ናይ ፅንተት ኵናት ኣይተምሃረን ሕዚ ውን እንተዅነ ብፖለቲካ እዩ ዝኣምን ረሳዕይን ተታላሊን እዩ ምኽንያቱ መራሕቲ ህወሓት ንዓመታት ኣብ ልዕሊኡ ሰፍ ዘይብል ግፍዒ እንዳፈፀመ ዝመፀ ውዱብ ምዃኑ ይፈልጥ እዩ ብመስዋእትን መቑሰልትን ህዝቢ ትግራይ ፈፂሙ ሓዘን ዘይስምዖ ጨካን ውዱብ እዩ እዙይ ምዃኑ ዝፈልጥ ግን እቲ ናይ ሎሚ ወሎዶ ጥራይ እዩ እምበር ወለድናስ ብዚ ውዱብ እዚ ንዓመታት ተጨቍኖም እዮም ሓሊፎሞ ህውሓት ማለት ከም ኣነ ክገልፆ ከለኹ ናይ ውሑዳት ገነት ናይ ብዙሓት ጋህንመ እሳት ኢለ እየ ዘቐምጦ ብፍላይ ኣነ ኣምሪረ ዝፀልኣኹሉ ናይ ውዱብ ህወሓት መራሕቲ ካብ ውዕል ፕሪቶርያ ንድሓር እዩ ከመይ እንተ ኢልካኒ ካብ ፆማ እትሓድርን እትውዕልን ምስኪን ኣደ ትግራይ ረዲኤት ሰሪቖም ሃፍቲ ዘዋህልሉ ከምኡ ውን ኣብ ውራ መሬትን ውራ ማዕድንን ከምኡ ውን ኣብ ስርቂ ሓፂን መፂንን ስእነት ሰናይ ምምሕዳርን ብሰፊሑ ንሶም እዮም ዝሰርሕሉ ዘለዉ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣይሰርሐን ንኸብሉ ላዕልን ታሕትን እንዳበሉ ይርከቡ ነቲ ዝፈልጥ ብገንዘብ ነቲ ዘይፈልጥ ብምፍርራሕ ተቓውሞኻ ኣስምዕ ይብልዎ ኣለዉ ኣነ ኣብ ሰራዊት እየ ዘለኹ ናብ ክኣቱ ዝተገደድኩሉ ግን ክም ህዝቢ ከጽንተና ንዝመጸ ሓይሊ ክምክት ከምኡ ውን ኩሉ ብማዕረ ዓይኒ ሕጊ ዝረአየላ ትግራይ ንምፍጣር ኢለ እየ ወፂአ ኮይኑ ግን ብግልባጡ እዩ ዝኽየድ ዘሎ ሃገር ሓወይ እዙይ ከምዚ እንተቐፂሉ ግን ከም ህዝቢ ክንጠፍእ ምዃንና ኩሉ ክፈልጥ ይግባእ እንተ ናይ ህወሓት ኣካይዳ ንሪኦ ኣለና ስውኣትና ደሞም ከይነቐፀ ጉድኣት ኣካልና ቊስሎም ከይሓወየ ንስልጣን ሃንደፍደፍ ዝብል ዘሎ ሓይሊ እዩ ምኽንያቱ እዙይ ዝገብሮ ዘሎ መሬት ትግራይ 60% ፐርሰንት ኣብ ኢድ መራሕትን ሰብ ሃፍትን እያ ዘላ ህዝቢ 40% ፐርሰንት እዩ ዝጥቀም ስለዝዂነ ድማ እዮም ጠፋሕፋሕ ዝብሉ ዘለዉ ሓደ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ ሃፍቲ ህዝቢ ከይሕደጉ ካልኣይ ንዓመታት እንዳጥፍኦ ዝመጸ ጥፍኣት ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ እዩ ኢለ እየ ዝኣምን

