ህዝባዊ ዋዕላ ተመዛበልቲ ክላስተር ዓብዪ ዓዲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 153

  • @vlog_Channel-
    @vlog_Channel- Місяць тому +9

    Great, Dr. Solomon! The public needs to know the facts

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb Місяць тому +17

    Thank you so much Dr selemon God bless you ❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +13

    ደክተር ሰለሙን እኑካእ ብሰላም መጻእካ እንካእ ናብ ዉዲብካ አተካ ኪንደይ ማእሰሪቲ ገጠመካ ግን ጂግና ኢካ ኪንደይባ አብ ዚነበርካዮ ተሳቀዪካ ግን ጂግና ትግራዊይ ኢካ❤❤❤❤❤❤❤❤ናይሊቢ ጂግና❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +7

    💛❤💛❤💛❤💛❤😭😭🙏🙏እማ✋ ንዙይ✋ እዩ ትግራይ ዘፊሩሱዋ ዘለዉ እኒ ጌታቸው ረዳ አገበኛ

  • @Fantayasefa
    @Fantayasefa Місяць тому +13

    ጌታቸው ሓሽከር ብልፅግና

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 Місяць тому

      It is very true

    • @berhenegusse5587
      @berhenegusse5587 Місяць тому +1

      ዶር ሰሎሞን ኣንደበተ ርቱዕ : ካብ ዝኹሉ ናይ ፒፒ ሽግርን መከራን ወፂእካ ብቕዓትካ ኣብቅድሚ ህዝቢ ትግራይ እንኳዕ ኣመስከርካ ::

  • @alifitwi9220
    @alifitwi9220 Місяць тому +6

    Thank you @Dr Selemon for your bold words!!

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 Місяць тому +9

    መንእሰይ ተጋዳላይ ሰለሞን መኽበሪ ቃሉ

  • @ዓርሞሸሽ
    @ዓርሞሸሽ Місяць тому +8

    ደክር ሰሌ አንታ ጅግና መንእሰይ ፍትፍት አቢልካ ገሊፅካልና ካብ ሕጂ ትግራዋይ ልቢ ግዛእ ነዞም በንዳታት እውን አብዝሓፀረ ግዜውን ታአሪዮም ናብ ቤት ህንፀት ክአትዉ ኩልና ንተሓባበር። ካብ ውድበይ ወይ ንቅንቅ።❤❤❤❤

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob Місяць тому +9

    ከምዝኦም.ዝመሰሉ ጀጋኑ ሙሁራት..እንዳሃለዉስ. .ምድሪ ሰካራማት..ኒ ጌታቸዉ. ..እና ቂመኛ.ፃድቃን..በየነ በድሩ.ጉሕላ..ወዘተ .ሓቋፍካ..ምንባር..አየድልን. ነይሩ..ካባ መጀመርታኡ 💊💊💊💊⭐💊💊💊💊.ትግራይ. ትስዕር 💊📚💊

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +9

    ❤ብዘይ ደብረፅን ፍቃድ ማንም ነገር ክፍርም አይግቦኦን❤

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +7

    ❤ጌታቸው ጌጋ ክሰርሕ ክጆምር እንቶሎ ንምንታይ ብቁሉጡፍ እርሚጃ ዘይወሰድኩሙሉ ?❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +9

    ጺንአት ንሁዉሐት❤❤❤❤❤

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k Місяць тому +2

    Thank you, dear Brother proud of you. Keep it up Good work. We love you and Tigray people needed you.

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +9

    ❤ጌታቸው ሸጥዎ እዩ ግዛአት ትግራይ 40% ሚኢታዊ ካብስልጣን ክውግድ ጥራይ ከይኮነስ ብሕጊ ክጥየቅ አሎዎ ❤

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 Місяць тому +2

    አጆኻ ህዝብና እዙይ እውን ክሓልፍ እዩ! ሕውሓት ብርትዑ! God bless Tigrai!🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @michaelkidane6578
    @michaelkidane6578 Місяць тому +6

    Welcome our hero

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 Місяць тому +1

    Dr. Solomon, good to see you after long time. We don't see you on public. You are one of the people who is talented for us. You know how to talk about anything. Your communication skills are absolutely fantastic. I enjoy you listening your speak. You need to come up on public more often.
    May the Lord God give you long life to make us happy, in Jesus' precious name i pray.
    We love you.

