"ኣሎ ኣብ መንበሩ" ALO AB MENBERU ብ' ድን, ጠዓመ ሰጊድ።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 120

  • @swsw5226
    @swsw5226 Рік тому +23

    ኣሎ እንድዩ ኣብ መንበሩ
    ኣሎ እንድዩ ንሱ ኣብ መንበሩ ብንግስነቱ
    ማንም ዘይቀርቦ ነበልባሉ እሳተ መለኮቱ
    ዝኩ'ሉ ልሳን ልሳን ምስጋና ዝነውነወ ልበይ ትርጉም ምንባረይ እንድዩ ኔሩ ናይዚ ክብሪ ሂያበይ
    ኣዝ""""""""'""''''''''''''''''''''''''''''''''"""""""
    ኪሩቤል ሱራፌኤል ስልጣናት ደቂ ኤል ንታሕቲ ክወርዱ ይእዮም ኣማኑኤል
    ፍጥረት ወዲ ኣዳም ከመስግን ፈጣሪ ምስጋና ኣርያሙ ተጋዊሖም ምድሪ
    ስብሓት ንእግዚኣብሄር በሉ ኣብ ሰማያት
    ከምኡውን ኣብ ምድሪ በሉ ምስ ደቂ ሰባት
    ኣዝ"""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""
    ንነብሱ ኣሕሲኡ ነብስና ከፍቅር
    ጎይታ እተፈተወ ኣብ መብልዕ ማል ክሓድር
    ድምቀት ሰርጊ ብርሓን ኮኮብ ቤተሊሔም
    ሕያው ምስክር ኢዩ ክብሩ ነዛ ዓለም
    ሃሌ ሃሌ ሉያ በሉ ዕልል በልሉ
    ሃሌ ሃሌ ሉያ በሉ ዘምርሉ
    ኣዝ"""""""""""""""""""""""""""""""""""
    ስቅታ ዊሕጥዎ ምስ ሓንገደ ልቢ
    ኣእማን ቢታንያ 'ሎ ሕያው ተዛራቢ
    ክበሃል ሰሚዐ ምስተረትዐ ልበይ
    ከበይ ዘይድርግሖ ናይ ምስጋና ቃለይ
    ብግዜ ንእስነትና ምድሪ ከይመሰየ
    ሖሳእና ንበለሉ ብቆጽሊ ስየ
    ኣዝ""""""""""""""""""""""""""""""""""""""""
    ማሕሌት ሊቃውንቲ ያሬዳዊ ልሳን
    ጠጠው 'ኮ በለን ቅኔ መዘምራን
    ዜማታት ተቃንዩ ብሓባር ክዝመም
    መንኮን 'ዩ ናፊቁ ናብ ቤቱ ዘይስጉም
    ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ በሉ ንኡ መስግንዎ
    ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ በሉ ኣምልክዎ ።🙏⛪🙏

  • @MehariHabtay-mo2im
    @MehariHabtay-mo2im 8 місяців тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @neamnweldetson2247
    @neamnweldetson2247 Рік тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቖን ጥዓመ ሰጊድ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባረኽ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Рік тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን zmare melakti yesmalna ❤❤❤🙏🙏🙏💞💞💞💞💞

  • @HhdHgz-wl7ec
    @HhdHgz-wl7ec 9 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tesfomhabteze5042
    @tesfomhabteze5042 Рік тому +3

    ኣዕጽምቲ ዘጥልል ሕልናና ናብ እግዚአብሔር ዝምስጥ ጥዑም መዝሙር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣገልግሎትካ ብዝበለጸ ከተስፋሕፍሕ እመ ብርሃን ጽላላ ተንበረል ኩቡር ዘማሪ ዲያቆን ጥዓመ ሰጊድ ሓውና🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uz 10 місяців тому

    ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወና ❤❤❤❤

  • @khamisramadan6764
    @khamisramadan6764 2 роки тому +8

    ኣሜን ዝማረ ምልኣክት ድያቆን ሓውና መዛምርካ እና ሓደሩ ኢዮም ዝምቅሩ እሞ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 8 місяців тому

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina dyakon hawuna

  • @militesfahiwet7640
    @militesfahiwet7640 2 роки тому +5

    ቅዱስ አግዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይኩን ኣሜን

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል

  • @ዮህያዳፍቅሪ
    @ዮህያዳፍቅሪ 2 роки тому +17

    Back to 2016 memories🥺💖 singing while going to church. Now is 2022 time is like wind 🌬️.

