🛑ሰባት ስለምንታይ ሃይማኖቶም ይቅይሩ ኣለው? ሓደ ሓቂ ክነግረኩም ሎሚ።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 78

  • @Aynombokretsion-so6fi
    @Aynombokretsion-so6fi Місяць тому +3

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለና ኣቦየይ ምሕረቱ ይሃበና ንዓይ ድክምቲ ጋልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ፡ካብ ሊብያ

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py Місяць тому +4

    መጀመርታ ነታ ሓቂ ብትብዓት ሰለ ዝወፃክምዎ እግዚአብሔር የክብረልና ክቡር ኣበዋይ ማዓረይ❤ ብምቅፃል እታ ሓቂ እዝያ እያ ኣነ እግዚአብሔር ምስክረይ እዩ ሳላ ስደት ወፅየ መባይለይ ነዓካትኩም ኣራኪባ እንተዘይ ትምህረኒ ኣብ ዓዲ ኣታሊሎም እምነት ከም ዝቅይር ምገበሩኒ ነይሮም😢😢 እቲ ጠንቂ ከዓ ናይ መራሕቲ ሃይማኖት እዩ ኣነ ንውልቀይ ናይ ገዛይን ከባብየይን ክምስክር ኣብ ዓድና ዘለው ካህናት ሓንቲ ቃል ካብ መፅሓፍ ቁዱስ ተሓቲቶም ኣይምልሱን እንታይ ደኣ እዘን ናይ ፆሎት መጻሕፍቲ እንተሸምዲዶም በቃ ብቁዓት ይበሃሉ ዋላ ድያቆናት እውን ከምኡ😢😢ኣብ ከባቢና ዘሎ ህዝቢ ከዓ መልኣክን ኣምላክን ጭራሽ ፈላልዩ ኣይፈልጥን ኣነ ንባዕለይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያመን ኣምላክ እያ ንሳ እያ ፈጢራትኒ ኢለ ዝተካታዕክሉ ማዓልቲ ኣሎ😢ሕጂ ኣነ ንእሽተይ ሳላካትኩም ዝፈለጥክወን ንብጾተይ ከፍልጥ ኣብ ዝሓሰብኩሉ ከዓ ድንግል ማርያም እያ ፈጣሪትና ኢሎም ይካትዑኒ ግን ክሳብ ማዓዝ እዩ ህዝበይ ክጠፍእ 😢😢😢ኣነ ወለደ ኣባት ነብሲ ኣለውዎም እዮም ግን ሓንቲ ማዓልቲ ንገዛ መጽዮም ደሃዮም ገይሮም ኣይፈልጡን ናይ ቁዱስ ገብሪኤል ጸበል ንሰሚ ኢና ኣብኣ ንከባርኩልና እውን እዝግዮ እናበልና ኢና ንጽበ በቃ መራሕቲ ሃይማኖት ህዝቦም ከምቲ እግዚአብሔር ኣባጊዐይ ሓሉው ዝበሎም ኣይገብሩን😢😢😢እረ መሊሶም እካ ደኣ ምስ ገሮበቶም ብደረት ትብእስ ይውዕሉ😢😢😢😢😢😢😢😢ሰለ ድፍረተይ እግዚአብሔር ይቅረ ይግበረለይ😢ክቡራት ኣቦታተይ እውን ሰለ ዘሕስበኒ ሰለ ዘሕዝነኒ እየ እሞ ብድፍረት ተዛሪበ ይቅረ ግበሩለይ😢😢😢😢😢

  • @merihyohanns2585
    @merihyohanns2585 Місяць тому +4

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ብፍላይ እዛ ንኸማካ ካህን ይኩን ዳቄን መናፍቅ ኢዩ እንዳበልካ ምዉንጃል ተዝገድፍዋ ጽቡቅ ነይሩ ምክንያቱ ንሓደ ሰብ ብስሚዕትካ ዝደለካዮ ወንጀል ምሃብ ዓገብ

  • @Mhretabkdusan
    @Mhretabkdusan Місяць тому +2

    ኣሜን ቃለ ህይወት የሰምዓልና❤❤❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it Місяць тому +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦኒ በእውነት እግዚአብሔር አምላክ ልቦናና ይክፈተልና😢

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 Місяць тому +1

    ቃለ ሆወት የስመዓልና ኣቦና ብእነት እዝግብሒውር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና😢

  • @FreyGebremichael
    @FreyGebremichael Місяць тому +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna

  • @YonasTeklit-t5s
    @YonasTeklit-t5s Місяць тому +1

    Amen amen amen nay behaki abona kale hiwey yesmealna nay agelgulot zemenkum amlak ybarkolkum