  • @MelkamuGebrehiwot
    @MelkamuGebrehiwot Місяць тому +5

    ብመሪሕነትካ ኣዲስ ኣበባ ትመስክር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደ/ር ሰለሙን ቀፃሊ ናይ ትግራይ ተስፋ እኻ። ቀፅለሉ

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 Місяць тому

      I agree with your comment

    • @SesenHadish
      @SesenHadish Місяць тому

      ኣነ ድማ እኒዚኦምስ..ካብ ፖለቲከኛ ገይረኻ ለለየ ምባል ንቱይን ንዙይ ከይወገኑ ብሞየኦም ተዝሰርሑ ምመረፅኩ። ዶር ንስኻ ፖሮፈሽናል ምሁር ኢኻ። ስለዚ ንስኻ ምስ ቴክኖሎጂ ዝተኣሳሰሩ ምርምርን ትግራይ ናብ ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘሰጋግር ስራሕ ተትሰርሕ እየ ዝመርፀልካ። ቦታኻ እዉን ንሱ እዩ። ተዘይኮይኑ ናይ ሓደ ሙሁር ዓቕሚ ከምዝባኸነ እየ ዝሓስብ ።

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +9

    ❤ጌታቸው ከርሳም ክሕነቅ አሎዎ❤

  • @vlog_Channel-
    @vlog_Channel- Місяць тому +6

    "ዝጠለሙ ከዳዓት ነበር ማ/ኮሜቴ" እዮም ክበሃሉ ዘለዎም

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 Місяць тому +3

    Great Dr. Solomon

  • @RedaHaile-t8l
    @RedaHaile-t8l Місяць тому +5

    ኣጀኹም ሰሌ ሓቂ እምበር ሆይ ሆይ ሩባ ኣይሰግርንደ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +10

    ❤ንምንታይ ንጌታቸው እርምጃ ዘይወሰድኩሙሉ ?❤

  • @TesfayAymut
    @TesfayAymut Місяць тому +2

    ብሓቂ ብዙሕ ማዓልቲ ግዜን ሒብኩዎም ዶ/ር ሰሌ ብዝተረፈ ግና ሰፊሕን ንፁርን ጭቡጥ ዝኾነ ወያናይ አተሓሳስባን ንፁር ቃላትን ሰሚዒ ።እንካዕ ተፈጠርካ ዘብል ብሙኻኑ ዕድመን ጥዕናን ፍቅሪን ሰነያን ምስ ብፆትካን ውድብካንክኸውን እምነተይን ድልየትይን እይሞ በርትዕ።

  • @solomongebremariam4944
    @solomongebremariam4944 Місяць тому

    ብጣዒሚ ዝገርም ትንታነ ይአቀንየልና

  • @Welkayitey
    @Welkayitey Місяць тому +4

    ጅግና ሓውና ሶል ኣብ ጎንኹም ኢና።እዞም ገበናኛታት ባንዳታት ክሕተቱ ኣለዎም። ፀላእትና ኢዮም።

  • @AassgAsshbf
    @AassgAsshbf Місяць тому +4

    Think you

  • @vlog_Channel-
    @vlog_Channel- Місяць тому +5

    ግምት ናይ ፒፒ ተለኣኣኺ እዩ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +12

    እዉይ ቢሲለት አነጋግራ❤❤❤❤

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w Місяць тому +1

    Thanks my hero ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @Welkayitey
    @Welkayitey Місяць тому +1

