ERITREA:-

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 лис 2024
  • 3 ካብ መጻሕፍቲ መም በየነ ኣብዚ ክትረኽቡ ትኽእሉ።
    semayat.com/%e...
    semayat.com/%e...
    semayat.com/%e...

КОМЕНТАРІ • 174

  • @bisratghoitom7155
    @bisratghoitom7155 5 місяців тому +44

    እዞም ኣቦ ብሓቂ ለባም ሓቀኛ ኣቦ ኢዮም ።
    ብሓቂ መምህር ናይ ኣቦ ምዓርግ ውን ዘለዎም ኣቦ ኢዮም እሞ ፈጥሪ ዕድመ ይሃቦም።

    • @pietrosmichael7321
      @pietrosmichael7321 5 місяців тому +1

      Mr Beyene , may the Lord bless your life and your family for all your very important contributions to our society. I pray the Lord bless you with good health so that we all gain from your knowledge.
      Blessings to you!!!

  • @yaredtesfagaber1251
    @yaredtesfagaber1251 5 місяців тому +18

    Oh my dear teacher ኣነ ሓደ ካብቶም ብትምህርቶም ዝዓኾኽኩ ተመሃራዮም ኢየ፥መምህር በየነ ሃብታም ኣተሓሳስባን ብቑዕ ትሕትና ዚመልኦ ልቦናን፣ስልጡን ኣካዳሚያዊ ፍልጠት ዚውንኑ እዮም'ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህረይ።

  • @herculeseri9141
    @herculeseri9141 5 місяців тому +19

    ጽቡቅ ምህሮ ናይ መም.በየነ ካልኣይ ክፋል ኣብ ዝሓጸረ ከተቅርበልና ሓውና ሓድሽኣለም ንምሕጸነካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @isakkesete5505
    @isakkesete5505 5 місяців тому +10

    መምህር በየነ ናይ ብሓቂ ሙሁሩን ቁኑዑን ሰብ ኣይ ኢዮም ኢሞ እዛ ሃገር ከኣ ናይ ሰማእታት ሃገር ና ኢዮም ኢሞ ኣምላክ ከኣ የሊፉ ኣይህበናን ኢዩ ከምዚኦም ንፉዓትን ስለ ዘልዉ ካ ኣ ድሕሱ መሕለፊ የብሉን ክብረት ይሃብካ መምህር በየነ።

  • @nurhussenabdella9702
    @nurhussenabdella9702 5 місяців тому +10

    መምህር በየነ ብጣዕሚ ጱቡቅ ትምህርቲ እዩ ንኡስ ወለዶ ነዚ መጵሓፎም ኩሉ ከንብቦ ይግባእ

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 5 місяців тому +3

    ጽቡቕ ትምህርቲ መምህር በየነ ቀላቲ ቡዙሕ ክንጽበ አና ካባኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቀንየልና

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 5 місяців тому +6

    Setit Media , you got high marks for inviting teacher Beyene Kelati . 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹

  • @ghideonortho4957
    @ghideonortho4957 5 місяців тому +5

    ሓቀኛ መምህር
    ናይ ሰላም መዝሙር ዝዝምር
    ጽቡቕ ዓሚቕ ኣፍልጦ ዘለዎ።

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 5 місяців тому +11

    መምህር በየነ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ። መታን ናዕና ክጥዕመና። ስለ ጻዕርኹምን ኣበርክቶኹምን ይቐንያልና !

  • @thahrahmed4448
    @thahrahmed4448 5 місяців тому +7

    ኩቡር አያና መም/በየነ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ከማኩም ይብዙሑ

  • @tesfuberhe7842
    @tesfuberhe7842 5 місяців тому +1

    መምህር በየነ ጠናይ ብሓቂ ዓቢ ትምርቲ እኹም ተማሓላልፍልና ዘለኹም ኣብዚ ግዜ እዚ ከማኹም ምሁር እዩ ዘድልየና ዘሎ ምኽንያቱ መንእሰይና ይጠፍእ ኣሎ እሞ ቀጽልዎ እየ ዝብለኩ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ፈጣሪ ንዓና ክሕሸና።

  • @Weddi_Ammadder
    @Weddi_Ammadder 5 місяців тому +6

    God bless you mem’r…great speech, teaching and counseling. We appreciate you and God bless you. If we had few teachers like you … the land will be peace, harmony and secure.