  • @wedimhreywedimhrey
    @wedimhreywedimhrey Місяць тому

    ሽርሒ ንኣበይ ኣሕመድ እዩ ዝስራሓ ዘሎ ኣት ሓወይ። ሰነ ሰርዓት ግብሮ ብልውም

  • @HiwotGebreegziabher
    @HiwotGebreegziabher Місяць тому

    ሓድነት ዘምፅእ ድዩ ዝስራሕ ዘሎ

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b Місяць тому

    ሰላም ተክለብርሃን ሃዉና መራህት ህዝብ ትግራይ መሰክፍ ዕዮም ትማልይ ብዛዕባ መራህት ህዝብ ትግራይ ጆኖሳደራት ሸዋ አብይና አማራ የሆኑ ሰዎች አድስ አበባ እስካይ ላይት ሆቴል ስብሰባ ነገበሩ ኖይሮም እሞ ልብ ክህልዎም አይካለን ህዝብ ትግራይና ፀጥታ ህዝብ ትግራይ ፅኑዕ እርድ ክገብሩ አሎዎም ዕልካ አህልፍ ጅግና ሃዉና!!!

  • @haileslasiebrhane3362
    @haileslasiebrhane3362 Місяць тому

    ዓዲ ተፍርስዋ አለኩም ሐብርና ኢና ክንቃፀል ሱዳን መርአያ እያ ናትና ክገድድ እዩ በጨፈራ ሰላም ክመፅእ አይተራየን ብዝበሰለ አታሓሳስባን አብ ጥሬቤዛ ዝርያ እዩ

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack Місяць тому

    Afari eyu

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 Місяць тому

    አነ ዘይተረዳኣኒ ዓዲ ንዓዲ እናዘርካ ዘረባ ምግባር እንታይ እዩ ረብሕኡ ምረጹኒ ድዩ አብ እዋን ምርጫ አይኮንና እንተዘየለ ንምንታይ ግዝኣት ናይምምላስ ተመዛበልቲ ናይምምላስ ዘይዛረብ ፍርቂ ትግራይ አሕጊርካ ነይናቲ ትግራይ እዩ እቱ ሕትኹቱኹ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb Місяць тому

    Hager Please sort That
    1. Net work of sbhatawyan and real brother Adwa
    2. TpLf Old Politics And Current Politicalc Demandas Of Tigray
    3. pleaas Understand The Deep And Over All tigrian Feeling .Dwmand Of Old And Arogant Tplf Leaderahip

  • @Haregte
    @Haregte Місяць тому

    ፀላእትና ድኣ ብኩናት ዘይሰመረሎም ሰሚሩሎም ይመስል😢 እዙይ እውን ክንሓልፎ ዶ ንንኾን?

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 Місяць тому

    እዋይ እኔኤካ ጉድ

  • @alemwgebrail5317
    @alemwgebrail5317 Місяць тому

    እዞም ወረዳን ዞባን ዝፈላሊዩ ልእኹቶ ዘለዎም ስለዝኾኑ ትግራዋይ ኩሉ ከሓስበሉ አለዎ ትግራዋይ ንጠንቀቅ

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Місяць тому

    ዓቃልእዎም ንዞም ከብዳማት።

  • @hiwotegebrekirose3316
    @hiwotegebrekirose3316 Місяць тому

    እንታይ ዩ ዝገበር ዘሎ ጨነቀና እዃ

  • @adonay7097
    @adonay7097 Місяць тому

    ብዘረባን ብጥርሙን መን ከማኩም፡፡

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan Місяць тому

    ጓሓፍ ኢካ ሃገር ተክለብርሃ ጌታቸው ረዳ ድዩ ትግራይ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ትግራይ ዘማሓድር ጌታቸው የማን ተላላኪ ባንዳ?