    ካብ መርሓቲ ትግራይ ኣዝየ ዝኾርዓሉ ሰለሞን ኢዩ❤

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 Місяць тому +1

    We Respect & Proud of you WEYEN God bless you ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +3

    ❤ደ/ር ደብረፅን እንታይ ይሰርሕ ነይሩ ብጎኒ እዚይ ክፍፅም ቶሎ ንምንታይ አቀዲምኩም ዘየባረርክሙዎ ዘይተስተካክልዎ❤

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 Місяць тому +1

    Respect love ♥️ to Dr. solomon ❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡👏👏👏👏

  • @AbebaGuwalMekelle
    @AbebaGuwalMekelle Місяць тому +5

    ጌታቸው ውሒጥ

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround Місяць тому +1

    ጌታቸው ሰኽራም ከዳዕ ጠላም ሓላፍነት አይስምዖን ህዝብናን ውድቡን ኪሒድ ምስ አብይ ወጊኑ 🙉😳

  • @selemongebregziabher2806
    @selemongebregziabher2806 Місяць тому

    nice approach of the situation of tigray at this time keep it up Sol!

  • @gerhanes
    @gerhanes Місяць тому +1

    I am very impressed with your eloquent and explanatory speech. Your speech will be beyond headache to Tsadkan.
    As Tsadkan is the mastermind of this evil activities. Now the TPLF intellectuals are coming forward. It is good to see them breaking their silence.

  • @alifitwi9220
    @alifitwi9220 Місяць тому +2

    ኩቡር ሓው @Dr Solomon, ካብዙይ ቀፂልና ናበይ ኢና??
    እቲ ከዳዕ ካብ ጎንኹም ሙሉእ ብሙሉእ ክለግሰሉ ዝኽእል መንገዲ ከመይ እዩ ??
    ህወሓት ከ ካብዙይ ናበይ እያ ጉዕዞኣ? ካብዙ ዕንክሊል ወፂኣ እያ ኢልካ'ዶ ትኣምን ??
    እዚ ከዳዕ ልኡኽ ከ ብኸመይ ካብ ቦቱኡ ክለግስ ይኽእል ?? ከይተ ማላላኣና !!
    ብመጨረሻ " Please ግዜ ኣይትዉሰዱ " መግለፅታትን ሪኢዮታት ብኡዋኑ ንክትህቡ ፈትኑ።
    ትግራይ ትስዕር ✊🤔

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu Місяць тому +1

    God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️

  • @meazat.4857
    @meazat.4857 Місяць тому

    God bless you our brother 🙏 🙏 🙏 ❤️ 💙 ♥️

  • @abduahmad4167
    @abduahmad4167 Місяць тому

    Eloquent and elaborating person

  • @RedaAbebe
    @RedaAbebe Місяць тому

    ሙሩኽ

  • @HloKhosa
    @HloKhosa Місяць тому

    ጅግና ኢኻ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +2

    ከምዚይ ገሩኩምተንቱኖሉ ንቱ ሂዚቢ❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +2

    ኪበር አታ ጂግና ከሚዚይ ገሩኩም በጣጡሱዎ እቱ እተጨማለቀ ጉጂለ ኪዋረድ አለዎ😮😮😮😢😢

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +2

    ❤እዙኩሉ ጉድ ንምንታይ አቀዲምኩም ከተስተካክሉ ዘይፈተንኩም ንምንታይ እዙኩሉ ንህዝቢ ግልፂ ዘይገበርኩምዎ ? ❤

  • @Wedi-pv4go
    @Wedi-pv4go Місяць тому

    ዝገርም እዩ ብኡነት

  • @beletu7041
    @beletu7041 Місяць тому +1

    ሶል ብቁዕ ብሱል ከም ኩሉ ገድለትን ዝበዝሐካ ዘይኮንካሰ ገድለትካ ዝቀነስካ መሰተዋዐላይ ዓቢይ ተስፋ ትግራይ ኢኻ በዘይ ጥርጥር እቶም ግመዕ ግን ኔትወርክ እናበሉ ዝዛረበሉ ንባዕላቶም ዝገልፆም ይመሰለኒ