  • @saimonghirmay5671
    @saimonghirmay5671 5 місяців тому +1

    ክቡር ኣቦና መምህር በየነ የቀኔልና ኣዚና ክኣ ነመስግነኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @dasmeromalem
    @dasmeromalem 5 місяців тому +7

    Memhir Beyene, you're truly genuine. Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mesfinteklemariam2207
    @mesfinteklemariam2207 5 місяців тому +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና መም በየነ

  • @goitomkhasay8961
    @goitomkhasay8961 5 місяців тому +7

    Please please መም - ኣቦና ክቡር በየነ - ኣምጸኡልና በጃኹም !!! ፈጣሪ ጥዕናን ይሃቦም !!!

  • @qatardoha5290
    @qatardoha5290 5 місяців тому +5

    ኣቦና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ መታን ንዓና ክሕሸና ኩቡር ወላዲ ብዙሕ ተማሂርና ካብ ትሕትና ጀሚሩ ምቅሉል ኣዘራርባኩም እንቃዕ ናህና ኮንኩም ይሕበን ብኣኩም ንበሩ ክበሩ ካብ ውልድኩም ጴጥሮስ ይትባረክ

  • @felegredae548
    @felegredae548 5 місяців тому +1

    ከማኩም ኣቦ & መምህር ምህላዊና ክብር ንኣምላክ ይኩኖ ::
    ንበሩሊና

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 5 місяців тому +4

    መምህር በየነ ቀላቲ ናይ ኤርትራ ሃብትን ኩርዓትን ኢኹም : ልዑል እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም :
    ኣቶ ሓዲሽ ኣለም ጎበዝ ተንታኒ : 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹

  • @absienice5013
    @absienice5013 5 місяців тому +1

    ክብረት ይሃበልና መምህር በየነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eyob-s5u
    @Eyob-s5u 5 місяців тому +3

    የቐንየልና መምህርእ ከምአኡ,ውን ሰቲት🙏

  • @AWET605
    @AWET605 5 місяців тому +4

    ብሓቂ ለባም ኣቦ ዕድመን:ጥዕናን ይሃብኩም @setit media ከኣ የቀንየልና 🎉🎉🎉🎉

  • @Daniel_kah
    @Daniel_kah 5 місяців тому +1

    What a great interview!

  • @ابوهاشم-ت1غ
    @ابوهاشم-ت1غ 5 місяців тому +11

    هو ليس استاذ بس انما هو مربي الاجيال❤

  • @eliaskidane391
    @eliaskidane391 5 місяців тому +11

    ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ሰቲት ፡ ነዚ ኩቡርን ሑፉርን ዓቢ ኣቦ መምህር ዓዲምኩም ምምጻእኩም ፡ ኣዚና ኢና ነመስግነኩም ። ብፍላይ ሓድሽ ዓለም ፡ ከም ፍሉይ ኣጋጣሚ ኢካ ክትቆጽሮ ዘሎካ ፡ ነዚ ዕድል እዚ ምርካብካ ፡ ምክንያቱ ከምዚኦም ኣቦ ፡ ብፍልጠት ይኩን ፡ ብ ሞራል፡ ብ ስነስርዓት ፡ ብ ዕድመ ብዓል ጸጋ ኪትረኪብ ኣዝዩ ሳሕቲ እዩ ። ደጊምካ ደጋጊምካ ክትዕድሞም ይላበዎካ ፡ ኣቦና በየነ ድማ ሓደራኩም ኣይትጋደፉና ምጹ ልመዱና ፡ ዓቢ ኣቦና መድረኽ ፡ ዕድል ፡ ባይታ ፡ ኣጋጣሚ ምስ ሰኣንኩም ኢኩም ፡ ታሪኽ ፡ ባህሊ ፡ ልምዲ ፡ ክብሪ ፡ ኮታስ ኩሉ እቲ ፡ ሰብኣውነት ክጅላሕ ንርእዮ ዘሎና። ስለዚ እዚና ኪንሰምዕ ካባኩም ኣቦና ፡ ብዝሒ ዝከታተለኩም ዘሎ ምስክረይ ይኩን ፡። የቀንየለይ ❤❤❤

  • @yohannestewolde8152
    @yohannestewolde8152 5 місяців тому +8

    VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegayohanis911
    @tsegayohanis911 5 місяців тому +2

    Thank memher. God Blessed 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷

  • @ben5115
    @ben5115 5 місяців тому

    Thank you our Teacher Memhir Beyene Keleta.

