ብቕልፅሙ ዘይኮነስ ብፍልጠቱ... | ከያኒ ኣታክልቲ ኣማረ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 49

  • @STAMA123
    @STAMA123 8 місяців тому +3

    የቐንየልና ወድሮሚጥ ብጣዕሚ ንፈትዎ ጅግና ከያኒ አምፂእካልና አቴዋ ብጣዕሚ ፍቱውውውው❤❤❤

  • @አስሊጓልትግራይ
    @አስሊጓልትግራይ 8 місяців тому +5

    ዘይተነገረሉ ጅግና አታክልት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤

  • @GehrehiwetNegasi-vh5lf
    @GehrehiwetNegasi-vh5lf 8 місяців тому +3

    የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ

  • @abebaabraha2478
    @abebaabraha2478 8 місяців тому +3

    Wawww የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ሓውና ንታኽልቲ ዘቕረብካልና❤💛

  • @shalom5798
    @shalom5798 8 місяців тому +5

    ኣዝዩ ዓቕሚ ዘለዎ ተዋሳኣይ ጽፍፍ ዝበለ ስራሕ ይጽበ ብሓቂ❤❤❤

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 8 місяців тому +3

    👏❤👑❤❤❤❤ሙሌ/ወዲ ሮሚጥ ናይ ወትሩ ጅግና።

  • @ኣርሴማ
    @ኣርሴማ 8 місяців тому +2

    ኣታክልቲ አዚ እየ ዘድንቅካ❤

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 8 місяців тому +4

    ኣፍላም ፊልሚ መዓዝ እያ ኣብ ዩቱብ ዝፀዓን😊❤❤

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 8 місяців тому +2

    ኣታ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ

  • @teweldeabebe778
    @teweldeabebe778 8 місяців тому +3

    የቐንየልና ሙለር ረዚን ከያኒ ዓዲምካልና።
    ኣቴ ኣቕልል ኣቢልካ መዝገበቓላት ዘየድልዮ ኣቀራርባን ግጥምታትካን ኣበር ኣልቦ ክእለትካን የድንቖን ይምሰጠሉን።
    ተወልደ ኣብርሃ

  • @medhin8187
    @medhin8187 3 місяці тому +1

    ደስ ዝብል ኣቀራርባነሰ ላዛ ዘለዎም እንፈትዎም ከየንቲ ምቕራብካ ንዓና ሰናይ እዩ ። ከያኒ ኣያና /ሓዉና / ወዲ ሮሚጥ የቐንየልና ።❤ ቀጽሉሉ ❤

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 7 місяців тому +1

    ዋውውውው ወዲ ሮሚጥ የቀንየልና 🙏 ብጣዕሚ ንፈትዎ ገጣሚ ኣምፂኻልና 👌።💖💖💖

  • @malefyaentertainment4447
    @malefyaentertainment4447 8 місяців тому +1

    ከናሕሱ ጠኒሰ ❤❤❤
    የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ❤❤❤

  • @AlemBerhe-bl7eb
    @AlemBerhe-bl7eb 8 місяців тому +5

    ኣታ ተጋሩ ሕማቓት እኮ ኢና ናንማትና ነዕቢ ንናባዕልና ኣይንኮንይ ኣታ ኣይክፈለይዋ ሳብስክራይብ ንግበረሉ እሞካኣ ንወዲ ሮሚጥ ካሊእ ይግቦኦ ነይሩ

  • @shalom5798
    @shalom5798 8 місяців тому +3

    ጨርባሕባሕ ዝበለ ተዋስኦ በዚሑ ሕጂውን ኣብ ትግርኛ ተዋስኦ ብፍላይ ኣብ ኣጠቓቕማ ቛንቛ ትግርኛ ብጣዕሚ የፍርሕ ቛንቛና ይበርስ ኣሎ ኣንቱም ሰብ ዘስተውዕል የልቦን 😢😢