  • @mimtes514
    @mimtes514 Місяць тому +3

    Getachew Banda

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +2

    ❤እንታይ ትሰሩሑ አለኩም እዙኩሉ ግፊዒ ክፍፅም ቶሎ ንምንታይ ማስረጃ ተሓሉሊኩም ናብ ሕጊ አቂሩቡ ብሕጊ ይጠየቅይ ብግልፂ ይነገረና አሽማቶም❤

  • @NatanHabtom-b5d
    @NatanHabtom-b5d Місяць тому +1

    ካላ ኸምዚ ዝበለ አኼባ የለን መድረኽ መራሒ ጀሚሩ ብመራሒ ዝውዳእ ህዝቢ ዘየሳትፍ

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob Місяць тому

    ብስሩማ ጌታቸዉ..ምስ ጉጁሉኡ.18 ሰባቱ..ሒዙ ይኪደል.ን አ.አ./ አብ ሸግርከየእትወ...አነ ብወገነይ እዮም አብ ትግራይ እተነይሮምስ...ሞተይ ይርፅ....(ትግራይ.💊📚💊📕💊📚.ትስዕር,.

  • @Destahun
    @Destahun Місяць тому

    አንደበተ ሩተእ ዶክተር ሰሎሙን አቤት ትንተና ሰኽን ብዝበለ ብዝርደእና ትንትን አቢልካ አረዲኢኻና እሞ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ እንኻዕ ተረፍካ

  • @GhgGhgg-z8o
    @GhgGhgg-z8o Місяць тому +1

    ሰላም ኣሕዋትና ኦቶሞ ገበነኘታት ናይ ግድን ከምልጡ የብሎምን ህውሓትና ውድው ዕርፍኹም ኣስጥሙ❤❤

  • @fsdsdgwsf971
    @fsdsdgwsf971 Місяць тому +3

    ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏👏👏👏😍😍😍😍

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 Місяць тому

    ብኋይለ ስላሰ ግዜ ንመሳፍንት ፈረስ በቅሊ መቆሚ ፅላል ፣ፉሩስካ ይቀርበለን ፣ንዓቀይታይ ቆሎ ኣብ ፀሓይ፣ ናይ ሎሚ ፅግዕተኛ ፒፒ መካይን ድኳን ፅላል ይግበረለን ውፅዕ ህዝቢ ኣብ ፀሓይ

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 Місяць тому +2

    Getachew banda hashker abiy

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Місяць тому

    ናይ፣,50ዓመት ከሐድያን ን መፅነትናንይጥፍኡ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +2

    ጌታቸው ረዳ ሺንቲ ጨሪቂ አቢዪ ወይከአ ናይ ብልጺግና😮😮😮😮

  • @mulugetalemlem7659
    @mulugetalemlem7659 Місяць тому

    እዚኣ እያ እታ ሓቂ ደርሆ ጻሕትራ ትረኽባ ተንኮል እዮም ምህዞም

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +4

    ከሐዲ ፀጋይ በርሔ

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b Місяць тому

    ጅግና ሃዉና ሃቅ ሃቅ እዩ ቀፅሉሉ ህዝብ ትግራይ ዶዎል ህጅ እዩ ጌታቸዉ ረዳ ባንዳ እዩ መሃዉሩ ኩሉ ካብ ደመቀ ዘዉዱ ዝገደደ ካብ ፃድቅ እብርሃ ካብ አብረሃም በላይ ጆኖሳደራት ልገደደ ናይ አብይ አህመዴ ጆኖሳደረ በቅል ጌታቸዉ ረዳ ኮይኑ አሎ ካብ ህዝብ ትግራይ ክንቀል አሎዎ ጌታቸዉ ረዳ ምስ መሃዉሩ ???