  • @visitatrixdceritrea7983
    @visitatrixdceritrea7983 5 місяців тому +3

    May God give you good health and grace filled years ahead. Thank you for your contribution to our society

  • @zereslaseweldemaryam3770
    @zereslaseweldemaryam3770 5 місяців тому +5

    ብሓቂ ሓቂ , ሓቂ ደሞ ትፍቶ ኾይና ሎሚ። የቀንየልና ኣቦና።

  • @EfremNetserab
    @EfremNetserab 5 місяців тому +1

    Bejaka setit media kemziom abeyti sebat amxalna please

  • @SherifSherif-il4lz
    @SherifSherif-il4lz 5 місяців тому

    ❤❤❤ ኩቡር ኣቦና መምህር በየነ ነዊሕ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ታሪኽ ኣብ ምዕቃብ ትገብርዎ ዘለኩም ኣበርክቶ ኣዚና ነመስግን ህብትን ቅርስን ሕዝቢ ኤሬትራ ኢኹምሞ ንዓና ክሕሸና ንበሩልና

  • @ttek9180
    @ttek9180 5 місяців тому

    መምህር በየነ ቀላቲ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ብሐቂ ሃናጺ ዝኾነ በብናቱ ከአ ፈላልዩ ዘረድእ እተቕርብዎ ጽሑፍን መግለጺን ነመስግን ቀጽልዎ።

  • @abelhaile-s9v
    @abelhaile-s9v 5 місяців тому

    ሰቲት ሜድያ ጽቡቅ መደብ ቀጽሉዎ ኩቡር ጋጻና ኣቦና መምህር በየነ ቀላቲ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ታሪክ ኣብ ምዕቃብ እትገብርዎ ዘለኹም ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenkahsaymekolen3925
    @edenkahsaymekolen3925 5 місяців тому +8

    ብሓቂ የቀንየልና ክቡር ኣቦ ❤
    ጊዚያዊ ምኽርን መልእክትን

  • @Cr7andMessi250
    @Cr7andMessi250 5 місяців тому +3

    Good job hadish hawna jigna
    Well done ❤🎉🎉🎉🎉🎉❤Eritrea 🇪🇷 👏

  • @afomiatsegai9522
    @afomiatsegai9522 5 місяців тому +1

    Well done!!! God bless him 🙏

  • @danielbarnabas2206
    @danielbarnabas2206 5 місяців тому +1

    መምህር በየነ ብሓቂ ልበ ብርሃን, ፈሪሓ ኣምላክ ዘለዎም, ንሓቂ ብትብኣትን ብትሕትናን ዝዛረቡ ዓቢ መምህር እዮም እሞ ነቲ ዝሓቡና አስተምሕሮ ኣዚና ነመስግን:: ሕብረተሰብ ከም ኣቦና መምህር በየነ ሓቀኛ ታሪክ ዝምህሮ ክረክብ ከሎ ፀጋ እዩ እሞ ንኣቦና መምህር በየነ ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና::

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839 5 місяців тому +2

    Thanks very much for your hard working keep it up ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sultanibrahim2179
    @sultanibrahim2179 5 місяців тому +2

    Welcome Setit 💯 🇪🇷 and thank you kubur Abona memher Beyene.