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому +3

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮይለይ ዘላ

  • @ሮቤልደሳለ
    @ሮቤልደሳለ 8 місяців тому

    ዝማሬየ መላኽቲ የስመዐልና ኣሜን 🥰🥰🥰

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 Рік тому +4

    መንግስተ ስላሴ ንዘላለም ኣለም ምሕረት ናይ እግዚኣብሄር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተራዳእነት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @freyhayleab3281
      @freyhayleab3281 Рік тому +1

      @@Grmawittube ጽቡቕ ጌርካ ረኣዮ እንታይ ይብል ኣሎ መንግስተ ስላሴ ንዘላለም ኣለም ምሕረት ናይ እግዚኣብሄር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳብ ድብግል ማርያም ይብል ኣሎ ረኣዮ

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans Рік тому +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክብር ሓውና

  • @gebrengusgebremeskel9703
    @gebrengusgebremeskel9703 2 місяці тому

    Zamer malek Amen amen amen

  • @gebrehiwetweldselasse5685
    @gebrehiwetweldselasse5685 4 місяці тому

    Amen kale hiwet ysemalna zahwey

  • @tesfithadush2011
    @tesfithadush2011 2 роки тому +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому +1

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ክቡር ሓወይ

  • @ቅዱሰሚካኤልአባቴእርዳኝ

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል 🥀🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹ልልልልልልል🌺🌺🌺🌺ልልልልልልል🌺🌺🌺ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤

  • @pdstiarsema
    @pdstiarsema 5 місяців тому +1

    Zmare melaakt ysemalna 🙏🙏🙏

  • @eritreanorthodxmezmur2190
    @eritreanorthodxmezmur2190 Рік тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ኣምላክ ጽግኡ የብዝሓልካ።

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ዘላ

  • @yeebyotesfa3694
    @yeebyotesfa3694 Рік тому +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲ/ሓውና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ

  • @mebrahtukahsay
    @mebrahtukahsay Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኽቲ የስማልና ጸጉኡ የብዛሓልካ ኣምላኽ ነብስና ትሕጎስ ጡም መዝሙር ክትሰንቕ ከላ ኣብ ስደት ዝርከብ መዝሙራትካ ከይሰማኩ ኣይዉል የ ኣምላኽ ስደትና የሕጽረና ካብዚ ንላሊ ክትሰርሕ ካ ንጽበ

  • @wedieri7465
    @wedieri7465 2 роки тому +3

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና። ብጠዓሚ ጥዕምቲ መዝሙር። 🙏🏾🙏🏾🙏🏾👏👏👏

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ክቡራተይ ኣሕዋተይ

  • @christophemagassa4760
    @christophemagassa4760 9 місяців тому

    Amen amen alléluia.

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 Рік тому +1

    Eza mezmure nay wetru mezmurey iya nigho mishet iye zisema zmare melaekti yesmalna zemari teame kulu mezmuratka welfey iyom keysemaekuwom aywuelin iye hiwet iyom zhibu 🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲

  • @lichieyob9651
    @lichieyob9651 Рік тому +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓወይና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ጽላል ወላዲት አምላክ ምሳኻ ይኹን

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому +1

      ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ኣሕዋተይ

  • @ኤልሻዳይመሪፁዘክበረኪ

    እሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @gebrengusgebremeskel9703
    @gebrengusgebremeskel9703 4 місяці тому +2

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 роки тому +2

    ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን

  • @سلامهسلامه-ط5ذ
    @سلامهسلامه-ط5ذ 8 місяців тому

    Amen amen amen zemry amelk ysemalnae🙏🙏🙏❤❤❤

  • @lydia7654
    @lydia7654 Рік тому +11

    እልልልልልል ዝማሬ መልዓክት የስመአልና ጥኡም መዝሙር እድመን ጥእና የሀብካ

  • @Wintana.Kibreab
    @Wintana.Kibreab Рік тому +3

    My most favorite mezmur ❤️❤️❤️ zmare melakt yesmalna 🙏🏾

  • @angesommesfn3994
    @angesommesfn3994 Рік тому +2

    ዝማሬ ያሬድ የስመዓልና። ኣምላኽ ጸጋ ኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓውና!