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe Місяць тому +2

    ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤🙏🙏ክብር ኣቦና ቃል ህይወት የስመዕልና❤❤🙏🙏

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u Місяць тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና❤❤❤😢😢😢

  • @merhawitandegergish2839
    @merhawitandegergish2839 Місяць тому +1

    Kale hiwet yesmealna amen amen amen ❤❤

  • @hiwetande6758
    @hiwetande6758 Місяць тому +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmana😢❤❤

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324 Місяць тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና🙏

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ Місяць тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና🤲😥

  • @HhhHu-o2j
    @HhhHu-o2j Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዓና ኣቦና❤

  • @beleri9119
    @beleri9119 Місяць тому

    Amen Amen Amen Kubur Abona Kale Hiwet Yesmalna a great Explanation🥰💒🙌🕊️🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 Місяць тому +3

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ይቕሬ በለልና ኣምላኽና😢😢😢

  • @KbromMehari
    @KbromMehari Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ፫ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና 🙏💖

  • @pomg122
    @pomg122 Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና🎉🎉🎉👏

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv Місяць тому +1

    ቃል ሂወት ያስመዐልና ክብር አቦና

  • @እመብርሃነይዋሕስሂወ-ደ5ከ

    ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚኣብሔር 😢😢😢

  • @AbrhamTekleab
    @AbrhamTekleab Місяць тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባ❤❤❤
    ባሓቂ እዚ እዩ እቲ ትክክል
    መራሒ እዩ መንገዲ ዘርእየካ
    ኣብግብሪ ዜሮ

  • @ሰለኩሉነገርአምላክይመሰገ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልዉልና
    ነዓና ድማ ዓይነ ልቦናን ይከፈተልና 😢🤲

  • @AkezaHagos-b7i
    @AkezaHagos-b7i Місяць тому

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ ምስትዉዓል ይዓድለና

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 Місяць тому +1

    Amen

  • @زيتونهه-ك4و
    @زيتونهه-ك4و Місяць тому

    አሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልዉልና ነዓና ድማ ዓይነ ልቦናን ይከፈተልና 😭

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 Місяць тому +1

    Qalehiwet yesmalna Amen 🙏

  • @gezakaeyoumamqi7257
    @gezakaeyoumamqi7257 Місяць тому +1

    Amen (3) kale hiwet yesmealna kbur abona egziabhier amlak xegaeu yebzhalkum ❤

  • @mursidalam4370
    @mursidalam4370 Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤ ንኹላትና
    መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር😢😢

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 Місяць тому

    ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና አብታ ቅንዕቲ እምነት የፅንዓና ዝጠፍኡ የመልሰልና አሜን 💔💔💔💔😢😢😢😢😢

  • @TadseSahle
    @TadseSahle Місяць тому +1

    ቃለሂወት የስምዓልና

  • @AwetKesete-cx5lb
    @AwetKesete-cx5lb Місяць тому

    ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና። ምሕረት
    የውርደልና እግዚኣብሄር ኣምላክ😂😂😂😂😂😂😂

  • @Genet1923
    @Genet1923 Місяць тому +1

    አሜን፫🙏🙏🙏

  • @שיואיטכחכ
    @שיואיטכחכ Місяць тому

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna edmen tenan yhabkum fetari❤❤❤

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea Місяць тому +2

    አምላኽ ይቅረ ይበለላና በጃኹም አንቁሑና ክቡራት መራሕቲ ሀይማኖት ሒማቅ እዋን ኢና አርኪቡና ዘሎ እሞ አስተምሁርና ከይንጠፍእ ሽላ ይዝንቢ ጥራይ ዘይኮነ ዘሎ ይምንጥለና እዩ ዘሎ ከከምዚ እንዳጎስጎስኩም እዚ ጥዑም ቃለ ሂወት ንሰምዖ ዘለና ደስ ዝብል እዩ ብሐደ ክልተ ሰብ ጸሎት እያ ቆይማ ዘላ ዐለም እንበር ደው ኢልና “ዶ” ምኸድና ኢና ጸሎት ቁዱሳን አይግደፈና እመ ብርሀን ንወዳ ገይራ ትባርኸና ቃለ ሂወት አብ ልብና ይኹን ሰፈሩ አሜን🙏✝️

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣቦና ብሓቂ

  • @rutamehari7991
    @rutamehari7991 Місяць тому +1

    Kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure Місяць тому

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬🥬🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna kubur abona ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn Місяць тому +3