  • @Yotkk
    @Yotkk 5 місяців тому +7

    መምህር ማለት ዕድመን ጥዕናን ኩቡር ኣቦና

  • @EfremNetserab
    @EfremNetserab 5 місяців тому +1

    Bejaka bro keziom lebamat abotat amxalna

  • @yosiefmhretab4617
    @yosiefmhretab4617 5 місяців тому +3

    Kubur abona Memhr Beyene kelati edmen teenan yhabkum ❤❤❤❤❤

  • @brhanerufael3062
    @brhanerufael3062 5 місяців тому +1

    Great job ሰቲታውያን keep up with all your hard work. Please let me know where I can get his book

  • @yosiefmehari8896
    @yosiefmehari8896 5 місяців тому +2

    A,few,good men . Stay blessed !

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 5 місяців тому +5

    Selam..deki. erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @teclewoldemichael9287
    @teclewoldemichael9287 5 місяців тому +3

    Very objective and transparent. Crustal clear presentation and honest!!!!! Thank you very much!!! I would like to read his books, and we need information where we can find or buy it.

    • @SETITMEDIA
      @SETITMEDIA  5 місяців тому +1

      Glad it was helpful!

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 5 місяців тому

    Very good Explanation and thank you.

  • @christinamengis2721
    @christinamengis2721 5 місяців тому +4

    ኩቡር መምህር ኩቡራት አሕዋት አብ ነጅራን አብ ዶብ ናይ የመንን ሱዑድያኑ ናይ ንግስተ ሳባ ሙዝየም አሎ ካብዚ እንታይ ክንርዳእ ንኽእል:❤

  • @edenkahsaymekolen3925
    @edenkahsaymekolen3925 5 місяців тому +5

    ብሓቂ የቀንየልና መምህር ኣቦ❤

  • @hadastekle2713
    @hadastekle2713 5 місяців тому +2

    Thank you our teacher

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 5 місяців тому +2

    Bhaki memhir 💯beyene blieb aden coeyom beicat aflutom bemharom ndekina temhatu nhakena huwoet tareik tarekina🇪🇷📚💯🖊💐💐💐💐👏👏👏❤❤❤

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 5 місяців тому +4

    Great teacher

  • @marssemay69
    @marssemay69 5 місяців тому +2

    ሰቲት Media, ስነ- ምግባር ዘለኩም Media ኢኹም'ሞ፡ ቀጽልዎ።🇪🇷

  • @hanestaetman8849
    @hanestaetman8849 5 місяців тому +3

    Good job ❤❤❤❤❤❤

  • @NegaSereke
    @NegaSereke 5 місяців тому

    ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እታ ዝጸበቐት ኣብ ልበይ ዝነበረት ጠቒስካያ።
    ዓፋር ዝዛረብ ዓፋር ይበሃሉ።
    ኩናማ ዝዛረብ ኩናማ ይበሃሉ።
    ትግርኛ ዝዛረብ ከኣ ትግርኛ ይበሃሉ።
    Thank you our legend teacher.
    ብኸመይ ደኣ ተዛራቢ ትግርኛ ፡ ትግራዋይ ዝኾውን። ኣፎም ዓጺኻዮም ነዞም ዕጽው ርእሲ።

  • @senaithaile8584
    @senaithaile8584 5 місяців тому +1

    ቡሩኽ መምህር ❤ዕድመ ይሀቡኩም ሓቂ ሓቂ ሓሶት ሓሶት ዝበሉ

  • @AHMED-hx1pz
    @AHMED-hx1pz 5 місяців тому +3

    Merhaba sitit Welcome Mr beyana long life peace and love teacher 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @habtemichael485
    @habtemichael485 5 місяців тому +5

    ሰላም ሰቲት መዲያ
    መጻሕፍቲ ናይ መምህር በየነ ቀላቲ ኣብ ሎንዶን ኣበይ ቦታ ከም ዝሽየጥ ሓብሩኒ።
    ፪፣ ካብ ኣምዞን እንተ ኮይኑ ድማ ኦን ሊየን ክንገዝኦ ዝርዝር ሓበሬታ ናይ ነፍስ ወከፍ መጽሓፍ ክትሕብሩኒ ብትሕትና እሓትት።
    ስለቲ ትገብሩልና ምትሕብባር ኣዝየ ኣመስግነኩም።

  • @awethabtom7937
    @awethabtom7937 5 місяців тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 i love you all eritrean 🇪🇷

  • @yordanostafla8252
    @yordanostafla8252 5 місяців тому +4

    Yekeniyelna Kiboour Memihir Beyene n Setiit Media nezii Tihibounaa Zeekeekooum Tiimhirtii. Nezeen Mmetzhaaf Aabeyy Kinreekbeen Nikiil.Keep Up the Good Work.