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER Місяць тому

    ኽፍሊ 1
    ጌጋታትን ክህደትን ህወሓት ኣብ ልእሊ ሕዝቢ ትግራይ.......ብኸመይ???
    1. ብ1967 ዩኒቨርሲቲ ቀ.ሐ.ስ/አ.አበባ ኽርበሽ እንተሎ ብሔራውያን ተመሃሮ አብቲ ተወልአ ፀረ-ፊውዳል ቃልሲ
    በሉጽ አስተዋጽኦ ነይርዎም።
    2. ደርጊ ዝባሃል ናይ ወታደራት ጉጅለ ስልጣን ምስሓዘ ናይ ቀ.ሐ.ስ ተመሃሮ ነበሩ ናይ ደርጊ ኣባላት ዝኾኑ እኒ በኣል ፍሥሃ ደስታ ብኒ መለስ ተኽለን ኣረጋዊ በርሀን ይናሸዉ ነበሩ።
    3. እዞም ደርጊ ዝኾኑ ብፍላይ ናይ ህጊ ተማሃሮ እኒ ፍስሃ ደስታ ነዛ ማሕበር ገስገስቲ ዩኒቨርስቲ ኣጥቢቆም ይጥምትዋ ነበሩ።
    4. ናይታ ማሕበር ገስገስቲ ወናሬም ተቃላሳይ ዝነበረ መለስ ተኽለ ኽኣ ዞም ናይ ደርጊ ኣባላት ዝኾኑ ረሸንዎ።
    5. ማሕበር ገስገስቲ ተደናጊጾም በቢዘለዉዎ ተጻዊኦም ንትግራይን ኣስመራን ጎዮም ኸዱ። ዳርጊውን ንኣኣቶም ምእላሽ ጀመረ። በዚ ረዒዶም ብሔራዊ ቃልሲ ኽጅምሮ ወሰኑ።
    6. ርክብ ምስ ሻዕብያ ተገብረ። ምስ ELF ኣድሓሪ እያ ኢሎምውን ምስ ሻዕብያ ጥራይ ርኽክብን ሥልጠናን ጀመ።
    7. ብኣቅርደት ገይሮም ናብ ደደቢት ወረዱ። እዚ ክኾን 'ተሎ ስብሓት ካብ ኣዋሳ ናብ መቀለ ኻብኡ ናብ አድዋ ብዳይሬክተርነት ይሰርሕ ነይሩጬረ። ወዲ ዜናዊ ድማ ንኣቅርደት ዝወረደት ጉጅለ ኺሒዱ ኣብ ኣዲዃላ እንዳንኡ ጠሊሙ ተሓብአ።
    8. ድሃዩ ዝጠፍኦም በረኻ ዝወረዱ ብጾት ናብ ኣዲዃላ ሰብ ልኣኹሉ። ተላእኸ ሰብ ንወዲ ዜናዊ አብ ሐደ ሆቴል ካራምቡላ እንዳተጻወተ ረኸቦ። ንበረኻ ኽኣ ንወዲ ዜናዊ ሒዝዎ ወረደ። እምቢ ተይሉ ምስጢር ዝሓዞ ንጸላኢ ኸየውጽእ ቅቲልካዮ ንኣ እዩ ተባሂሉ ሓንቲ ሽጉጥን ቦምባን ሒዙ መጺኡ ነይሩ።
    ቁም ነገር:
    ፈጠርቲ ህወሓት ነፍሶም ኸድሕኑ ዝፈጠርዋ ውድብ 'በር ሕዝቢ ኸድሕኑ አይፈጠርዋን!!!!
    ኽፍሊ 2 ይቅጽል.....

  • @Haregte
    @Haregte Місяць тому

    ብዘረባ ዘይኾነ ብተግባር ሰሪሕኹም ኣርእዩዎ ነዚ ህዝቢ ናብ መረበቱ ዝተመለሰ ረአይዩዎ ኣማሓድርዎ ዘይተመለሰ ናብ መረበቱ መሊስኹምም ኣርእዩና😢?

