Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ተዓዲለኣየ ክንደይ ተዓዲለብሉጽ ርስቲ በጺሑኒየሱስ ምስቶም ቅዱሳንካ ብደምካ ኢኻ (ጸንቢርካኒ×2)(ከመይ'ዩ'ዚ ባህሪኻኣዚኻ ኢኻ መገረምጻድቕ ክነስኻ ንዓይ ካብ ርሑቕ ትጥምት×2)(የሱስ ቲ'ኸልካሊ ቀጽሪ ኣፍሪስካለይ የሱስ ሓጢኣተይ ኩሉ ወሲድካለይ/ ንጸልማተይ ኩሉ ቀንጢጥካለይ×2)((ብደምካ×3) ሰላም ረኺበ(ብደምካ×3) ትብዓት ረኺበ×2)እንታይ ኣሎ'ድዩ ካብዚ ዝበለጸህይወት (ብኸምኡ×2) ተቐቢለእንታይ ኣሎ ድዩ ካብዚ ዝጠዓመካብ ናይ ዘልኣለም ሞት ብኣኻ ሞሊቐስለዚ አምልኸካ ስለዚ አኽብረካስለዚ እሰግደልካ ስለዚ እግዝኣካየሱስ ብኣኻ እንድየ ኣነ ከቢረየሱስ ደምካ ንዓይ ነጻ ምስ ገበረየሱስ ብኣኻ እንድየ ኣነ ቀሪበለኹ'ባኻ ብደስታ ብህይወት ነቢረ((ብደምካ×3) ሰላም ረኺበ(ብደምካ×3) ትብዓት ረኺበ×2)ስለዚ አምልኸካ ስለዚ አኽብረካስለዚ እሰግደልካ ስለዚ እግዝኣካካብ ርሑቕ ጸዊዕካ ዘጽደቕካኒህይወትካ በጃ ዝሃብካኒኣብ መስቀል ስለይ ውዒልካ መልክዕ ባርያ'ውን ዝወሰድካውዕለትካ ብኸመይ ክገልጾ(ኣዝዩ×2)እንድዩ ዝበዝሓኒ(ተመስገን×2) እብል (ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ×3)(ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ×2)ስለዚ አምልኸካ ስለዚ አኽብረካስለዚ እሰግደልካ ስለዚ እግዝኣካEduye blessed memlsu mezmurki ybzah ❤️you are so blessed
😊
Amennn Edu blessed bereketna iki😇
Asey amen amen Eduye blessed bhaki.
❤❤❤❤❤❤ goyta ybarki eidu brkti
Amennn እንታይ ኣሎ፡ድዩ ካብዚ ዝበለጸ ህይወት ብኸምኡ ተቀቢለ! ተባረኺ ሃኒ
ኣሜን ኣሜን ብደምካ ትብዓት ረኺበ ኤዱ ሓብተይ ብጣዕሚ ትባርኽ መዝሙር ❤❤❤ ተባረኺ
Eduye brkty bereketna eki, dege xelaetki wresi ❤
Amen Amen thanks to Lord Jesus God bless you all🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Eduye haftey brukiti memelisu mezamuratiki ybzaha.nice song God bless u.
Amennn eduye haftey btami zibarik mezmur ❤️🙏
Eduye brkty nbereket kunu ❤❤❤❤❤❤
Amennn bdemka yesusey Selam rekibe Edu haftey Egzabiher memelisu ybarki
አሜን
Asey Eduye haftey brkti nice to see you singing dear ❤❤❤❤
Ameeeen eduyeee blessed
God bless you blessed ❤
Eduye berkti xga amlak melisu yezez abaki ❤
Edu haftey blessed ngho ngho bhadsh bhadsh mezmur tegelexi kab lomi ndehar
🎉🎉🎉
Eduye Blessed kitzmeri nibri lemlemi ❤
ኣምላኽ ይባርኪ ኤዱ ሓፍተይ መመሊስኪ ወስኺ። Nice song
❤❤❤❤❤❤
ብደሙ ኣሜን !!!