    • @Haregte
      @Haregte 8 місяців тому +1

      ሻሎመይ ከመይ ትቅኒ ብሓቂ ትግርኛ ሃፍታም እናሃለወ ምትሕውዋስ በዚሑ እወ ከመይ ኢና ንምለስ እንድዒ😢

    • @shalom5798
      @shalom5798 8 місяців тому

      @@Haregte ብርኽቲ ፍጥረት ቕንያትኪ ይባረኽ ሰላም ንዓኺ ብርኽቲ , ዋ ገሪሙናዃ ሎምስ እንተሰማዕካ ኩሉ ሓንካስ ትግርኛ ዝዛረብ'ዮ እሞ ካኣ ሰነ ጥበበኛታት ኢና ባሃልቲ ኮይኖም ቛንቛ ኣዲኦም 100% ኣጽሪዩም ክዛረቡ ዘይክእሉ ጥራሕ። እምበር ቛንቛና ዳኣ ሃፍታም እወ ከም ባሕሪ ቀዲሕካዩ ዘይውዳእ

  • @Ashenafiabraha-o8g
    @Ashenafiabraha-o8g 8 місяців тому

    ወዲ ሮሚጥ እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ።ኣታኽልትን ወዲ ሮሚጥ ክልቴኹም ክብሪ ቋንቋ ትግርኛ ዘለኩም ከየንቲ ኢኹም።ዋላ ሓንቲ ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ኣይሓወስኩም።ወዲ ሮሚጥ እኳ ንቋንቋ ትግርኛ ዘለካ ክብሪ ኣዝዪ ልዑል ምዃኑ ይፈልጥ እየ።ብዝኾነ ወዲ ሮሚጥ ዩትበር ዘይኮነንካስ ባዓል ሙሉእ ሚድያ ኢኻ።

  • @imsorry-m1u
    @imsorry-m1u 8 місяців тому +2

    ክፈትዎ🤴🏽💛❤️

  • @YaredGebre-n3r
    @YaredGebre-n3r 8 місяців тому +1

    ኩለ መዳይ ንፉዕ ስነ-ጥበባዊ።ገዛና ትብል ንኣያ ዳኘው ኣዘኻኺሩኒ።

  • @SEGUMshow213
    @SEGUMshow213 7 місяців тому +1

    ደስስ ዝብል ፕሮግራም

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 8 місяців тому +1

    Waww amre hawna betmi eina teshkilna nabey tefeka kulu tesrho serh wawww eu btami eye zeftweka

  • @genygen5351
    @genygen5351 8 місяців тому +1

    Zifetwa medeb, wedi romit good job, Tegaru jeganu, eski Egziabher selamkum ymeliselku. Kemey kemzifetwokum megletsi ybileyn.

  • @samtech9656
    @samtech9656 8 місяців тому +1

    ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ
    ወዲ ሮሚጥ ክሳብ ሀዚ ዘቕረብካዮም ኣጋይሽ ኣክብሮት ኣለኒ። ይኹን ደኣ እምበር ጀመርቲ መናእሰይ ስነ-ጥበበኛታት ክተቕርብ ኣይተዓዘብኩን እሞ መናእሰይ እውን ተተቕርብ። የቐይንየለይ።

  • @HulufHailu
    @HulufHailu 3 місяці тому

    ቡሉፅ ተዋሳኣይ

  • @terhaskahsay8762
    @terhaskahsay8762 8 місяців тому +2

    ❤❤

  • @mekonengebremedhin3722
    @mekonengebremedhin3722 4 місяці тому

    አደም ማሕሙድ እዚ ዓይነት ድምፂ ሒዙ ክቅፅል ዘይምክአሉ ምክንያቱ እንታይ እዩ????