    አነስ ሕስብ የብልሞ ናይ እግዚአብሔር ትዕግስቲ የፍርሐኒ 😢

  • @weinizerea8791
    @weinizerea8791 Місяць тому

    Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena kubur memhrina ❤❤❤

  • @miletemicheal2201
    @miletemicheal2201 Місяць тому +1

    Amen(3) qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JohniJohniTsegay
    @JohniJohniTsegay Місяць тому +1

    kela hiwet yesmealna ❤❤❤

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 Місяць тому

    ቃል ሂወት yesmelna🙏🙏🙏

  • @dioeamaregraziedio8085
    @dioeamaregraziedio8085 Місяць тому

    Mulue melsi kale hiwet yesmiama kubur haw

  • @samiberhe6051
    @samiberhe6051 Місяць тому +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና።እዚ ዝማሃርኩሙና ኣገልጋሊ ይኹን ምእመን እንተ ነተግብሮ ብቀሊሉ እምነቱ ዝቅይር ኣይምተረኽበን።በዚ ሕጂ ዘሎ ግዜ (እቶም ኣቦታት ካህናት ኣብ ክልተ ተኸፊሎሙሉ ዘለው ግዜ ህዝቢ ይብደል ከም ዘሎ ሩዱእ እዩ።ካብ ዘጋጠመኒ ከካፍለኩም።ኣብቲ ዝነብረሉ ከባቢ ቤተክርስትያን ናይ ቅ/ቤ/ክ ተዋህዶ ከም ኩሉ ኣማኒ ከይደ ይሳለም።እግዚኣቢሄር ህያብ ሂቡኒ ግዜ ጥምቀት ኮይኑ ህያበይ ከጠምቅ ነቶም ኣቦ ማለት ኣማሓዳሪ ናይቲ ቤተ ክርስትያን ንኽራዳዳእ ተለፎን ደወልኩ፡እዞም ኣቦ ካኣ ኣባት ነብስይ ምስ ዘሎ ግዜ ኣብ ካልእ ቤተክርስትያን ስለ ዘገልግል ኣይካኣልን እዩ በሉኒ።እቲ ጸገም እንታይ ምኻኑ ምስ ሓተትኩዎም(ናይ ስሕተት ትምህርቲ እንተ ኮይኑ ) ኣነ ውን ካብ እምነተይ ንኸይ ውጽእ ብምባል እየ።ንሶም ግን ናይ እምነት ፍልልይ የብላን ብምባል ፡ኣነ ግን ዋላ ኣባል ናይቲ ቤተ ክርስትያን ይኹን ኣባት ነብሲ ከይ ቀየርኩ ናይ ህጻነይ ስርዓተ ጥምቀት ከም ዘይ ግበረለይ ነጊሮም ተፋላሊና።ኣምላኽ ይመስገን ግን ኣብ ካልእ ቤተክርስትያን ከይደ ህያበይ ኩሉ ስርዓተ ቤተክርስትያን ተፈጺሙሉ።ህዝብና ኣብ ውሽጢ ቤተክርስትያን ዘጋጥሞ ጸገማት ቡዙሕ እዩ። እቶም ምእመናን ድማ ለማጽ መንገዲ ኣይንጸበ። ብድፍረት ዝተዛረብክዎ ጉዳይ ሂወተይ ስለ ዝኾነ እዩ ሞ ኣይትሓዙለይ ከመዚ ከማይ ዘጋጠሞም ቡዙሓት እዮም።

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

    Egziabher amlak yqre ybelena abona enber hmaq yu zebenu 😭😭😭🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219 Місяць тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃልህይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና❤😢😢😢

  • @HintseabTsegay
    @HintseabTsegay Місяць тому +1

    ❤❤❤

  • @Venus-VF
    @Venus-VF Місяць тому +2

    Qale hiwet yesmalna abona.ግና እቲ ኣንድምታ ቁሩብ እንዳገንጎኩም ይርዳኣናዩ ንከታድልዉዎ ግዜ፡ጻዕሪ፡መስዋእቲ ኩሉ ይሓትትዩ ግና ብዝተካኣለኩም ሓንቲ ሓንቲ እንዳገበርኩም ስደዱልና

  • @ብግዜንእስነትካንፈጣሪኻተ

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና
    ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ኣነ ውን ሰነፍ ንክንሰይ ዝተዓዘብኩዎ ንሱ እዩ ምስ ኩሉ ስንፍናይ
    ጸልዩ ይብሉና ግን ንባዕሎም ዘይጽልዩ, ጹሙ ይብሉ ግን ንባዕሎም ዘይ ጾሙ , ቅዱስ ስጉኡን ክቡር ደሙን ተቀበሉ ይብሉ ንባዕሎም ግን ?