  • @abrahamaga9416
    @abrahamaga9416 Місяць тому +2

    ዶ/ር ሰለሞን ብጣእሚ እየ ዝፈትዋ አነ ንስካትኹምኸ ከማየ ዲኹም ወይካ አነ ጥራይ እየ ናይ ጥቕሚ ሰብ አይኾነን ናይ እላማ ሰብ እዩ ካብ አዲስ አበባ ምክትል ከንቲባ አይደልን ኢሉ ቴምቤን አብይ አዲ ይበልፀኒ ኢሉ ምስ ህዝቡ ፀገማት ዝካፈል ዘሎ ወጣት ፖለቲኸኛ አዳናቒ እየ

  • @hirayndahray
    @hirayndahray Місяць тому

    ካብ ጌታቸው ገብረመስቀል ዝባሃል ምስ ሙሉ ነጋ ዝነበረ ብጣዕሚ ይበልፅ

  • @WediMemher
    @WediMemher Місяць тому

    ዶር ሰሎሞን ህወሓት ጌጋታታ ኣሪማ ንህዝቢ ዝስሕብ ሓሳባት ሒዝኩም ቅረቡ። ፀላእትኹም ዓቢይ ድፏዖም ኣውራጃዊነት እዩ። ንኣብነት ህወሓት ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ ክተመሓድር ኣይትፈቅድን። ካብ ሓደ ከባቢ ዝመፁ እያ ትሾም ይብሉኹም። እዙይ ግቡእ መልሲ ክትህብሉ ይግባእ። ብከባብያዊነት ሓሲብና ኣይንፈልጥን። ፅቡቅ ዝሰራሕና እናመሰለና ክኢላታት ብቁዓት ዝምስሉና ሰባት ንምድብ ኔርና። ሕዝ ግን ህዝቢ ዝደለዮ ክመርፅ ክንገብር ኢና በልዎ። ድፏዕ ኣውራጃዊነት ይፈርስ ማለት እዩ። ሓደሽቲ ንህዝቢ ከሰልፍ ዝኽእል ሓሳባት ሒዝኩም ምፁ። እምበር ሕገመንግስቲ ኢትየጵያ ዶ ብሄረብሄረሰባት ዝብል ዘውቀዐና ዘጨፍጨፈና ሓሳባት ሒዝኩም ደጋፊ ኣይተርኽቡን።

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 Місяць тому

    King tplf ❤❤❤❤❤King ❤❤❤King ❤❤❤🎉🎉

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 Місяць тому

    ምያስዝነው ምስኪን ሀዝብ ነው
    🥰🥰🥰😍😍😍😍😍

  • @LetebrhenFisihe
    @LetebrhenFisihe Місяць тому +1

    AJekum

  • @abrahaghebreslassie6517
    @abrahaghebreslassie6517 Місяць тому

    ❤🎉🎉🎉

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +2

    ❤tplf እዝኩሊ ጌጋ ክሰርሕ ቶሎ ጌታቸው ብቅሉጡፍ አሪሙኩም እርምጃ ዘይወሰድኩሙሉ ።ንምንታይ ብዘይ ፍቃደ ደብረፅን ይፍረም ነይሩ ? እንታይ ትሰሩሑ ነይሩኩም Tplf እዙኩሉ ክፍፅም ቶሎ ንሱክም እውን ተጠየቅቲ እኩም ❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +1

    ኪሲማእ ዘለዎ እዩ ሲምአዩ ሂዚቢ ትግራይ ጉዲካ እዩ እዚአቶም እዩም ትግራይ ንሂና ኢና እንመሪሐ እናበሉ ሙሉእ ትግራይ ዚህምሱዋ ዘለዉ አገብ ማለት እዩ😮😮😮😮

  • @GeGj-h4w
    @GeGj-h4w Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mimtes514
    @mimtes514 Місяць тому +2

    Getachew banda

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 Місяць тому

    ❤KING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT & POWERFUL TO THE PEOPLES TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ LONG LIVE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY & TPLF & TDF & STATE TIGRAY❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ Місяць тому +1