  • @hiwotmehari8015
    @hiwotmehari8015 5 місяців тому +5

    Eritrawi TebaE Haben Hagerun Hizbun 🇪🇷💒🕌🌿👑

  • @mohammedsalih4995
    @mohammedsalih4995 5 місяців тому

    መም ኣቦና ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ታሪኽ ማሃሩና ኣወርሱና

  • @abdeladerarderar1323
    @abdeladerarderar1323 5 місяців тому +1

    Abona memhr Beyene Melo Tena mes nawih edme rebi yehabkum Nay fekrin 27:09 selamin Abo ekum emo neza Be meswaeti Abotatenan Yehwatenan zemexet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷❤❤❤❤ Adena Abi heyab ekum emoNe kebabinan Abi heyab ekum

  • @sameritrea7363
    @sameritrea7363 5 місяців тому

    መምህር በየነ ነዚ ልቦና ዝመልኦን አብ ሐቂ ዝተሞርኮሰን ታሪኽ ምቅራብኩም ክብረት ይሃብኩም:: ከምዚ ናትኩም ልቦና ዘለዎም ናይ ታሪኽ ተማረመርቲ ይብዝሑልና::

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 місяців тому

    Wwwwwwooo Eritrea🇪🇷 good job👍👍👍😘😘

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet Місяць тому

    ንዶክተር ፊደል ሞኰነን እባ ዓድመልና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 5 місяців тому +3

    God Bless❤❤❤❤❤❤

  • @weddihager
    @weddihager 5 місяців тому

    Brilliant discussion

  • @tsenatsentesfatsion6650
    @tsenatsentesfatsion6650 5 місяців тому +3

    ኣቦና መምህር: ጌጋይ ይኽልኣለይ እምበር : ኣብ ግዚ ንግስነት ኣኽሱም ( ንግስነት እንተ ኔሩ ) ምስቲ ህዝቢ ምድሪ ባሕሪ (ኤርትራ ) ናይ ሓባር ምሕደራ ኣይነበሮን

    • @habtemichael485
      @habtemichael485 5 місяців тому

      As per the archilogist Dr.Tsegay Medin,
      Axum was waging a war against the kingdom of Adulis several times.

  • @mhirmalet5397
    @mhirmalet5397 5 місяців тому +1

    ሰላም ሰቲት ሜዳ ናይ ዞም ኣቦና መጽሓፍቲ ደልየየን ኣበይ ክንረክበን ንከእል ።
    Hello guys, could you share us the books

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 5 місяців тому +3

    ትግራይ ዝብል ቋንቋ ምስ ትግርኛ ቋንቋ ዘራክብ የብሉን:: ትግራይ ካብ ተገረ ወይ ድማ ሓኮረ ዝብል ናይ ግዕዝ ቋንቋ ዝመጸ ንዝተወሰኑ ሰባት አብ ከባቢ አድዋ ዝርከቡ ውሱናት ሰባት መጸውኢ እዩ:: ስለዚ ንህና ትግርኛ ተዛረብቲ ትግርኛ ኤርትራውያን ኢና::🎉 አቦና ነመስግን::

  • @Erilebna
    @Erilebna 5 місяців тому +2

    Long live abona

  • @msghina.serekekeleta5176
    @msghina.serekekeleta5176 5 місяців тому +2

    Edmen tanan yhabka abna

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 5 місяців тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭💐💐💐

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 5 місяців тому +1

    Edmen tenan yhabkum memher tem tmhreti

  • @Habrom
    @Habrom 5 місяців тому

    ዓድዋ ጥራይ ምካና ደኣ ንፈልጦ ኢና

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 5 місяців тому +2

    Eritrea for enemies 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🕊🕊🕊🕊🌷🌷🌷🐪🐪🐪