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ዘላ

  • @teklhamanotsolomun5778
    @teklhamanotsolomun5778 10 місяців тому

    Amin Amin Amin zmariy melakti yesmalna

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ 2 роки тому +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓወይ አሜን !

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል ዘል

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 2 роки тому +1

    Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark D.hawna

  • @KflomMajor-y5s
    @KflomMajor-y5s 11 місяців тому

    ዘማሪ መላእክት የስምዓልና

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 Рік тому

    Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelka Diyakon hawina egziabher amlak 💒💒💒💒⛪️💒🙏🙏🙏👏👏

  • @awetteame2816
    @awetteame2816 Рік тому +1

    Amen Amen Amen zmare Melakti yesmealna

  • @jeycha733
    @jeycha733 2 роки тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ድያቆን ሓውና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብረለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 Рік тому

    እልልልልል ዝማሬ መላእከቲ የሰማዓልና ዲ/ ጠዓመ ሓወና እግዚኣብሄር ናይ ዘመንኩም ኣግልገለትኩም ይባርከኹም ንልብና ዝከፊት ንሕልናና ዝናቃቅሕ ሰሚዕካ ዝይጸገበ ሙዝሙር እዪ::

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @bisratyosief8828
    @bisratyosief8828 Рік тому +1

    Amen amen amen zimare meleakti yesmealna ♥️

  • @senaytkfle2298
    @senaytkfle2298 Рік тому

    ኣሊ እንድዩ ንሱ ኣብ መንበሩ ብንግሰነቱ ማንም ዘይቀርቦ ነበልባሉ እሳተ መለኮቱ🙏🙏🙏

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 9 місяців тому

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @kisanetyemane466
    @kisanetyemane466 2 роки тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓውና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል

  • @ኣዳምየ
    @ኣዳምየ 2 роки тому +1

    Amen Amen Amen Zmara Melakti Ysmalina Egzabiher Xegu Yebzhalkum

  • @selam801
    @selam801 2 роки тому +3

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን

  • @natsnettesfaldet6476
    @natsnettesfaldet6476 Рік тому +1

    zmare melaekti yesmalna amen❤❤❤❤

  • @ssyy8243
    @ssyy8243 3 місяці тому

    ❤❤❤❤ ኣሜንንንንን

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝፈትዋ መዝሙር

  • @fotoisackwedikidanemhret
    @fotoisackwedikidanemhret 2 роки тому

    Amenn Amenn Amenn zmare melakti yesmealna

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 роки тому

    ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤

  • @mewaeldaniel6223
    @mewaeldaniel6223 9 місяців тому

    Zmare melaekti yesmealna ❤❤❤❤❤

  • @mharetabweldemikal4565
    @mharetabweldemikal4565 2 роки тому

    ዝማሬ መላአኽቲ የስመዓልና

  • @shewityontan3548
    @shewityontan3548 Рік тому

    ኣሰይይይ ሰሚዕካ ዘይምና ክብሪ ኣምላክ ንክንዝክር ትቅስቅስ መዝሙር ዝፈትዋ መዝሙር ውን አያ ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ድያቆን ሓወና

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ

  • @xegaybereket7169
    @xegaybereket7169 2 роки тому

    ዝመረ መላክት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ።

  • @yonashaile8341
    @yonashaile8341 9 місяців тому

    AMEN. AMEN. AMEN.

  • @lemlemsengal6270
    @lemlemsengal6270 2 роки тому

    Amen Amen Amen zemarie melaketi yesmalna

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ

    ጸጋ የብዝሕ ❤🎉😊

  • @kibromaraya1224
    @kibromaraya1224 Рік тому

    Amen Amen Amen kalhwet yesmalna hawna

  • @xhvudv4292
    @xhvudv4292 2 роки тому +2

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @semhargebremichael1289
    @semhargebremichael1289 Рік тому

    Amennn zmare melaekti yesmiana

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ellllll ellllll ellllll lbi zeresrsu mezamuratka dyakon hawey zmarie melakt yesmealna nay zeben aglgulotka ybarka dyakoneyyy

  • @mersh2006
    @mersh2006 2 роки тому +1

    Zmare melaekt yesmealna

  • @fishy4331
    @fishy4331 9 місяців тому

    Amen Amen Amen, 🤲🤲🤲🤲

  • @yoniyoni4241
    @yoniyoni4241 Рік тому +1

    zemare melakite yesmlna diyakon hawena

  • @tesfalemkibreab1665
    @tesfalemkibreab1665 Рік тому +1

    Zmare melakti yesmealna kbur diakon.