    U r such an amizong Do we stand witg TPLF , forever hiwehat

  • @abrahamaga9416
    @abrahamaga9416 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому +1

    ❤እዙኩሉ ክፍፅም እንተሎ እንታይ ትገብሩ ነይሩኩም ? ❤ኩሉም tplf ? ክልተ ዓመት ሙሉእ❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +1

    እኒ ፀጋይ በርሔ እና እኒ አባይ ወልዱ ዘባላሸዉዎ ዘበሲበሱዎ እንዱዩ ንትግራይ ዘሪሰሔ😮😮😮😮

  • @GhgGhgg-z8o
    @GhgGhgg-z8o Місяць тому

    ንጌታቸው ፃድቃን ስግምቲ ውሰድሎም

  • @RedaAbebe
    @RedaAbebe Місяць тому

    ሙርከኛ

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Місяць тому

    ❤ጌታቸው እዙኩሉ ስሕተት ክሰርሕ እንታይ ትሰሩሑ ነይሩክም 2ክልተ ዓመት ሙሉእ tplf ድሕማይ ናብ ገበላ❤

  • @awetnoor9817
    @awetnoor9817 Місяць тому

    👍👍👍👍👍❤💛❤💛🌹🌹🌹🌹

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 Місяць тому

    Wow, a POW has the courage to put down who bravely fought like that??? Only in the TPLF world!

  • @wediharegot1707
    @wediharegot1707 Місяць тому

    ናይ ምርኮኛታት ድፍረት ግን ገራሚ ዩ።
    ብርሃኑ ጁላ ከም ኣብነት 😅😅😅

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 Місяць тому

    I am surprised though! Why is tdf so silent? The group that defied the larger organization is still confusing the people. Tigray is lost germicide. Immediate corrective action is required. The focus should be Afinet or common enemy.

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Місяць тому

    መንእስ 51:16 ይትግራይ ከሓዲወሊዳ እናበለ አብፀርፊ ዝነበረ፣፣፣፣፣እዩ

  • @goitomnega1982
    @goitomnega1982 Місяць тому

    አንታ ሙሩኽ ጃጃዊ

  • @temesgen-j9v
    @temesgen-j9v Місяць тому

    ህዝቢ ነድሕን ዶ ደኣ ትብሉ ኾይንኩም ውድብኩም ኣድሕኑ በሉ ወሲኽኩም ደኣ ተሕምምዋ ከይትህልዉ እምበር

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu Місяць тому

    ምሩኽስ ንተቓለስቲ ከምዚ እሉ ይዛረብ:: ኣቤት ድፍረት! ዘይነበርካዮ ከምዚ ኢልካ ትዛረብ ኣብየት መዓት::

  • @FevenFebu-mh9sp
    @FevenFebu-mh9sp Місяць тому +1

    አቤት አቤት አቤት እግዚኦ እርምጃ ይወሰደሎም tdf አይትሸከሞ ናብ ሕጊ ይቅረብ ።

  • @beletu7041
    @beletu7041 Місяць тому

    ኤረ ጉድ ዩ ዘይተሰርሐ የለን ከመይ ዝበሉ እያቶም ደረፊ አላትኒ ነዛ ናይ ሐዚ ትልፅ እተሸፈንካያ ዘትሸፈን ሐቀኛ ያ እንተተሐብኤት ውን ተቀላዒት ያ ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ኢነትም ጋንጊሪን አብ ትግራይ ተቃሊኢ😮😮😮