  • @Asmera-s2o
    @Asmera-s2o Місяць тому

    ጌች ብሙቀት ጨብጨብታ ተሳሐሕቱ ወልድያ ከይአቱ ሐልውዎ

  • @MuhamdDawud
    @MuhamdDawud Місяць тому

    እዛ ና ራያይ ዓድዋይ ልበኻያ ነገር ራያይ ዓጋመይ ቀይራሞ ብ ዓጋመ ነቴወርክ ወዲ ራያ ዓዱ ፀብዎ ፎቆደኡ ይብተን ከም ዘሎ ትፈልጥ ዶ ሓወይ

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos9575 Місяць тому

    ናትና ፎርም ቅፅለሉ

  • @ghirmaymesfin4731
    @ghirmaymesfin4731 Місяць тому

    Nihaka dina kinrihi tahale bel

  • @habtuhaile1104
    @habtuhaile1104 Місяць тому

    በይዛኻ ድምፅኻ ካብቲ ማይክ ብጣዕሚ ርኹቅ እዩ ዘሎ ኣስተኻኽል::

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f Місяць тому

    ጌች ኣድና እቶም መንደረተኛታት ከምዝብሎ እናፍረስኻያ ከይኾነስ ተሓንፃ ኢኻ ዘለኻ በርትእ አብ ጎንኻ ኢና።

  • @AdonayTsegay-q6n
    @AdonayTsegay-q6n Місяць тому

    ጌታቸው ጠጪ ሰካራም ስለዝኾነ ህዝቢ ንህዝቢ ካብ ምግጫው ካሊዕ ውቀት የብሉን እንታይ እዩ ዝገብር ዘሎ ምርጫ ቅስቀሳ ነው እንዴ ትግራይ ክብት ግድእዩ ቆሪፁ ተላዒሉ ፀለእትና ከበሮ ሐምሐሞም ይወቅዑ አለዉ ንምዃኑ ራያ ፅጋብ ዓድዋ እትብሉ ዘለኹም መን እዩ ፅጉብ መን እየ ጥሙይ ካብ ራያ ዝስደትን ዝልምን አሎ አዲስ ብልመና ዘጥለቅልዎ ራያ ዶ አይኾኑን እዮም ::እንዲያውም በራያ ልመና እያ ትግራይ ትፅረፍ ሐቂ ዶ አይኾነን እዩ ?ወዲራያ ብዘይ 😊ልመና ካሊእ ታሪኽ የብሉን ሐቂ ዶ አኾነን የእዩ ማንሞ ወዲ ራያ ስለ ዓድዋ ምዝራብ ሞራል የብሉን ዓድዋ እኮ ከምራያ መሀይም አይኮነን ሙሁር ጀግና እንኳን ሰቡ አድግና ክሳብ 8ይ ክፍሊ ዝተምሀረት እያ ::አይትፈልጡም ዲኹም ቋንቋ ትግርኛ አብ ራያ ከምዝሞተት ምንም ነገር ራያ ምስ ዓድዋ ዘወዳድራ የለን ::ብመሰረቱ ዝሰካራም ከሐዲ ጌታቸው ረዳ ራያ አይኮነን ወሎ እዩ:: ከወሎ ጎረቤት ይሻላል ባዶ ቤት ይባል የለም ጌታቸው ካብ ምእማን ባዶ ዓጥዐጥ ምእማን ይሕይሽ ጌታቸው ሸያጢ ዐዲ እዩ ንኸብዱ ክብል ትግራይ ንምሻጥ ንድሐር አይብል::

  • @adonay7097
    @adonay7097 Місяць тому

    ረዳዒ ሓለፍም ትግራዋይ ክኮን ወዲ አይተ ክከውን ኢሉ፡ እዚ እንታይ ማለት እዩ፡፡ ፀበብቲ ጨነውቲ ገሓትፍ፡፡ ረዳኢ ሓለፎም ንትግራይ አይምጥንን፡፡፡

  • @samiadisaba1268
    @samiadisaba1268 Місяць тому

    አይተምስል ብጣዕሚ ነድንቐካ ነይርና ሓጂ ግን ውሽጥኻ ፈሊጥናካ አለና ብልፅግና