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem2064 2 роки тому

    Zimare amlak yesmalna amen

  • @frtunamebrahtu2945
    @frtunamebrahtu2945 Рік тому

    Zimare melaekiti yesmealna diyakon tiame 💐💐💐🙏🙏🙏🙏

  • @meharisamuel5516
    @meharisamuel5516 Рік тому +1

    Zmarie melakti yesmalna❤❤🎉🎉🎉❤

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t 7 місяців тому

    Zemarie melakit ysmalna ❤❤❤

  • @abadimedia1651
    @abadimedia1651 2 роки тому

    አሜን አሜን አሜን

  • @kesmreka
    @kesmreka 2 роки тому

    Zmarie melaekt yesmealna!!!

  • @tvtelementube532
    @tvtelementube532 2 роки тому +1

    Zmare melaki ysmealna

  • @michaeltesfa3204
    @michaeltesfa3204 Рік тому

    ዝናረ መልእክቲ የስማዓልና

  • @awetteame2816
    @awetteame2816 2 роки тому

    Zmare Melakti yesmealna

  • @xelota_xlaley21
    @xelota_xlaley21 2 роки тому

    ዝማረ መላአክቲ የስመኣልና deykon hwey nedhrit maliskni amlke agolgolote zamnka yebrke

  • @egziabihergasayeyeu9311
    @egziabihergasayeyeu9311 2 роки тому +1

    Ellllllllllllllllllllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna

  • @paradise6047
    @paradise6047 Рік тому +1

    I miss da'gabrna we used to choose eza mezmur when the stage is ours 💔😭

    • @qdstarssiemaq.a439
      @qdstarssiemaq.a439 Рік тому

      ሳብስክራይብ ክትገብረለይ ብትሕትና ይሓትቲ ኣብ ፕሮፋይለይ ዘላ ቅድስት ኣርሴማ ትብል

  • @lichawelday1440
    @lichawelday1440 Рік тому +1

    Zemare meleket yesmana deycon hawey

  • @HelenBirane
    @HelenBirane Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤aseyyyy temsgen amlak

  • @hiwetmelake4285
    @hiwetmelake4285 Рік тому

    Amen Amen 🙏❤

  • @yerdanosamine944
    @yerdanosamine944 20 днів тому

    ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥

  • @natnaeltewelde4019
    @natnaeltewelde4019 2 роки тому

    Zmara meliakt yezmealina 🙏

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Рік тому +1

    Zimare. Melakt.yesmalna

  • @paradise6047
    @paradise6047 Рік тому +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Lifeishardwork
    @Lifeishardwork 2 роки тому

    Wellcome

  • @محمد-ب8ص9ب
    @محمد-ب8ص9ب 8 місяців тому

    Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hantihaymanot9873
    @hantihaymanot9873 Рік тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኩላኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኹም እግዚኣብሔር ይሓልኹም እንዳበልኩ ኣብዛ ቻነለይ ሳብክራይብ ብምግባር ሓጉዙኒ

  • @semharmk7495
    @semharmk7495 2 роки тому

    ♥️♥️♥️

  • @zementube9107
    @zementube9107 2 роки тому +1

    🙏🙏🙏❤💞👍

  • @user-mo3vo5jt2q
    @user-mo3vo5jt2q Рік тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 2 роки тому

    ♥️🙏

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem2064 2 роки тому

    Ellllllllll ellllllllll ellllllllll

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 9 місяців тому

    ሎቱ ስብሃት

  • @selamkiflemariam3706
    @selamkiflemariam3706 Рік тому +1

    Amen amen amen🙏

  • @Eri219fev
    @Eri219fev Рік тому +1

    ❤❤❤

  • @muluemeles7201
    @muluemeles7201 Рік тому +1

    ❤❤❤