❤❤❤❤❤😮😮
❤❤❤❤❤
ተዓዲለ
ኣየ ክንደይ ተዓዲለ
ብሉጽ ርስቲ በጺሑኒ
የሱስ ምስቶም ቅዱሳንካ
ብደምካ ኢኻ (ጸንቢርካኒ×2)
(ከመይ'ዩ'ዚ ባህሪኻ
ኣዚኻ ኢኻ መገረም
ጻድቕ ክነስኻ
ንዓይ ካብ ርሑቕ ትጥምት×2)
(የሱስ ቲ'ኸልካሊ
ቀጽሪ ኣፍሪስካለይ
የሱስ ሓጢኣተይ ኩሉ ወሲድካለይ/ ንጸልማተይ ኩሉ ቀንጢጥካለይ×2)
((ብደምካ×3) ሰላም ረኺበ
(ብደምካ×3) ትብዓት ረኺበ×2)
እንታይ ኣሎ'ድዩ ካብዚ ዝበለጸ
ህይወት (ብኸምኡ×2) ተቐቢለ
እንታይ ኣሎ ድዩ ካብዚ ዝጠዓመ
ካብ ናይ ዘልኣለም ሞት
ብኣኻ ሞሊቐ
ስለዚ አምልኸካ ስለዚ አኽብረካ
ስለዚ እሰግደልካ ስለዚ እግዝኣካ
የሱስ ብኣኻ እንድየ ኣነ ከቢረ
የሱስ ደምካ ንዓይ ነጻ ምስ ገበረ
የሱስ ብኣኻ እንድየ ኣነ ቀሪበ
ለኹ'ባኻ ብደስታ ብህይወት ነቢረ
((ብደምካ×3) ሰላም ረኺበ
(ብደምካ×3) ትብዓት ረኺበ×2)
ስለዚ አምልኸካ ስለዚ አኽብረካ
ስለዚ እሰግደልካ ስለዚ እግዝኣካ
ካብ ርሑቕ ጸዊዕካ ዘጽደቕካኒ
ህይወትካ በጃ ዝሃብካኒ
ኣብ መስቀል ስለይ ውዒልካ
መልክዕ ባርያ'ውን ዝወሰድካ
ውዕለትካ ብኸመይ ክገልጾ
(ኣዝዩ×2)እንድዩ ዝበዝሓኒ
(ተመስገን×2) እብል
(ኣዝዩ ባህ ኢሉኒ×3)
(ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ×2)
ስለዚ አምልኸካ ስለዚ አኽብረካ
ስለዚ እሰግደልካ ስለዚ እግዝኣካ
Eduye blessed memlsu mezmurki ybzah ❤️you are so blessed
😊
Amennn Edu blessed bereketna iki😇
Asey amen amen Eduye blessed bhaki.
❤❤❤❤❤❤ goyta ybarki eidu brkti
Amennn እንታይ ኣሎ፡ድዩ ካብዚ ዝበለጸ ህይወት ብኸምኡ ተቀቢለ! ተባረኺ ሃኒ
ኣሜን ኣሜን ብደምካ ትብዓት ረኺበ ኤዱ ሓብተይ ብጣዕሚ ትባርኽ መዝሙር ❤❤❤ ተባረኺ
Eduye brkty bereketna eki, dege xelaetki wresi ❤
Amen Amen thanks to Lord Jesus God bless you all🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Eduye haftey brukiti memelisu mezamuratiki ybzaha.nice song God bless u.
Amennn eduye haftey btami zibarik mezmur ❤️🙏
Eduye brkty nbereket kunu ❤❤❤❤❤❤
Amennn bdemka yesusey Selam rekibe
Edu haftey Egzabiher memelisu ybarki
አሜን
Asey Eduye haftey brkti nice to see you singing dear ❤❤❤❤
Ameeeen eduyeee blessed
God bless you blessed ❤
Eduye berkti xga amlak melisu yezez abaki ❤
Edu haftey blessed ngho ngho bhadsh bhadsh mezmur tegelexi kab lomi ndehar
🎉🎉🎉
Eduye Blessed kitzmeri nibri lemlemi ❤
ኣምላኽ ይባርኪ ኤዱ ሓፍተይ መመሊስኪ ወስኺ። Nice song
❤❤❤❤❤❤
ብደሙ ኣሜን !!!
❤❤❤❤❤😮😮
❤❤❤❤❤