  • @ChristianityUnderAttack
    @ChristianityUnderAttack 8 місяців тому +1

    Job well done ❤❤️💛💛

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 8 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤😍😍🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼👍👍👍👍👍

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 8 місяців тому +2

    ሕልፍ ኣለሙ ኣቅራብ

  • @2jeuddjNddiddi
    @2jeuddjNddiddi 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 8 місяців тому +2

    Film atklti entzsrh tamr zekone kelet alwo ane yegrmni eu keletu

  • @tsegatekulu8368
    @tsegatekulu8368 7 місяців тому +1

    Enqae bselam metsakum

  • @meleskidane9695
    @meleskidane9695 8 місяців тому

    እዛ ክሊፕ ኢዚአ አብ ለይታዊ ትልህት ዝተሰርሓት መሲሉኒ ነይሩ

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 8 місяців тому +1

    Kkkk amre bejka nahtka kefitka mexae endshka temhre eika

  • @ከክብከክብ
    @ከክብከክብ 8 місяців тому +2

    ❤💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪

  • @AidaMaaza
    @AidaMaaza 3 місяці тому +1

    Atea way mearey

  • @AliAli-ff8qj
    @AliAli-ff8qj 4 місяці тому

    ❤❤❤❤

  • @temsgen.fetari
    @temsgen.fetari 8 місяців тому +1

    Zegrem eu serhka

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 8 місяців тому

    ኩሉ ብዓቕምኹም ዝዕቀን ዩ ዝመስለኩም ርሙሳት ፡ትማል ብዜማናን ቃናናን መኻን ኩኒ ዝበለ ኣልገፊፍ ጉዳይ ህዝቢ ዛዕባ ጌሩ ክልፍልፍ ሕሱር መጠን ነብሱ ዩ ።ህዝቢ ትግራይ ኣፉ ዘዘግፍሓ ክወራዘየሉ ዝውዕል ካብ ዝኸውን ነዊሕ ግዜ ዩ ኮይኑ ።እቲ ሓቂ ክፍኣትን ተጻይ ኣካይዳ ናይታ ለኪማትኩም ዝዓረበት መሪሕነትን ፡ኣጣቓዕታን ተቐቢሩ ሰናይ ጉርብታና ክመጽእ ዩ ግን ንስኻን መሰልትኻን ግዜ ሒዝኩም ምስ ተቐብረ ።ንህዝቢ ትግራይ ዝኸውን ዕላል የዕልሉ ሓኒቕኩም ትቐትልዎ ፡ተዓቢጡ ዝመውት ህዝቢ ሒዝካስ ጉዳይ ጎረቤት ምልፍላፍ መንፍዓት ዩ ደቂ ማለሊት ዕደ ።ኣብ መልሓሶም ሓይሎም ።ግዳ ትማል ነብስኻ ከተውጽእ ዕሸላት ተራስን ኔርካ ፡ሎሚ ድምጺ እቶም ውቑዓት ኩናት ከይትኸውን ረብሓኻ ከይትንከፍ ፡ናይ በለጽ ኣካይዳ ይኣኽሎ እቲ መስጣ እታ ትነብዕ ዘላ ኣዶ ትግራይ ይውረድካ ።

    • @SebleTadesse-nv8fi
      @SebleTadesse-nv8fi 8 місяців тому

      የህ ዳአ ንህዝብና ሐሊኻሉ አንታ አራዊት

    • @bererahwaesu3179
      @bererahwaesu3179 8 місяців тому

      @@SebleTadesse-nv8fi ህዝብኹም ድኣ እቶም ናትኩም እካ ዘይሓለይልኩም እንታየይ ኮንኩምኒ ክሓልየልኩም ግን ክትፍክር እዝንና ዘድመጸት ልሓሲት ትፍኣ ክልል ኣስናን ምስ ረገፈት ነቲ ወረጃ ህዝበይ ከምቲ ናታ መሲልዋ ክተህተፍትፍ ስለ ዝሰማዕክዋ እየ ።እምበር ካብ ኣዴኻ እኽሊ ትሰርቕ ኣጉል ክሓልየልካ ግደፍ ኣይዝክረካን ከማን ።

  • @amahaamaha-n6h
    @amahaamaha-n6h 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HulufHailu
    @HulufHailu 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @KirosBrhan
    @KirosBrhan 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453 8 місяців тому

    ❤❤❤