Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
New Eritrean Movie "ፈታኒ ፈተነ" is playing now on Maico Entertainment.ኣብ ዓለምና ካብ ዝተኻየዱ ሰዉራታት ብምረቱን ብንዉሓቱን ብጅግንነቱን ዝፍለጥ ሰዉራ ኤርትራ ምኳኑ ብዙሓት ናይ ታሪኽ ተመራመርቲ ኣብ መዛግብ ታሪኽ ኣስፊሮሞ ኣለዉ። እቲ ሓቂ እዚ ኮይኑ ከብቅዕ ግን ንታሪኽ ሰዉራ ኤርትራ ክገልጽ ዝኽእል ኣእላፍ መጽሓፍትን ተንቀሳቀስቲ ስእልታት (ፊልሚታትን) ክጽሓፍን ክስራሕን ዘይምኽኣሉ ብዙሕ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እዩ።ነዚ ጉዳይ ዘተሓሳሰቦ ሓደ ዜጋ ብናቱ ተበግሶ ነቲ ባሕሪ ዝኾነ ታሪኽ ሰዉራ ኤርትራ "ካብ ባሕሪ ብጭልፋ" ከምዝብሃል ኣብ 1986 ብህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ዝተፈጸመት ዓባይ ፍጻመ ብመልክዕ ተንቀሳቃሲ ስእሊ(ፊልም) ኣዳልዩ ንትዓዘብቲ ኣቅሪብዋ ኣሎ።ንኣዳላዊ ብዙሕ ምስጋና። ሃየ ድማ Like Share and Subscribe ብምግባር እቲ ዝግባእ ፍናን ንሃቦ
ንኣይ ጂግና ታርኽ ባዕሉ ጂግና እዩ ዘዘንትዎ ብጅግንነትኩም ብትብዓትኩም ኖንዶ ዓለም እቶም ጎረበትኩም ከማን ቀንኣትልኩም 🇪🇷
ኤሩ'የ እዚ ኩሉ ደምን (ረሃጽን) ኣፍሲስና ንዓክን ስለክን'ሲ ጌና ጻማ ደቅኪ ከይ ከፈልኪ ከብድና ሓቁፍና ንሓድር ኣሎና ህላውነትኪ ኣጠራጢሩና ከም ሃገር ከይ ንስእነኪ ከይኑ ግን ኣምላክ ምሳናን ማሳክን ይኩን ኤሩ'የ ውለላ።
አጆኻ ዘሓወይ ኤሩ ቀሪባያ ጸማ ደቃ ክትኸፊል እያ አጆኻ እንታይ ኬነ ኢናኸ ከብድና ንሕቁፊ አፊ ልበኻ ጥራይ ነፊሕኻኪድ ኤሩ ጥዕምቲ ኤሩ ብደቃ ክበርቲ
I love historical films
Nice movie bro so continue part 5 kolay aytdongyena
እዞም ኣምሓሩ ማይ ዝወርድሉ ዘለው ጀሪካን ኣብቲ ግዜ ኣይነበረን። ህ.ግ ፋሽሽቲ ኢሎም ዝጽውዕዎ ጸሊም ጀሪካ ኔርዎም
nice movie but what about part one if u are answer me?
Here is the link for part One ua-cam.com/video/gDKZsBgUH7c/v-deo.html
pls part 4 what about part 4 guys
❤q
sorry where is part #3
ክክክክክክክክ ኣምሓራ ብጽብጽ ሓቅኻ ብጽብጽ እወ
ማይ ምምላእ ዶንጉ ኢንዓል ኣብክ
Tay fezizu may kmelie kolo kndzi mfzaz
kkkk mstbhal kulu gize eu zgodlekum,eti amharey mai zmelalun eti tegadalay zkedhalun bota bebeynu men dalu neta sat naeu agezuwa kkkkk simple and huge kistake
هههههههههههه ليش اخذت الساعة
ጀሪካን ደኣ ናይ ዋርሳይ ኮይና ክክክክክ ሻዕብያ
New Eritrean Movie "ፈታኒ ፈተነ" is playing now on Maico Entertainment.
ኣብ ዓለምና ካብ ዝተኻየዱ ሰዉራታት ብምረቱን ብንዉሓቱን ብጅግንነቱን ዝፍለጥ ሰዉራ ኤርትራ ምኳኑ ብዙሓት ናይ ታሪኽ ተመራመርቲ ኣብ መዛግብ ታሪኽ ኣስፊሮሞ ኣለዉ። እቲ ሓቂ እዚ ኮይኑ ከብቅዕ ግን ንታሪኽ ሰዉራ ኤርትራ ክገልጽ ዝኽእል ኣእላፍ መጽሓፍትን ተንቀሳቀስቲ ስእልታት (ፊልሚታትን) ክጽሓፍን ክስራሕን ዘይምኽኣሉ ብዙሕ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እዩ።
ነዚ ጉዳይ ዘተሓሳሰቦ ሓደ ዜጋ ብናቱ ተበግሶ ነቲ ባሕሪ ዝኾነ ታሪኽ ሰዉራ ኤርትራ "ካብ ባሕሪ ብጭልፋ" ከምዝብሃል ኣብ 1986 ብህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ዝተፈጸመት ዓባይ ፍጻመ ብመልክዕ ተንቀሳቃሲ ስእሊ(ፊልም) ኣዳልዩ ንትዓዘብቲ ኣቅሪብዋ ኣሎ።
ንኣዳላዊ ብዙሕ ምስጋና። ሃየ ድማ Like Share and Subscribe ብምግባር እቲ ዝግባእ ፍናን ንሃቦ