  • @kirosteklehaimanotsinke4259
    @kirosteklehaimanotsinke4259 Місяць тому

    መጀመርታ እቲ ገምጋም ናይ ማእከላይ ኮሚቴ ናብ ሰባት እንከይተጣበቀ ንምንታይ ይቅረብ?? ስለዙይ ኣብዙ ክንፊ ዘለና ፅሩያት ኢና ድዩ ዝበሃል ዘሎ?? ናይ ብሓቂ ካብ ናይ ኔትዎርክ ምጥቅቃዕ ነፃ ዲኹም ነይርኹም??
    በቱይ በለ በቱይ ኩሉኹም ንናይ ህዝቢ ድሕነት ዘይኮነስ ንናይ ወንበርኩም ድሕነት እዩ። እዞም ተመዛበልቲ ወገናት ድማ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም መንከራ ካሊእ ፀገም ኣይትኹንዎም።

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi Місяць тому

    ካብእሱርቤት፣፣፣፣፣፣ናብ ሓሾት፣፣፣አባልኔትዎርክ፣፣

  • @tesfaysemere2533
    @tesfaysemere2533 Місяць тому

    መሕፈርቲ

  • @Lemishe
    @Lemishe Місяць тому

    እኛን እንደ ኢትዮጵያዊ ጠዋት ማታ የሚያሳዝነንም የሚያስገርመንም ለመሆኑ እስካሁን በመጣንበት
    መንገድ እንቀጥላለን የሚለው የአይሮ ስንኩላን
    አለመለካከት ነው
    ለመሆኑ የሰፊውን የአማራ ህዝብ
    የኢትዮጵያን ህዝብ በጥላትነት
    ፈርጆ ጠዋት ማታ ጦርነት
    እየጎሰማችሁ በምን ታምር ነው
    የትግራይን ህዝብ ህልውና
    የምታሻግሩት ?
    በምንስ ታሪክ በምንስ ሞራላችሁ
    የአማራ ህዝብ የደም አጥንት አካል
    የሆነውን የራያን የወልቃይትን ህዝብ
    በቁሙ ከነ መሬቱ ልጠቀልሉት
    የምታስቡት እነ አፄ በጉልበቴዎች
    አረ አረ ለከት ገደብ ይኑራችሁ
    ለ40 አመት ለከት የሌለው
    ባለጌ ክህደታችሁ ነው
    እንዲህ እንድትሳደዱ እንድትጠረጉ
    ያረጋችሁ አይጠቅማችሁም
    የሰፊው የአማራ ህዝብ
    የጦርነት የዱላ ችግር የለበትም
    ጥላትን አሶዶ የመቀጥቀጥ
    ችግር የለበትም አይጠቅምም
    ተብሎ እንጂ ተው ረፉ ንስሃ
    ግቡ ምክራችን ነው
    ከዚያ ውጪ ግራም ነፈሰ ቀኝ
    የወንድም የትግራይን ህዝብ
    ህልውና አርቃችሁ ልቀብሩት
    ካልሆነ የትም አደረሱም
    ዛሬ አይደለም በባንኩ በታንኩ
    ዘመናችሁ እንኳ አላዳናችሁም
    ይቅርባችሁ ለናተ የወልቃይት
    ራያ ህዝብ ለቁርሱም አበቁ
    እእንተዋወቃለን ኮሺ ፋኖ መጣ
    ቢባል የት እንደምገቡ እናቃለን
    ከደብረሲና እስከ መቀሌ
    እየቀጠቀጠ ማቅ ያለበሳችሁ
    የኢትዮጵያ መካላከያ አይደለም
    የአማራ ህዝባዊ ሃይል ፋኖ
    ነው ይህንን እየመረራችሁም
    ዋጡት ዋጡ አማራ ተዋጊዎች
    አጠገባቸው አደርሱም አለቀ
    እውነታው ይህ ነው !

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ናይ ጀኖሳይድ ግዚየ እተቃጸላ ሐጺን መጺን እቶም ጉጂለ ከምዚሰረቅው ንሂዚቢ ትግራይ አሩዱእዎ እቶ ሐጺን መጺን ካቡቱኡ ከምዚአንዎ ንሂዚቢ ትግራይ ዪፊለጦ😮😮😮😮

  • @אברהטנוגוסי
    @אברהטנוגוסי Місяць тому

    🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍👍🙏🏿