  • @RahelAtegawi
    @RahelAtegawi Місяць тому +1

    🙏🙏🙏🙏😢😢😢

  • @HenosYonas-vx5tv
    @HenosYonas-vx5tv Місяць тому +1

    qele hiwet ysmalna abon

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan Місяць тому

    Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena egzabiher egzabiher ❤❤❤abona beyen krekbekum ykel ykewn

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 Місяць тому +1

    ሓወይ ገለ ሓቂ ትዛረብ ኣለኻ ተባረኽ ! ግን ሃይማኖትካ ምፍላጥ ዋጋ የብሉን ።ህይወት ዝኾነ ክርስቶስ ምፍላጥ ኢዩ ዘድሊ ኣንብቦ 1ይ ዮሐንስ 5 - 20 ግናኸ እቲ ወዲ ኣምላኽ መጺኡስ ነቲ ብዓል ሓቂ ኽንፈልጦ ኢሉ ኣእምሮ ኸም ዝሀበና፡ ንፈልጥ ኢና፡ ንሕና ኣብቲ ብዓል ሓቂ፡ ኣብ ወዱ የሱስ ክርስቶስ ኢና ዘሎና። እዚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ናይ ዘለኣለም ህይወትን እዩ።

    • @qusquam9815
      @qusquam9815  Місяць тому +4

      ብዘይተረድኣካ መንገዲ ሲ ሃይማኖት ገሊጽካላይ ሃይማኖት እኮ እምነት እዩ ንሱ ድማ ኣብ ጎይታናን አምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምእማንን ነቲ እትኣምኖ አምላኽ ድማ ምፍላጥ ዋጋ የብሉን ትብለኒ ኣለኻ ስለዚ አምላኽካ ምፍላጥ ዋጋ ኣለዎን ፈረቃን ከኣ እምበር።

  • @አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ
    @አቤጓልትግራይ-ጨ7ዐ Місяць тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @ደብረ-ገነት
    @ደብረ-ገነት Місяць тому

    Nay bhaki abona❤❤❤

  • @gotewmShaabel
    @gotewmShaabel Місяць тому

    🙏🙏🙏❤😥

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 Місяць тому +2

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @dawitbiedemarian5283
    @dawitbiedemarian5283 Місяць тому

    Abona Kale hiwet yesmalna

  • @ermiaskubrom8632
    @ermiaskubrom8632 Місяць тому +1

    3 ንሱ መሊሱ በሎም፡ ስለምንታይ ግዳ ንስኻትኩም ምእንቲ ስርዓትኩም ትእዛዝ ኣምላኽ ተፍርሱ ኣሎኹም
    6 ምእንቲ ስርዓትኩም ነቲ ቓል ኣምላኽ ከንቱ ገበርኩምዎ።
    9 ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ እናመሀሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።

  • @YordanosT-q4n
    @YordanosT-q4n Місяць тому

    Abona qalhiwet semalna,
    Ab xeletkom zekroni nab nsaha kidus qurban kbexh 7 amet nqrban ydelyo aleku gn ksab hiji eyweletenn 😢😢😢😢

  • @meronmiryam3684
    @meronmiryam3684 Місяць тому

    ❤amen kale hiwet yesmalna abona ane bewlkey heto alny bemintay krekbekum yekel begakum reduny.

  • @timnitfshaye4859
    @timnitfshaye4859 Місяць тому

    Qal Hiwet Yesmalna abone nihizbi kerstyan ka zestwail ayne lebona yekftlna Ezgabheri amlak 😢

  • @SenaitArefaine-s3q
    @SenaitArefaine-s3q Місяць тому +1

    Seb hayimanotu zikir difret Kihizo kelo genzeb mifikarn zimut miftaw ezien kendi eyen

  • @MerhawitemesgenIssic
    @MerhawitemesgenIssic Місяць тому

    😂😂😂😂😂😂

  • @SamartS-t8q
    @SamartS-t8q Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና❤

  • @rahwa8035
    @rahwa8035 Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና

  • @zaydzersenayZaydzersenay
    @zaydzersenayZaydzersenay Місяць тому +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmaelna

  • @eseygebar6829
    @eseygebar6829 Місяць тому

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @nahomkbrab338
    @nahomkbrab338 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @FyuhYytyuuy
    @FyuhYytyuuy Місяць тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi Місяць тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ❤❤❤

  • @HhhHu-o2j
    @HhhHu-o2j Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዓና ኣቦና❤