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 5 місяців тому

    Setit ykenela lomona nusur hsabi hakena tarikena debhuru ato memhir beyene temlsuna yekenyela 🇪🇷📚💯🖊dhleli hiezb eritrean🇪🇷💯📚🖊

  • @Semere-y2e
    @Semere-y2e 5 місяців тому

    Keep going people will listen one day

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 5 місяців тому +5

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 5 місяців тому +2

    ብሉጽ ሓሳብ ካብ ብሉጽ ኣቦ፡ከምኡ ድማ ካብ ብልጽቲ ሃገራዊት ሰቲት ምድያ።
    ከምዞም ኣቦ ዝኣመሰለ ንህዝቢ ዝሃንጽ ሓሳብ ዘለዎ እንዳኣምጻእኩም ክትምህሩና ድማ ንላቦ።

  • @asmarabella2629
    @asmarabella2629 5 місяців тому +4

    The truth is out sooner or later. 🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷

  • @teweldearaya2866
    @teweldearaya2866 5 місяців тому +5

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @thebestcr7755
    @thebestcr7755 5 місяців тому +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @simdela4785
    @simdela4785 5 місяців тому +5

    የቀንየልና መም.በየነ ኣብታ ፖለቲካ ዝብል ኣምር ግን ምምሕዳር ዘይኮነስ ቁጠባን ረብሓን እዮ!

  • @ASMARA-kk6ir
    @ASMARA-kk6ir 5 місяців тому

    wwww betami xebuk des zebl temrti ekenylna memhr beyen ❤❤

  • @eritreanone5496
    @eritreanone5496 5 місяців тому +4

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍

  • @edenkahsaymekolen3925
    @edenkahsaymekolen3925 5 місяців тому +4

    የቀንየልና ክቡር ኣቦ ❤
    ነቲ ግዚያዊ ምኽር ኩምን ለ በ ዋኹምን

  • @aloniabeyob9337
    @aloniabeyob9337 5 місяців тому +2

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼👍👍👍🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @applefreight4685
    @applefreight4685 5 місяців тому +1

    ምስ ኩሉ ኣኹብሮት ኣነስ ዘይዓገብኩሉ ኣሎኒ።

  • @michaelhagos1701
    @michaelhagos1701 5 місяців тому +1

    ተቀዲሑ ዘይውዳእ ፍልጠት መም/በየነ ቀላቲ ኩሉ ገዲፍካ ንኽትሰምዕምን ክትከታተሎምን ባህ ይብለካ።
    ከም ትዕዝብተይ መም/በየነ ብአፍልጦን መርትዖን ስለዝዛረቡ ዘለዎም ርእሰ-ተአማንነት አዝዩ ይምስጠንን ባህታ ይስምዓኒን።
    እንቋዕ ሓደ ካብ አቦታተይ ኮንኩም እንቋዕ ወድኹም ኮንኩ።
    ንዓና ክሕሸና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @samuelaraya6636
    @samuelaraya6636 5 місяців тому +3

    Kbret yhabelna Memhr Beyene filtet qesimna nemesgn Setit ka kbret yhabkum. Mexhafti dma sened eyu knewben ygbae

  • @nurhussenabdella9702
    @nurhussenabdella9702 5 місяців тому +1

    ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ገዛኹም ኮፍ ኢልኩም ተጋሩ ኩኑ ድልየትኩም ንዓኹም ይምልከት ከም ጎረቤት ነኹላትና ዝጠቅም ብሰላም ምንባር እዩ ተዝሓሸ

  • @91wedieri
    @91wedieri 5 місяців тому

    👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lemlemmehari3795
    @lemlemmehari3795 5 місяців тому +3

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 5 місяців тому +11

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏

  • @aronke2801
    @aronke2801 5 місяців тому +2

    ትርጉም ተጋሩ ( ትግሩ ) ብኣገው
    ትግር ማለት ዓጸቦ
    ተጋሩ ( ትግሩ) ብዓጸቦ ዝተጠቅዑ ማለት ኢዩ ።

  • @EfremNetserab
    @EfremNetserab 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @esayasbemnet6808
    @esayasbemnet6808 5 місяців тому +1

    @SETIT were can I find the book? Please put link here if you have it.